ኢያሱ በርሀ ዘይውዓልኩሉ ዘረባ eyasu berhe zeywealkulu zereba tigrigna music old tplf memorable song ህወሓት

  Рет қаралды 45,166

Aura ኦራ Entertainment

Aura ኦራ Entertainment

Күн бұрын

ክቡር ኣርቲስት ኢያሱ በርሀ ዘይውዓልኩሉ ዘረባ the legend artist eyasu berhe zeywealkulu zereba tigrigna music
Tigrigna: Check Out Ethiopian and Eritrean New Dramas, films, Music, and More Videos by Aura ኡራ entertainment.
ኣብዚ ሰብስክራይብ ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ናይ መዘናግዒ ቪድዮታትና ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ
/ @aura.entertainment
Make sure to subscribe to Aura ኡራ Entertainment and turn on notifications to stay updated with all new uploads!🔔
Copyright © Aura entertainmet : Any Unauthorized use, re-upload or distribution is strictly prohibited

Пікірлер: 13
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 2 жыл бұрын
What an amazing voice!!!!! Nowadays even 1000 musicians can't even try it leave alone creating it. Eyasu our legend. Legends never die!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@selam801
@selam801 3 ай бұрын
missed you Eyasu berhe😢
@collection7999
@collection7999 2 жыл бұрын
hezi ab kale bota zelena tigray selam miskonet shiu silezyneberna zismiena semet eyu zigeltse
@kibromtesfaye3397
@kibromtesfaye3397 2 ай бұрын
Rest in peace the legend
@peace.756
@peace.756 Жыл бұрын
Ohhhhhh tigray...................
@alexanderkehase1107
@alexanderkehase1107 2 жыл бұрын
ትግራይ ❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊
@MikileHanok-ld1sy
@MikileHanok-ld1sy Жыл бұрын
Des kitbelka ezi derfi
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 2 жыл бұрын
ዘይወዓልኩሉ ዘረባ ይውገዐሉ’ሎ ኣፍቱ ሩባ ዘይወዓልኩሉ ሙኻነይ ይስመዐንሎ ዝባነይ እንታይ ክገብር ? (2x) ዝብኢ ማእጋር እዩ ምሓረሰ ዋዓግ ሰያብ እዩ ምሞንኮሰ ነብሪ ሓያል እዩ ምተኮሰ ተመን ቀጢን እዩ ምተፋሕሰ ኣምበሳ መደንገፅ'ዩ ምነገሰ ህበይ ብዙሕ እዩ ምመሓሰ ውሻይ ፅዋ ማንታ መልሓስ ጋዶ ጫዓጎለል ነቕርምባ እንታይ ይለምዶ ብርክኺ'ዶ ኣቲ ኣምፂኡ እቱ ጠባዩ ዓቐብ ሪኡ እውን ዶ ተሃኪዩ እዝንኺ ዶ ኣቲ ኣምፂኡ እቱ ጠባዩ ተፀዋዕኹ ወይ እውን ዶ ኣብዩ ዓይንኺ'ዶ ኣቲ ኣምፂኡ እቱ ጠባዩ ንዝፈልጦ ሰብ እውን ዶ ገግዩ ቀናእ ልቢ ነቲዑ ኣይትሕመሚ ስነይ ክምስ ልበይ ተቐየሚ ዘይወዓልኩሉ ዘረባ ይውገዐሉ’ሎ ኣፍቱ ሩባ ዘይወዓልኩሉ ሙኻነይ ይስመዐንሎ ዝባነይ እንታይ ክገብር? ቢታ ዝሓዘ ኣሎ ተፀጊዑ ፈረስ ዝሓዘ ኣሎ ተፀጊዑ በቕሊ ዝሓዘ ኣሎ ተፀጊዑ ባዕራይ ዝሓዘ ኣሎ ተፀጊዑ ኣርዑተ ነዊቱ ሰራሪዑ ድሕሪ ቤቱ ገደና ዶኪዑ ሓቢልኪ እምበር ምርኣይ ከዊሉኪ ሓሸው በለ ንፋስ ኣንጢቑልኪ ፁሩራ ድየ ኣብ ግምባርኪ ዝንትልተል ኣልቦ ድየ ኣብ አግርኺ ዝንጥልጠል ወለባ ድየ ቑንጭዕትኺ ዘፍቅር ቀል ሰብ ድየ ኣብ ማዕተብኪ ዝንጥልጠል ነብሰይ ዝውንናስ ኣይ ኣነ እንዶ ልቢ ሰብ ክትሰልቢስ ኣይ ጋዶ እንዶ ንዓይ ፀባ ንዓኺ ዓቀባ ታይ ጣጣ እዩ ዘረባ መልግባ? ዘይወዓልኩሉ ዘረባ ይውገዐሉ’ሎ ኣፍ'ቱ ሩባ ዘይወዓልኩሉ ሙኻነይ ይስመዐንሎ ዝባነይ እንታይ ክገብር ? ብዓልቲ በቕሊ ሙኻንኪ እማ ኣይፀልኦን ማርዳ ዕናቕ ምዕናቕኪ እማ ኣይፀልኦን ይሕመቕ ይጥዓይ ካባኺለ ኣይፀልኦን ጓል ጓና እኮ ኣይኮንክን ጓል ምናምን ዓጂበ ኣደባባይ ተውፃኹኺ ታይ ጉዱ እዩ ቐሊዕክዮ ሻሽኪ እንት ሃልዩኒስ ዳሓር ክትሓምይኒ ንቐዳደም ሳዱላ ድፈኒ ዓቕለይ ድዩ ተቖፂሩ ኣብ ፍርሒ ምሕፅንታይ ድዩ ተገቢጡ ኣብ ጉርሒ ጃህራ'ዶ ኣቲ ኢልክዮ እቱ ጥርዓነይ ዓሸሽ እናበልክሉ ዝባነይ ዘዚመይ እንዶ ኣይምሐሸን ግዲ ቓታ ብረት ካብ ዝዳኒ ዓዲ እንተ ኣድልዩኪ መን መንዐ መን ረትዐ ወራር ኢልኪስ ኣፍሪስና ኣይትሰምዐ እንት ሃልዩኒስ ዳሓር ክትሓምይኒ ንቐዳደም ሳዱላ ድፈኒ እንተ ኣድልዩኪ መን መንዐ መን ረትዐ ወራር ኢልኪስ ኣፍሪስና ኣይትሰምዐ ንዓይ ፀባ ንዓኺ ዓቀባ ታይ ጣጣ እዩ ዘረባ መልግባ? Eternal honor to our beloved MARTYRS!!!
@addisuberhe9148
@addisuberhe9148 2 жыл бұрын
❤️
@safsaf715
@safsaf715 2 жыл бұрын
❤❤
@melhiqfikir6096
@melhiqfikir6096 9 ай бұрын
10q
@melhiqfikir6096
@melhiqfikir6096 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Random-videos1209
@Random-videos1209 2 ай бұрын
Lyrics?
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,4 МЛН
Modus males sekolah
00:14
fitrop
Рет қаралды 20 МЛН
እያሱ በርሀ ዓርሞሸሽ / Eyasu Berhe Armoshesh
8:31
Tigray Info
Рет қаралды 125 М.
Eyasu Berhe Our King of the Stage
4:15
tigray
Рет қаралды 457 М.
Kiros ALemayehu Fikray Fikrkerni
7:01
tigray
Рет қаралды 784 М.
Ethio Oldies: Hamelmal Abate and Neway Debebe - Harer (ሃረር)
6:49
ethio oldies
Рет қаралды 1,3 МЛН
Ataklti Hailemichael - Deki Adey
8:50
Ataklti Hailemichael - Topic
Рет қаралды 12 М.
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20