ጀነራል ታደሰ ንደብረፅዮንን ጌታቸውን ኣጠንቂቑ/ዋና ከተማ ተኸቢባ/ከቢድ ኲናት እናተኻየደ እዩ/መንገዲታት ተዓፃፅዮም!

  Рет қаралды 22,006

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Күн бұрын

#tigrayhorizon #tigraynews #tigrignanews #ሑመራ#ጀነራል #ወዲ ወረደ #ወልቃይት #ፀገዴ #መቐለ #ትግራይ #ethiopia #eritrea #sudan #rsf #ጌታቸው ረዳ #ola #endf #fano #አብይአህመድ #ደብረፅዮን #israel #iran #usa #uk #middleeast #libanon #hizbullah #gaza #marine #Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia #KamalaHaris #trump #kamalaharris #joebiden
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 31
@user-wt8yh6yc6c
@user-wt8yh6yc6c 22 күн бұрын
ከምዚ ዝበለ ምውጣጥ ቨለቲካ ንሃገርና ጹቡቕ ከኾነ ይክእል እዩ ምክንያቱ ጠንካራ ውድብ ክፈጥር ስለ ይክእል ዩ❤❤❤❤❤❤❤
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 21 күн бұрын
ዶንግዩ ዝበጽሓና ወረ ጀነራል ጻድቃን ቅንጸላ ተካይድሎም ሎሚ ኣምስኡ ካብዛ ዓለም ብ ሞት ተፋንዮም ኣለዉ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኤድ ከምዘለዎ ፍልፍላትና ኻብ መቐለ ይሕብራ ጌታቸው ረዳ ዉን ክድገም አዩ ይብላ ፍልፍላትና ::
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 22 күн бұрын
ጥዑም ዜና ታይ በለ TDF ክብል ናይለይቲ 8ስዓት ኾይኑ ድሓን ውዓሉ ድሓን ሕደሩ ደቅዓደይ: ፍትሒ ግዝአታዊ መሬት ትግራይ ምምላስ ዓርሰ ውሳነ ንቐፃላይ መፅነቲ ንከላኸል ተሓበርና እዩ: ምክድዳዕ መጥፊእና እዩ:
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 21 күн бұрын
Tigary.......... Hozion........ MedIa........Tg........ Citly...... Country
@user-yn6lp2wv4j
@user-yn6lp2wv4j 21 күн бұрын
ሃተፍተፍ እትብሉ ዘለኹም ሪኢቶ ዋሃብቲ መን ሃቂ ከምዘለዎ ንፈልጥ ኢና ፈጣሪ ምስ ጌታቸውን ፃድቃንን ይኹን ዝተረፈ ገደሉ ይእቶ ውዱቡ ሒዙ
@BereketKiflu-y6z
@BereketKiflu-y6z 22 күн бұрын
ጌታቸዉ ናይ ተስፉ ምቁራጽ ሐደጋ ከይገብር ምጥንቃቅ አገዳሲ እዮ
@amine4019
@amine4019 21 күн бұрын
Hasabit alatka do maletey ab sltan men ms zhlu yu hzbi tgray kab kunat nexa zkewn debrxn seabtun welas getaxhew n seabtun?
@GebradhanaGebrewahd
@GebradhanaGebrewahd 22 күн бұрын
አንትንንህላወንክብርንህዝቢትግራይኣካልንንሂወትክንዝኸፈልክናቡርኣሸንዳዘበፃሕናናክብሪይግበአክን።
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 21 күн бұрын
እዚ ናይ ወዲ ወረደ መግለጺ ነቲ ህልው ኩነታት አብ መርየት ዘሎ ዘብርህን ዝሕግዝን የቡሉን።ኩሉ ክልላዊ ንጥፈታት ደስኪሉ ኢዩ ዘሎ?
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 21 күн бұрын
ንርኢ ጉጅለ ግዝያዊ መንግስቲ ከፍርስ ጀሚሩ እንዳሃለየ ስኽ ኢልኻ ሸለል ኣሎ ብዝኾነ ብልዝብ ዝፍታሕ ፖሎቲካ ሐዚ የለይ እዚ ግልፂ ኣብዝኾኖሉ
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 22 күн бұрын
❤❤❤❤
@GidayNayzgi
@GidayNayzgi 18 күн бұрын
ኡፍፍፍነጎዳ
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f 22 күн бұрын
"ከቢድ ኵናት አናተኻየደ እዩ" ናይ ኣምሓርኛ direct translation ይመስል። ብትግርኛ " ከቢድ ኵናት ይካየድ ኣሎ።"መሐሸ ነይሩ። ብዝተረፈ ግን ይበል ኣናብባ፣ ይበል ኣናልይስስ።
@mass-media6445
@mass-media6445 21 күн бұрын
ባንዴራ ትግራይ ትቀየር ብህዝቢ ዝተመረጸት ትኹን፣ እዚአ ናይ ህወሓት ባንዴራ ኮይና ናይ ሾሻሊት ዘለዋ አርማ እያ ስለዝኾነት ድማ ምስ ናይ ዓለም ህዝብታት አይተቃድወናን እያ፣ ተትሕሰበላ ዝሓሸ ይኸውን።
@tesfayegebre7706
@tesfayegebre7706 21 күн бұрын
እንድሕር ብቅንዕና ኾንካ ትሓትት ዘለኻ መጀመሪያ ሞ ንረጋጋእ:: ባንዲራ ምቅያር ሐዚ ግዜኡ ኣይኮነን::
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 22 күн бұрын
ብኮሚተ ናብዘይዓቕሙ ስልጣን ስለ ዝደየበ በቶም ኣብጥቕኡ ዘለዉ ሰባት ምኽንያት ንህወሓት ከምኢህወደግ ከፍርስ ወንጣሕጣሕ እናበለ ተሸጊሩ ኣሎ ዘይርደአካ ኩነታት ግን ፃድቃን ስለምንታይ ንደብረፅየን ከምዝጸልኦ እዩ ። ክኸውን ዝግበኦ ግን ኣጀንዳኹም ህዝቢ እንተዝኸውን ኣብ ዘይኮነ ውጥጥ ኣይመኣተኹምን ።
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i 22 күн бұрын
ናይ ትግራይ ኢሳት ሐዊ ነዝሕኻ ምንዳድ ዶ አብካ ተመሃር ህዝቢ ትግራይ ለባም እዩ
@NMra.2023
@NMra.2023 22 күн бұрын
Why your heading and the content are different? Why you trick us?
@user-lk2eq8qp4g
@user-lk2eq8qp4g 22 күн бұрын
BEZA KULU TIGRAWAY KOYNEN AKALATEN ZIGEBERA KONAJU waEROTat...
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 21 күн бұрын
H
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 22 күн бұрын
ወለድና ታብ 200000 ካሬ ሜትር ንላዕሊ ናይ ሕርሻ ቦተኦም ደቅኹም ኣብ ወጻእ አለውኹም ኢሎም መንጠልዎም። ወዲ 98 አመት ወላዲ ተጸጊኡ ዝሕገዝ ነበረ ዘመድ ንኽጋደል ጸውኣዮ ወይ ኣምጽኣዮ ተባሂልና ኢና ኢሎም ኻድረ ወያነ ን2 ሰሞን አሲሮም ኽሞቱ ምስ በሉ ኣብ ደጋኣፌት ገዛ ደብሪዮሞም ኸዱ። ሐዳር ተሓሰምዎም ቤተሰብ አዚሮም በዙይን ከምዙይን እንዳበሉ ናብ እስር ቤትን፣ ኻብ ሥራሕን እነዳባረሩ ድማ ግፍኢ ይሰርሑ ነበሩ። ሽም ታብ ምጽራሕ ተቆጢብና ዘለና ዝለባም ትግራዋይ ህዝብና ዳሓን 'ሓውና ናብ ኣላቡና' ይጽናሕ ስለዝበለና ንኽብሩ ነጽንሖ አለና! ይቅጽል
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 22 күн бұрын
ጻድቃን ሰነፍ መለስ ዘናዊ ዶ ኣባሪርዎ ኣይነበረን ከዳዕ እንድርታዊ ሕዚውን ኣባርርዎ እዙይ ናይ ኣቡይ ባንዳ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 22 күн бұрын
Tigray horizon ግርም ዜና አድልው ዘይብሉ ሐቀታት ንናይ ሕዝቢ ትግራይ ሕቶታት ዝምወል እዩ.ይኹን ዳአምበሪ ትግራይ ካብ ጃንዳ አድዋ ማለሊት Communist ናብ Capitalism system አሜርካ ሳላ ጀነራል ጻድቃን President ግይቶኦም ረዳ ካሕሳይ ትግራይ ንዘመናት ብ ጭፍራ ውሑዳት ዘመድ አዝማድ ሚልዮን & ሚልዮን ዶላር ተላግጽ ዝነበረት ሕዝቢ ትግራይ ናብ ጎደና ሰላምን ራሕዋን ትኸይድ ካብ ትማሊ ጽባሕ ካብ ጽባሕ መድረኽ ብመድረኽ መሳናክል ማለሊት ክስገር እዩ.
@user-hj5mt4bd6l
@user-hj5mt4bd6l 21 күн бұрын
ሓሶት ጠጠው ኣብሉ
@GirmayGidey-vn2hk
@GirmayGidey-vn2hk 21 күн бұрын
ሓሶት እዩ
@kemal4775
@kemal4775 22 күн бұрын
ግጭት ኣርእስተኹምን ትሕዝቶን ዜናኹም ንፖለቲካ ውግንናኹም ኹልዕ ኣቢሉ ኣቃሊዕኩም። ኦሞ ድማስ ገለልተኛ ሰብሞያታት ኢና ትብሉና። መሕፈሮ።
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 22 күн бұрын
ዐድዋ ቭስ ተንበን ኣዮካ ናይና
@hakieye5649
@hakieye5649 22 күн бұрын
Shabia leave us alone we are all Tegaru same origin temporary political turmoil will be solved soon by us Tegaru.
@ukbayc
@ukbayc 22 күн бұрын
ኣቢ ጽቡቕ ገይሩ በታቲንኩም እዩ ክልል ራያ ክልል ተንቤን ብጻድዋንን ገታቸውን ክእወጅ ይሻባሸቡ እዮም ዘለዉ
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 22 күн бұрын
ገታቾው ተዋዳዲሩ ተሳዒሩ ዋና ካንሱር ግን ጻድቃን ምዄኑ ወይካኣ ሞንሽሮ
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 84 МЛН
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
አያ ጂቦ // ስለ ጄኔራል ፃድቃን እና ደፂ
17:05
አያ ጅቦ OFFICIAL 2
Рет қаралды 19 М.
📌#ሰበር ዜና ሐሙስ መስከረም 2//20/ 17/ ዓ/ም
ሱሱ ቱዩብ susu tube
Рет қаралды 9
sep 8/2024 ጌትች ተሰሚሙ ካብ ሻዕብያ ኣገላግሉኒ
19:26
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 15 М.
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 84 МЛН