ኢራብ እታ ተባዕን መልክዐኛን ሰላዪት ሻዕብያ

  Рет қаралды 58,829

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
• ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер: 159
@dana.j9062
@dana.j9062 5 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ጀጋኑናን ስለቲ ኩሉ መስዋእቶምን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ክህቡና ዝገበርዎ ጽንዓትን፣ ስለቲ ተወፋይነቶም ድማ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና። 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@leomessikunaguero4697
@leomessikunaguero4697 5 ай бұрын
Erab hero 👑
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n 5 ай бұрын
ክብርቲ ጎለይ እዚ ጅግንነት ዝሃብክና ናይ ጀጋኑ ታርክ ህዝብና ብፍልም ተዝስራሕ እምነተ ታሪክ መንድቅና ኩይኑ ንወለዶ ኣስተምህሮ ኮይኑ ርእይቶይ የካፍለኩ ክብረት ይሃብኩ ሰናይ ሮመድን ሰናይ ጾም አርባዓን ይገበረልና።
@mattkelit4024
@mattkelit4024 5 ай бұрын
ብጣዖሚ ዘደንቅን ዘሕብንን ኽብር ታሪክ.
@mikes3312
@mikes3312 5 ай бұрын
OMG amazing story Eritrean girls Thanks zara chanel very good job keep it up please God bless ERITREAN PEOPLE
@SaZ-84
@SaZ-84 5 ай бұрын
Thank you ❤️ jigninet Eritrawian qalat yhaxreka ktgeltso , God bless our ppl n country 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌹🐪🐪
@SAMSam-yi2yv
@SAMSam-yi2yv 5 ай бұрын
Wwwwwwwwwwwwwwwwwwww nay bhaki erab 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 5 ай бұрын
That is why we call Eritrea is the land of those braves and heroes. This should be made into movies !!👍👏🇪🇷🌹🇪🇷🙏🇪🇷
@elisahaile7799
@elisahaile7799 5 ай бұрын
Wawwwwww Amazing ERITREAN HERO people 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tommymichael4602
@tommymichael4602 5 ай бұрын
ንዝምልከቶ አካል ፥ ብመልክዕ ፊሊም እንተዝስራሕ
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 5 ай бұрын
ዝገርም ዝገርም ዝገርም ዝገርም ታሪኽ ዓወት ንሓፋሽ
@user-px7cf1cx8p
@user-px7cf1cx8p 5 ай бұрын
wowwwwwww ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣሰይይይይይይ ረዚን ታሪኽ ናይ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gw8gc3vk2i
@user-gw8gc3vk2i 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@NahomZerhans
@NahomZerhans 5 ай бұрын
Tarik deqi ereyy qedihka aygdain yu . Eirab kea flyti ftretya newih edmen tnberelna ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@druychanel7354
@druychanel7354 5 ай бұрын
ታሪኽና ብግቡእ ንኽስነድ ናይ ኩልና ሓላፍነት ኢዩ,ሞ ኩልኻ ዓቅሚ ዘለካ ኤርትራዊ ሃየ ካብ ኣፍ,ቶም ተሪፎም ዘለዉ ኣርካናትና ንምስናዱ ተጓየ ዛራ ፍልጠት ይቀንየልና ቀጽልዎ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ሃገረይ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💒🕌💪🏽
@meazahabtemariam7966
@meazahabtemariam7966 5 ай бұрын
Thank you so much zarafltet
@musgunmhreteab4551
@musgunmhreteab4551 5 ай бұрын
This should be documented in a form of movie please , very interesting story and very nice narration .
@mihretghidey4786
@mihretghidey4786 3 ай бұрын
Eza waero ❤❤❤❤jgna erab hiji abey thelu bejaki ngerna ezi rezen tarik aznteka zey wedae you
@user-Eri
@user-Eri 5 ай бұрын
በጃኹም ሞሳ ጀጋኑ ካብ ምቅላሕ ኣይትሕመቑ።ኣዝዩ ንኡድ ስራሕ።
@koryakahsay956
@koryakahsay956 5 ай бұрын
ዘሕብን ዛንታ ደስ ዘብል ቀጽልዎ
@IssakZemikel
@IssakZemikel 4 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዘኽሪ ን ጀጋኖ ኣዲታትናን ኣቦታትናን ወትሮ ኣብ ልብና ብ መልክዕ ፊልም ኣቅርቦልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@efremefrem2400
@efremefrem2400 5 ай бұрын
ዓኽኽ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ መን አሙ ክወዳደሮ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዩ ሙ ቀጽልዎ❤
@genetgirmay7826
@genetgirmay7826 5 ай бұрын
ዋውውውው ኣዝዩ ዘሐብን ታሪኽ ኤሪትራ ❤❤❤❤
@aziebtewelde1738
@aziebtewelde1738 5 ай бұрын
Eritreawinet kbur meninet 💯💯💯💯🙏🌹🙏❤️🇪🇷❤️🌹🇪🇷🌹💪👏👍
@natnaeldesale9707
@natnaeldesale9707 5 ай бұрын
Wowww medargti albo tarik Eritrawyan Ab msnadu gn😢😢 mdre weregna Artist Halewlew zkone drama kab tserhu Tarikum sendu Ezi kulu tarik Edmiekum mulue keman serihkum aytwdewon ekum nezi twldi Halew lew zkone drsetatkum kab Texmwo Tarikawi srhat Srhu. Zelalemawi zkrn kbrn nsemaetat 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 5 ай бұрын
Very true and good point. 👌👌👍🇪🇷🌹
@ji8m012
@ji8m012 5 ай бұрын
አዚ ምክዳአ ሲ ሎሚ ትራህ ኣይኮነን ካብ ከደም ዝጸንሀ አዩ ኮገርምኮም ደኪ ህገር ኪክከደኡ ናብ ጋነን አዮም ዝልወቱ ታሪክ ይድገም አዩ ብሃኪ ኣቶም ሰባት ህገርና ሰላም ይፍተረልና ልብና ናብ ፈታሪና ይተምት ጀግኒነት ትራይ ዘይኮነ ፍርሃት ኣምላክ ኣቢ ትበብ ይሃበና አዚ ኩሉ ዘሃለፍ ስግር ንሰላም ምንባር ዶ ኣይኮነን ንምንታይ ህዝቢ አሪትራ ስካይ ትራይ ራህዋ ከ?ዝተኣስረ ጉዳዩ ትራአዩ ሃድሩ አይግብር ፍትሂ ንዘሊኣለም ኣብ መኩህ ጸልማት ንህዋትና ክንድርብዮም በት መስርቲ አሪትራ በቢ ዝመስሎም ብህዝቢ ይአሰር ይክተል ይችህፍችፍ ገድብ ዝይብሉ መስርቲ ካብ ምግዘቲ ኮ ገዲድኮም ብጃኮም ዝምልከቶ ኣካል ኮልህታ ይግበረሉ ንሰብ ተዘይፍራህኮም ፈታሪ ፍርዲ ኣለኮም ካብ ንይ ዘላለም ገሃነበሳት ዲያብሎስ ይጽወትልውኮም አዩ ኣህዋትኮም ኣይትችህፍችህፉ ናኣስህቱ ክሉአኦት ብትይት ዳረስህንኮም ደርጊ ካ ጋና ኮይኑ
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 5 ай бұрын
Zedenk hakegna Santa Eri 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹
@user-ct6vi4tg8o
@user-ct6vi4tg8o 4 ай бұрын
ኤርብ ናይ ባሓቂ ኤርብ ❤❤
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 5 ай бұрын
Nice gual 'ere jegna
@BiniamTeklemariam1
@BiniamTeklemariam1 5 ай бұрын
ታሪኽ ኤርትራውያን ነባሪዩ ነመስግን
@habtemehari1473
@habtemehari1473 5 ай бұрын
እዚ ዘሐብን ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራውያን ፣ኣብ ሜድያ መስትያት ቅልቅል ህልም ዝብል ካብ ዝብል ናብ ነባሪ ታሪኽ ንወለዶታት ክሰጋገር ናብ ጽሑፍ መጽሓፍ እንተዝጽሓፍ ምሓሸ።
@nugusearey3923
@nugusearey3923 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EriAsmara6011
@EriAsmara6011 4 ай бұрын
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት እዩ❤️🇪🇷💪
@hansgebre2712
@hansgebre2712 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danielhabte6514
@danielhabte6514 15 күн бұрын
Kab kolo titiko film kiserhu Aynina Ankiromo delewu Tarik Eritrea Aynetsifinyumo kemzitat tarik film Sirhiwo,,Thank you TiEmti dimtsi and NifiEti Terakitin❤❤🙏
@user-ws2kk8vd8g
@user-ws2kk8vd8g Ай бұрын
❤❤❤❤ ezi eyu jegnenut nay Eritrawi
@user-xt1hk5gj5u
@user-xt1hk5gj5u 5 ай бұрын
Wwww beqa qalat tesan entay eleka eka emo ketgelexome nay behaqi jeganu ❤
@habtemehari1473
@habtemehari1473 5 ай бұрын
ነዚ ከዳዕ ስሙ ዘይንገር፣ከዳዕ ከዳዕ እዩ ሰብ ክፈልጦውን ይግባእ፣ሓደጋ ከምጽኦ ዝኽእል የለን።
@bibi2961
@bibi2961 5 ай бұрын
Wawwwwww❤🇪🇷💪
@zeweberhane9947
@zeweberhane9947 5 ай бұрын
Ezi u eti hakegna tarik hzbi eritrean shaibyan 🇪🇷 zelealemawi kbri nswaitna
@yordanosghebrehiwet201
@yordanosghebrehiwet201 5 ай бұрын
አዜ ዘሕብን ታሪኽ ኢራብ አላ ዶ ብሂወት🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Aemro-w1b
@Aemro-w1b 5 ай бұрын
ዘሐብን ታሪኽ ኤርትራዊት ዋዕሮ
@biniamweldemichaelb9384
@biniamweldemichaelb9384 4 ай бұрын
Thix 👍 for history keep up thix ❤😂💯🐪💯👍🇪🇷🇪🇷
@samuelfierdos
@samuelfierdos 24 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@Eri-ef6hz
@Eri-ef6hz 4 ай бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@SamiAsmelashi
@SamiAsmelashi 4 ай бұрын
Gala ertiray jigna ❤❤❤❤
@mt.8.familymuler624
@mt.8.familymuler624 5 ай бұрын
Wawwww mgramey wedie
@settieritrea1991
@settieritrea1991 5 ай бұрын
ዝገርም ታሪክ ! ታሪክ ኤርትራዊ እንዳ ሓደረ ዘደንቅ ታሪክ :: |🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና 🇪🇷|
@kiduberye8648
@kiduberye8648 2 ай бұрын
ተሰዊኦም ንስኻ እብ ስደት አለኻ!! ህዝብኻ! እብ ኢትዮጵያን ስዳንን ኡጋንዳ ዑቅባ ሓቲ ትና ንነብር ደንቆሮ ጎሕፍ
@settieritrea1991
@settieritrea1991 2 ай бұрын
@@kiduberye8648 ዶንቆሮ ብሽምካ ባ ኣይትጸውዓና :: ኣበይ እሞ ንስኻን ከማኻን ሓሳዳት ከለኹም 😥
@seblezeray2385
@seblezeray2385 5 ай бұрын
❤❤really 💯
@tesfaldetabraham6634
@tesfaldetabraham6634 5 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤
@user-nf7tp7vw3u
@user-nf7tp7vw3u 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ji8m012
@ji8m012 5 ай бұрын
ዋውው ዝገርም አዩ ግን ከምቲ ከነነናኡ ክትወልደሉ ነርዋ ሰብ ኩሉ ካብ ኣዳም ን ህዋንን አዩ
@user-xr4zy4se5q
@user-xr4zy4se5q 5 ай бұрын
👌🇪🇷👍
@user-qi8cg3zn3x
@user-qi8cg3zn3x 5 ай бұрын
Waw
@romagebreyesus1590
@romagebreyesus1590 4 ай бұрын
ዝገርም ዛንታ።ኢራብ አብ ትነብር ሕጂ በጃኩም ሐብርና።
@habtommahari
@habtommahari 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alem2627
@alem2627 5 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🌴👍🏽🇪🇷👌🏽🌴
@KifleHabtay
@KifleHabtay 5 ай бұрын
እዚኣ ዋዕሮ ኢራብ ኣበይ ኮን ትህሉ ብሂወት ኣላ ዲያ ወይ ስዌት በዓል እዚኤን አየን ንህዝባዊ ግንባር ዘወታ ጀጋኑ እየን እንተ ሃሊያ ኣብ ኢንተርቭው እንተ ትገብሩላ ጹቡቅ ነሩ ጀጋኑና ብስራሕ ይደበሱ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natnaelgebrehiwet3873
@natnaelgebrehiwet3873 4 ай бұрын
I m proud of you 👏🏼 🥰
@tadesetfesaheye5893
@tadesetfesaheye5893 4 ай бұрын
🙏🫶👍🏼☝🏼🤲🤙🏻💯👈💙💙💙💙💐💐💐👌🤏💙💙💙💙💙💙💙Tebe Wero Erbe Bege Hezeb Bezehe Naygegenent Sereht Serh GenDelet Nay Hezeben aeneber Kab Derge Zekef Gekaney Zemele Kabe Dereg Zekefe Edele Aygeberen Bedeg Yegefgef Alo Amelk Mewaxet Yehbe 💙💙💙💙💙💙
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 5 ай бұрын
Sewrana❤❤❤
@miracilousemma1790
@miracilousemma1790 5 ай бұрын
Ezi eyu hizbi Eritrea, ezi eyu Shaebiya:: demka zefilih tarikh
@SamsomSemere
@SamsomSemere 5 ай бұрын
አቱም ሰባት ብሓት አይትዘርግሑ ኢራብ ታራ ተጋዳሊት ኢያ ስለያ አይኮነትን
@amanuelzemichael5849
@amanuelzemichael5849 5 ай бұрын
እንታይ እዩ መልእክትኻ እንታይ ማለትካ ኢኻ ተራ ተጋደልትስ እብቲ ቃልሲ አይተቃለሱን ድዮም ?
@Yodit-m8f
@Yodit-m8f 4 ай бұрын
Wawww batama das Zebel zanta
@WediakerWediaker-cs9dn
@WediakerWediaker-cs9dn 4 ай бұрын
100%❤❤❤❤❤❤awet nihafash ❤❤❤❤❤
@msgnaarayabahta9721
@msgnaarayabahta9721 5 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር ከም ufo ምስጢሩ ከቢዱ። ኤርትራዊያን ለዋሃት፡ እንተጸሊኦሙኻ ግና ሓደገኛታት። ህዝቢ ኤርትራ፡ ረዚን ህዝቢ።
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 5 ай бұрын
100%❤❤❤::
@kiduberye8648
@kiduberye8648 2 ай бұрын
እዚ ኹሉ ሓሊፉ ህይወቶም የሕሊፎም ግን ንሕና ክንስደድ,, ብዘይ ፍርዲ ክንእሰር,, ከልበትበት ክንብል ብመንቀሳቀሲ እብ ውሽጢ ሃገርና ክንቀሳቀስ ዘይክነ,, ብአንፃሩ ንርከብ::: ፍርዲ , ኮንስትራክሽን, ዘይብልና!! 33 ዓመት ልቺ , ማይ የለን ውግእ ወረ ውግእ!! መስዋእቲ ክሳብ ሕጂ!! ደናቁር!! ለኪምኩምና እባ!!!
@abrahamawet7245
@abrahamawet7245 5 ай бұрын
ኩቡራት ኣዳለውቲ ዛራ ናይ ኩሉ ግዜ ተኸታታሊኹምየ ብኹሉ ኣቀራርባኹም ካኣ የድንቀኩም ከምዚ ታሪኽ ብብዝሒ ኣስንቁና የቀንየልና
@tesfithadgu
@tesfithadgu 5 ай бұрын
ኢራብ ጓል ዃዕቲት ዓዲ ንጉሰ ኤልፉን ኣደና ጸሃይት በራኽን ❤ወትሩ ኣብ ልብና ሓፍትናን ሳንዳናን ናትና
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 5 ай бұрын
ከይሰማዕካ ዲኻ ትጽሕፍ ኢራብ ናይ ብርዒ ስም እያ ተጠቂማ 😅
@samisamawi9347
@samisamawi9347 5 ай бұрын
​​ይግርም ዩ ምጽእ ኢልካስ ጓል ኩዓቲት ዶ ጓል ዓዲ ጎቢሽ ኡይ😂😂😂​@@yadel-karneshim
@temesgentedros7847
@temesgentedros7847 2 ай бұрын
Wawwww tarik malet
@Filiggdds
@Filiggdds Ай бұрын
ጫነ ምስ በለካ ትዝ ኢልኒ ጃክ ርስያዊ ናይ ደርጊ ሰላዩ
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 18 күн бұрын
ሕሾት
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 5 ай бұрын
ዓኽ ሎሚ ካኣ ብባዓል ጆን ብላክ ክጽረፋን ክናሽዋን ይዉዕላ ኣለዋ ነዚ መዛና ኣልቦ ዝኾነ ታሪኽ ኣብ ዝኾነ ካልእ ሃገር ኣይተሰርሐን ኤርትራዊ ማለት ከምዚዩ ኢራብ እንቋዕ ብሂወት ሃሊኺ ጅግንነትኪ ኣዘንተኺ ባኣኺ ኮሪዓ ሃገርና ኤርትራ
@danielyemane3667
@danielyemane3667 2 ай бұрын
ሃላይ ጆን ብላክ ዳኣ ከማካ ኣይ ኮነንን ቦጦለኒ መሪሑ ተዋጊኡ ዘዋግአ አዩ ሕሉፍ ታርክ ህዝባዊ ግንባር ግን ብ ሓበን አዩ ዝዝክሮ ጸለመ ኣወግድ
@user-uj8gm2kx9c
@user-uj8gm2kx9c 5 ай бұрын
ክብሪ ሞጎስን ንስዋት ዓዎት ንሓፋሽ!!!
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@aslinatey6427
@aslinatey6427 5 ай бұрын
Eza jegna abeba lili eya mis
@JemalAya-dr9ib
@JemalAya-dr9ib 5 ай бұрын
Eritreannnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnn❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tommymichael4602
@tommymichael4602 5 ай бұрын
ኤርትራዊ ጅግንነት ንሰማዒ ዘይኮነ ነቲ ዝተዋሳአሉ እውን ዘገርም እዩ : ኤርትራውነት ክቡር መንነተት : ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ::
@dawitmebrahtom3680
@dawitmebrahtom3680 5 ай бұрын
ብፋላይ ኮኔረል ጫኔ ብሂወት ብኣባላት ህዝባዊ ግንባር ብሰላም ብምውጽኡ ዘገርም ታሪኽ እዩ።😊
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 5 ай бұрын
ነዚ አ ድዮም ኢራብ ኢሎማ ኢራብ ኢሎማ አለም አለመይ ዝተደርፈላ
@michltsegay9638
@michltsegay9638 22 күн бұрын
Ahhhhh ን ኤረይ ካብ ኣፍ ሓርገጽ ንምምጻአ ዘይተነግረ አምበር ዘይተገብረ የለን። ከምቲ ጂግና ወዲ ልብሱ ዝበሎ ህዝባዊ ግንባር/ህዝቢ ኤርትራ ፍጹም ዝኮነ ፍጡር ክጻወሮ ዘይከአል ጼሩ ዓወቱ ዘመስከረ ፍጡር ዩ። ስወኣትና ወትሩ ብክብሪ ዪዘከሩ።
@elshadai102
@elshadai102 4 ай бұрын
Ezi koronel chanie gin ydegagem do alo haqey malet ab jack rusiyawi nay dergie selay kea b kalie zanta u zelo
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 5 ай бұрын
ኣቃራርባ ኣይካኣልኩሞን ብታኢራብ ትብል ዜማ ክትድምድሙዋ ነሩኩም !ናይ ኣበባ ሃይለ ።
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 23 күн бұрын
ሐሰዉቲ ንሰብ አብ እስሪቤት መዋእል ትአስሩ ውድብ ሰረቅቲ መሽረፈት ጀሪካን ፎእ ጠስጣሳት
@temporary995
@temporary995 4 ай бұрын
ካብ" Revo 76 "S king ተቀዲሓ ቁሩብ ኤርትራዊ ኣስማት ብምቅነባር ዝተጻሕፈ ልበወለድ ታሪኽ ፣ሓቀኛ ታሪኽ እንተኮይኑ ኣብ ክንዲ ኢራብ ምባል ንኩርዓት ባተሰብ ሓቀኛ ስምን እተወልደትሉ ዓድን ኣብ ክንዲ ከዳዕ ምባል ምሉእ ስምን ዝተወልደሉ ዓድን እንተዝግለጽዶ ኣይምሓሸን
@user-jm3ti6ks2l
@user-jm3ti6ks2l 4 ай бұрын
Hakenia tarik eyu asmat wey adi mxewae xbuk wey fthawi aykonen beteseb nayti kadae wfuyat alewu slezi shame u
@michealkubrom7799
@michealkubrom7799 4 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ንምንታይ ብ ፊልም ዘይቀርብ
@VOLKSWAGEN-f7l
@VOLKSWAGEN-f7l 4 ай бұрын
Shim nayti kedae silemintay zeytisemyiyo weys normal hikiya eyu
@user-jm3ti6ks2l
@user-jm3ti6ks2l 4 ай бұрын
Nay bhaki eyu beteseb I kea wfuyat nierom ykewun des ayblen eyu
@amanamigo6099
@amanamigo6099 5 ай бұрын
Wawww entay emo kalat zeybley nebie behagos korie kea
@meharigebru4079
@meharigebru4079 5 ай бұрын
eza jigna waero Erab hji ke abey ala bejaki melieki ngetna
@TefitOdem-nh6dl
@TefitOdem-nh6dl 5 ай бұрын
tesewia 1 wilad alewa
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 5 ай бұрын
​@@TefitOdem-nh6dl bjignineta nzelalem ktzker tnebr.🕯🙏🇪🇷
@semretberhe3092
@semretberhe3092 4 ай бұрын
Scandinavia
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 4 ай бұрын
Where is she now ❤
@abebekesete
@abebekesete 5 ай бұрын
ምልክትኩም ሎጎ ናይ ብልጽግና ይመስል
@saideyessuf2503
@saideyessuf2503 4 ай бұрын
B haki Erab abey teheluw?
@ASTERYakob-z6f
@ASTERYakob-z6f 5 ай бұрын
Zeytenagre ember zeytegabres ylen. Kemeu sele zikone eyu kea asa nmtefae bahei mnxafu zebele hayleselase.
@AlganeshTekle-lh5rf
@AlganeshTekle-lh5rf 4 ай бұрын
አዚ ካበቲ ባሂሪ ብ አዩ አምበር ናይ ባል ነብያይት ንባል ኮለነር ቡስሁ ቀቲለን ገዘን ብሙሉአኡ ገዲፈን ንመዳ ኣይወሳን ዲየን ግንከኣ ቡዙህ ክዝረብ አይተካለን
@saramicheal7561
@saramicheal7561 4 ай бұрын
Ezi kan bahri bechelfa eyu emo nesenido . Tarik deki sebat eyu keteblom zagerem .
@BiniamGebremicahel
@BiniamGebremicahel 4 ай бұрын
Ezi Ethiopiawi kem zeteketle Ab 1984 Ab Sheda tv alo kemey eya eza guday
@user-hm5no3cr4n
@user-hm5no3cr4n 5 ай бұрын
ካብቲ ቃንዛ ሰብ ግን ኢራብ ቁንጭል ኣቢላ ልዕሊ መትከል ሕልና ቀቲልካ መትከል ምንጋስ ሰብ ዘይክእሎ ግን ድማ ክዉን ታሪኽ 'ዩ 'ሞ ፣ ዘልኣለዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ፡ ክብሪ ድማ ነቶም ሰብ ቅያ ።
@natnaelhabtom8138
@natnaelhabtom8138 5 ай бұрын
ታይ ሞ ሸዓብያ መኻን ኣእምሮ 🤣🤣🤣ዚ ኩሉ ንኢሰያስን ስድርኡን ኮይኑ
@Fyon686
@Fyon686 5 ай бұрын
Baelege
@wegihtata3475
@wegihtata3475 5 ай бұрын
ረሳሕ ሓንጎል ባዕለገ
@user-jm3ti6ks2l
@user-jm3ti6ks2l 4 ай бұрын
ኣታ ወዲ ሽዋተ ነቃዊት ቡዳ
@alem2627
@alem2627 4 ай бұрын
ዓፋፍ ሃመማ ኢኻ! ፎእ!
@yonasabrham3211
@yonasabrham3211 Күн бұрын
Tarik tarika u kem ztemeka mxbbag ab tarik gega u hzba wi gnbar wey msana tewedeb wey sdraka muluei knexntom ena bmbal bhayli seb ywdbu nerom yom
@hailetekle6023
@hailetekle6023 2 ай бұрын
ክላ ዓሻ ኢያ ኢዚኣ።ንሻዕብያ ክትብል ኢሞ ከ ንወዲ በራድ።ሕማቅ ኢያ
Throwing Swords From My Blue Cybertruck
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 11 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,3 МЛН
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
ጉዕዞ ናጽነት - Guezo Natsinet
38:05
Eri Meskerem
Рет қаралды 10 М.
"ኣቡኡ የለኹን" ደብዳቤ-ፍቕሪ
9:21
ጓለ'ቦኣ
Рет қаралды 4,3 М.
Abo Sewra Abona Ato Weldeab WeldeMariam (R.I.P)
23:46
Rim Entertainment
Рет қаралды 28 М.
Throwing Swords From My Blue Cybertruck
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 11 МЛН