Jstudio ~| 15 ጥሪ// መጥቃዕቲ ቱርኪ ናብ እስራኤል። መጠንቀቕታ ናብ ህወሓት። እስራኤል፡ ኣብ ውሽጢ ኢራን ነታጒ"

  Рет қаралды 26,877

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

Пікірлер: 42
@aleinfsaha
@aleinfsaha 13 күн бұрын
Jegna tigraway yesef
@sakaeyamoabo6297
@sakaeyamoabo6297 14 күн бұрын
ጆሲ ሰላምካ ይብዛሕ ተባረክ።
@ገብርሂወት
@ገብርሂወት 13 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝገርመኒ ናይ ሖትን ጣልባንን
@AbitiwediGere
@AbitiwediGere 13 күн бұрын
ፂዮናዊት እስራኤል ትዕወት
@samuelissayas2199
@samuelissayas2199 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤i like You so much
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 14 күн бұрын
Welcome j studio Andemariam
@JohnMengstaeb
@JohnMengstaeb 14 күн бұрын
Josi nice
@wedikirosvisibleallyoutubc8590
@wedikirosvisibleallyoutubc8590 14 күн бұрын
ጀሶየ ትክክል ሕዋሓት ዘይጠፈአ ሰላም ኣይረክብን ህዝቢ ትግራይ ሓቢርና ክንቃሎሶና ክነጥፎኦ ይግባእ👌👌👌
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 14 күн бұрын
👎🇪🇷👎🐍😈👹
@tigray-h5u
@tigray-h5u 14 күн бұрын
@@wedikirosvisibleallyoutubc8590 ዓይንኪ ይጥፈእ
@DevidEslingDevi
@DevidEslingDevi 14 күн бұрын
Zagze tetfeika wedi rguman hwahat tetefia dea akilka beka bemharu tegezieka tnebr
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 күн бұрын
መሀይም ደንቆሮ ፣ንዚ ርእሲ እዚ ሒዝኻ ትፅሕፍ ነፋጥ
@DevidEslingDevi
@DevidEslingDevi 13 күн бұрын
@zaebakulu8553 kdmi aboaom zferdu ztebhaleko lliaka eyu mehaym tekonku menfes weledey ayetfien bsaynes tewahitkum lebotatkum enaferedkum tweil alekum
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@araya3733
@araya3733 14 күн бұрын
Aslam ktefu eyom b chrstos
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 14 күн бұрын
👍
@HayluYemane
@HayluYemane 13 күн бұрын
J-Studio ብዛዕባ ህወሓት፡ ነቲ ዝተሰገረ ኣጀንዳ ደጋጊምካ ምምንጃኽ ይትረፍኩም። ህወሓት ጉባኤኡ ኣሳሊጡ ካብ ዝወጽእ፡ እተን ቀዳዱ ደፊኑ፡ ምስጢሩ ዓቂቡ ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ። ኣይተ ጌታቸው ህወሓት ኣይኮነን። ተባሪሩ እዩ። ብህወሓት ዝረኸባ ሽመት፡ ንብልጽግና ተኣማሚኑ፡ ኣይወርድን ኢሉ ኣብዩ ኣሎ። ምውራዱ ኣይተርፎን። ይኣክል ዝብል ዉሑጅ ናብ ማዕበል ተቐይሩ፡ ክጉሕፎ እዩ። ህዝቢ ትግራይ፡ ርእሱ ኣድኒኑ ዝነብዕ ህዝቢ ኣይኮነን። ከምታ ሓመዱ ልሒሱ ተንሲኡ ንወረርቲ ዝጸራረገ፡ ነቶም ንብልጽግና ተኣማሚኖም ዘሽካዕልሉ ዘለዉ ካብ ማህጸኑ ወጺኦም ዝኻሓዱዎ "ደቁ" "ከምዝጸርጎም ከይትጠራጠሩ። ነዚኣ ዝመርሓ ድማ ህወሓት እዩ። ህወሓት ሓደ እዩ፤ ንሱ ነብሱ ዘግለለ፡ ህወሓት ኣይኮነን። ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ትርጉም ክህልዎም እንተኾይኑ ብኻልእ መልክዕ ይወደቡ። ንስኹም ድማ፡ ስምኩም ኣይተኽፍኡ። ተኸታተልቲ ከይፍንፍኑኹም። ለበዋይ እያ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 күн бұрын
እስራኤል ግን መንፈስ ድያ 😂😂😂እረ ንስራኤል ዘይምድናቕ ሕስድና እዩ ናብቲ ዝበልዕዎ ሩዝ እውን ገለ ክትገብረሎም እያ 😂😂😂😂
@andemariamtesfom9763
@andemariamtesfom9763 14 күн бұрын
Anta aslamay fesawi yfkr tray eyu.
@SiedFerej
@SiedFerej 13 күн бұрын
Yhuda 😂wedi Batista bhagez America 😂israel
@andemariamtesfom9763
@andemariamtesfom9763 13 күн бұрын
@SiedFerej ghaf. Kabakum ztehagagez alo dyu. Agannti slezkonkum demkum kfess ynebr alo. Mthkkab hagerat aslam elkum fetinkum mkan abyukum. Ezi guhaf adgi Mohamed ab geletebiskum keydu.
@araya3733
@araya3733 14 күн бұрын
Edrogan is gog mogog wow prophecy is gonna fulfilled that is it
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 14 күн бұрын
ንሰምዓካ ኢና ግን ኣዘራርባኻ ኣይተጋንኖ
@SamsomSemere
@SamsomSemere 13 күн бұрын
ትሕሱ ኮንካ!!!
@tedyyes-belew
@tedyyes-belew 14 күн бұрын
Israël is a country of God
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 14 күн бұрын
Jstudio ብዛዕባ ኣብቲ ናይ ትማሊ ዜና ፥ ኢራን ሓድሽ ኣጽዋር "ሲራጅ" ዝበሃል ምሂዛ ፡ ዝብል። ሓደ ሲራጅ ዝበሃል ሓደ ንፉዕ ሳርቶ ሰፋይ ክዳን ፡ ናይ ሓትነይ ስላስ ኣብቲ ጥቓ ካርሸሊዓቢ ኣብ ኣስመራ ኔሩ። ሲራጅ ኣዝዩ ንፉዕን ቅልጥፉን ሳርቶ እዩ ኔሩ። ነዛ ጣቓ ምልእቲ ኣቢጀዲድ ወይ ሽፎን ዓለባ ፡ በቲ ክንዲ ግዛዕ ዝኸውን መቐዙ ጌሩ ፡ ከምዚ ቅጫ ጎጎ ጕምድ ጕምድ ኣቢሉ ክሰፍዮን ሓደ እዩ። ብናተይ ግምት እስላማዊት ሪፓብሊክ ኢራን ገለ ዕላል ወይ ወረ ናይ ኤርትራዊ ሳርቶ ሲራጅ ከይበጽሓ ኣይተርፍን እዩ። በዚ ኮይኑ በቲ ፡ ኣብ ኣስመራ ዘለዉ ሰፈይቲ ኽዳን ንኢራን ናይ ሓጎስ "ቀዳዊና ይግበሮ" ደብዳበ ከይጸሓፉ ኣይተርፉን እዮም። ኣብዚ ግን ጥንቅ ቕ ክብሉ ይግባእ። ዋእ እዛ ሱኒ ስዑድያ ብዛዕባ እዛ ደብዳቤ እንተ ሰሚዓ ፡ ነቲ ሓንሳብ ሓንሳብ እቲሰዶ ዝዓሰወ ተምሪ ከይትኽልክሎ።
@brktigebray6217
@brktigebray6217 14 күн бұрын
😂
@Haile-1979
@Haile-1979 14 күн бұрын
ኣረጊት ከልቢ ንድካታት ጸግዒ ዘይብሎም አንበር ንሰቡኡት ዳኣ ነብሪ ዝራኣየ ከልቢ ውሽ ጥራይ ኢዩ ሓይሉ ኣብ ናይፍልስጤም ካኣቱ ደልዩ ኔሩ ግን ፈሪሑ አንበር ድካታት ዘየደንገጽዎ ሃብታማት ዳኣ አንታይ ከናሕሲ ግን ብገለ ተራሲኑባ ተትቱክስ
@SiedFerej
@SiedFerej 13 күн бұрын
Kezab journalist😂😂😂😂😂😂
@andatisak2845
@andatisak2845 14 күн бұрын
Aye hagerat Areb kea bsmit tdefafien abzeyedmalu qinat skilen ytbesa.
@MustafaMohammed-v2d
@MustafaMohammed-v2d 13 күн бұрын
አምባገነናውን ምስፍሕፋሕ ሃይማኖትን ከም አንጀንዳ ዝገብር ሙኻኑ ዝንገረሉን አብ ኪናት ትግራይ ህልቂት ዥፈጸመን ልዕሊ ሓደ ሚልዬን ኩርዳውያን ዝጨፍጨፍን ናይ ቱርኪ ፕረዝደንት ኦርዶጋን ትብል አለኻ ሕኳር ድዬም ዝብሉኻ፣ እንታይ ዳአ ኮንካ እቲ ሚልዬናት ህጻናትን አንስትን ዝቐዘፍን ገና ዝጭፍጭፍ ዘሎን ናይ እስራኤል ጠቕላይ ሚኒስተር በንጃሚን ናታንያሆን ክትብል ዘይደፈርካ መቸም እስራኤል ብጣዕሚ እያ ራዕራዕ ተእትወልኩም ብዛዕባ ክፍአት ስራሕ ናይ እስራኤል ብጪቕ ኢልክን አይትዛረባን ኢኽን አንትን ዘረጥቲ፣ አብ አስላም ግን ዝገበርዎን ዘይገበርዎን አፍኩም አጊፍሕኩም ሃለውለው ኢኽን ትብላ፣ ግን አነ ዝገርመኒ ምስ አስላምን እስልምናን ዘለኩም ጽላአት ካብ ምንታይ ዝነቐለ እዩ? መዋእልኩም አስላም ክትብሉ ጻሓይ ዓሪባትኩም ቁምነገር ከይገበርኩም፣ ገጽኩም ትርሓቕ አይትሰርሑ ሰብ አይተስሑ ኩሉ ጊዜ ንድሕሪት ንስኻትኩም ሰብ አይኮነን እንስሳ ውን ከተማሓድሩ ዘይትኽእሉ ብጀካ አስላም እስልምና ክትውንጅሉ፣ ሕጅስ አብ ትግራይ ነንሕድሕድኩም ኩላህኩም ክርስቲያን ዝተሃላቕኩምን ገና ብሕጂ ውን ትታሃላለቑ ዘለኹምሲ እንታዴኻ ናብ ኦርዶጋን ዘናጥር አለካ፣ ሕጂ አብ ማእከል ትግራይ ትግራዋይ አማኒ ክርስትና ነንሕድሕዱ ዝጫዋወን ዝተሃላለቕን ዘሎኸ ኦርዶጋን አስላማይ ድዩ ዝህልቖምን ዝጨውዬምን ዘሎ አንታ ጡስጡስ አስላማይ ክትብል አብአ አብ ነርወይ ብበረድን አስሓይታን ከርዲድካ ክትመውት ኢኻ።
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 14 күн бұрын
ብስም ኤርትራ እንዳነበርካስ ንሚድያኻ "ትግራያንስ" ምስያምካ ተሕዝን
@MohamedBabi-g9n
@MohamedBabi-g9n 14 күн бұрын
ሰክት ደጋል
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 13 күн бұрын
Lukasweldu: ፈገር ሓሳዊ ፡ ንስኻ እንዲኻ ካብዛ ኤርትራ ትብሃል ናይ ህግደፍ ገሃነም ፡ ነቲ ኢሳያስ ዘዕጠቐካ ብረት ንዓረብ ራሻይዳ ሸጥካ ፡ ነታ ንእሽቶ ሓብትኻ ንበደዊን ኣካሪኻ ፡ ሃዲምካ ዝመጻእካ። በዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ ትሕበን እንተኾንካ ፡ ኣብዚ እንታይ ትገብር፧ ኢሳያስ ከምዚ ከምኻ ግንባር ዓሰብ ክሕዝሉ ይጽዋዓካ ኣሎ።
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 13 күн бұрын
@@zegdagmawi275 ንዘይትፈልጦን ወትሃደር ንዘይነበረን ሰብ ብኸምዚ ምጥቃንካ ተሕዝን ድሓር ኣነ ደላይ ፍትሒ ኢየ ድሑርን ደንቆሮን ኣይትኹን
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 13 күн бұрын
@@lukasweldu6781 ባዕልኻ ንምንታይ ትላፋለፍ ፡ ዓስከር ሻዕብያ ከይትኸውን ሃዲምካ መጺእካ። እሞ እንታይ ደኣ ዘይትምለስ፧ ሻዕብያ ከምዚ ከማኻ ሃገራዊ ይጽውዕ ኣሎ። ፈገር ሓሳዊ ፡ ንስኻ እንዲኻ ካብዛ ኤርትራ ትብሃል ናይ ህግደፍ ገሃነም ፡ ነቲ ኢሳያስ ዘዕጠቐካ ብረት ንዓረብ ራሻይዳ ሸጥካ ፡ ነታ ንእሽቶ ሓብትኻ ንበደዊን ኣካሪኻ ፡ ሃዲምካ ዝመጻእካ። በዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ ትሕበን እንተኾንካ ፡ ኣብዚ እንታይ ትገብር፧ ኢሳያስ ከምዚ ከምኻ ግንባር ዓሰብ ክሕዝሉ ይጽዋዓካ ኣሎ።
@nuruadam9117
@nuruadam9117 14 күн бұрын
Radio islamophobia
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 13 күн бұрын
Where were hiding when half a million proud black Muslims were annihilated by the savage Abids of Khartoum and Omdourman? Where were you hiding when thousands of Eritrean refugees were abused and beheaded by the savage Arabs in Libya and Egypt Sinai? What are you doing to liberate and tell the cries of the proud Muslim women and girls of Afghanistan, who are legally called "half persons" -- firqi seb?
«Жат бауыр» телехикаясы І 30 - бөлім | Соңғы бөлім
52:59
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 340 М.