ጀ/ፃድቃን ኣቋሪፁ ወፅዩ/ ውዲት ፀላእቲ ፈሺሉ| ሑመራ ህፁፅ ፃውዒት

  Рет қаралды 59,293

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

Пікірлер: 119
@Msgnagebrelibanos
@Msgnagebrelibanos Ай бұрын
ናይ ጀነራል ፃድቃን ውሳነ ኣብ መንጎና ሳልሳይ ወገን ንዘይምእታው ዝዓፀዎ ስልኪ፤፦ነኒሃይለ ደደብ ዓብዪ ት/ቲ ኣይርድኦምን እምበር።
@AklilHaben
@AklilHaben Ай бұрын
ጀ/ፃድቃን ከብረት ይሃብካ ከመቶም መረሓትና ኣብ ሚድያ እንዳወፁ ምስጥር ዘባኾኑ ምስጥር ዘይምብኻንካ ብግለይ የመሰግነካ።
@Adulis783
@Adulis783 Ай бұрын
ነዙይ ጀግና ከይቐትልዎ ብጣዕሚ ጥንቓቐ የድልዮ ተዳጋጋሚ ውድብ ንምፍራስ ዝብልዎ ዘለው ጠቐነ ንሱ ካብ ኩሉ ትግራይ ሪፎርም ኮይኑ መንግስቲ ንምህናጽ ይሰርሕ ኣሎ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Ай бұрын
ኣብ ትግራይ ከማኻትኩም ይብዝሑን የብዝሕኩምን ኣቶ ዳዊት። ኩሉ ግዜ ትዛረቦ ሓቅን ነዚ ውጹዕ ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ካኣ ኣዝዩ ኣገዳስን ስለ ዝኾነስ ደጊመ እየ ኣብ ትግራይ ከማኻ ኣምላኽ የብዝሕኩም ዝብል ዘለኹን። ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@HayelomReda-e1p
@HayelomReda-e1p Ай бұрын
አየ መረሕረቲ ትግራይ ብውልቃዊ መንፈስ ዶ ንህዝቢ ረሰዐሞ ፈጣሪ ሰላም ያውርደልና
@lmathans1584
@lmathans1584 Ай бұрын
General Tsedkan kulu kemaka ente zkewun 🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@MogesNgatu
@MogesNgatu Ай бұрын
ብጣዕሚ ሓሰት 70 ካሬ ከም ዝተብሃና ሙሉእ መረዳእታ ኣለና ።
@yohannes8242
@yohannes8242 Ай бұрын
Bravo Tsadkan G/T jegna
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ጅግና ጀነራል ምካኑ ብተግባር። አመስኪሩ። ብስለት ማለት እዚ እዩ ካልኦትኩም ካብዚ ኣያና ተምሃሩ ናይ ሓባር ሚስጢር አህሊፍካ ንፀላኢ አይወሓብን። ሙድያታት ትግራይ ድማ ካብዚ ተምሃራ ኩሉ ሃላፊ እዩ ዘይሃልፍ ግን ሕማቅ ታሪክ እዩ ንጠንቀቅ።
@Tesfayreda-y5o
@Tesfayreda-y5o Ай бұрын
ጀነራል ፃርቃን ተስፋ መናእሰይ ትግራይ ኣበኻ እዩ ዝኣምን ትግራይ ብግለ ሰባት ትግናሕ ተይኮነትስ ናይ ህዝቢይ ትግራይ ማዕረ ተረባሒ ህዝቢ ብነፃ ሓሳቡ ዝገልፀላ ልምዓት ሰናይ ም/ሐዳር እተታኣናግድ ትግራይ ክትከውን ፃውዒተይ የቅርብ
@selamlehulum5944
@selamlehulum5944 Ай бұрын
አይ ትግራይ ዘይተዓደለት። ጀ/ል ፃድቃን ዝመስል ጅግና በሊሕ ሙሁር ወርቂ ዑንቂ አልማዝ ቁዱስ ፈታዊ ህዝቡ ረኺባስ ክትጥቀመሉ ዘይከአለት። ከም ደብረፅዮን ዝመስል ለዛይ ጎለፋ ድማ ስም ፃድቃን ከጥፍእ ይውዕል።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ርስቲ ስልጣን ዝሳአነ የአገርግር ካብ አዲስ አበባ ሐዲማ ሳአን ናይ ሩሑቅ ነዊሕን አማቲ መራሒ ጎጅለ ጽንተት ሕዝቢ ትግራይ ዘጽነተት ሳን ብቁሕ ምሕደራ እዚ ዝራኣየ ጀነራል ፃድቃን አብ ጎድኒ አሜርካ ኮይኑ ትግራይ ናብ ዝሐሸ ዝመርሕ ጀግና ደብረጽዮን ናብ Communist ቻይና ተገደፈትኒ ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረኒ ከእውት ኤ ይብል አብ ቀጻሊ ዝራኤ እዩ
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y Ай бұрын
ዝኹሉ ስለ ጀ/ል ጻድቀ‍ን ዝገለጽካዮ ህጂ ፈሽሉ እዩ ልምታይ ናይ አብይ ሃሽከር ሰላይን ኮይኑ ምስ ጌታቸው ልጸላኢ ምስጢር አህሊፎም ይህቡ እዮም ነይሮም።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Ай бұрын
Hiwehat framing simimie yibeasdo wals shigir mierab kifetih. Mengisti silemintay abimiwradin midiyabin sebat teatime silemintay eyu bizaeba zitemezabele hizbi zeyserih.
@selamlehulum5944
@selamlehulum5944 Ай бұрын
@@AyalewAlemu-m5y ፀለመ እዩ። ፃድቃን ናይ አብዪ ሓሽከር ሙዃን ተዝደሊ በረኻ ከይወፀ ተይደኸመ ምረኸባ። ስልጣንን ገንዘብን ተዘደሊ አብ ኢትዮጵያ ይትረፍ አብ ሕቡራት መንግስታት በማኢት ሽሓት ዶላራት ክረክብ ምኸአለ። ግን ልህዝበይ ኢሉ ልመስዋእቲ በረኻ ወፅዩ። ህዚ ውን ንረብሓ ህዝቡ ይቃለስ አሎ። ደብረፅዮንን አለምን ግን ተንኮልን ፅልኢን ጥራይ እያ ዘላቶም ዓቕሚ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
@@AyalewAlemu-m5y ሚድያ ጸለመ ካልእ ነፍስ ወከፍ ጎጅለ አድዋ አብ መቀለ፥ አብ አድግራት፥ አብ ሽረ፥ መቀለ አብ፥አዲስ አበባ ዘሎ ሕንጻታት ምስ ተአሸገ & ማሐያ ምስአነ ገዛ ኽራይ እንታይ እዩ ክፈል አታዩ አሻ ሙጅኒ ዋይዋይ በለስ ክጽወር አርብሮብእ አቲዬ.
@etn6309
@etn6309 Ай бұрын
ደብረፅንተት ጭቃ እዩ ጀነራል ፃድቃን እምብር በሊሕ ። ደብረፅንተ ት ወጣት እምበይ መዓር አይልሕሰይ
@DanaytGuesh
@DanaytGuesh Ай бұрын
I’m so proud of general tsadkan 🥰🫶🏽
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e Ай бұрын
ጀነራል ፃድቃን ጅግና ክልተ ወለዶ።
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c Ай бұрын
የቕንየልና ክቡር አቦና ንአዲስ ማለዳ ምድያ ዝሀብካዮ መልሲ ንዙይ ኢና ነንባዕልና ንከባበር ንጸላእቲ በሪ አይንኽፈተሎም ንብል
@kibromhaile1798
@kibromhaile1798 Ай бұрын
ጀነራል ፃድቃን ከማካ ዝበሉ ተባዐት መራሕቲ ዘዝህልውና ነይሮም አብዝኩሉ ችግር አይምአተውናን ሀዚውን ሐደምሊዮን ህዝቢ አወዲኦ እነደብረ ዕንይንይ ክንመርሐኩም ይብሉና አለው አጆካ በርትዕ ወጣታት አብ ጎንካ አለና ዕድመን ጢዕናን ከዐ ይሀብካ ክቡር አቦና።
@Barry-m3w
@Barry-m3w Ай бұрын
እህህህህህህህህ.!!" ደሓን!! አስኪ ይኹን: ሓንቲ መዓልቲ ግዜን እግዚኣብሄርን ፍርዲ ክህቡ እዮም::
@ThePower1111
@ThePower1111 Ай бұрын
Jegna
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ወለከ ስብኣይ ዕቢዱ። ኣየናይን ናይመንን ብመንን ዝኽበር ሕጊ።
@meemjjo677
@meemjjo677 Ай бұрын
What he is saying you born there or there you are living for limited time on the world so all banda messengers where ever you born first human beings to save life and to look after each other
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 Ай бұрын
ኖ. መጀርታ ኣብ ሪኦት ሚድያ ስነድ ዝሸጠ ኣማኒኤል ኣሰፋ እዩ::
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir Ай бұрын
ኣየ ፃድቃን ! ሒዚ ሚድያታት ትግራይ ንስኻ ስለዝመፃኻ ድየን ነፃን ፍትሓውን ኮይነን ንምንታይ ደኣ ኣየን ብዶ/ር ደብረፅዮን ዝምራሕ ፅሩይ ህወሓት ምስ ህዝቢ ህዝቢ ዝገበሮ ኣኼባ ዘይዝግባ
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ፃድቃን ኩሉ ዘለዎ ግን ልህዝቡ ኢሉ ጭቡጥ መስዋእቲ ዝከፈለን እናከፈለን ዘሎ ጅግና መራሒ እዩ።
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ሓቂ እዩ ስርዓትን ህግን ክሰፍን ግዲ እዩ። አገርግር ልማንም አይጠቅምን። እንስሳት እንካን ስርዓት ኣለወን።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Ай бұрын
እዚ እዩ ውጽኢት'ቶም ብርጉማት መራሕቲ ዝምራሕ ዘሎ ህዝቢ ኢትዮጵያን {ትግራይን} ሎሚ ኣብ ገዝኡ ብጥሜትን ሳኣን ሕክምናን ኣብ ገገዝኦም ሞይቶም ክርከቡስ ኣዝዩ ዘሐዝን እዩ።
@Barry-m3w
@Barry-m3w Ай бұрын
ተጋጊኻ!!! ህዝቢ ትግራይ ደኣ መዓልታዊ ጤል ይሓርድ: ጮማ ይበልዕ: ሜስ ይጉጽጉጽ:: መራሕቲ ከኣ ቆሎ ይበልዑ ማይ ይሰትዩ!! !
@berihabb9619
@berihabb9619 Ай бұрын
ሰብኣይ ሓፍትኻዩ መስለኒ እዚ መጣቕዒ ቂመኛ ሰብኣይ ተንኮሉ ተኸሺሑዩ ስወደቐ ስብእንኡ ክትጽግን ግዜኻ ኣይትጥፍእ ።
@NassirWahabey
@NassirWahabey Ай бұрын
እህልፍ ላአላውነትና ዝህብ ዝድግፍ እንዳደገፍና ምዕራብ ትግራይ ይመለስ እንታይ ማለት እዩ
@GERE-zp2hq
@GERE-zp2hq Ай бұрын
ኣናፁ ይመርሑ ኣለዉ።
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 Ай бұрын
ኣቃብጽዎ ን ጻድቃን ከልቢ ገዛ ናይ አብን ሲ ኣይ ኤ አዩ 5 ጊዜ ናብ አሜሪካ ከይዱ ኣሜሪካን ኣቢ ዝበሎ ዝገብር ንህዝቢ ትግራይ ዝኻሓደ ለኽባጥ አዩ ከእለ ኣለዎ!!!
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 Ай бұрын
ስኒ ዘይብሉ መንግስቲ ኣየድልን
@hayal752
@hayal752 Ай бұрын
ስኑ ዝበስበሰ እውን ክወልቅ ኣለዎ!
@berhuaabyssinia5785
@berhuaabyssinia5785 Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ንዝሐለፋ 50 ዓመታት ካብ ዘሕለፎ ናይ ድኽነትን ጦርነትን ሞትን ጥፍአትን ምግሃስ ሰብአዊ መሰልን እፎይ ክብል እንተኾይኑ ካብ 45 ዓመት ንላዕሊ ዝኾኑ መራሕቲ ሕወሐት ካብ ስልጣኖም ወሪዶም ብመናእሰይ ክትክኡን ውድብ ሕወሐት ከአ አብ ትግራይ ካብ ዘለው ካልኦት ናይ ፖለቲካ ውድባት ብሕጊ ማዕረ ዝኾነ መሰል ክህልዋን "ሕወሐት ማለት ህዝቢ ትግራይ ማለት እዩ" ዝብል ፕሮፖጋንዳ ተቐባልነት ክስእንን ይግባእ::
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 Ай бұрын
🤣
@selamlehulum5944
@selamlehulum5944 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
እሞ ምንግስትይ መን ዲዩ፡ ህዋህት ናይ ጌታችው ጉጂል ምንግስትይ ኣይኮኑን፡ ካብ ስልጣን ከርድ ክሽይም ኣይክእልን፡ ንምን እዩ ምጠንቐቕታ ዝውርድ፡ እዋ ንቱይ ስራህ ዝተሽሞ ክሥብ ህዝይ ኣስርህን፡ ውይ ኣይዓቕምይን ውይ ሃጉዙንይ ይብል ንህዋሃት፡ ጌታችው ናብ ውንኡ ይመልስ፡ ካብ ስልጣን ዝውርድ ንምንታ፡ ስርሆም ክስርሁ ኣይካሉን ዲዮም ንሱውን ስርሁ ክስርህ ኣይካኣልን፡
@MebeeWelday
@MebeeWelday Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛🌻🌻🌻
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Ай бұрын
ጀ፡ ፃድቃን መንጎኛ እንተዳኣ ኾይኑ ብህዝቢ ስም ዝሕተቶ ነገር ኣሎ ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብ ክጸንሖ ዝኽእል ግዘ ንላዕሊ ስለ ዝጸንሐ ክወርድ ገይሩ ስግግር መንግስቲ ክምስረት ተገይሩ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ብህዝቢ ዝተመረጸ መንግስቲ ስልጣን ይሓዝሞ ጸገም ህዝቢ ትግራይ ክፍታሕ ይገበር ። ዓቕመይ ውሱን ስለዝኾነ ኣነ ክሰርሖ ኣይክእልን እንተኢሉ ከይዋዓለ ከይሓደረ ስልጣን ይልቀቕ ።ነጻ ይኹን ።
@kahssaygebremedhinhabtemic8295
@kahssaygebremedhinhabtemic8295 Ай бұрын
እቲ ናይ ክልል ምምሕዳራዊ ሥልጣን ካብ ማእከላይ መንግሥቱ ዝተዋህቦ ኣካል ብሕጋዊ ኣገባብ ንኹሉ ካብ መስመሩ ንዝወጽእ ልብ ስነ ውድብ ናብ'ቲ ግቡእ ቦታኡ ክመልሶ ይግባእ።
@tedroshadera2891
@tedroshadera2891 Ай бұрын
ኣብ ናይ ጀነራል ጻድቃን እካ ቅድም ክብል ሪፈርም በሪ መእተወ ደሊዩ እውን ብግልጺ ቀሪቡ ድሕሪ መኸተን ፕሪቶርያ እውን ተኾነ ኣብ ናይ ሪፎርም ተጸሚዱ ይርከብ ግን ኣነ ኣይተረደአንን ጀ፡ጻድቃን ኣባል ህወሓት ኣይኮነን ናይ በዓሉ ውድብ ውን የብሉን እንታይ ደኣ ደሊዩ ሪፎርም ዝብል ዘሎ ። መንግስቲ ከይንብል ኣይኮነን፡ ውዳበ ከይንብል የብሉን ንGSTS ጥራሕ ወኪሉ ስለዚ ናይ መን ፕሮግራም፡ስትራተጅ፡ ካልኦት ፖሊስትታት እዩ ሪፎርም ክገብር ደሊዩ? ክርድአኒ ስለዘይከአለ እዩ? ወይ ናይ ህወሓት መደብ ሪፎም ክገብብር እንተኾይኑውን ኣባል ኮይኑ ዶ ኣይኮነን
@AshebrWeldegebreal
@AshebrWeldegebreal Ай бұрын
ዶ/ር ደብረፅዮን ከምዚ ጀነራል ፃድቃን ዝወሰዶ ስጉምቲ እንተዝመሃረሉ።ንውልቀ ስልጣን ክትብል ህዝብኻን ክልልካን ኣሕሊፍካ ምሃብ ምስሉይነት እዩ።
@AtakltAbebeKalkay
@AtakltAbebeKalkay Ай бұрын
ምክላል ክልላት ህዝቢ ብዕምወት ተዘራሪቡ አብ ሕገመንግስቲ ክፀድቕ ዝተገበረ።
@besobela7237
@besobela7237 Ай бұрын
ዘይ ሕገ መንግስቲዊ ሹመትን ስልጣንን ናይ ኣናርኪሲስትታት ሥራሕ ኢዩ
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 Ай бұрын
ኣብ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣድሕቡ ሸለውላጋ ኣይትበሉ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ናይ መልስ ዜናውይ ኣይትድገሞ ብዛዓባ ኢሮብ፡ መልስ ዜይናው ንቶም ትግርኛ ዛርቡ ናብ ኢርትራ ዝከዱ ይዋህብ እሞ ኢሮብ ጥቕልሎም ናብ ኢርትራ ክኣትው እዩ ተደልዩ ነይሩ፡ ብናይ ባዓሎም ቓልስ ደቅይ ኢሮም ትግራዊነቶም ክህፉ ስለዝይካኣሎ እዮም ዝተውስኑ ኣብ ትግራይ ዘለው፡ ኣይትስሃሃቱ ኢሮብ 50%ቖንቓ እዩ ዝፍላልዮም ምስ ተጋሩ እምብር ባህሎም ኩሉ ተጋሩ እዩ ብዋንኡ ክኣ ባዓሎም ትግራዋይ ማንነቶም ይህልፎም ኣይህቡን፡ ንኣብነት ኢሮብ ተጋሩ እዮም ዝመስሎም ገይጋ ካብ መርሃይ ኮምዝይ ዝበለ ቃላት ኣይውፅእን፡ እዙይ ናይህዝይ መፅነትይ ምስ ኩሉ ትግራዋይ ተቓልሶም ዝፅነትይ ብትግራዊነቶም፡ ንሻዓብያ ምሳካ እነ ተዝብልዎ ኣይመፅነቶም፡ ንቱይ ሃደ ንክትመልስ እቱይ ሃድ ምሃብ ህምቕ ዘርባካ ኣስተካክል ጀነራል፡ ንብዓሎም ህርሻ መሬት ዝይብሎም ጎቦታት ፀገም ተፃውሮም ዝነብሩላ መሬት ተጋሩ ኣይኮንኩምን ኣይባሃል፡ ተጋሩ እዮም፡ ኣካዳዲነኦም ኣቖንን ኦም ትልህቶም ኣታሃሳስብኦም፡ ትግራት ክትውስክላ እምበር ክትቕነስላ የብላን ንዙይ ህይበ ንዙይ ክውስድ ዝባሃል ስብ ከባብይ የለን፡
@kunama1170
@kunama1170 Ай бұрын
ዝወከሎ ህዝቢ ይኩን ውድብ የለን ጌታቸው ይውረድ ናይ ወፃኢ ሓይልታት ድልየት ከማልእ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣይትረምስ በልዎ።
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ኢሮብ ብትግራዊነቶም ዝይዋዳድሩ፡ ዋላ ቖንቖኦን ካብ ትግርኛ ፊልይ ይብል ግን ባህሎም ኣታሃሳስበኦም ተጋሩ እዮም፡ ንሳቶም ጥራይ ኣይኮኑን ተጋሩ እሎም ዝሃስቡ ተጋሩ እውን ተጋሩ ከምዝኮኑ ዝፍልጡ፡ ኣነባብርኦም ባህሎም ክላሃዩ ኩሉ ተጋሩ እዮም ቖንቖኦም እውን 50% ትግርኛ ቃል እዩ፡ ከም ኣጎው ዝፋላልዮም ምስ ተጋሩ እኮ ቖንቓ ጥራይ እዩ፡ ኣነባብርኦ ባህሎም ተጋሩ እዪም፡ ካብ ንእምሃራ ኣጎው ንተጋሩ ብባህልይ ይመሳስሉ እዮም፡ ኢሮብ እውን ካብ ንኢርትራ ንተጋሩ ብባህሎም ይመሳስሉ፡
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r Ай бұрын
ኣደመ ዘይሓላፍነቱ ምውሳዱ አየሕቶን ማለት ድዩ? እዙይ ክገብር እንተኾይኑ ፈለማ አብ ግምት ዘለዉ ኣካላቱ ምስተከአን እቲ ካቢኔ ግምት እንተኣሚኑሉ ክትክእ ይኽእል፤ እዞም ሰብ ብሓይሊ ስረሖም ምፍፃም ስለዝለመዱ ግና ካብቲ ናይ ቐደም ብዝበኣሰ ዘይሓላፍነቱ ዘየድሊ ስጉምቲ ይወሰድኣሎ። "ኣኼባ ዝለመደሲ ኣብ ሩባ ወሪዱ ሓወርቲ ማይ የታሪ" ኮይኑ ነገሩ።
@KflomGs
@KflomGs Ай бұрын
ፃርቃን ሓሳዊ 😢
@TsegayzeruAbebe-be3wy
@TsegayzeruAbebe-be3wy 19 күн бұрын
ለዛይ
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 Ай бұрын
TBS..my warning to you don’t side with any politician if you want to grown! I watch you daily but if u started to side like the other social media I’m done/ just side with our ppl.🙏🏾
@tbstig
@tbstig Ай бұрын
ነመስግን🙏 ንቕበሎ ኢና
@mr.t9096
@mr.t9096 Ай бұрын
Tsadqan is an Ethiophile who cares less about the people of Tigray. His love of Ethiopia is often displayed by his support for Ethiopia’s access to the Red Sea and owner of the Eritrean Assab Port.
@hayal752
@hayal752 Ай бұрын
It was before the war
@PlanterRight
@PlanterRight Ай бұрын
ለጀነራል ፃድቃን ክብር አለኝ
@Aduniahope
@Aduniahope Ай бұрын
መስተኻኸሊ ንጋዜጠኛ!መራሕተን ዘውርዳ ዘለዋ ቤትምኽሪ ወረዳታት እናሃለዋ ህወሓት ኢልካ ምቅራብካ ጌጋ ጥራሕ ዘይኮነ ንዕቀት ህዝቢ ዩ ወገንተኛ ኮይንካ ሓበሬታ ኣይተቅርብ
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz Ай бұрын
ናይ ህዝብኩም ሚስጥር ይሕልፍኩም ዝሃብኩም አነገታቸው ፃድቃን ዋላ ብስክ ለማስመስል አጂ በቢማለቱ አዲስ አበባ አዳጎየኩም ሚስጥር ተውፁ ባዳታት
@hagosamare-s4n
@hagosamare-s4n Ай бұрын
ድምፅኻ ትሑት እዩ ዘሎ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
ብሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ህርፋን ናይ ስልጣን ኢዩ ዝምዘን።የፍርስ ኣለኹ ክብል ድኹም ትደልዩ ዘለኹም ?
@selamselam2569
@selamselam2569 Ай бұрын
እዚ ሚድያ ናይ ተላኣኣክቲ ሚድያ እዩ ብሕልፊ ንዘይረብሑ ሰባት ክዃሓሕል ምቅራብ ዝፍትን ብዕልገ ሚድያ ክብሪ ህዝቢ ትግራይ ዘይብሉ ሚድያ ።
@GereziherGebremedhin
@GereziherGebremedhin Ай бұрын
ክክክ ንስኻ ድኣ ናይ ደብረዕንክሊል ዝተለኽተ ዘረባን ክሕደትን ዝለመድካ ሓቅን ሰላምን ዘይትሰምዕ እንዲኻ።
@selamselam2569
@selamselam2569 Ай бұрын
@@GereziherGebremedhin ዳሓን ዲኻ ገ/ዝጊሄር ንመን ኢኻ ትጣበቅ ዘልኻ ስም ናይ ዝኾነ ሰብ ትገሊፁ ድዩ ኣብዚ ግን ተላኣኣክቲ መን ሙኻኖም ስለ ዝመስከርካ የቀኔለይ ። ኮሙኡ ሙኻኖም እንዳፈለጥካ ሱቅ ምባልካ ግን ይሕዝን ናይ ብሓቂ ትግራዋይ እንተኾይንካ ማለተይ እየ ።
@GereziherGebremedhin
@GereziherGebremedhin Ай бұрын
@@selamselam2569 ተለኣኣኺ ዝበሃል የለን እቲ ዘሎ ግጥም ኣብ ሞንጎ እቲ ዝበስበሰን ንህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ንኽፍፀመሉ ዝገበረ ስርዓት ንኸይቅልፅ ዝገብርን ነቲ ርሙስ ስርዓቱን ኔትዎርካዊ ኣካይድኡ ከቀፅል ዝደሊ ጉጅለን እዩ እቲ ግጥም።እንዳ ዕንክሊል ግን ንዝቋዎምን ንሓሳብ ብሓሳብ ዝምጉቶምን ሽማሽም ስለዘውፅእሉ እዩ ።ኣብ ትግራይ መንእሰይ ንኲናትን ሞትን ጥራሕ እዩ እናተኣረየ ዝፅዋዕ ደም ንዝኸፈለሉ ህዝቢ ንኸማሓድርን ዝተምሃረ መንእሰይ ስልጣን ክሕዝን ኣይድለን ድሕሪ ውግእ ተሓቢኦም ዝነበሩ ቤተሰብን ብዕርክነትን እዩ ንጥቅሚ ዝፅዋዕ።
@TeryGidey
@TeryGidey Ай бұрын
Walta tv
@herangetachew-dh5ip
@herangetachew-dh5ip Ай бұрын
ሓሳውቲ ን አገውድትን ምድያ
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri Ай бұрын
እዞም ናይ ጌታቸውን ጻድቃንን ሳዕብቶምን ሉኡኻት ብልጽግና እዮም
@HadushTsegay-e6b
@HadushTsegay-e6b Ай бұрын
የምን ሰሜን ጦርኖት ነው የትግራይ የዛር ማጥፋት ጦርኖት እንጂ
@bfbhd9616
@bfbhd9616 Ай бұрын
Inda weyane HATAFAT !!
@zenimoges2834
@zenimoges2834 Ай бұрын
ምሽጥር ዓያሹ እንትባኣሱ ይወጽእ
@RrUu-zh5mc
@RrUu-zh5mc Ай бұрын
😢😢
@borasilman2926
@borasilman2926 Ай бұрын
Gen. Tsadkan 🫡አንበሳ ወዲ ትግራይ❗️
@tekicholove
@tekicholove Ай бұрын
ኣታ ፎሽላኽ ጋዚጠኛ ኣብ ኣፍንጫኻ ዘሎ ጀጀነራላት ትግራይ ዝኹዕቱዎ ዘለዉ ወርቅን ዝጉሕጉሕዎ ዘለዉ መሬትን ከይተዛርብካስ ን ኣደባይ ሓሊፍካ ዝስራሕ ዘሎ ወርቂ ከመይ ተሰሚዑካ ? መልሲ ኣለካዶ ?
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Ай бұрын
አይ ትማሊ ስልጣን ምስሐዝኩም እንዲኹም ናብ ትግራይ የእቲኹሞ ።ወልቃይት በገምድር ጠቅላይ ግዛት እዩ ነይሩ ወይነ ግን ሀብታም እዩ ኢሉ ስዝሐሰበ ብሐይሊ ረፈረንዶም ከይ ገበርኩም ብሐይሊ ኢኹም ወሲድኩሞ ።በዐል ፕሮፈሰር መስፍን ወልደማርይም ህዝቢ አምሐራን ህዝቢ ወልቃይትን ተቃዊሙ ዝሰምዖ አይረኸበን ሕጂ እንተዘይ ሐሰብኩሞ ይሕሸኩም እተዘይኮይኑ ምስ 40 ሚልዮን አምሐራ ክትዋግኡ ክትነብሩ ኢኹም።
@mearegfitsum
@mearegfitsum Ай бұрын
Gmt Dahan Meretina Tesheytu Lareaka Lisiltan Kitibil Ehhh
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Ай бұрын
Hasewti
@kb7585
@kb7585 Ай бұрын
ብታሪኽ ዋልቃይትን ሑመራን ናይ ትግራይ ኣይኮነን እዩ ዘስምዕ እዚ ናይ ጻድቃን ዘረባ። ኣስተውዕሉ ተጋሩ፡ ናይ ጻድቃን ቃለመሕቲት ንህዝቢ ትግራይ ዋልቃይት ናትካ ኣይኮነትን ኢልካ ኣርደኣዮ ተባሂሉ ዝተላእከ እዩ ዝመስል፡
@MotivatedInsights-h9h
@MotivatedInsights-h9h Ай бұрын
tariku ewn yserehelna hwhat meles tetekimu kemzderbeyo gena nayzi jegna taric nahadere kwets eyu
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ያሬድ ኣንድ ተራ ታጋይ እንጂ ወሳይ አይደለም።
@weghta3315
@weghta3315 Ай бұрын
Sarekti always Liar
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis Ай бұрын
መራህቲ ጋላ ክቅተሉ እሎዎም
@smumd
@smumd Ай бұрын
መራሓትና ንወበረ ዶ ይባልዑ የለዉን መሕዘንቲ ፈጥረታት😢😢😢😢
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx Ай бұрын
ጀነራል ጻድቃን ጽቡቕ ገይሩ ገይርሎም!! እሰይ ብሉጽ ጅግና ረአዩዎ እዚ ብልሑ ከምዚ ኸሉሻዕ ይወለድ !!! ገታቸውን ደብረጽንን ግን ዘርባዕባዕ ናበሉ ደርጎሖምዎ ዞም ዱንዙዛት!! ተዓወት ጅግና ብሓቂ ጠስሚ ልብና ኣስቲኻና እቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕንፍሽፍሽ ምሰ ከማኻ ብሉጻት ጀገኑ ተካሩ ኾይንኻ ከተዐርዮ ተሰፋ ኣለና!!
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Ай бұрын
ንፍጣም ወጣ በይ!👎👎👎
@YshewasAleka-j8n
@YshewasAleka-j8n Ай бұрын
ebc
@hagoskahsay1371
@hagoskahsay1371 Ай бұрын
ሰላም tbs ሚድያ ዜናታትኩምን መደባትኩምን ብጣዕሚ ሰሓብን ረብሓ ትግራይ ማእኸል ዝገበሩ ካብ ጉጅላዊ ኣተሓሳስባ ነፃ ዝኾኑ እዮም ኢልካ ምውሳድ ይከኣል። ትግራይ ከማኹም ዝበለ ግዱስ ፍልፍል ሓበሬታ እያ ትጠልብ። ትግራይ ሰብ ኣለዋ ክትብል ድማ በቢዘርፉ ከምዚ ዝበለ ዓቕሚ ክትውንን እንከላ ጥራሕ እዩ። በርትዑ
@MeseleKinfe
@MeseleKinfe Ай бұрын
እንታይ ዓይነት ጎስጓስ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም። ንፃድቃን ብደብረፅዮን ንዝመፆ ነቀፌታ ባላንስ ክትገብሩስ ክንድዚ ትጓዓዙ ። ቁፅሪ ሓደ ተኸፈልቲ ሚድያ ምዃንኩም የመላኽት እዚ። እዚ ብኽያት እዚ ካብታ ሞት ናይታ ጤል እዩ። ሚዲያ ተኾንኩም ተፃናትኩም ሓለው። ዘይርኩም ዘይርኩም ናይቲ ልሙስ ግምት ተመወልትን ደገፍትን ኢኹም። ጎስጓስ ኣይተብዝሑ። ክልቲኦም ወገናት ነትግራይ ናብዚ ሞሃሙቕ እዚ ዘውረዱን ዝቕፅሉን ዘለዉ እዮም።
@abebeh.8145
@abebeh.8145 Ай бұрын
መባዕ እዳባገሪማ ልበልዕስ ባዕሉ ይለፋለፍ ይብሃል. ካድረ ምኳንካ ናይ ሕዋሕት ቁርዲዳት ኔትወርክ ተኸፋሊ ስለልኾንካ እምበይ ፃድቃን ህዝብ ህዝብን ብቻ እዩ ልሓስብ ኔትወርክ የብሉን ድሞክራሲያዊት ምዕብልቲ ትግራይ ልምርኣይ እዩ!
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 Ай бұрын
እዚ ሚዲያ እዚ ናይ ጌታቸውን ፃድቓንን እዩ ገና ከይዓበየ እዚ ዝገበረ ቕንይ ኢሉ እንታይ ከምዝኸውን እንድዒ
@teklaybelay1367
@teklaybelay1367 Ай бұрын
Anta hawna jeneral tsadkan Wala th tsenha tark th Abeyen tehalewo Hadeseb Eyu Eti kali E seb Dku E dyu hasab hibudo hade medemdemta Aibetsh n Eyu Ab gleseb At Emenu Gleseb Gleseb Eyu Ab butha hat Hasab Emenu Buthahat Ab thti Whdat Ygthu Au Ethey Ab yetm Alem Mesrh Eyu Kab ,They halifu kem Fetari Ab hade klte wala 10 ykunu Ab bu th hat th belwo ykewn
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w Ай бұрын
አብ ቁርፂ እዋን ጀነራል ፃድቃን ንሞት ዘፈወየ ሰብ አነ ንፃድቃን ክትቹ ድፍረት የብለይን ክብርን ሞስጋናን ጥራሕ እዪ ዘለኒ ንጀነራል ፃድቃን። እድመን ጥእናን ፈጣሪ ይሐብካ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adonay7097
@adonay7097 Ай бұрын
ጌታቸው የዋህ እንኳን ንስካ ሓደ አረጊት ጀኔራል ሂዝካ ደርጊ እኳ ምስ መዓት ጀኔራላቱ ህወሓት አይተሳዕረን፡፡ ውድቀትካ ቀሪቡ እዩ፡፡
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx Ай бұрын
ሕሙም ምሰቲ ዝሰማዕኻዮ ናይ ጀ/ጻድቃን ዘይትጽሕፍ?? ዜና ዘሎ ኻሊእ ባንዳታት ትጽሕፍዎ ኻሊእ!! ገና ክትሓመ/ክትዓብዱ ኢኹም
@weldebrhanhalefom3061
@weldebrhanhalefom3061 Ай бұрын
ብሓቂ ናይ ጀ ፃድቃን ብቅዓት ለምጥቃምና ንትግራይ ጉድኣት እዩ ክኸውን።
@adirar7045
@adirar7045 Ай бұрын
Algieri's Agreement happen before Pretoria. Make that article reality then ask about Pretoria. Do not try to confuse reality by lying. First solve the former and do the later. Erob , Gulomeckeda , Zala Ambesa , Tzerona , and greater Badme are typical United Nation recognized Eritrean Lands Mind it you are invading our sovereignty by talking about these lands
@dawitjigna
@dawitjigna Ай бұрын
Dude our sovereignty was squandered by our lunatic dictator . I think TPLF fell in his game - Badme Card . They should have pushed for expedited demarcation & delimitations . chaos would have reigned Eritrea where we lose 19 villages all the way to the door of ጾሮና - you guessed it done of these are home to our Heroic ( አርካናት-ህዝባዊ ግንባር like በርህ ጻዕዳ ፥ ፈንቀል : many more ! Do your home work right . 👇👇👇👇👇👇👇👇👇 ወዲ አፈጨርቂ invaded Badme to derail the ratification of our Constitution that was to be implemented on or before the end of 1998 . This was promulgated @ the 3rd conference of 1994 in Sahel. 👈😎
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor Ай бұрын
ትግራይ ዝተዋረደት ንጌታቸው ኣሚኑ ህወሓት ኣብ ዝሸመሉ ግዜ ጌታቸው ማለት ዕሉል ፀረ ህዝቢ እዩ ኾይኑ ንህዝብታት ትግራይ ነንባዕሉ ከባልዕ እዩ ኣነፂሩ ዘሎ
@kb7585
@kb7585 Ай бұрын
ብባህልን ብቋንቋን ኢልና ኢና ጌርናዮ ብታሪኽ ኣይኮናን ክልሉ ኣቚምናዮ ክብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ብታሪኽ ዋልቃይትን ሑመራን ናይ ትግራይ ኣይኮነን ማለቱ ድዩ?
@hiluftekle2141
@hiluftekle2141 Ай бұрын
ኣይኮነን ብታሪክ እነተዝኮን ናይ ትግራይ ወሰን ኣለውሃ ክኮን ነይሩ እዩ ዝብል ዘሎ
@kb7585
@kb7585 Ай бұрын
@@hiluftekle2141 ኣለዋሃ እንትባሃል ካበይ ማለት እዩ
@ChfjcHfjff
@ChfjcHfjff Ай бұрын
ፃዉዒትና ነቅርብ ክክክክ
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 Ай бұрын
ቂመኛ ጻድቃን
@selfreliance8999
@selfreliance8999 Ай бұрын
ጻድቃን ዝበሃል በኻይን ሃዳምን ክርሸንዩ ዘለዎ እዚ ናይ አቢ ከልቢ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
ጻድቃን ልኡኽ ኣብይን ናይ ደገን ዩ ።እንታይ ደልዩ ዕንክሊል ይብል ኣሎ እልኩም ትሓስቡ ንደገን ንዓድን ይላኣኽ ኣሎ ።
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
❤❤❤ወይ ጌታቸው ከዳ መንዩ ንሱ ""እርምጃ ክንወስድ ኢና"" መን ኢኻ ንስኻ አብ ልዕሊ ህውሓት ክትሸይን እትሓስብ?? ንምኻኑ እቲ ዝጸሓፍካዮ ደብዳቤታት ናብቶም አብ ጸለምቲ ሑመራን ቃፍታ ሑመራን ዘለው ወረዳታትከ ጽሒፍካዶ???❤❤❤ መሕፈር እንተዘይትኸውን ናብ ናይ ተኹሲ ደው ምባል ፈርማ ኬድካስ መንግስቲ አፍሪስካዶ ምመጻኻ?? እዝንኻ ድዩ ብትኽክል ዘየስምዓካ ዋላስ እቲ ናይ ውሽጥኻ ድልየት ኢኻ ጌርካ መጺኻ?? 😢😢😢
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz Ай бұрын
ፃድቃን xxxxxxxxxxx
@tesfayezeray
@tesfayezeray Ай бұрын
አቱም gsts እዚ ልበቀል ዝመፅ ሰብአይ ክትእልዮ ብክብሪ ናሀተኩም እዚ ከይገበርኩም አብትግራይ ዝፍፀም በደል ይንዋ ይህፀር ተሀታቲ እኩም!!!!
@asebawi
@asebawi Ай бұрын
There is no ”jigna” in Tigray!!!! How dare you call the losers in Tigray “jigna”??!? You are simply degrading the word “jigna”.
Каха и лужа  #непосредственнокаха
00:15
They Chose Kindness Over Abuse in Their Team #shorts
00:20
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 12 МЛН
Человек паук уже не тот
00:32
Miracle
Рет қаралды 4 МЛН
EMS Eletawi ከእገታው ጀርባ ያሉ እጆች Tue 12 Nov 2024
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 1,5 М.
Каха и лужа  #непосредственнокаха
00:15