ምጅማር ትምህርቲ | 15.05.2020

  Рет қаралды 41

Eritreischer Medienbund - ማሕበር ሜድያ ኤርትራውያን ኣብ ስዊዝ

Eritreischer Medienbund - ማሕበር ሜድያ ኤርትራውያን ኣብ ስዊዝ

4 жыл бұрын

ሰላም ፍቱዋት ተማሃሮ፣ እንቋዕ ዳግም ኣብ ትምህርትኹም ብሰላም መጻእኩም
ቅልውላውን ሽግርን ኮሮና ቫይረስ ገና ኣብ ቦትኡ ከም ዘሎ ፈሊጥኩም ዶ ኣለኹም፣ ስለዚ ኣዚና ክንጥንቅቅ ኣለና።
ኮሮና ንሰባት ዘሕምም ቫይረስ‘ዩ።
ሓደ ሰብ ብዚ ቫዝረስ እንተተለኺፉ ይስዕል‘ዩ። ብናይ ኢድ ሰላምታ ከኣ ኣብ ካልእ ሰብ ከመሓላልፎ ይኽእል። እንተኾነ ካብ ነፍስና ክንከላኸሎ ንኽእል።
ኣእዳውና ብግቡእን ቀጻልን ክንሕጸቦ ኣለና። ብፍላይ ካብ ደገ ንገዛ ምስ እንኣቱ፣ መግቢ ቅድሚ ምብላዕና፣ ዓይኒ ምድሪ ድሕሪ ምጥቃምናን፣ ኣፍንጫና ድሕሪ ምጽራናን ኣእዳውና ብሳሙናን ማይን ኣጸቢቅና ከነጽርዮ ይግበኣና።
ክንስዕል ክንህንጥስን እንከለና ኣብ ምናት ኢድና እንተ ስዒልናን እንተ ሃንጢስናን ነቲ ቫይረ ካብ ምትሕልላፍ ክንከላኸሎ ንኻል።
ንጠዓሞትኩም ወይ ቁርስኹም ንበይንኹም ጥራይ ብልዕዎ። ምስ ካልኦት ካብ ምክፋል ተቆጠቡ።
ምስ መማሃርትኹም ወይ ዓርከ መሓዛኹም ክትራኸቡ እንከለኹም፣ ብማዕዶ ደኣምበር ብናይ ኢድ ሰላምታን ካልእ ምትንኻፋትን ክኸውን የብሉን።
ምስ መማህራንኩም ኣብ እትራኸቡሉ እውን ርሕቀትኩም ብምሕላው ክኸውን ኣለዎ።
ፍቱዋት ተማሃሮ፣ መማህራንኩም ንዝህቡኹም ምኽርን ሓበሬታን ብግቡእ ስምዕዎ።
ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ኩሎም ነገራት ፍልይ ዝበሉ’ዮም። እንተኾነ ብሓባር ክንሰግሮም ኢና።

Пікірлер
ፊልም “ግዚኡ ምስ ኣኸለ” - Die Zeit wird es richten (Der Film)
40:36
Eritreischer Medienbund - ማሕበር ሜድያ ኤርትራውያን ኣብ ስዊዝ
Рет қаралды 1,9 М.
ዝሑል ሻሂ - Kalter Tee
48:19
Eritreischer Medienbund - ማሕበር ሜድያ ኤርትራውያን ኣብ ስዊዝ
Рет қаралды 767
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
Synyptas 4 | Арамызда бір сатқын бар ! | 4 Bolim
17:24
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,6 МЛН
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,4 МЛН
Don't Die Before Your Death - Muniba Mazari #IronLady
38:48
Inspiring Minds
Рет қаралды 6 МЛН
Schweigen brechen / ስቕታ ምስባር / Breaking silence
4:15
Eritreischer Medienbund - ማሕበር ሜድያ ኤርትራውያን ኣብ ስዊዝ
Рет қаралды 198
German Speaking Test Level C1, Mündliche prüfung telc C1, 2022
20:26
German Speaking Test
Рет қаралды 1,1 МЛН
Irish Words and Phrases We Still Use Every Day
12:04
Wolfe Momma
Рет қаралды 197 М.
One of the Greatest Speeches Ever | Steve Jobs
10:31
Motivation Ark
Рет қаралды 35 МЛН
Der grosszügige Freund
8:51
Eritreischer Medienbund - ማሕበር ሜድያ ኤርትራውያን ኣብ ስዊዝ
Рет қаралды 59
English Conversation 19 | Everyday English
26:55
English Conversation
Рет қаралды 8 МЛН
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37