ኢትዮጵያ መቓለሲ ባይታ ክትከውን ትኽእል ድያ? ካሌብ ዘወንገል

  Рет қаралды 7,757

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 106
@nichtsvergeben5015
@nichtsvergeben5015 3 ай бұрын
Great job FaNus network Absolutely amazing father ❤️
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 3 ай бұрын
የቐንየልና ስለቲ ሚዛናዊ ዝኾነ ሓሳብን ምዕዶን ።
@temesgen8480
@temesgen8480 3 ай бұрын
Absolutely true
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 2 ай бұрын
Thank you.
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 3 ай бұрын
ኢትዮጵያ መቃለሲት ክትክውን ብፍጹም ኣይትኽእልን ብፍላይ ንኤርትራውያን መጣቋሲት ግን ክትክውን ትኽእል እያ።
@wediadi6788
@wediadi6788 3 ай бұрын
ሕማቕ ነዳቓይ እምበር ሕማቕ እምኒ የለን ይበሃል፣ ብተመሳሳሊ ሕማቕ ተቓላሳይ እምበር፣ ሕማቕ መቃለሲ ቦታ የለን።
@GoitomM
@GoitomM 3 ай бұрын
እዚ ኣበሃህላ ኣብ እተገልግለሉ ግዜን ቦታን ይህልዋ እዩ። ኣብዛ ናትና ግና ቅንዕቲ ኣይኮነትን: ንህዝቢ ትግራይ ዝጠለመ ኣብይ: ንዓና ድኣ እንታይ ክርእየልና? ሓድነት ኩሉ ደላይ ፍትሕን: ጽቡቕ ዲፕሎማሲ ሰሪሕና እንዛመደን ሃገራት እንተፈጢርና ሊቨረጅ ብድሕሪ ምሰራሕና: ብቐሊሉ ክዓጽወና ስለ ዘይክእል …..
@peacewins3281
@peacewins3281 2 ай бұрын
ክዉንነት ክኣ ዝብሃል ኣሎ.
@Mahlet162
@Mahlet162 3 ай бұрын
Tack så mycket aktad kaleb Yuel❤❤
@photoroom1
@photoroom1 2 ай бұрын
An interesting discussion, good explanation Kaleb.
@Demmbe
@Demmbe 2 ай бұрын
Very informative ! We need educated & nationalist to lead the reformation campain.
@davidharcot220
@davidharcot220 3 ай бұрын
እንታይ ይብል ከም ዘሎ ተረዲእኒ አሎ ( ስክፍታ እዩ ) በቲ ሓደ ሸነኽ ከአ እንታይ ይብል ከም ዘሎ ዋላ ዋላ አይተረዳአንን ሰለስተ ግዜ ደጋጊመ ሰሚዔዬ ኽሳዕ ክንድቲ መፍትሒ አይቐረበን ብኽዱኑ እዩ ዘሎ
@yosiefgebreyesus9501
@yosiefgebreyesus9501 3 ай бұрын
ዝናኣድ ትንታነ ኩቡር ኣያ
@eriadey4956
@eriadey4956 3 ай бұрын
Fair media
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 3 ай бұрын
ሓያል ተንታኒ ፖሎትከኛ ካለብ❤❤
@hassebmicael2030
@hassebmicael2030 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሱልን ተባዕን ትንተና ኢዩ። ደለይቲ ፍትሒ ካብቲ ኣንጻር ስርዓት ኢሳያስ ኣንጻር ነንሕዱ ብፍሕፋሕ ይበዝሕ።
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 3 ай бұрын
አቶ ካሌብ ክትዛረብ ከሎኻ እትጥቀመሎም ቃላት ፍርቆም እንግሊዝ ምስ ትግርኛ ስለ ተተሓናፍጽ፣ ናይ ፍልጠትካ ሚዛን አፍኪስካዮ። ከምኡውን ናይ አገላልጸኻ ትንታኔ አብ ጥሙር መሰረት ዘይብሎም ሕንፍሽፍሽ ዘብዝሑን ጸገም ዘባዝሑን እዮም። ክፍለጡ ደልዮም ህንጡያት ምርኡይነት ክድለቡ ዝደልዩ ሓደገኛታት ካብኦም ትመስል።
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 2 ай бұрын
ቃልሲ ንምንታይ ? ብፍላይ ብሓይሊ/ ወታደራዊ ቃልሲ ንምንታይ እንታይ ንምምጻእ ወይ እንታይ ንምቕያር ? ብረታዊ/ ወታደራዊ ቃልሲ መሬትን ህዝብን ካብ ገዛኢ /መግዛእቲ ሓራ ንምውጻእ እምበር ምናልባት ንተራኻ ሰባት አብ ስልጣን ንምምጻእ አይከውንን እዩ። ኢህወደ..ግ ህወሓት ወያነ ኸአ ንህዝበምን ንርእሶምን አብታ ኢትዮጵያ ድዩ ወላ አብ"ታ ዶሯን ትግራይ አብ ንነዊሕ ጊዜ ዝጠቅም አይሰርሑን እቲ ዝበዝሕ ተንኮልን ስርቅን ከአ አበይ አብጺሕዎም አሎ በለጸኛታት ፦ ዓማጽን በለጸኛን ንዓይ በሀልን መወዳእታ ንዓይ ይጥዓመኒ እዩ ዝብል ስስዔን ትዕቢትን ከአ ንውድቀት እዩ። ካሌብ እንታይ ደአ አብ አስመራ በቲ -አብቲ... ጥቓ ከባቢ ገዛ ..፡ ገሊኦም ዝረአዩኻ መስለኒ ዶስ አብ ገሊኡ ቃለ መጠይቕ ንመእተዊ በቲ ገዛ ከንሻ ኔረ.. ዲኻ ዝበልካ ሓቀይ ወላ ሳንታ አና ኔረ ኢኻ ዝበልካ ? ወላ ንዓኻ ዝመስል ወላ ሓውኻ ዝመሰል እየም ርእዮም እዩ ? Anyway I could be wrong. More,stability,peace and progress to Eritrea and for our people . The echoes, orchestration,belligerent,hawkish will vanish eventually ሩሑስ መዓልታት ሰሙናት ቅነ ዝኽሪ ናጽነትን ጽንብላትን ! ልዑል ክብርን ዝኽርን ንመዓልቲ ሰማእታት ! .
@jamieshifaadem6815
@jamieshifaadem6815 3 ай бұрын
In this universe we have 4 types of life First is Spritual life Second is life of humanity and nobility Third is animal life with out wise and nobility Forth and last and least of life is MATERIAL LIFE Now any political party or GOVERNMENTS OR Population whose final objectives are material life Which is the least of life cannot brings the real freedom, liberty Equality and nobility humanity life in this universe That's why our world population and GOVERNMENTS facing lack of beliving of MONOTHEISM OF ALMIGHTY GOD IN THE universe Except Muslims around 5 bilion people have material life direct and indirect which is least of life which have experienced tube of drinking , eating and tube of wastes (urine and deficating)
@mulugetahaile3114
@mulugetahaile3114 2 ай бұрын
Btemi busul kemakha ybzhu
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 3 ай бұрын
ኣቶ ካሌብ መግለጺኻ ሕውስውስ ዝበል ኮይኑ ብዝያዳ ግን ራዕድን ፍርሕን እምበር ንፍታዊ ቓልሲ ዝኸውን መፍትሒ ኣይሃብካን ። እዚ ከኣ ብጣዕሚ የሕዝን ተርዲኡካ ድዩ ከይተረድኣካ ነቲ ኣጽናቲ መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ኢኻ ደጊፍካ ። ተስፋ ቆሪጾም ኮፍ ኢሎም ዝበልካዮም ንስኻውን ተስፋ እንተቖሪጽካ ሱቕ ምባል ጽቡቕ'ዩ ። ንኻልኦት ተስፋ ዘቑርጽ ዝተዛረብካዮ መኣረምታ ግበረሉ በጃኻ ምስ ኩሉ ኣኽብሮት። ዩኤል'ውን ኣተባባዒ ዝኾነ ሕቶን ርእይቶን ኢኻ ሂብካ እዚ ከኣ ንኢሳያስ ዕድለኛ'ዩ እብል ተቓለስቲ ንፍትሒ ከምዚታት ምግባሮምን ምዃኖምን።
@netsawalta9078
@netsawalta9078 3 ай бұрын
ብርገድ ንሓመዱ ከይተበገሰ ንሞት እተቓለዐ ስምዒታዊ ምንቅስቓስ ኢዩ። ቃልሲ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ምስ ህዝብን ክኸውን ይግባእ።😮
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 ай бұрын
😂😂😂😂
@mmsaed4630
@mmsaed4630 3 ай бұрын
At least BERGED Nhamedu is a unifier element.
@temesgen8480
@temesgen8480 3 ай бұрын
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 ай бұрын
ዩኤል ካብ ነብስኻ ጀሚርካ፣ እዞም ነዚ ቃልሲ ብማዕዶ ትዕዘቡን ተነኣእሱን ጸላእቲ ናይዚ ኣብ ቃልሲ ዘሎ መንእሰይ እናዓደምኩም ተውቅዕዎ ሰባት'ሲ፣ ነዚ ንጡፍ ተቓላሳይ ዝደለዮ ባይታ መሪጹ ክዕወት ዘይትምሕሩዎ ኢኹም!?
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
Woldai cenawi ghembi bitnih funfun agame 😅😅😅 ghena kitsilel ika....degal duhur duhul fitret
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 ай бұрын
ብድሕሪት ተሓቢእም ከምበዓል ዶር ተስፋማርያም፡ዶር ጋይም ክብርኣብ እዮም ዝልእክዎም ከምዚኦም ዓይነት ሰባት።ኩላ ነገስ ከምዘይትከኣል ጌሩ ገሊጽዋ፡እዚ ማለት ከኣ ሱቅ ንበል ማለት እዩ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 ай бұрын
@@eriblood803Eritrean leaders are agame 🤷‍♂️
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 ай бұрын
@@eriblood803 😂 ሕጂ ተንቀሳቓሲ ሬሳ ኢኻ፣ ጽባሕ ግን መሊአ ከቃብጸካ'የ ኣንታ ወዲ እራይ ምራይ።
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
@@teweldenegusse1345 tewelde netih cenawi ghembi bitnih funfun agame....wala enda motkum tihisuwu
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 3 ай бұрын
Well said you can never believe Abye Ahmed because he doesn't have a stand .
@KostenaKidane
@KostenaKidane 2 ай бұрын
Yegbaye zeyblu eyou neru mejmerya yewexu bederu eziye teblo zelka aykwenene eyou
@ftwihaile8146
@ftwihaile8146 3 ай бұрын
Yuel neseka Hade kedami eka barya iseyas museluyunet Aleka
@yousufmussa8976
@yousufmussa8976 3 ай бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ብድሕሪት ኮይኖም ዝኣልይዎ በዓል የሴፍ ገ/ሄይወት ኣቦ ወንበር ፈልሲ ከምኡ ድማ በዓል ውፉይ ጽልዋ ናይ ወያኔ ዘለዎም ብምንም ዓይነት ንሃንቀዉታ ህዝቢ ኤረትራ ዝዉኩሉ አይኮኑን:: ንሕና ህዝቢ ኤረትራ ሕሳብና ክንገብር ኣሎና::
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 ай бұрын
Barya kid mas dictator hasab geber
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 ай бұрын
😂😂😂 ስቕ በል ቆልማጽ፣ ናይ ወያነ ኣይኮነን ወላ ናይ ኢሰፓ ይሃልዎ እንታይ ይምልከተካ!? ድሑራት።
@KostenaKidane
@KostenaKidane 2 ай бұрын
pIA mes temen enkrebite rakuliye elu teklesu kemziye tegbrwo zellum bier social genzeb endwesedka xebuk aykonene
@aman-wg1bz
@aman-wg1bz 2 ай бұрын
Fanus Media 6000 view after 4 days 😂😂😂😂😂
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 3 ай бұрын
ምስጥረን ምኒዒዓቅ እንተላዩ ዓወት የለን
@M-vr7zo
@M-vr7zo 3 ай бұрын
ብሕጊ ዝምእከል፡ምእኩል መሪሒነት ስለዘየለን እንታይ ዓይነት ዉዕል ምስ መን ይገብሩ ኣለዉ ዉን፡ንጹር ብዘይሙኻኑ እንተዘይኮይኑ ብዛዕባ ሜላ ቓልሲን ኣበይን ከመይን ንትህቦ ዘለኻ ርእይቶ ይነጽጎ።
@KahsaiTewolde
@KahsaiTewolde 3 ай бұрын
The message is clear... ' handing a permanent sole custody of the nation to the criminal enterprise in adi halo'. Fact check, the Eritrean armed struggle was heralded by a few good men with few outdated rifles. How about looking at the glass half full and giving guidance and encouragement to the young --- that will tip the leverage.
@user-qu1lz5dw8f
@user-qu1lz5dw8f 3 ай бұрын
Mr so what do we do ? How do we challenge HGDF ? Except criticizing we are not bringing any idea ?
@g.michaeltzerai7764
@g.michaeltzerai7764 3 ай бұрын
ኢቲ ኣብ ዘይሩጉኡን ዘየታኣማምን ባይታ ኮንካ ምቅላስ ዘሎ ሓደጋ ምንጻሩ ጽቡቕ ትንታነ ተኾነ፡ ኣብዚ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ካልእ ውን ፥ማዕበላዊ ምንቅስቓስን ውዱባዊ ሓዋዊስካ ዝቐርብ ትንታነ ጸገም ኣሎዎ። ናኣብነት ኣብ ወተሃደራዊ ስትራተጂ፥ ስርሒት ክግበር እንድሕሪ ኮይኑ ማዕበላዊ ምንቅስቃስ ግራስሩት ስለዥኾነ፥ ዝበዝሕ ኣቲ ስርሒት ማዕበላዊ ደገፍ ስለ ዝህልዎ ኣብ ጥሕቲ ጸላኢ ዘሎ ህዝቢ ኮነ ሰራዊት ብዘይ ቶኽሲ ናብቲ ዕላማ ናይቲ ማዕበላዊ ደምበ ይስለፍሞ ብዘይ ደም ለውጢ ክመጽእ ይኸኣልዩ። ብርገድ ንሓመዱ ኣብ ኣስራኤል ኤሮፓ ሰሜን ኣመሪካ ብዝኸፈሎ መስዋእቲ ነቲ ማዕበላዊ ምንክስቃስ በቲ ኩለን መዲያታታና ካብ ዉሽጢ ሃገር ዝመጽእ ዘሎ ሓበረታታት ግስጋሰ ናይ ለውጢ ከም ዘሎዩ ዝእምት፡
@zemhretaraya1587
@zemhretaraya1587 3 ай бұрын
Netbi nhna zeynkatsatsero lewti kenemts ayndeln
@andezion48
@andezion48 3 ай бұрын
What is the solution?
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 ай бұрын
እሞ ዘይትክእል እንተኮይንካ ኮፍ ዘይትብል ኣንታ ሓውና፡እንተደኪምካ ኣዕርፍ።ኩሉ ነገር ከምዘይከኣል ገሊጽካዮ።ቢተወደድ ኣብርሃ ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ኮይኑ ክምጉት ከሎ፡ውሕስነት ኔርዎ ድዩ፡ብርሃነ ኣብርሀ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ እስያስ ውረድ ክብል ከሎ ውሕስነት ኔርዎ ድዩ፡ ድሩዕ እታ ትዝረብ ተዛሪቡ ናብ ኤርትራ ክምለስ ከሎ ውሕስነት ኔርዎ ድዩ።ኣብ ቃልሲ ውሕስነት ዝብሃል የለን።ሻዕብያ ብዙሕ ኣታዓባቢካዮ፡እቲ መንእሰይ ክሳብ ሕጂ ኣይጨከነን ጸኒሑ ኣሕዋትና ክንቀትል እናበለ፡ጽንሕ ኢልካ ግን ዝተቀንጸሉ ኣምባሳደራት ናይ እስያስ ዜና ክትሰምዕ ኢካ።ካብ ሎሚ ንሕስያ የለን።
@abrahamzigta3161
@abrahamzigta3161 3 ай бұрын
ኩሉ እዚ ዝጠቀስካያ ናይ ተጋደልቲ ናይ 1993 ዝነበረ ኣድማ: ናይ ስንኩላን ናይ ማይ ሓባር: ናይ ቢትወደድ: G-15…. ናይ ወዲ ዓሊ ወተሃደራዊ ፈተነ ናይ ብርሃነ ኣብርሄ.... እዚ ኩሉ የዔዋቲ ኣይነበረን: እሞ ድማ ንዕርዮም ዝፈልጥዎን ናቶምን ዝኾነ ስርዓትን ከምኡድማ ወሰንቲ ዝንበሩ ሰብ ብኸምዚ ትንዕ ክብሉን ክፍትኑን ኣይነበሮምን:: ብዙሕ ክሳራ ኣምጺኡ: መንግስቲ ኤርትራ ድማ ኑቲ ፍሹል ፈተነነ ኣብ ረብሕኡ ኣውዒልዎን:- ኣካይድኡን ጸጥትኡን ሰለያዊ መርበባቱን ድማ ኣደንፊዕዎ:: ስለዚ ዘየዕውትን ወሳኒ ዘይኮነ ፈተነን ካብ ምፍጻም ምቁጣብ ይበልጽ:: ብናይ ሃሰሰ ለባም ዝፍተን ኩሉ እንትርፎ ክሳራ መኽሰብ የብሉን:: ንዝመጽእ ካልእ ፈተነ ዓንቃፍን ሓንክዋልን እዩ::
@user-cw9lz7bn1p
@user-cw9lz7bn1p 3 ай бұрын
አየ ሐደ ንስኻ ጡዑይ ሓሳብተንቲንካ ብርጌድ ንሓመዱ መሳኪን እዮም ምንም አፍልጦ የብሎምን ህዝባዊ ግንባር ቀሊል መሲልዎም ህዝባዊ ግንባር መረብረብ ዩ እመኑ አይትእመኑ ነቅነቂ የብሉን ነዞም ህጻውንቲ ንጎርዎም
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s 2 ай бұрын
Gunuff hassawi lekbat
@BbBb-md8qg
@BbBb-md8qg 2 ай бұрын
Izi sebai wayane eyu.
@peacfuleri8147
@peacfuleri8147 2 ай бұрын
What? Did he really say we missed an opportunity when TPLF was in power?! Outrageous! They're the ones who seed this evil that we see today! They're the ones who prolonged the "life" of dictator Isaias Afwerki! They divided those who opposed Isaias's regime and wanted to "fight" being in Ethiopia, only to be divided and dis-united based on religion, region, and other sub national parameters... only to serve for the benefit of Isaias!
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s 2 ай бұрын
Loqmax feger medemageri
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s 2 ай бұрын
Gebresddom dyu? Ezi sebezi
@aman-wg1bz
@aman-wg1bz 2 ай бұрын
This Man has No ideas. TPLF Never Never can work with Isias. The people of Tigray do not allow in any way. Easier to work together between Abiy and TPLF against Isias to get rid of Isias
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 ай бұрын
Can you please tell us how you can fight the most miserable monster dictator than always negative energy ❗️❗️❗️
@hayletkle2197
@hayletkle2197 3 ай бұрын
ኣቶ ካሌብ ፡ክሳብ ሕጂ ፡ እቲ ከጋጥም ዝኽእል ብሰፊሑ ገሊጽካዮ ፡ እቲ ፍታሕከ እንታይ ምግባር ይሓይሽ ?
@user-cw9lz7bn1p
@user-cw9lz7bn1p 3 ай бұрын
መዋእልኩም ክትቃወሙ ክትቃለሱ አይራአናን ብዘረባ ዝመጽእ የለን ማይ ምጽማእ ዩ
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 3 ай бұрын
ምስ ሸያጢ ሓገሩ ብኸመይ ትወሃሃድ እስኪ ንገረና።
@besm113
@besm113 3 ай бұрын
ንስኹም ትኽ ተበልኩም ከም ማዕፂድ ዝበላዕኩሞ ከይሓንቀኩም ወይ ዝብላዕ ንኽትረኽቡ ንመፃኢ እቲ ሓቂ አምፂኹሞ ዝብላዕ ከይትስእኑ ድማ ፋሕ ተብልዎ።ብዛዕባ መለስ ዝበሎ ሓቂ ትብልሲ ንምንታይ ድዩ ናብ ሕጊ ተኸይዱ ናይተጋሩ ዘሕመኩም ተኾይኑ ብርግፅ ድማ ከሕመኩምዩ ባዕልኹም ትፈልጡ ናይቶም ኤርትራውያን ግን መንግስቲ ኤርትራን ህዝብን አለዎም።
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 3 ай бұрын
የኤል አብ መድረኽካ ዝቐርቡ አጋይሽካ ብስነ ስርዓት ጌሮም ብትግርኛ ክዛረቡ አሎዎም ኢልካ ገድዶም። መድረኽካ እለዮ።
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 3 ай бұрын
EZOM BRRGED NI HAMEDU....MEN EYOM?
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 3 ай бұрын
ይኣክል=ብርጌድ ልሓመዱ=ዕባይ ትግራይ= ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ሽፍታ= ባንደራኹም ደርብዩ ዝብሉ ደናቑር
@ghirmaygebrelibanos8429
@ghirmaygebrelibanos8429 3 ай бұрын
Tay malet u darga zeykal????
@KostenaKidane
@KostenaKidane 2 ай бұрын
Tedlwo ekum eskum eziye teblo zelka ab ades abeba
@wadiasmera3420
@wadiasmera3420 2 ай бұрын
ፋኑስ ህግደፍ ከልቢ ጀበርቲ 😅
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 2 ай бұрын
ኣቤትትት ሓቁ እንድዩ ኣምላክ ከይሰምዓና ንሱ ኣብ ነቃዕ ጠጠው ኢሉ ዘማልድ ይደሊ በዓል ካሌብ ድማ ኣብ መድረኽ ምጽላይ ስብከትኩም ቅሽነትኩም ገዲፍኩም ኣብዚ ዘይምልከተኩም ቦታ ኮለል ክትብሉ ዝገርምዩ ! እቲ ፖለቲካ ንዝምልከቶም ገዲፍኩም ብጸሎትን ምህልላን ተትሕግዝዎም ምጸበቀ ገንስካትኩም ግን ከም ኣንባቆም ክትኮኑሉ ዝግባእ ግዜ ኔሩ! ግን እንታይሞ ኣብዛ ሚድያ መጺካ ገለ ኢንተልካ ፌመስ ሙካን እያ ኣዋናዊናትኩም ይመስለኒ የሕዝን ቀሽስ ናይ ቅሽነቱ ክገብር ደኣ ይግብኦ ኣብ ቤት ኣምላክ ዝበሃል ዘይወዳእኩምስ ኣብዚ ፈቀዶ ሚድያታት ኮለል ክትብሉስ ግዚኡ ድዩ? መቸም ለብዘበን እዛ ሕማም ሚድያ ንኩሉ እያ ተላቢዓ ኣምላኽ ምሕረት የውርድ ።
@filimongebre8553
@filimongebre8553 3 ай бұрын
ሓፋራት ተቃወምቲ ምድጋፍ ምሓሸኩም
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth 3 ай бұрын
😂😂😂
@abduljelilatta7166
@abduljelilatta7166 3 ай бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ, ትግራይ ትግርኝ, ኣጋዝያን, ኩሎም ሓደኢዮም, ከም ነፋሒቶ ሕብሮም እንዳ ቀያየሩይም ዝመጹና ዘለዉ, ኣደ ትግራይ እንዳነበዓት ህግደፍ ኣይትስዕሱዑን ኢኹም ኢሎምዮም ጀሚሮሞ, ንምንታይ ምስ ትግራይ ተታሓሕዝዎ ቃልሲ ኤርትራ, ክትቃወም እንተደሊኹም ኤርትራውያን ኮይንኩም ትቃወሙ, ዳሓር ኣብ ፍቆዶ አውሮፓ ብዳርማ እምኒ እንታይ ዓይነት ፍትሒ ኢኹም ከተምጹሉ ንሰብ ብዘይካ ምትፍናን ኣብ ሞንጎ ደቂ ዜጋ, ሽዑ ኣዛብእ መጽዮም ይድረሩኻ ማለትዩ
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 3 ай бұрын
ንእግረ መገደይ፣ እዛ ወያነ ምስ ህግደፍ ተራኺቡ ዶ ገለዶ ዝብል ሓሶት፣ ኮነ ተባሂሉ ዝተፈብረኸ ዶሮና እዩ! ብርጌዳውያን ነዚ ኣይትእመንዎ። ኣቶ ቀለብ፡ እታ መልሲ ሓጻር እያ! ንዓኻ ዝኾነ ቦታ መቃለሲ ኣይኮነን፡ ተቓላሳይ ስለ ዘይኮንካን ክትከውን ስለ ዘይትኽእልን። ነቶም ተቓለስቲ ግን ኩሉ ቦታ ግዜን መቃለሲ እዩ። ኣብዚኣ ምድንጋር ከይፍጠር፡ ንስኹምን ጁጅ ማንጁጅኩምን ብዙሕ ኣይተድልዩን ኢኹም። እንታይ ክገብር ይደልን፡ንምንታይን፡ ብኸመይን ወዘተ ኣዳዕዲዑ ዝፈልጥ መንእሰይ ሓይሊ ኣብ ቦኦትኡ ኣሎ። መሊኡን ፈሲሱን ከማን። ስለዚ ዘይምስካፍ፡ ስኩፋት። ቅድሚ ሕጂ ዘጥፋእክሙልና ግዜን ዕድልን ንጸባጸበሉ እዋን ድሕሪ ዓወትዩ! ኣብ ቀረባ እዋን።
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 3 ай бұрын
ኣብታ ፓስተርነትካ ኣውኣ ጥራይ ተሓባእ።
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 3 ай бұрын
ካሌብ ኖርማላይዜሽን ዝበሃል የለን። ደይትፈልጦ ኣይትተንትን
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 ай бұрын
Zegerm eu aytkalesu yebluwom alewu n berged n hamedu ❌❌❌❌❌❌❌❌❌
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 3 ай бұрын
ata eta English Entay amxeO
@naqfa7-836
@naqfa7-836 3 ай бұрын
እቲ ዝገርም ንመን ኢኩም ትቃለሱ ነግኩም ዘሎኩም? በቃ ንዉልቃዊ ረብሐታትኩምን ዉልቃዊ ቅምታኩምን ብኮፍኩም ደቅኩም ሐቂፍኩም ብዘይ ወለድኩሞም መናእሰያት ሂወትን ጊዜን ክትቃመሩ ክትጻወቱ ክትነብሩ ልሙሳት። ጠላዓት አረግቶት አሰቡኡት ብኮፍኩም ብዞም ዝአከብክሞም እክብካብ እፍሊ በጋመንዶታት ብጫት ዝበስበሱ መንነት አልቦታት የእዱግ ንከብዶም ስርቅን ዓመስን ከም ስራሕ ዝርኢዎ አኪብኩም ከምዘይ ናትኩም ክትዛረቡ ንመን ከተዕሽዉ ንህዝቢ ኤርትራ (ሻዕብያ ) በዛኦም በጋመንዶታት እክብካብኩም አብ ክሽነኩም ኮፍ ኢልኪም ንህዝቢ ኤርትራ (ሻዕብያ ) በዚኦም ከተርዕዱ አታ ሰብ እንዶ ኩኑ ከም ሰብ ብከብድኩም ገዲፍኩም ብሐንጎልኩም ሕሰቡ ። እቲ መንግስቲ ኤርትራ ገልቢጥካ ንህዝቢ ኤርትራ አብ ሽግርን መከራን ምዉዳቅን ከተጥፊኡን ከተድፍርዎን ርእሱ ከተድንንዋ ትደልዩ ንስካትአኩም ኢኩም ክሞተልኩም ትደልዩ ዘይወለድኩሞ መንእሰይ አታ አበዴኩም ዘለኩም ፈተዉቲ ነብሶም ጋሐፋት እኪም ነብስኩምን ደቄኩምን ጽቡቕ ክትነብሩ መዎእልኩም ሙሉ ብደቂ ከርተት ኢሎም ዘዕበይዎም ወለዲ ደቂ ካልእ ክትቃመሩ ክትነብሩ ግን መስጣ እዚ መንእሰይን ንብዓት ወለዶምንሲ ሐንቲ ማዓልቲ እንተ ብሕጊ እንተ ብፈጣሪ ረቢስ ትክፈልዎ ትኮኑ።ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማዕታትና 🇪🇷💪🏽🇪🇷🙏🏽ወትሮ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷💪🏽🇪🇷
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 3 ай бұрын
ዮኤል ኩሉ ግዜ ይሪኤካ ሞ ኩሎም ኣንጻር ሃገርን ህዝብን ኣተሓሳስባ ዘለዎም ኢኻ ትዕድም ንምንታይ?
@GoitomM
@GoitomM 3 ай бұрын
ኣብታ ኣብዮም ከሎው እትብል ጉዳይ ገለ ሽገር ኣሎዋ። ኖርማላይዘሽን ሓቅኻ ! ኢሰያስ እዩ ተጋግዩ:/ኣብዩ የአል አዐርያ። እቲ ዶብ ኣየገድስን እዩ ዝብል ሓዲግካስ ንሶም ኣብዮም ትብል? ስዒሮም ዝሓዝዎ ቦታ : ስለምንታይ ይሓድግዎ ሰላም ዘየንግስ እንተ'ኰይኑ?
@hayletkle2197
@hayletkle2197 3 ай бұрын
እቲ ዝሓሸ ፍታሕ ብ /ንሓመዱ ምስቲ ናይ ቀረባ ሓውና ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ምስ መሪሕ ውድቡ ህወሓት ሰናይ ምሕዝነት ብምፍጣር ፡ ነቲ መንሽሮ አርትራ ጉጂለ ኢሳያስ ፡ንምእላይ ፡ እንኮ መንጠሪ ባይታ ትግራይ ኢያ ።
@aman-wg1bz
@aman-wg1bz 2 ай бұрын
This guy is with very low information. The Key on this Struggle against Isias is. what is the Support of Abiy. as long as we do have budget and Security Isias is nothing. You don't Need trust Abiy all you Need is Common Interest which this Man has No Clue
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 3 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ቃልሲ ክትዕንቕፍ ፡ ንምኳኑ እንታይ ዕላማኻ
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 3 ай бұрын
ኣቶ ካሌብ ብዙሑ ተገራጫዊ ትንታኔታት ትህብ ኣለኻ 1. ኣብ ግዜ ኢወደግ ሓሊፍና እልካ 2. እንታይ እዩ ሓሊፍካ ? ኢወደግ ማለት ወያነ ዘይኮነን? 3. ጽንሕ ኢልካ ከኣ ወያነ እንታይ ይደሊ ኣቢ እንታይ ይደሊ ኢልካ? 4. ብዓለማዊ ቤት ፍርዲ ዝተፈርደ ፍርዲ ሕድገት ዘይገብሩ ትብለና? ስለዚ እንታይ ደኣ እዩ ሓሊፍካ? ኣታ ድኻ ሓንጎል ምስ ፋኖ ኮይኑ ን ኣቢ ፣ንሕና ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ክነጥፍእ ምስ ዝጠዓመና ክንከውን ኢና ኢልካና ከምዛ ትቃለስ ትመስል ከኣ ኣነ ኣብ ኣሜሪካ ኮይንነ ክቃለስ እስኻ ፍቱሕ ጢስጡስ ነታ ሃገር ሓንቲ ከየበርከትካ ትሕባእ ዝነበርካ ሰብ ኢኻ? ኣብታ ትምህርትኻ ብክንደይ ሰንከልካል ዝወዳእኻያ ኣውኣ ከማን ኣየስለጥካ? ጥራይ ኣብታ ናይ ፓስተርነትካ ጠሓቢኢኻ ምስባኽ ትሕሸካ።
@tesfalemtesfamariam2387
@tesfalemtesfamariam2387 3 ай бұрын
እምበርዶ ኩነታት ብግቡእ ተንብቡ ኢኹም ቤትምህቲ ምምልላስ ጥራይ እኹል ከም ዘይኮነ መረጋገጺ እዩ።
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
😂😂 alghis cenawi kondaf agame....ghena kitsilel ika...wedi mebelel
@issomtube1984
@issomtube1984 2 ай бұрын
ናትኩም ቃልሲ ዘይተርእዩና ካብ ንዝቃለሱ ዘለዉ ምቁንጻብ ሱቅ ኢልካ ብሻዕብያ እንዳተረግጽኩም እንዳተቅተልኩም ንበሩ ማለትካ ዲካ ናትኩም ኣርኢና ፈላጣት ንስኹም ስግኣት ኢኩም ከተከፉፍሉ ብሻዕብያ ኣጀንዳ ተሳስዩ ኣለኹም
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 3 ай бұрын
Please encourage BN instead of criticizing its activity prematurely. By the way, those who kill are these who are intentionally trained by PFDJ.
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
😂😂😂 alemseged cenawi ghembi agame.....keep dreaming kondaf wahid
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 3 ай бұрын
"ሕኑቕ እንታይ ተውጽእ ዓፍራ!" ህዝቢ ትግራይ ተዋጢሩ’ዩ:: ካብ ሕሉፍ ተመኲሮ ብልጽግና ኣይኣምኖን። ንህግደፍ ውን ክትኣምኖ ኣሸጋሪ ክጥዕሞ ፋኖ ክኸፍኦ ኤርትራዊ ከምሽንፍላ ዝገላበጥ። ስለዚ መሬት ዝወለደት ትለድ ንሓመዱ ይገስግስ።
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
Fanus wedi keshi hatiat....eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala 😅
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt 2 ай бұрын
ሂድ ውጣ ቦቢ ቀውስ ውሻ
@issomtube1984
@issomtube1984 2 ай бұрын
እንታይ ከምንገብር ናዓኻትኩም እይንገርን ኢዩ ንባዕልኩም ናትኩም ምግምጋም ከድልየናዩ ብፍላይ ዩኤል ኣክሮባ
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 3 ай бұрын
ከፍቶም ወ መድህን በራድ ዘፈራርሆም ኢኻ ንስኻ ምሽቲ
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
😂😂😂 eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala...degalat duhurat duhulat funfunat fitret
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 3 ай бұрын
ሐሳዊ ጃጃዊ ኢኻ ንስኻ
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
1 million agame ab tihti gudgad alewu....5 million agame b timet yisakeyu alewu....firki meret tigrai tewesidu.....missile tementilkum...kulom gorebetkum fenfinomukum....elelelll eyu imbeiii
❌Разве такое возможно? #story
01:00
Кэри Найс
Рет қаралды 6 МЛН