"ኢሰያስ ጽቡቕ ክሰርሕ እንከሎ፡ መርሓባ ንበሎ" ዶር. ተስፋማርያም መሓሪ

  Рет қаралды 2,236

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 100
@peacelove7861
@peacelove7861 18 сағат бұрын
Sorry dr Tesfamariam,ISSAYAS AFEWERKi, He is not a politician he proved normally he hasn't the abilities , he got an experience to dictate and a feudal leadership he is more of local leader or keble. Please from educated person ,you have to be articulated by saying a nation(hagger) and villages ( aedi).
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 13 сағат бұрын
ዶ/ር ተስፋማርያም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓደ ካብቶም ኣለዉና ንብሎም እካ እሞ ፈጣሪ ኣብ ጎንካ ይኩን ።
@woldeamlake.7019
@woldeamlake.7019 14 сағат бұрын
Dr. Tesfamariam I think you are at the era of September 2001., but today most Eritreans at this time they don’t have any hope from this evil regime. We just need regime change 100%, we don’t need any reform.
@merhawigebrezigabher3217
@merhawigebrezigabher3217 19 сағат бұрын
ስቅ በል ፍሩስ ርእሲ
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 18 сағат бұрын
ንስኻ ኢኻ ፍሩስ ርእሲ:: እዚ ሰብኣይ መምህር ናይ ዩንቨርስቲ ዩ:: ርእሲ ይሃንጽ እምበር ደይከማኻ ድሑር
@ltesfai197
@ltesfai197 16 сағат бұрын
ኣኽሊሉየ ሓቅኻ !! ይቕሪታ ድፍረት ኣይሰማዕካ !!!!!!! ካባኻ ፈሊጠ ኣይኮንኩን።ካባይ ኣዚኻ በሊሕን ብዓል ኒሕን ምዃንካ ተረዲኡኒ ኣሎ ። ግን ተሰሚዑኒ እቶም ተዳናጊሮን ነይሮም ሕጂ ዝተጣዕሱ ይህልዉ ይኾኑ እሞ ፡ንሶም እቶም ናትና ከኣ ከይነጥፍእ ኢለ እየ ። ኣይፈልጠካን እየ ምናልባት ብዕድመ ኣዲኻ ይኸውን ። ብሩኻይ ኩልና ዝተፈላለየ ቁስሊ ኣሎና። ይስመዓና እንድዩ ፡ ግን ስንና ንንከስ እሞ ክንክእሎ ኢና !!!! መንግስትና እኳ ናይ ኩላትና ናይ ዝመጽእ እንዳሓሰበን ንቕድሚት እንዳጠመተን ፡ መገዲ የማን ሒዙ ዘሎ ዝጎዓዝ ዘሎ ። ንሕና ከኣ ኩልና ንስዓቦ ። ገበነኛ ከኣ ግብሩ ባዕሉ ክኽፈሎ ። ናትና እንተኮይኖም ጥራይ ይመለሱ ፡ እቲ መንግስቲ ድያብሎስ ዝስዕቦ ኤርትራዊ ኣይሃልዎ ። እግዚኣቢሄር ብኩሉ ዘድየካ ከም ፍቓዱ ይምላልካ ።ይባርኽካን ይሓሉኻን ። ኣምላኽ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ካብ በላዒ ብልዒ እንዳኣውጽአ ክሳብ ኣብዚ ዝረድኣና ። ንመራሕትናን ንመንግስትናን ንሰራዊትናን ብሓፈሻ ህዝብናን ምድርናን ሕጂውን ኣብ ቅኑዕ መገዲ እንተሃሊና ፡ንበላዕቲ ኣሕሊፉ ኣይህበናን ። ኣሜንንንንን ኣሜንንንንን ኣሜን።
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 15 сағат бұрын
@ltesfai197 እቲ ድፍረቶም እምበር በዛ ረሳሕ መልሓሶም ዓበይቲ ሰባት ከርስሑ ሕንኽ ኣይብሉን ዮም:: ዓሌቶም ምሉእ ተሰዲዶም ንሰራዊት ኤርትራ ከካፍኡ ንምሁራት ክዝልፉ ምልክት ስዕረቶም ዩ::
@gmbarxorona2655
@gmbarxorona2655 3 сағат бұрын
ABAQ
@araedombahram4150
@araedombahram4150 3 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ገይሩ ዶክተር
@peacelove7861
@peacelove7861 18 сағат бұрын
He has an orphan attitudes.
@yonikifle5101
@yonikifle5101 2 сағат бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ።
@maekelekichin6702
@maekelekichin6702 18 сағат бұрын
meas dea isyas xbuk serihu yfelt
@GEO.16
@GEO.16 2 сағат бұрын
መንግስቲ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ይብል ኣሎ ስሙዕለይ ገጽካ ትከወል ባርያ ኣብ ኤርትራ መንግስቲ የለን
@MichaelHagos-e8c
@MichaelHagos-e8c 17 сағат бұрын
Dr Tesfamariam nay bhaki mesfin hagos sleztezarebe iyu mis Ethiopia kab mihiwas akaritswo ilka tiamin zeleka mesleni
@eliasmerhazion8087
@eliasmerhazion8087 Сағат бұрын
"...ንሕናኸ እ ን ታይ ጌርና" ??? ፍጹም ክርድኣኒ ኣይከኣለን !!!
@ltesfai197
@ltesfai197 16 сағат бұрын
እወ ሓቅኻ ፡ነቲ ጽቡቕ !!!!! ጽቡቕ በል ነቲ ጌጋ ከኣ ተጋግየ/ተጋጊና ምባል ናይ ኣምላኽ እዩ ። ናይ ሓቂ ኤርትራውያን እንተተመልሱ ናይ ብሓቂ ምምላስ ምጥዓስ ደኣ ይመለሱ እምበር ፡ መርሓባ ዝብል ህዝብን መንግስትን እዩ ዘሎና ። ቀጽሎ !!!!!!! ብሩኽ ኢኻ ደሓር ከይትጠዓሱ ሕጂ ተመለሱ / ንመለስ።
@segank3747
@segank3747 19 сағат бұрын
እዚ ሰብአይ ናይ ሙሁር ዶንቅሮ ዶክተር ሐሳዊ ዘየለ ዝነብር????
@hadnetchanel3485
@hadnetchanel3485 19 сағат бұрын
Ygermeka eyu iseyas wala hanti
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 18 сағат бұрын
​@@hadnetchanel3485 ኢሂ ትግረም ፖሎቲካ ዩ ድዛረብ ደሎ:: ከምዚ ከማኻ photo show ክዛረብ ደልኻዮ
@araedombahram4150
@araedombahram4150 3 сағат бұрын
ንስኻ ኢኻ ደንቆሮ ዶክተር ጽቡቕ ኣሎ ን ኤርትራ ዘድልያ ሓያል መንግስቲዩ እዚ ድማ ይመጽእ ኣሎ።
@tesfitfishaye3717
@tesfitfishaye3717 19 сағат бұрын
"ካብ ምህሮ ኣእምሮ" ዝብል ኣባሃህላ ኣቦዋት ናይብሓቂ ብግብሪ ኣብዚ ሰብኣይ ሪኤያ!
@nabagade-i7z
@nabagade-i7z 17 сағат бұрын
ንምታይታይ ካብ ጁቡትይ ክንማር ዘይካአለና የህዚን ኢዮ ክትርይ ፅልኢ ሀይማት ከም ሀፅያዊያን ንምታይ ምሰ ጎሮባብትና የመን ሱዳን ጁቢትይ ዘይንማሀር አፈርካ ርሰዑኦም ቅድምየ ነፃነት አብ ግዘየ አይፈልጡናን አይንፎልጦምን የረትርይ ጃባር ሰላም ሰዳን የመን ጂቡትይ የረትራ የምፅየልና ኢንሻአላህ ኢረትርን ጃባርን ❤❤
@BerhaneSelemun
@BerhaneSelemun 5 сағат бұрын
He very smart a person
@araedombahram4150
@araedombahram4150 3 сағат бұрын
ረስዓዮም ነዞም ድርባያት ኢሳያስ ብ100% ይሓይሽ ጽቡቕ ዘረባ
@beyenebokre2584
@beyenebokre2584 13 сағат бұрын
Doctor wedi mama Isayas
@medhaniewkelati5772
@medhaniewkelati5772 2 сағат бұрын
I don't understand about about fanus network i'm confused ንምንታይ ነዚኦም ሰባት ታምጸአዮም
@atakltimatiwos8606
@atakltimatiwos8606 18 сағат бұрын
Eseyas ዝሰርሖ ጽቡቅ ነገር ኣሎ ድዩ ኣያ ተስፋማርያም ?
@araedombahram4150
@araedombahram4150 3 сағат бұрын
መሊ ኡ ጽቡቕ ኣሎ ክመሓየሽን ፈጺሙ ክግበር ዘይብሉውን ኣሎ ኩሉ ኣሎ
@jamieshifaadem6815
@jamieshifaadem6815 17 сағат бұрын
If ISIAS accept constitutional power the people of Eritrea will accept ISLAM AND TRUTH !!!!!!!!!!!!
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 13 сағат бұрын
DR. ሰላም 🤝🏿፣ነዊይሕ ግዜ ክሪደካ ይደሌይ ከምዜይ ፓሪላመት ዘሉዎ ሓገር ዝመስለካ sorry Dr a standard smalltak conversation/ዘገሪም ኤዮ ።🙉🙊
@Tesfa325
@Tesfa325 12 сағат бұрын
ዶ/ር ተ/ማርያ እንታይ ወሪዱካ ደአ አዴኻን እዚ ዲክታተርንሲ ከተመሳስሎም ምፍታንካ ይገርም እዩ ብርግጽ አዴኻ ምስዚ አረሜን ከምዘይመሳሰላ የረጋግጸልካ ተአረም😂😂
@open795
@open795 16 сағат бұрын
ቦግ በል !!!
@Inspired20.13
@Inspired20.13 12 сағат бұрын
Mensey zexnete, arkanat zhayere, hager zebademe kemey ena eseyas knbil gziena netfi, guday eseyas knkatalu aygban nieru. Everything made it clear. A totalitarian leader.
@Welse1965
@Welse1965 2 сағат бұрын
ስረዊት ዝበሀል ቁዋም እታሀገር ዝህሉ መለት እዩ ንኢሳያስ ዝሀሉ ሰራዊት ግን ናይኤረትራ ሰራዊት ክብሀል አይክአልን ናይውለቀሰብ ሰራዊት እዩ
@EeehHehe-lu2yx
@EeehHehe-lu2yx 58 минут бұрын
ደጉተር ናይ ዓድና ተገዚኡ ዲዩ ዝውሃቦም እዛ ሃገር እንታይ ዝብለ ድበት ዩ ጸቒጥዋ ዘሎ
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 19 сағат бұрын
ወድ መድህን በራድ ፅቡቕ ስሪሁ አይፈልፕን😎ህዝቢ አይተደናግር! ተደናገፅቲ ወድ በራድ😡
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 18 сағат бұрын
ወዲ ከድዓት ስለ ዝኾንካ ጽቡቕ ናይ ኢሰያስ በየን ዓይንኻ ክትርእዮ
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 Сағат бұрын
Aklilu@ ወድዛ ርግምቲ🥴 ደቒ ኮመርቲ አስኩት🥊
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab Сағат бұрын
@yonasyonas3249 ኣታ ሰነፍ ኣሕዋትካ የ ኣስመራ መጽኤን ድኹምራ ምኹማር ክኣ ስራሕ
@FreeEritreaFromIsayas
@FreeEritreaFromIsayas 21 минут бұрын
​@@AkliluKaleabከዳዕ ስለ ዝኾንካ እምበር ዘየለ ጽቡቕ ዘይብሉ ጽቡቕ ኣለዎ ትብል ኣለኻ ነዚ ኣጽናቲ።
@mulugetat.mariam6239
@mulugetat.mariam6239 Сағат бұрын
Who give PHD false PHD DENQROO
@salhaahmed5311
@salhaahmed5311 19 сағат бұрын
أتمنا أن يكون لنا وطن😢
@tektes365
@tektes365 Сағат бұрын
እዛ KZbin እዚኣ፣ ደም ንጹሃን ኤርትራውያን ኣለዋ።
@kalMHe
@kalMHe Сағат бұрын
Ezom sebay’si !
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 14 сағат бұрын
ደንበር'ዶ ኤርትራዊ ኡዩ ኡዚ ሰብ እዚ :: ብዛዕባ ኤርቴራ ዝዛረብ ዘይመሱል :: ካላአይ ድማ ዩኤላ እታ ኩልሻብ ትምስላ ምስላ ተዘኪራትኒ : ክሰርቀኒ ዝራእኽዎ ክመልሰለይ ዘይአምኖ :: እንብአር ሕጂ መን እዩ ከም መስፍን ሓጎስ ክኸውን ዝደሊ : ማለተን ንሱ አትዩ ዘየሩኤና ?
@NeguseM-z2o
@NeguseM-z2o 4 сағат бұрын
Mehaym donkoro doctor.
@solomon2666
@solomon2666 Сағат бұрын
የዕሪፍካና ኔርካ ብኡ ጌርካ ጥፋእ ምኽንያቱ ካባኻ ንመሃሮ ነገር የለን።
@Awdibrhanu
@Awdibrhanu Сағат бұрын
ከም ዘይፈልጥ ዘይፈልጥ ሞጓቲ😮😮😮😮😮
@GEO.16
@GEO.16 2 сағат бұрын
ሕሙም ዶክተር ሕጂ ድማ ከምታ ናይ ዓሚ ኢሉ፡ ኢሳይያስ ዳኣ ማዓስ ጽቡቕ ሰሪሑ ይፈልጥ ካብ ዝፍጠር
@arontesfazghi3779
@arontesfazghi3779 15 сағат бұрын
እስከ ሓንሳእ፡ እዝነይ ድዩ ን ኢሳያስ ታኣኪብና ቅዋም ግበረልና ንበል ዶ ኢሉ ሓቀይ።😮😮
@yohanneshaile8904
@yohanneshaile8904 3 сағат бұрын
Natsnet intezhlweka 30 amet absdet aimbelkan bgbue entethasb massera.
@GEO.16
@GEO.16 2 сағат бұрын
ገጽካ ትርሓቕ ኢሳይያስ ጽቡቕ ጌሩ ኣይፈልጥን ኢዩ፡ ሓንቲ ኣይተምጽእን ኢኻ
@kelifahmed
@kelifahmed 19 сағат бұрын
haqiiyu
@osmanmhamed3594
@osmanmhamed3594 19 сағат бұрын
hama bel ktdrer eu gerwa aye awraga hamasyen nhna nsu eu zbl zelo kulom awraga hamasyen degfti nay Esyas Aforki eyom
@SuperMobly
@SuperMobly 17 сағат бұрын
DONKORO
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 6 сағат бұрын
Aytegagyen: selemntayom zdgfiwoe ? Essayas ab Eritra xebuq zgebro ngr ylon::
@lettynegasi6048
@lettynegasi6048 8 сағат бұрын
ሰላም ኢስያስ እንታይ አፍርዩ ደኣ እዩ 34 ዓመት ውሽጢ?
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 13 сағат бұрын
ኢሳያስ አላህ መርሓባ ኢልዎ እዩ. ሻዕብያ ዘልአለማዊ እዩ.
@sadat4271
@sadat4271 18 сағат бұрын
ደ/ር ተስፋማርያም ብጣዐሚ ብሱል ሙሁር የቐንየልና ሚዛናዊ ሰለ ዝኾንካ፡ እንተ ዩኤል ግን ኢሰያስ ናብ 93 ኢና ክንምለስ ክብል ኣይሰማዕካዬን ማለት ድዩ?93 ክንምለስ ማለትከ እንታይ ማለት ሙኻኑ ምርዳእ ኣቢዩካ ማለት ድዩ?
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 6 сағат бұрын
😂😂 ኣደ ተስፋማርያም ኣዴና ኣይኩና።
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 19 сағат бұрын
ኢሰያስ ጽቡቕ እገብር ኣሎ ዲኻ ትብል ዘለኻ?
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 18 сағат бұрын
እወ ን ስርዓት ዓጋመ ጸጥ ለበጥ ኣቢሉዋ:: ሰብ ዲኻ ዓጋመ
@osmanmhamed3594
@osmanmhamed3594 19 сағат бұрын
awraga hamasyen kulom ms Esyas Aforki eyom ygerm eu gn Esyas Aforki ms wedeke kebid waga kkflu eyom nay gzye guday tray eu
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 18 сағат бұрын
ዓካር ቀደም ኣይነበርኩም ሎሚ የለኹም ብሕጂ ዉን ኣይትመጹን ኢኹም:: ጽልኢ ግን ወግሐ ጸብሐ ትዘርኡ ድሑራት:: ሓማ በል ክትድረር ኣይበልካን ኣብ ሸላ ንሽኩዓካ ወይ ሃዲምካ ኣብ ርሑቕ ዓዲ ኬድካ ትሕሱ
@open795
@open795 16 сағат бұрын
ከላእ ሱቅ ኢልካ ሳዕርኻ ብላዕ ክሳብ ዝኾነ ዝኸውን ።​@@AkliluKaleab
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 16 сағат бұрын
@@open795 ክላእ ዓጋመታይ ድሑር ነኻል ርእሲ
@nebutewelde681
@nebutewelde681 15 сағат бұрын
Aisayas dyu natnetna hibna aber furs rasi
@kelifahmed
@kelifahmed 19 сағат бұрын
ahlanwasahlan
@tekleyacob8001
@tekleyacob8001 Сағат бұрын
Atum sebat ezi wedi xlul eyu adiu negram eys nera qatra nbla nerna ab keren
@arayabeyene9091
@arayabeyene9091 19 сағат бұрын
Right on !
@Volvo23-vp3jf
@Volvo23-vp3jf 6 сағат бұрын
Ohhh poor guy! Is he really a phd holder (Dr) 😅😅😅
@MichaelHagos-e8c
@MichaelHagos-e8c 19 сағат бұрын
Misluy dr
@victorfreedom1967
@victorfreedom1967 16 сағат бұрын
This man didn't learn his lessons from his previous debacle. And you Fanus are a big time traitor. Your betrayal is a big shame. One shouldn't spend his precious time listening to this crab show. A team of uninformed doctor and a disgraced host who lost his credibility and integrity.
@dreambox26mi-mi
@dreambox26mi-mi 19 сағат бұрын
Ehta haswi muhur senef leklaki
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 18 сағат бұрын
ቀኒእካ ዲኻ ከምቲ ናቱ ዓቕምን ድፍረትን ዘይብልካ
@peacelove7861
@peacelove7861 18 сағат бұрын
😊😂
@Afowerkisenay431
@Afowerkisenay431 19 сағат бұрын
Gele do lebimu do yekewen ezi doctor ab ametu abgenu wexhu hezbu not abguni dictator
@haqiyseir6467
@haqiyseir6467 17 сағат бұрын
ዶክቶር ተስፋማርያም፡ እንዃዕ ብደሓን መጻእካ። ኣቀዲመ፡ በቲ ልንቦና ዝመልኦ ኣቀራርባኻ ኣዚየ የመስግን። ዮኤል ከኣ ዝተፈላለየ ርይቶ ዘለዎም ስለ እተምጽእ ክብረት ይሃበልና። ኣስዒበ ካብኻ ዝተፈልየ ሓሳብ ዘለዎም ወይ እውን ምሳኻ በቲ እትብሎ ዘይሰማምዑ፡ ኣብ ክንዲ ብሓሳብ ዝምጉቱኻ እሞ ንዓዓና እውን ዝተፈልየ ሓሳብቶም ከረድዱን ክንዲ ዝፍትኑ፡ ኣብ ዘየድሊ ዘልፋን ጸርፍን ዝኣትዉ ከይተገደስካ ደጋጋሚካ ክትመጸና ተስፋይ ይገብር። ይገርመካ እዩ፡ ገለ ሰባት፡ ንኩሉ እትብሎ ወይ ኣይሰምዕዎን እዮም፡ ወይ ድማ ኣየማዝዝኑን ወይ ከኣ ካብቲ እትብሎ ኣብቲ ሓደ ክልተ ነጥብታት፡ ዘይሰማማዕሉ ጥራይ የድህብ እሞ፡ ኣብ ስምዒት ይኣትዉ፡ ብፍላይ ስም ኢሳይያስ ክለዓል ከሎ ስለ ዘናጥሮምን፡ ሳላ ኢሳስያስ እውን ቊሩብ ናይ ኣተዓዓብያ ጸገም ስለ ዘሎ፡ ማለት ካብ ስርዓት ኢሳያይስ ዝተምህርዎ ስድነት ስለ ብጨቕ ስለ ዝብሎም፡ ይጻረፉ እምበር ኣይሓቱን እዮም እሞ ኣይትገደስሎም። ደሓር ከኣ ሰብ ንካልእ ዘኽብር፡ ንገዛእ ርእሱ ክብረት ምስ ዝህልዎ እዩ። ኣነ ብወገንይ በቲ ዘለካ ኣወንታዊ መንፈስ ኣዝየ እየ ይድነቕ። ብወገነይ ግና ካብ ኢሳያይስ ጽቡቕ ምጽባይ፡ ከም ካብ ኣርሓ ደርሆ እንቛቊሖ ምጽባይ ኮይኑ እዩ ዝረእኣየኒ። ከምቲ ዝበልካዮ ግና፡ ኣነ ከኣ እንታይ ይገየረ ፡ እንታይ ከኣ ይገበር ኣለኹ ኢለ ምስ ነፍሰይ ክመራመርን፡ ንነፍሰይ ክሓክክን እግዚኣብሄር ይሓግዘኒ፡ ንኩልና ከኣ ይሓግዘና። ደጊመ ስለ እቲ ጭዋ ኣዘራርብኻ ኣዝየ የመስግን።
@omarosman3398
@omarosman3398 18 сағат бұрын
Träumer
@nabagade-i7z
@nabagade-i7z 17 сағат бұрын
ንምታይታይ ካብ ጁቡትይ ክንማር ዘይካአለና የህዚን ኢዮ ክትርይ ፅልኢ ሀይማት ከም ሀፅያዊያን ንምታይ ምሰ ጎሮባብትና የመን ሱዳን ጁቢትይ ዘይንማሀር አፈርካ ርሰዑኦም ቅድምየ ነፃነት አብ ግዘየ አይፈልጡናን አይንፎልጦምን የረትርይ ጃባር ሰላም ሰዳን የመን ጂቡትይ የረትራ የምፅየልና ኢንሻአላህ ኢረትርን ጃባርን ❤❤
How To Choose Mac N Cheese Date Night.. 🧀
00:58
Jojo Sim
Рет қаралды 101 МЛН
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН
How To Choose Mac N Cheese Date Night.. 🧀
00:58
Jojo Sim
Рет қаралды 101 МЛН