ኢራን ስለምንታይ ስቅታ መሪጻ?

  Рет қаралды 22,403

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 60
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 2 ай бұрын
ፋኒ ነዞም ኣብ ኤርትራ ትግርኛ ኣብ ሱዳን ኣዕራብ ዝኾኑ ንሕና ኣሕዋትና ንብሎም ንሳቶም ግን ብጽልኢ ዝጥምቱናን ዝሃድኑናን ኣሕዋቶም ሞስሊምን ሃገራት ኣዕራብን ምዃኖም ኣብ እዝንና ዝድርጉሑልና ተሃንዲዶም ናብ ጓህሪ ክኣትዉ ኣይትድፍኣዮም።ንሕና ግን ነቲ እንኮ ሓውና ጎረቤትና ህዝቢ ትግራይ ሓውና ክኸውን ዘየፍቅዱልና ግን ብንፉሳት ምስሉያት ኣሕዋትና ዘድፈሩናን ሕጂ እውን ምስትውዓል ክንመሃር ይግብኣና። እስራኤል ትሃሉ ንሕና ክንህሉ ጉዳይ ሩስያ ጉዳይ ምልኪ እምበር ጉዳይና ኣይኮነን። ኣታ ጅግና ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ን ተጋሩ የሕዋትና ክንብሊም ከለና ቆለጭ ኢሎም ዝሓርቁሉ ምኽንያት ኣብ ውሽጦም ተጠጂኡ ዘሎ ጥሙሕ ከይፈሽሎም ኢዩ ምኽንያቱ ንሕና ምስ ተጋሩ ሰላም ጌርና ከም የሕዋት ክነብር ተጀሚርና ኣይኮነን እዞም ገለገለ ሞስሊም ዓድና ኣምሓሩ ከማን ይፈርሑ ኢዬም ምስ ተጋሩ ሰላም ተጌርና ብቁጠባ ይኹን ብቋንቃ ብኹሉ ዝኽእለና የለን ነዚ ስለ ዝፈልጡ ከኣ ኣምሓሩ ይኹኑ ዓረብ ዝሓስቡን ክንፋቀር ኣይደልዩ መዋእልና ደም ክንፋሰስ ኢዬም ዝደልዩና ምስ ተጋሩ ሰላም ተሃሊና ዓብለልቲ ኮይና ቁጠባ ክንመርሖ ሙሉእ ዓቅሚ ከም ዘለና ይፈልጡ ኢዬም።ስለዚ ናይክልቲኡ ተዛራቢ ትግርኛ ሰላም ዘይደልዩ ኣምሓራውነትን ዓረባውነትን ከንግሱ ዝደልዩ ሑቡኣት ኣለው።እቲ ገሊኡ ትግርኛ ተዛራቢ ከኣ ብዕሽነቱ ምስኦም ንጥፍኣቱ የጣቅዕ ኣሎ።
@amsterdam1497
@amsterdam1497 2 ай бұрын
Aye nska tegaru da ezi agame endalka bhaxin zqetelkayom nska ember nhna moslim ms tegaru xli yeblna wala dem knsamamae nhna nsamamae ms tegaru
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 2 ай бұрын
​@@semharkahsay1946 ሓቅኻለኻ ኣበይሞ ገለገለ ዘለዉ ህላወ እስራኤል ህላወና እዩ ይብሉሞ ህዝብ ትግራይ ድማ ክፀንት ኣለዎ ይብሉ ብኸመይ እኻ ክተረድኦም ድንፁዉ ይብለካ ።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 2 ай бұрын
yes❤።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
@@dsegtjioojgvvfv ጽቡቅ ኣለኻ ሰባት ንፈላለ ኢና ንኣብነት ገለ ሰብ ከም ናይፈረስ ንቅድሚት ጥራይ ዝርኢ ኣሎ ገለገለ ከኣ ነገራት ብ ኣርባዕተ መኣዝነም ይሪኦም ሽዑ ረብሓታቱ የለልዬም እቲ ከምፈረስ ንቅድሚት ጥራይ ብሓሳብ ዝሃልል ብሓንቲ ኩርናዕ ሪኡ ሃሊሉ ንባዕሉ ኣብ ደልሃመት ኣትዩ ንዓኻ ይልክመካ ።እዚ ኢዩ እቲ ጸገም።
@YafetYared-o7q
@YafetYared-o7q 2 ай бұрын
እስራኤል ጀጋኑ እየም በሓቂ ሰብኡት ቀራጻት ዓለም ትም ከምትብል ገረማ
@almazgebrewold7960
@almazgebrewold7960 2 ай бұрын
🇵🇸🇮🇱🇵🇸🇮🇱🇵🇸🇮🇱🇵🇸🇮🇱🇵🇸🇮🇱🇵🇸🇮🇱🇵🇸🇮🇱🇵🇸sono fratelli they are brothers.
@LovelyChowChow-ns1np
@LovelyChowChow-ns1np 2 ай бұрын
​@@almazgebrewold7960🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ 2 ай бұрын
ኢራን ዓቅም ይብላን ፍከራ ጠራይ እያ እዞም ጀልጃልት ዓቅም ይለን😅😅
@LaylaAnas
@LaylaAnas 2 ай бұрын
Ata donqoro American European kee nabey gedikayo
@yordanosasmlash3443
@yordanosasmlash3443 2 ай бұрын
ኣምላክ ኣለዋ ኢስረኢል ናይ መውዲኢታ ኢታ ኢስርራኢል ክትዕወትት ኢያ
@muluemeles7201
@muluemeles7201 2 ай бұрын
ኢራን ትፍክር እስራኤል ትድክር 😅
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 2 ай бұрын
Well come fani 👍
@muluehanis9331
@muluehanis9331 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ibrahimomerdin7395
@ibrahimomerdin7395 2 ай бұрын
Ay daqii adinaa hasawtii
@amsterdam1497
@amsterdam1497 2 ай бұрын
Sakt eyom eziom aslamn krstnan Ab Eritrea hade akal ena nezom teqamorti aytgedeselom
@angosomhaile9845
@angosomhaile9845 2 ай бұрын
ሂናይ ድኣ መሎኮታዊ ሓይሊ ድኣሞ ናይግድን ። ናይ መጀመርታ ናይ መወዳእታን እስራኤል ዝብል ትምቢት ክፍጸም ናይ ግድን ይኾውን፡።
@desbelezewde1815
@desbelezewde1815 2 ай бұрын
Aslamay SEB hred qtel Belo xelai krstyanat eyu aslamay gzie enterekibu nkrstyan nmtfae deqisa hadira atfeltn
@almazgebrewold7960
@almazgebrewold7960 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ShidenMsgna
@ShidenMsgna 2 ай бұрын
ጎይላድ ይፍክር ? ዳዊት ይጭፍጪፍ ።ኣምላኽ እስራኤል ኣይድቅስን ኮቶ'ውን ኣይታኸስን❤❤❤
@mahariteklu1317
@mahariteklu1317 2 ай бұрын
ፋኒ ኣብ ኢስራኤል ኣትያ ቅንጸላ ከተካይድ እንተደልያ ኣብ ኢስራኤላውያን ጸቢብ ዕድል ኩሉ ኢስራኤል ወተሃደር ኢዩ
@tikueniguse2275
@tikueniguse2275 2 ай бұрын
እቲ ንእስራኤል ዝሕሉ ኣምላኽ ኣይድቅስን ኣይታኸስን እዩ።
@Moral-Nhzbey
@Moral-Nhzbey 2 ай бұрын
Fuluy amlak alewom dyu ? Et amlak ke hxanat ktelu dyu zblom malet ?
@amaribrahim7178
@amaribrahim7178 2 ай бұрын
Kndy amlka dyo zelo
@daneilafewerki8244
@daneilafewerki8244 2 ай бұрын
@@amaribrahim7178ezom xere krustos ksuruwo zey kalu goyta ab mexuhaf qudus merixuwa alo ms Israel zey kenu ms goyta eyom zbasu zelewu eti qelu zbelkayo ka hamas zemxuo ember nay Israel xegem ay kenen
@amaribrahim7178
@amaribrahim7178 2 ай бұрын
@@daneilafewerki8244 xele nay islmna dyo endi amlka isreal gele keblo neryom yethwawsk kndy amlka alo
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 2 ай бұрын
Enko be selam mexka fani bro 💙 ❤
@amaribrahim7178
@amaribrahim7178 2 ай бұрын
Hagzi nay amrican Eruopan yerayk yelen dyo bezy bom hanti aymgbrtn
@EllaLloris
@EllaLloris 2 ай бұрын
Merhaba fne hawey💙💙💙
@LukasGebrehiwot-do6wq
@LukasGebrehiwot-do6wq 2 ай бұрын
I guess so
@yoditembaya3722
@yoditembaya3722 2 ай бұрын
ኢራን ከም ዳይኖንሰርን ኮሮናን ክትጠፍ ኣለዋ ምኽንያቱ ንሳ'ዉን ንእስራኤል ክድምስሳ ኢየ ስለ ትብል ኢያ ።ስለዚ ከመይ ጌይርና ንኢራን ጹቡቕ ንምነ።
@Daniel-dl1hk
@Daniel-dl1hk 2 ай бұрын
እቲ ዝበልካዮ ምጥቅዓቲ ሚሳየል ኢራን እስራኤል ንበይና ተስዓን ሸሞንተን ሚኢታዊ ንበይና ኣየምከነቶን ንሳ ኣርባዓ ሚኢታዊ ጥራይ ኢያ ክትካላኸል ኪኢላ እቲ ሱሳ ሜታዊ ኣመሪካ ፈረንሳ እንግሊዝ ዮርዳኖስን ኮይነን ብሓባር ኢየን ኣምኪነነኦ ትፈልጦ ዘይብልካ ብናይ ዉልቃዊ ስምዕትካ ን ሻራዊ ሚዛን ኣልቦን ዘይሕቅነታዊን ምዃን ንክብርኻን ትንታነ ሚድያ ምደብካን ዝሕስርን ዘውርድን ኢዩ እምበር ከምጽኣልካ ዝኽእል ረብሓ ይኹን ህቡብነት የብሉን በጃኻ ሻራዊ ን ስምዒታዉን ኣይትኹን ኢኻ
@mebrimebriy
@mebrimebriy 2 ай бұрын
ዘይተሳኸአ ሙኮራ ኢራን ዳግም ዘይሳኻዕ እንተኾይኑ ናይ ዓለም መሕፈሪ ኮይኑ ስለዝረኽብዎ ክልተ ጊዜ ክሐስቡ ይገብሮም።
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 2 ай бұрын
👍👍👍👌👌👌
@ykalooooo8999
@ykalooooo8999 2 ай бұрын
ክኽክክክክክክጅ መባሲ ፈሪሃ kkkk
@Awelker.sied23
@Awelker.sied23 2 ай бұрын
Hesoti aytizareb 7agerat eya tiwaga ala mi amerca
@yusufomer3594
@yusufomer3594 2 ай бұрын
ኤስራኤል ብዘይ ናይ አመሪካ ደገፍ ንሓማስ እኳ ከተሽንፍ ዘይትክእል ደካማ ሃገር እያ ንስካ ግና ዓይንኻ ብጨው ሓጺብካ ነታ ካብ ሑቅፊ አመሪካ ወጺኣ ዘይትፈልጥ ድክምቲ ኤስራኤል ሓያል አይተምስላ
@ibrahimomerdin7395
@ibrahimomerdin7395 2 ай бұрын
Natom zayhasbu zayfaltu komu gayirkaa nigaromm
@senaywedey9339
@senaywedey9339 2 ай бұрын
Ehi fnan dengyomka dyom 😂😂😂
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 2 ай бұрын
Fithi nhzbi Eritrea
@amirwedihame9475
@amirwedihame9475 2 ай бұрын
ኣታ ለክባት ኡሱብ ናይ ሕውሓት እቲ ሓቂ ተዛረብ እስራአል በይና ክትዋጋእ ዓቅሚ የብላን ብኣመርካን ኤሮባን ተደጊፋ ከማን ነቲ ኣብ ውሽታ ዘሎ ዕጡቅ ሓማስ ክትስእሮ ኣይከኣለትን
@habtemariamkbret3406
@habtemariamkbret3406 2 ай бұрын
Funan gidef do ayterasina Israel einako zelens
@tesfeab4403
@tesfeab4403 2 ай бұрын
Fnan aytkesksa endo xbuk ferihatlna ala Iran 😅
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 2 ай бұрын
İran tegebero wala hade yebelan 44.
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 2 ай бұрын
ኤርትራ ልኣላዊት ናይ ህዝቢ ትግርኛ እያ ናይ ዓረብ ውክልና እስልምና ኣይምልከተና ናይ ጽዓዱ ውክልና ክርስትና ኣይምልከተና ኤርትራ ዩንቨርስቲ ሆስፒታል ኢንተርነት ኤልክትሪክ ምዕባለ ብልጽግና እዩ ዘድልየና
@peacelove1806
@peacelove1806 2 ай бұрын
ብዘይ ምኽንያት ኣይኮንኩን ኣስላማይ ይፍክር እስራኤል ክኣ ትድክር እዩ ዘሎ እቲ ወረ ዝበልኩ ::
@almazgebrewold7960
@almazgebrewold7960 2 ай бұрын
@@peacelove1806 🇮🇱🇵🇸🇮🇱🇵🇸🇮🇱🇵🇸🇮🇱🇵🇸🙏🏾🇵🇸💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇵🇸🇵🇸💙🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇵🇸🇵🇸
@desbelezewde1815
@desbelezewde1815 2 ай бұрын
Eti nisrael zhlu amlak aydqsn aytakesn MS men kemzwagu kfeltu alewom Israel seb tesfa SEB kidan eyom kula alem MS men krtwagae zela tflet
@ArkanEritrea
@ArkanEritrea 2 ай бұрын
Aynay amlakh eyu
@shishiAlexander
@shishiAlexander 2 ай бұрын
ኣንታ ፍናን ነዛ ኢራን ሃንየ ክትብል ኣራሲንካ ወዲእካያ ደሓር ካብታ ሞቅሎ ክትስክትታ ደሊካ እንበር
@Salh-wr5dq
@Salh-wr5dq 2 ай бұрын
ኣነ ኣይትሓዙለይ ትግረኛ ማለት በቃ ካብ ሓቀይ ዝራሓቀ ሰብ ማለት ኢዩ ኢስራኤል ትባሃል ሃገር የላን ኢስራኤል ማለት ኣመሪካ ኢዩ
@worldwide-my5qp
@worldwide-my5qp 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@brobroboy
@brobroboy 2 ай бұрын
እመነኒ ዓረብ ዝብሃል ሃይማኖት የለን። መስሊም፡ዝበሃል ሃይማኖት ግን ኣሎ። እስራኤል ትበሃል ሃገር ኣላ። ግን ዓረብ ኢና በሃልቲ ከብልዓዓ ምስ ኣባሃቆቋ ኣመሪካ ኣብ ጎና ክትሕግዛ ግድን ኢያ። እስከ ሓንቲ ኣስላማዊት ሃገር ንእስራኤል ራስ ብራስ ትስዕራ ትግጠም ኣመሪካ ኢዳ ምኣከበት። ኩሉን ብዓለቴውነት፡ ከፈኣኣ እንተደልየን ደኣ ግድን ኢያ ሓገዝ ክትደሊ ክትሓትት ክትሕገዝ። ስለዚ ታሪኽ 6 ሃገራት ኣስላም ኣይትዝክሮን ዲኻ ኣብ ውሽጢ 6 መዓልቲ ክክክ ስለዚ በይና ክትገጥም ትኽእል ኣስላማዊ ሃገር እንተላ ሃየ። ተኣኪብካ ደኣ እሞ ኣኮነን ንእስራኤል ዓለም፡ብዓለማ ተዕኑ።​@@worldwide-my5qp
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r 2 ай бұрын
ከምዚ ከማኻ ከኣ ኣስላም ማለት ፈኸራ ጥራሕ ኢልና ክንድምድሞ 😂 ፈከርቲ
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 2 ай бұрын
እታ ትኣምና ሩስያ ብዩክረን ስለዝፈረሰት።
@almazgebrewold7960
@almazgebrewold7960 2 ай бұрын
???????????
@AbrahamAhforom-v3h
@AbrahamAhforom-v3h 2 ай бұрын
God bless israel 🇮🇱
@mebrimebriy
@mebrimebriy 2 ай бұрын
ዘይተሳኸአ ሙኮራ ኢራን ዳግም ዘይሳኻዕ እንተኾይኑ ናይ ዓለም መሕፈሪ ኮይኑ ስለዝረኽብዎ ክልተ ጊዜ ክሐስቡ ይገብሮም።
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 4,9 МЛН
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,6 МЛН
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,9 МЛН
ሳዳም ሑሴን ዓለም ዘንቀጥቀጠሉ እዋን
34:29
Fnan App Infotech
Рет қаралды 123 М.
ናይ ሓሶት ሃይማኖታውያን መራሕቲ
10:26
Fnan App Infotech
Рет қаралды 10 М.
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 4,9 МЛН