No video

Jstudio ኣዝማሪኖ መቦቆላውነትና ዘጥፈአን ሃገር ዝሰረቐን ሕንጻይ መግዛእቲ

  Рет қаралды 61,734

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

#Jstudio #Eritrea #Asmara #Eritreannew #Asmarino

Пікірлер: 1 000
@user-kf4bi3yg1y
@user-kf4bi3yg1y 4 жыл бұрын
ፊኖ ኣዝማሪኖ ኢለ እንዴ ዝምካሕ ኔረ በቃ ሎምስ ከሕፍረኒ ጀሚሩ ዓደቦይ ናፊቐ
@erisun1278
@erisun1278 4 жыл бұрын
hhhh
@1nahoma
@1nahoma 4 жыл бұрын
HAhaha sekt fara
@tuumaylilay3260
@tuumaylilay3260 4 жыл бұрын
​@@1nahoma ዓገብ
@user-xh7gg2hu1b
@user-xh7gg2hu1b 4 жыл бұрын
ኣነ ዝግርምኒ ኣብ ኣስመራ እንታይ ፍሪያት ኣሎ ንሕና ሃግርሰብ ዓቢና እንታይ ኣሎ ኣብ ኣስመራ ፊሪኡ ናብ ሃግርሰብ ዝመጽእ እንትርፎ ባኒ ፡ኣነ ኣብ 2010 ልእሊ 70 ካሴታ ኮሚደረ ሓፍስና ሽቃቶ ኣብ ቀውዒ ኮሚደረ ካብ ሃግርሰብ ሰልጽምጽእ ናብ 2 ናክፋ ይወርዱዎ ሓንቲ ካሴታ ሒዘ ናብ ኣስምራ ይክይደ ሓንቲ ካሴታ ካኣ 50 ኪሎ ኢያ ስልዚ 100 ናክፋ ኮይና ኣላ ናይታ ካሴታ ናይ ሞጋዓዚያ ቡስ 50 ናክፋ ናተይ ኣሎ እቲ ኮሚድረ ክሳብ ኣብቲ ካሴታ ዝኣቱ እትፉሱሶ ወጺኢታት ጉልቦት ጻእሪ ማዐት መችም ኣብና ዝወርደ ኣድራዓ በደል ክሳብ ንሓዋሩ ኣይርስዖን ኢየ ማዓስ ሓንቲ ዓመት ኮይኑ ካብ ቅደም ክሳብ ሕጂ ክሚኡ ኢሉ ይቅጽል ኣሎ ኣብ ኢሮፖ መጺኤ እቲ ዝግዝኦ ኮሚደረ ጉእ ካብ ግብጽ ኢሰራኤል ኢዩ ዝብል ናትና ፍሪያት ካኣ ኣስመራ ኬድና ንጉሑፎ ክም ግዛና ክሞድረ እክሊ ዝፍሪየን ዝሓፈሰን ወነንቲ ሓደ ሚሎዮን ሙኮና እቲ ዝሕዝነካ ሰላ ኢሰያስ ጥሜት የለን ኣብ ኤርትራ ይብሉካ
@yonasamanuiel9813
@yonasamanuiel9813 4 жыл бұрын
@@1nahoma sekbal we'd chinawet mhixen fara tebel kabey eka mexka
@muller-desbele
@muller-desbele 4 жыл бұрын
Yes ብዙሕ ዝሓሰበላ ዝነበርኩ ኢያ የቀንየልና ጆሲ ሓወይ
@mulex5235
@mulex5235 4 жыл бұрын
Who are you please. What you are talking about . If you are legitimate an Eritrean citizen. Please open your eyes 👀 pay attention 👂 what jocy mean. He propagate the Agazian agenda .
@muller-desbele
@muller-desbele 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ብ ቃንቃኻ ዘይትጽሕፍ ፡ ቲ ዝትንትኖ ዘሎ ብ ዓይነይ ብኣካል ምስ ረኣኽዎ መበገሲኡ ኣይርድኣንን ኔሩ ህጂ ግን ጆሲ መብርሂ ስለ ዝሃበና የመስግኖ ኣለኹ። ኣብዚ እንታይ ኢዩ ዘይወሓጠልካ? እዚ ጥር ኢልካ ሰብ ኣብ ክንዲ ብ ሓሳቡ ብ ውድቡ ወይ ብ ውልቃዊ ነገራቱ ምጥቃዕ ግደፍዎ። እቲ ብዛዕባ ኣግኣዝያን ኩልና ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ኢርትራን ትግራይን ዘለና ኣግኣዝያን ኢና ። ከም ምንቅስቃስ ንክዕወት ከኣ እጃመይ ከበርክት ኣብ ምድላው ይርከብ። ስለዚ ቲ ኣግኣዝያን ከም ኣጀንዳ ኣቀሚጥካዮ ዘለኻ ንምምላስ #ኣጋኣዝያን ካብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ናይ ባዕሉ ፊደል ዝመሃዘ ካብ ዓለም ካብ ዝነብሩ ስልጣኔታት መበል ራብዓይ ዝነበረ #ንስደተኛታት (ኣሲልዩም ሲከር) ዑቅባን መሰልን ዝሃበ # ን መንነቱን መሬቱን ኣሽሓት ዓመታት ዝተዋግአ ወዘተ,,,,,,,,,, ክቡርን ሕፉርን መንነት ኢዩ።
@mulex5235
@mulex5235 4 жыл бұрын
ኣይፋልክን ሓላለይ ምሽ ዶኒ በል ክትፈልጥ ሕልምኻ ህልሚ ደርሆ እዩ። ትግራዋይ ትኸውን you are not an Eritrean. Eritrea is neither Tigray nor Ethiopia. ተዘይ ሓለምካ ይሕሸካ
@hamachided5024
@hamachided5024 4 жыл бұрын
@@muller-desbele መንነትካ ዶ በልካ መንነትና ምስ ጠፍአ መንነትና ዝመለሱ ኣያታትና ምበር ኣግኣዝያን ኣይኮኑን ብድምር 9 ብሄራት ዝመጸ መንነት ኤርትራውነት የ ዝፈልጥ ኣጋኣዝያን ድሌት ኣለካ ቲግራይ ድሉዋት ናይ ኣግኣዝያን ስለዝኾኑ ኣብ ትግራይ ኬድካ ኣግኣዝያን ክትሓብር ትኽእል ኢኻ ኣብ ታሪኽ ኣብ ዘይትፈልጦ ኣይትሃውትት ቀዳማይ ነባሪ ኣብ ቦታታት ኤርትራ ተዛራቢ ትግርኛ ኣይኮነን ኩናማን ናራን ኦዮም እዚ ኢዩ ታሪኽካ ድሕሪት ተመሊስካ መጽሓፍቲ ምንባብ ከድልየካ ኢዩ ዘለና ካልእ ሽግርና ይኣኽለና ግደፉና እንተኽኢልካ ዘሎ ስርዓት ክንኣሊ ሓቢርና ምትንሳአ ዩ ዘድሌና
@muller-desbele
@muller-desbele 4 жыл бұрын
@@hamachided5024 ኦኬ ክሓተካ * መንነት እንታይ ማለት ዩ? *ኩናማን ናራን ቀዳሞት መጻእቲ ኣብ ኤርትራ እንተኮይኖም እስከ ንገረኒ ዝመስረቱዋ ከተማ ወይ ዓዲ? * ብሄር ከ እንታይ ማለት ዩ ? እዚታት መልሰለይ ሞ ክንረዳዳእ ።
@tuumaylilay3260
@tuumaylilay3260 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ነዞም ህግደፍ ዚበሃሉ ፍጥረት ምስ ዝኾነ ኡኩብ ሕብረተ ሰብ ከይጠርነፍኩም ፈሊኹም ክትቃወሙዎም ዓቅሚ ድዩ ሓጺሩኩም። ዓጋመ ተበልኩሞም ሕጂ ከኣ ኣዝማሪኖ ምስ ህግደፍ ክትሰርዕዎ። ኣዝማሪኖስ ኣበይ አዩ ጥዒምዎ። እቲ መዕጸዊ ኢልካ ዝበልካዮ ፣ ዝኣኽለን ጥሒነን ብዓለ ማርያም ይብላ ኮይኑ። በጃኻ ኢለካ አቲ ካላይ ክፋል ሒዘ ክመጸኩም እየ ዚበልካዮ ወላ ቡኡ ገርካ ኣይቲመለስ። ንስኻ ጅግና ቀላሲ ህዝቢ አንዳ በልናካስ ህዝቢ ፋሕ ፋሕ ክተብል። እዚ ክብል ከለኹ ነቶም ዘይሓላፍነታዉያን ደቂ ከተማ ን ደቂ ገጠር ተናሽዉ ፤ ምስ ህዝብና ኣይተፈሓፉሑና ፤ክብርታት ህዝቢ ኣይትተንኩፉ፣ ተኸባቢርና ተደጋጊፍና ሰላምን ራህዋን ዚዓሰላ ነቋምታ ናይ ሓባር ሃገር ኣላትና።
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 4 жыл бұрын
ክክክ ኢሂ ወዲ ጥልያን ኣዝማሪኖ ክክክ ረኪቡካ ዲዩ ብዜይ ፍላጥ እንድሕር ተሓንጊጥካያ ምግሓፋ ጥራይ ኢዩ። እዛ ኣካታዒት ኮይና ዝበላ ኣብዚ ግዜ እዚ ውን ኣዝማሪኖ ከም ጸብለልታ ዘለዎ ንካልእ ዘናሹ ሰብ ኢዩ። ባሓጺሩ ኣዝማሪኖ ሎቅማጽ ጦብላቅ ኢዩ 444። ። ።
@tuumaylilay3260
@tuumaylilay3260 4 жыл бұрын
@@user-nr7ev1ow6e ክቡር ሓወይ ፤ እዝን ወድ ኸምዝን ንኸይመጽእ እዩ ኔሩ ስክፍታይ። ኣነን ንስኻን ኣብ ክንዲ ብሓደ ዕላማ ን ቅድሚት ንስጉም ፣ ወዲ ጥልያን ትብለኒ ኣለኻ። ልቦና ይሃብካ፣ ሓንጎልካ ይኽፈተልካ፤ ኣቃልቦኻ ብዘይጠቅመካ ነገራት ንኸይስረቅ ይሓልኻ፤ ኣባይካ ይደፈን ወዲ ኤረይ።
@tirhasweldu1337
@tirhasweldu1337 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ማማ ኤርትራ ወዲ ሕድሪ ብመሰረቱ ዕላማ እዚ ጽሑፍ ውን ብኮ ተጠቂምካ ፋሕፋሕ ንምባል ኢዪ ኣስተውዕል ምስ ኣኽብሮት መፍቶ ተበለጽቲ ከይንኸውን🤔
@tirhasweldu1337
@tirhasweldu1337 4 жыл бұрын
እምበር ዝኣኽለን ጥሒነን ብዓለ ማርያም ይብላ፡እዚ ሓደገኛ ትንተና መርዚ ጽቡቕ ጌርና ከነስተብህለሉ ይግባእ፡
@user-tz7tq2lc5y
@user-tz7tq2lc5y 4 жыл бұрын
መን ዲዩ እቲ ኣዝማሪኖ ኣዝማሪኖ ዝበሃል ህዝቢ ወይ ሰብ ዲዩ ኣዝማሪኖ ኸ ሓሳብ ዲዩ ወላ ሰብ
@starboy8162
@starboy8162 4 жыл бұрын
Jstudio (ጆሲ) Why u speak the truth !!!!! !!!!! !!!! !!!!! ዓቢይ ኣርእስቲዩ። ኣገዳሲከኣ። እዚ ሕማምዚ ቐሊል ዝመስሎ ቡዙሕ የዋህ ይህሉዩ፣ ኣዝዩ ኣዕናዊ፣ ትምክሕተኛ፣ ነጻሊ፣ ነብሰ ምትሕት ዘስዕብ፣ ኣብ ልዕሊ ሓዉኻ ንዕቐት ዘስዕብ፣ ናይዚመርኣያ ቡዙሓት ደቂ Asmera ኣዋልድ ንደቂ ኣስመራ ጥራይ ኢና ኢለን፣ ንሰብ ብዘለዎ ናይኣተሓሳስባ ስራሕ ብቅዓት ርድኢት ተሪፉ ኣብ ናይ Azmarino ዓንከል ኮለል ክብላ ክትሪኢ ዝገርምዩ። ኣብ Sawa 2013 ኣብዝወረድኩሉ እቲ ዝገረመነን ዘስደምምን ዝተዓዘብክዎ ናይዞም Azmarino በሃልቲ ደቂ Asmera፣ ኣብ ደቒ ገጠር ዘለዎም ርድኢት ዝዛረብዎን ዓቐኑ ዝሓለፈ ትምክሕትን ንዕቐትን ብጣዕሚዩ ዝገርመኒ ነሩ። ሓደ መዓልቲ ምስክልተ ድቒሓይለይ ስለምንታይ ከምኡ ዓይነት ርዲኢት ክህልዎም ክኢሉ ምስተኻተዕና ፣ እቲ ሓደ ይቕረታ ሓቲቱኒ best friend ኮና፣ ምስቲ ሓደግን ከይተዓረቅና ተፈለሊና። እቲ ኣመና ዝገርም ግን እቶም ፣ ደረስቲ ፣ገጠምቲ ፣ ደረፍቲ ፣ ጸሕፍቲ ፣ ደቂ Asmera መብዛሕቲኦም ዝኣምንሉ ምኻኖምዩ። For example Aklilu Tesfazion ጸሓፍን ገጣምን፣ ሓንቲ ዘዉረዳ ምስላ ስለምንታይ ናይ ሃገረስብ(ገጠር) ከሙኡ ኢሊ ጽሒፉምስ ተሓተ፣ ካብካልእ መጽሓፍ ናይ ትግርኛ ከምዘምጽኣ ተዛሪቡ፣ እንታኾነግን ስለዝኣመነላ እዩ እታጽፍቲ ደጊሙ ወቒጥዋ። Thanks
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
Yess hawey natey, naytom tsehafti wey deresti ena behalti bflay.
@mulorhaile8492
@mulorhaile8492 4 жыл бұрын
Abusoulty true keep going on
@wediasmera6550
@wediasmera6550 4 жыл бұрын
ኣዝማሪና ማለት ኣብ ኣስመራ ዝነብር ህዝቢ ኢዩ። ምስ ውልቃዊ ባህርያት ናይ ሰባት ኣይትሓዋውሶ!!!
@UnitedWorldLife195
@UnitedWorldLife195 4 жыл бұрын
Wedi Asmera haha 😂 ab asmera znebr hzbi 🤪🤪🤪 wedi asmera kkkkkkk
@bgeeg6280
@bgeeg6280 4 жыл бұрын
ጆሲ በቲገብሮ ኣበርክቶ ኣዜየ ከማኻ አንተ ዝበዝሑ አንዴ ዝብል ኩሉ ግዜ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዘቅረብካዮ ጹሑፍ ግን ኣዜየ የ ዘይተጸበኹኻ ። ምኽኒያቱ መደብካ ናይ መጻኢ መንእሰይ፡ ዘሎን ሓቂ ንምፍላጥ ሓቂ ፈልጡ ድማ ነቲ ዘሎ ስርዓት ብዘይ ኣፈላላይ ኪኣልይ ዩ አቲ ዕላማኻ አለ የ ዚኣምን። ግን ኣብዚ ጹሑፍ ኣብ ሞንጎ ኣዝማሪኖ ዝብሃል ዘሎን ወዲ ገጠርን ዓቢ ሃጓፍ ዝፈጠርካ ኮይኑ እስማዓኒ ምኽኒኣቱ ከምቲ ዝበልካዮ ገዛአቲ ንምግዛእ ክጥዕሞም ዝገበሩዎ ቡዙሕ ነገራት' ዩ ። ዋላ 'ካ ቡዙሕ ሓቅታት አንተ ተዛረብካ እቲ ወዲ ሃገረሰብ ጥራይ ዩ ተሰዉ ኡ ፡ ወዲ ሃገረሰብ ጥራይ'ዩ ጉዳይ ሃገሩ ዝያዳ ሓሚሙ ዝዓይነቱ ዘረባ ጊጋ'ዩ። ናብ ሓደ ዉን ከምጽኣና ኣይክእልን'ዩ ፡ ብማዕረ' ዮ ወዲ ሃገር ተሰዊእላ። ብናተይ ኣተሓሳስባ አቲ ወዲ ከተማ ዚያዳ ናይ ማስመዲያ አረክብ ስለ ዝነበረ ዲምጺ ሓፋሽ ሰሙዑ ዱ ፡ወረቐት ኣንቢቡ,፡ ተማህሩ ብዛዕባ ሃገሩ ፈሊጡ ንበረኻ ወጹ ምበልኩ አቲ ወዲ ሃገረሰብ ግን ብኣንጻሩ ። ግን ከሙ ክብል ኣይግባንን ኣብ ነብሲ ወከፍ ስድራ ተሰዊኦምላ አዛ ሃገር ዘረባ አንዳ ኣምጻእና ሰብና ናብ ሓደ ነምጽእ አምበር ጺሊኢ ዝፈላልይ ሓሳብ ኒየው ንበሎ ። ምስ አዚ ዝተኣሳሰር ኣብ ኣሃዱየይ ዝነበረ ኪዛረብ 'ወዲ ኣስመራ ተባዕ' ዩ ይኽብልል እምበር ኣብታ ኩናት ጠብሽ 'ዩ ዝብል ኢሎም ሻዕብያ ብ ባዶ 9 ዘርግሖም ብዝሓት ደቂ ኣስመራ ጠኒኖም ኣቲዮም ብዙሓት ዩም ተሰዊኦም አዚ ግን ባዕሉ ሻዕቢያ ዚዘርግሖ ዩ ቡዙሓት ዓሻሹ ደቂ ኣስመራ በዚ ዓሾም ተሰዉኦም ጂግኒነት ዚሰርሑ አፈልጥ ። ግን አቲ ሓቂ ካሊእ 'ዩ። ስለዚ ህዝብና ናብ ሓደ ምምጻእ ክንጽዕር ደኣ ኣሎና እምበር ነቲ ሓደ ወገን ዘሕጉስ ነቲ ሓደ ወገን ዘሕርቅ ሓሳብ ናብ ዓወት ኣየብጽሓናን ዩ። ፍቓደኛ ተኾንካ ንኹሉ ሰብ ተተንቢበሎም ሬይቶይ ደስ ሚበለኒ ኣብ ጎንኻ ዘሎኹ መርሓባ ካብ ካናዳ።
@danielghebries5034
@danielghebries5034 4 жыл бұрын
@ BGE EG ብልክዕ ጽቡቅ ኣለኻ ሓወይ ብሩኽ! ምኽንያቱ ሰኣን ፍልጠት ኢዩ መንእሰይ ዝጠፍእ ዘሎ፡ ኣነ ኣስመራ ኢየ ዓብየ ግን ብዙሕ ኣይርዳኣንን ኢዩ ናይ ኣዝማሪኖ ነገር ሕጂ ዶ ክሕሱ ኮይነ,ብዝኮነ ጥልቕ ኢልና ነገራትና ምግንዛብ ከድልየና ኢዩ! ፈጣሪ ስደትና ኣሕጺሩ ፍቅሪን ኣኻኽቦን ይፍጠረልና ። እዝወደሓንካ ሓውየ!
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 4 жыл бұрын
Haqi yu mearey abzi zelenayo kdawntom axriyom hangolom gn bako ab shgaran hasheshn zwlu nhna ko deqi Asmera Ena nska nmen eka kemzi tblo Ata Ane eko wedi Asmera eye enda belu tok abilomna alewu kabu tebegese deqi Asmera msom keynmehazo mhilna rihqnayom wala eka hmaq ente kone msana kkedu ente kedu kea ashkiom knebru beaka klagexu tezeykoynu kalie trgum yeblun bzkone gn sesenayu nkulna amlak selamu yemxalna
@moses9882
@moses9882 4 жыл бұрын
Azmaro Timhrti sle zbeberom meswati kirib Aybluwan eyom wedi Hagereseb zmetela hager Agame Endabelkum, Deqi Asmera Bihalti Hager nay beynukum gerkuma.
@kibreabandemariam4652
@kibreabandemariam4652 4 жыл бұрын
Zkeberka BGEEG mebekol adi zeyblu wedi Asmera yelen bezi zhamin ente haliu gin nay mebekol kiluwlaw zelewo bgulbab Asmarino huluf Eritrawi kimesil zfitin medanageri tirah eu bzuhat kea alewu abza hareg ezia tehabiom znebru kulu seb kiberhalu kea kemzi gerka gudom ketewxiom aleka ember kisam meas ena enda tetalelna kinkeyid degim gin kulu Eritrawi kinekih alewo asmarino nay medanagerti gulbab eya tikorii ente konka beadikan hagerkan kurae yiblo nezi hizbi wedehanka
@bgeeg6280
@bgeeg6280 4 жыл бұрын
@@moses9882 አይትጋገ ጸላኢ' ዩ ከምዚ ከምንኸውን ከምንሓስብ ገርና ብዝተካእለ ናብ ሓደ ንመጸሉ ንሕሰብ please።
@user-dy8bz6vl2j
@user-dy8bz6vl2j 4 жыл бұрын
ሓደ ካብቲ ዘሕምመኒ ነገር ናይ ልበይ ፈሊጥካዮ ጆሲ ሓወይ ኣምበሳ❤💪💪💪✔✔✔✔ ዝሰምዕ ሀዝቢ ኣይኮነን ሓደራ ኣሕዋተይ ብቃንቃና ንዛረብ ብባህልናን ዓድናን ሃይማኖትናን ንመካሕ ሓደራ ሓደራ ሓደራ
@SamsungJ-vl9wr
@SamsungJ-vl9wr 4 жыл бұрын
ኣነስ ነዝማሪኖን ንዘይ ኣዝማሪኖ ምቅርራብ በዚ ከቢድ መብስቦ ዘኸልክል ቃላት ዘይኮነስ ፍኹስ ብዝበለ ማዕዳ ተዝኸውን ምበልኩ ሰላም
@toni5736
@toni5736 4 жыл бұрын
እቲ ዕላማ ናይዛ ጽሕፍቲ ምቅርራብ ኣይኮነን።
@user-xh7gg2hu1b
@user-xh7gg2hu1b 4 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ወዲ ኣስመራ እንትኮይኑ ዓሻ ይኩን ልባም ይኩን ዶንቆሮ ይኩን ሰራቒ ይኩን ብወዲ ሃግርሰብ ክላግጸን ክንእቅን ኢካ ትሪኦ ኣብ ስደት ቡዙሓት ኣለዉ ኣብ ሃግርሰብ ዝዓበዩ ሃግርሰብ ካይብሃሉ ካብ ዲቂ ዓዶም ዝርሕቁ ብዝእባ እቲ ዝዓበይሉ ቦታ ፈጺሞም ኣይዛረቡን እንትርፎ ወዲ ኣስመራ ዝተዛረባ ክድግሙ ዋላ እኮ ካብኣቶም ዝነቁሑ ይኩኑ ብንብሲ ምትሓት ግን ክም ትሕቲኦም ኮይኖም ይግዝኡ ኣለዋ ኣውልድ ወዲ ኣስመራ እንተኢሎምን ብዘይንሕሲያ ንብሰን ብዘይሕቶ ዝህባ ወዲ ሃግርሰብ ሰብ ዘይስምዓን ዋላ እኮ ፉጹም ሰብ ይኩን 1፣ናዓይ ዝግደስኒ ሰብ ዝብሃል ዝዓበይሉ ቦታ ዘይኮነ ሃይማኖቱ ዘይኮነ ዝብልዕ እንጀራ ዘይኮነ ዝክዶኖ ክዳን ዘይኮነ ዕቤቱ ኣይትሓሳቡኡን ደርጃ ትምህርቱን ኢዩ
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
ሃይማኖቱ እውን እባ ኣገዳሲ እዩ
@senayawalom8155
@senayawalom8155 4 жыл бұрын
እዛ ዝበልካያ ትከከል ይቅበላ እየ እቲ ናይ ብሓቂ ኣዝማሪኖ ድማ አዚ ዩ
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 4 жыл бұрын
ኦኦኦኦኦኦ እንተ ዘይ ተለቂሕክንኦ ሲ ጡዑም ሽሮ፡ ኩሉኹም ኣዝማሪኖ ኣብ ዓለም ምሉእ ዘለኹም ማርያም ኣስመረይቲ ምሳኹም ትኩን ንበሩለይ ክበሩለይ ሕሳብ ክፉል እዩ።
@makwel1535
@makwel1535 4 жыл бұрын
👍🥰
@abitesfa7198
@abitesfa7198 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣዝማሪኖ ::ዝመረሮ ኣዝማሪኖ ዝጸልእ ይተሓነቅ::
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
azmarino malet kaliay zega malet eyu ab gize taliyan zimexe eyu
@luulmekonnen1737
@luulmekonnen1737 4 жыл бұрын
እወ ከመኡ ኢኹም እዩ ዝብለኩም ዘሎ ወሪዱኩም ነንባአልኩም ክትተሓሳሰዱ ትንፋስ ሰእንኩምስ ክትገባበዙ ኣርሕቅ ኣቢልኩም ሓስዉ ንሕና ደኣ ቀደም ፈሊጥናኩም ጆሲ ድማ በዚ ጤዑም ቃሉ ኣራጉድ ኣቢሉልና punto.
@ItsMe-sd7tt
@ItsMe-sd7tt 4 жыл бұрын
Mate brhane Cheloteka seb keysemaka wedi asmera xaeda gerihi afu u zbl enber hsidnasi abakum ya abzi adi srah rekibkum msakum zdkis seb zeytngrus gele keytzarbana eske.
@temesghen8180
@temesghen8180 2 жыл бұрын
ጆሲ ጡዑም ድምጺ ነመስግን።ኣዝማሪኖ ኣብ ኣስመራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኽኣ ሃገር እንበር ብሄር የብለይን እንዳበሉ እዮም ትግራዋይነት ከጥፍኡ ቅድሚ 1ዓመት ንትግራይ ወሪሮማ።እቲ ዘገርም ግን ክሳብ ክንድዚ ንትግራዋይ ዝጸልእዎ ናቱ ክብርታት ባህልን እምነትን ቓንቓን ፊደልን ዘለዎ ዘይንብርከኽ ስለዝኾነ እዮም ኤማራት ዓረብ ኣምሓራ ሻዕብያ ቱርኪ ቻይና ራሻ ሶማሊያን ኣምሓራን ኣኽቢቦም ከጥፍእዎ ኩናት ከፊቶሙሉ ግን ኣይክኣልዎን።ኣንቱም ሰባት ናብ መንነትና ንመለስ።
@bahregasizerhans
@bahregasizerhans 4 жыл бұрын
You are super hero i watch every single video so you are Role model to nayhmamey Generation and thank you for you doing good things and to teaching those who didn't know about eseyas .
@michaeltekle8923
@michaeltekle8923 4 жыл бұрын
እታ ንዘመናት ደቀባት ኤርትራውያን ርእሱ ኣድኒኑ ከም ዝከይድ ትገብር ዝነበረት መርዛም ቋንቋ ጣልያን መዓልታ ኣኺሉ ኣብ ቃልዕ ወጺኣ የቀንየልና መምህር ጆሲ
@girmaigirmai3611
@girmaigirmai3611 4 жыл бұрын
michael tekle kondaf sahsah kkkkkkk
@tesfomtekle7894
@tesfomtekle7894 4 жыл бұрын
You are shaping us. Thank you.
@yemaneyohannes7530
@yemaneyohannes7530 3 жыл бұрын
Waaww josi nay behaki eza azmarino tibl qal tesakina ena mo higis aqaliekaya yekenyelna Kexilo xubuk srah goboz !!!!!!!
@mex1579
@mex1579 4 жыл бұрын
Sincerely thank you for the thorough discourse of Asmarino!
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ጆሲ ምስናይ ክብረት እዝስ ስድራኔት ምፍልላይ ማለት እዩ ኣስመራ ይወለድ ኣብ ሃገረሰብ ኩሉ ናህና ፍልልይ የብሉን በዚ ትብሎ ዘለኻስ ዲሙን ኣንጭዋን ምዃኖም እዩ ዝገርም እዩ ከምዙስ ሰሚኤ ኣይፈልጥን ።
@tirhasweldu1337
@tirhasweldu1337 4 жыл бұрын
Tekli Asmellash ሓቂ በልካ ሓወይ ኮነ ኢልካ ሰብ ክረሓሕቕ ጽልኢ ተኺልካ ፋሕ ብትን ምእታው ኢዪ ዕላምኦም ገርሂ ህዝቢ ኸኣ ንኹሉ ከምዘለዎ ምውሳድን ምጥቓዕን ምዓስ ኮን ኢና ክንነቅሕ
@mensuradem
@mensuradem 4 жыл бұрын
Ezi Seb ms deki hade hager dag kebel tray eyu zhaseb
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e 4 жыл бұрын
እንታይ ፈሊጢናሉ
@kibreababrha6870
@kibreababrha6870 4 жыл бұрын
Kabey eyu Amisewo ezi tarik???
@hasata6204
@hasata6204 4 жыл бұрын
@@kibreababrha6870 gerimuni iyu, iza qalsi lieli 20 amet wun zgeberet aymeslenn.
@dragonbaba410
@dragonbaba410 4 жыл бұрын
ዑና እንዳብሓጎ ዘይብሉዩ እዝማሪኖ ኣብ ትብል ሓረግ ዝጥምጠሙ 100% ።
@dawitmeharena87
@dawitmeharena87 4 жыл бұрын
Waw ane wun btami tetehasasbeni znberet guday eya. Nay bhaki mutuluh weledo. Enbear n kulukum adelewti jstudio & tfeltwo tsifhfkum zefletkumna blbi nmesgn. Tsbah kali mealti eya agokum agona
@habenhaile6612
@habenhaile6612 4 жыл бұрын
Yess yess yess ክሽነ ትኣክል ገዛ ዘይብሎምስ ኣዝማሪኖ ኣዝማሪኖ 😃😃
@arsiemazenawi432
@arsiemazenawi432 4 жыл бұрын
ኣጆኩም ኣጆና ደቂ ህዝቢ ኣብ ጎንኩም ኣለና ቀጽሉ በርትዑ ብእተቅርብዎ ዑጉባት እና
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
TY my brother for this informative article....
@halefesultan5599
@halefesultan5599 4 жыл бұрын
Yosyof hawey anbesa tarik abotatna amxealna eka kea. Amlak msaka ykun❤⛪💥🙏
@esiabu8665
@esiabu8665 4 жыл бұрын
Josi smart,Waw no word please keep it up eritrean spirit,thanks.
@mosanatvadeyrimey8718
@mosanatvadeyrimey8718 4 жыл бұрын
ዘሕዝን ጽሑፍ፣ ብዛዕባ ጽልዋ መግዛእቲ ምዝራብ ጽቡቕ እዩ። ነቲ ተገዲጉ ኣብ ከምዚ ዝኣተወ ወገን ምንሻው ግን ሽግር እንበር ረብሓ የብሉን። ደረጃ ዮሴፍ ገብረሂወት ዘውረደት ጽሕፍቲ። ዮሴፍ ሕሱር ጽሕፍ ኣይትገፍግፍ።
@erisun1278
@erisun1278 4 жыл бұрын
ጆሲ ዚ ድምጽኻስ ብእዝነይ እተትስምዖ ፓው ልቢ ድማ ሃበኒ ኢካ plz ጆሲ ሓወይ
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 жыл бұрын
Josi haway. Great message, well done 👍 God bless you.
@danielteklit7705
@danielteklit7705 4 жыл бұрын
Josi God bless you my brother. You make me proud every day a lil more. Keep up the good job.
@brhanebereke6268
@brhanebereke6268 4 жыл бұрын
የቀንየልና ጆሲ ነዚኣ ቃል ዝገለጽቃልና/ዝጸሓፍካያ ሓውና ውን የመስግነካ ምኽንያቱ ንዓይ ውን ዘይተመለሰት ሕቶ ያ ትኾነኒ ኔራ፡ ኣብ ሃገረ ሰብ ኢየ ዓብየ፡ ግን ዓድናን መንነትናን ገዲፍና ብከተማን ደቂ ከተማን ብፍላይ ከኣ ብ ኣስመራ ክንኮርዕ ነቲ ናትና ጸጋታት ገዲፍና ኣብ ኣስመራ ዝዓበየን ብናይ ኣስመራ ላሃጃን ክንቀንእ፡ ነቲ ናውትናን ህድሞናን ገዲፍና ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ንብረትን ገዛውትን ከነድንቅ ነብሰ ምትሓት ክስምዓና፡ ብላሃጃና ክንሓፍር ክንደይ ክንብሎ ብዙሕ ኢዩ ተሰሪሕሉ። ደጊመ የመስግነካ ክቡር ሓው ምስ መሳርሕትኻ 🙏
@huruyghidey5700
@huruyghidey5700 4 жыл бұрын
ኣስመራ ገዲፍናልኩም መጺና ኣብዚ ኻኣ ሰላም ከሊእኩሞ ሰብ ወዲ ፋራ
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
azmarino malet kaliay zega malet eyu ab gize taliyan zimexe eyu terefi taliyan Wahid agame nay asmera ika mish
@issacmedin1731
@issacmedin1731 4 жыл бұрын
Thank you J-studio,,,, we are opening our eyes to discover our identity via your program. Issac Medin
@berheyemane6603
@berheyemane6603 4 жыл бұрын
meglexi qalat senelka josi hawey kbret yhabka!
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ እዚ ፍልልይ እዩ ኣዝማርኖ ዶ ወዲ ገጠር እናበልካ ሰብ ምባስ እዩ እዛ መልእክቲ ናብ ኣወል ዝቀነዐት ትመስል ሶሪ ትግራይ የሕዋትና ኣይኮኑን ከማና ተዛርብቲ ትግሪና እንተኮኑ ኢቶብያ ምካኖም ኣይተርፎምን እዩ ኤርትራ ሓንቲ ቢሀር ኣይኮነትን ነተን 8ብሀራት ኣይትረሳዓየን
@azmarino99
@azmarino99 4 жыл бұрын
ዮሴፍ ሓውኻ ካብ ክኸውን ትግራዋይ ክኸውን እዩ መሪጹ፡ ከምኡ ዓይነት ሓዊ ተለካ ተወጺዕካ፡፡ ትግርኛ ስለ ዝተዛረቡ ትግራዎት ክኾኑ ደልዮም፡ ይኺዱ! ሽፋ ይግበረሎም፡ እንተ ኤርትራ ግን ናይ ዋናታታ እያ።
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
J studio ክብረት ይሃበልና ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና ን ህግደፍ ኣብ ስርኡ ክሳብ ዝጽሕጽሕ ጌርኩምዎ ኣብ ፍርሒ ኢዩ ተሸሚሙ ዘሎ።
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 4 жыл бұрын
ኣታ ዓጋመ መና ከምዝጽሕጽሕ ኣብ ወሳኒ እዋን በጺሕና ኣሎና:: ደቂ'ዛ ቖራረጽቲ ኣእዳውን ኣእጋርን:: ከም ቀደም ዘራያት ትረኽቡ ከይመስለኩም ሰዓቱ ኣኺሉ እዩ ድሁላት ፍጥረት
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
@@hermonberhe1889 ክክክክክ ካልኣይ ግዜ ምጽሕጻሕ ዶ ኣሎ እዩ ዋሒድ ካብ ንጹሃት ሰባት ምቕታል ዲኣ የእዳው ሙቕራጽ ይሓይሽ ወድዛ በዳን ሰብ ዲኻ ኸ ህግደፍ።
@user-li7ny7sy2h
@user-li7ny7sy2h 4 жыл бұрын
@@RobiRobi-by7yr ዊዕጊን ረስሓስ ቡቅሊ ገና ዘርእክን ክጠፊእ እዩ ደቂ ማይ ጠላሚት
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
@@user-li7ny7sy2h ብ ውዕጊን እንዳተመራሕኻስ ውዒጊን ክኣ ትብል ኣለኻ ጎይታኻ እባ ከይሰምዓካ ግደፍ ክክክክክክክክ ኢስቲናይ ከየብለኪ ስድራኻ ጥሜት ተወዲኦም ባኒ ክገዝኡ ዓዲ ግራት ይኸዱ ኣለዉ ገለ ግበር።
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 4 жыл бұрын
@@RobiRobi-by7yr ገጽካ ትርሓቕ ወያል ወያነ: ህዝባዊ ግምባር ንዲሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ) ተሓባቢሩ ምስ ቄሮን ፋኖን ኣቦታትካ ኣብ መቐለ ከም ዝዕሸጉ ገይርዎም ዘሎ:: ንስኻ ኤርትራዊ ስነ ኣእምራዊ ኩነት ስለ ዘይብልካ: ኤርትራዊ መሲልካ ሰብ ከትደናገር ዝተውደብካ ዕሱብ ትግራዋይ ኢኻ:: ነቶም ምሩኻት ኣቦታትና ኣቦኻ ኣሉላ አባነጋ የማናይ ኢዶምን ጸጋማይ እግሮምን ብፋስ ጌሮም ኣብ ጉንዲ ኣጸጊዖም ክቖርጽዎም ከለዉ ድንጋጸ ኸማን ኣየርኣኻን:: ደስ ኢሉካ ኣታ ፉንፉን ዘርኢ ድርባይ ሰዓትካ ከም ዝኣኸለ ጥራይ ፍለጥ:: ድሁል
@kifleabraham599
@kifleabraham599 4 жыл бұрын
Yekenyelna Seyfi and Josi bzey mflat aznarino kem leelna ykoxro niere. Ayttehalel Josi hawey meneseyat ankh! Dege ms wexaku eye bbahleyn qanqayn kkore jemire!!
@massawaintertainment199
@massawaintertainment199 4 жыл бұрын
Woww nay libey rekibkaya josi hawey
@jemsgheb6046
@jemsgheb6046 4 жыл бұрын
Absolutely true, and very interesting explanation
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 4 жыл бұрын
Azmarino ✌✌✌
@gebrihiwethadgu9351
@gebrihiwethadgu9351 4 жыл бұрын
Thank you josi ናይ ብሓቂ ዝድነቅ ኣቀራርባ ካብቲ ንብዙሕ ሰብ ዘገርም ዘሎ እዩ ቀጽለሉ በርትዕ።ዕና እዳቦኡ ዘይፈልጥ ተኮይኑ ኣዝማሪኖ ብእንጀራን ባህልን ባዕዲ ዝነብር ናይ መንነት ቅልዉላው ዘለዎ እዩ።
@bestcollection7980
@bestcollection7980 4 жыл бұрын
Eza guday kerira j studio
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 4 жыл бұрын
i was born and raised in Asmara. and am glad to hear this topic in attempt to wake up this new generation.
@efarhafar8899
@efarhafar8899 4 жыл бұрын
No 29:50 ,30 ትምህርቲ ተኮይኑ ትምህርቲ ክከውን ኣለዎ ነቲ ተጋግዩ ዝጸነሐ ሰብ ክእረመሉ እምበር አንዳ ኣናሸካ ስድራና አንዳ ጸረፍካ'ኖ
@merhawimera292
@merhawimera292 4 жыл бұрын
Efar Hafar kulu zgelto tarik eu ezi neaka eu hadsh dahray kea mnshaw aykonen hawey haki gen nkulu eya tmero
@toni5736
@toni5736 4 жыл бұрын
እቲ ዕላሞ እኮ ኣዝማሪኖ ከምዚ እዮም ከምቲ እዮም ይንዕቕኹም እዮም እንዳበበልካ ዘይ ጠባዮም ኣልቢስካ ኣብ መንጎ ሕብረተ ሰብ ቅርሕንቲ ምትካል እዩ።
@tesfaldetmedhanie7843
@tesfaldetmedhanie7843 4 жыл бұрын
good job josi nezom kelimeya rebiteya yeadyeya sheyifeya fara kblu zwalu daharewot. wolodo kankoaom kemzeykone aredalna ab. Zkone metshaf. wn yelen
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 4 жыл бұрын
Thank u as always..the truth hurts but let it hurt so all can heal..i hope majority dont take it personal rather an opportunity to learn and be part of solution😘
@tesfaeyusinqeyeri7384
@tesfaeyusinqeyeri7384 4 жыл бұрын
Josi malet ata jigena enka bselam maxeka 💗💗💗💗💗💗💗💗👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@toni5736
@toni5736 4 жыл бұрын
ሕቡእ ኣጀንዳ ናይ'ዚ ጸጃፊ ኣብ15:00 ክንረኽቦ ንኽእል። ን ደቂ ኣስመራ ጎስዩ ሰረወታይ፡ ኣከለ ገዘወታይ ኢሉ ዓገመታይ ኢዩ ዝብል፡ ቀጺሉ ገለ ብሄራት ሃገርና ይጠቅስ። ንምምታይ ዕላማ ኢዩ ዓገመታይ ኣብ መንጎ ኤርትራዉያን የእትይዎ፧
@azmarino99
@azmarino99 4 жыл бұрын
ኣበይ እሞ ኢሎሞ! እዚ ስሚ እዩ፡ ነቶም ከምኡ ቅልውላው መንነት ዘለዎምን ገለ ገርህታትን ለኪሙ ክጠፍእ እዩ። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ። ጽቡቕ ኣስተውዒልካ ዝሓወይ።
@Kemalemeye
@Kemalemeye 4 жыл бұрын
እዚ ሓወይ ንስኻ እንበር ኣስተውዕል እቲ ዝብሎ ዘሎ 90 ሓቂ እዩ ኣነ ውን ወዲ ኣስመራ እየ እቲ ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ንገብሮ ኔርና ኢና እቶም መናእሰይ ግን ብዘይ ምፍላጥን ናይ ኣታዓባብያ ጸገምን እዩ ካልኣይ ክኣ ዓጋመ ኢልና ንጻረፍ ኔርና ኢና ኩሉ ዮሴፍ ዝበሎ ሓቁ እዩ ባርያ ህግደፍ ወይ ሕማም ናይ ኣዝማሪኖ ዘይወጻልካ ቶኾይኑ ንዓኻ ይምልከት
@Kemalemeye
@Kemalemeye 4 жыл бұрын
Azmarino99 እዚ ዓርከይ እቲ ሓቂ ደርጊሕዎ ኣሎ ወይ ምኽንያት ጭብጢ ኣምጽእ ኣነ ወደስመራ እየ ከማን ወዲ ሹቅ ከምዚ ማይናስ ዝሰርሓሉ ዘሎ ወዲ ሹቅ ዘይኮነስ ናይ ስራሕ ኣብ ሹቅ ምውዓል ቢራ ኣረቂ ናይ ምስታይ ዘይኮነ ሓቢርና ንፍታሓዮ እቲ ጸገም እዩ ዝብሃል እምበር ሓቂ ክትዓብጥ ኣይትፈትን
@azmarino99
@azmarino99 4 жыл бұрын
@@Kemalemeye ዮሴፍ እሞ ንመን እዩ ከታልሎ? ንሱ ሕልሚ ትግርኚ እዩ ዘሳሲ ዘሎ፡ ናይ ኣዝማሪኖ ጉዳይ ክንድዚ ዝጋነን ዓቢ ኣርእስቲ ኣይኮነን። ኣብ ዝኾነ ከተማ ወይ ገጠር ጥዑይ ሰብ ኣሎ ዘይ ጥዑይ ኣሎ፡፡ ኩሉ ኣዝማሪኖ ዕዋላ ኣይኮነን ኣስተውዕል፡፡ እንተ እቲ ዓጋመ ምባል ጸርፊ መሲሉና ንብሎ ዝነበርና ደቀስመራ ጥራሕ ዘይኮነ ኩሉ ኤርትራዊ ዝጥቀመሉ ቃል እዩ ኔሩ። ይተሓዋወሰኩም ኣሎ፡፡ ልክዕ እዩ ሻዕብያ ኣብ ባዶ ርእስና ኣሕቢጡ ከም ንምካሕ ጌሩና እዩ፡ እዚ ግን ንኣዝማሪኖ ጥራሕ ኣይኮነን ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ እዩ፡፡ ሕጂ እዚ ተበዳሊ መሲልካ ኣዴኻ ገዲፍካ ናፋቒ ሓትነኻ ምዃን ናይ ጥዕና ኣይኮነን፡፡ ኤርትራ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እያ፡፡ ናፈቕቲ ትግርኚ ከኣ ትግራዮም ይኺዱ ምስ ወዲ መሬት ብስላምን ምክብባርን ክነብሩ ተዘይደልዮም፡፡ ካብ ናይ ሻዕቢያ ዝገድድ መርዚ ኣይትበትኑሉ እዚ ዝተበደለን ዝተጠልመን ህዝቢ፡፡
@toni5736
@toni5736 4 жыл бұрын
@@azmarino99 ዋላ እቶም ትግራዎት እኮ ዓጋመ ኢሎም ኢዮም ዝጻረፉ ኔሮም። ዝገርመኒ ግን እንግሊዝ ኢልና ንጻረፍ ኔርና ኢና ንጡሙይ ሰብ እሳ ደኣ ዘየምጽእዎ፧
@yohannestggebrezgabiher7844
@yohannestggebrezgabiher7844 4 жыл бұрын
Azmarino bibzuh yften alo emo azmarinos forever dea
@luulgoitom8667
@luulgoitom8667 4 жыл бұрын
ወርቂ ዝኾነ ትንተና'ዩ፡ ናይ ብሓቂ ኣዝማሪኖ ዝባሃል ኣታሓሳስባ ንዝኾነ ይኹን ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ኣይውክልን'ዩ። ብኣንጻሩ ከማን ኣብ ሕብረተሰብና መሳልል ፈጢሩ ንድሕሪት ክጎተና'ዩ ዝርአ ዘሎ። ጽቡቕ ኣቅራርባ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል። በርቲዕኹም ስርሕሉ J-stdudio!!!!!
@senayawalom8155
@senayawalom8155 4 жыл бұрын
ኣዴና ቅድስት ድንገል ማርያም ኣመረይቲ ን ኩላትኩም ኣዝማርኖታትን ጽላላ ተንብረልኩም የሕዋት ሃገርና ሰላም የውርደልና ልዑል ኣምላኽ
@waterfull2907
@waterfull2907 4 жыл бұрын
Gohaaf Bariaa. Azimarino seraaqi malet eu
@senayawalom8155
@senayawalom8155 4 жыл бұрын
@@waterfull2907 ምሕረት የውርደልካ ዝዓርከይ
@habeshaview930
@habeshaview930 4 жыл бұрын
Nezom deki asmara bahalti afletom ember. Mebzahteom kab tegaru eyom zeweladu
@efremgoytom2236
@efremgoytom2236 4 жыл бұрын
Betami bulux agelalexa kalay kefal aytedenguyena josi Hero i am always proud of you God bless you
@pagb9131
@pagb9131 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ጽሑፍ :: እዚ ትርጉም ከይፈለጥካ ምጉዓዝሲ ክሓስም :: Thank you Jstudio.
@azmeramerhatsion7166
@azmeramerhatsion7166 4 жыл бұрын
Josi hawey dmxi merawh demxi Hezbi edmen Tenan yhabka
@yaredabebe4501
@yaredabebe4501 4 жыл бұрын
Azmarino welhanty fuluy neger yeblun wedi asmara malet eyu ab zikone hager zelo eyu ezi kea Enqae wedi asmara konku hiji keman nihafirelu yebilinan Ente ety tarik abotatina kea lieeli sebina nihibenelun nikorAlun
@alwayslookingforward8640
@alwayslookingforward8640 4 жыл бұрын
Wedi asmera zbehal yelen mxategnatat trah eyom slezi mebekolka eyu adka
@yaredabebe4501
@yaredabebe4501 4 жыл бұрын
@@alwayslookingforward8640 ab ziteweledikalu adi nisu eyu niaaki social base Ab london zitewelede ertrawi londonawi aykonkan kitiblo malet dika Tarik abotatika kitfelit moboqolika kitfelit xubuq eyu nety zitewelediku bota gin kehdigeka zikieel yelen
@alwayslookingforward8640
@alwayslookingforward8640 4 жыл бұрын
@@yaredabebe4501 bhafesha Asmera nkulu zhakuf adi eyu gn rsti zbehal yeblkan ab Asmera just tnebrelu ember rstka wannetka gn kabta adi abotatka zmexula eya eta adka wedhanka
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 4 жыл бұрын
Yared Abebe ኣስመራ ናይ ደቂ ሜሬት ዓዲ ኢዩ, 4 ኣስመራ።
@yaredabebe4501
@yaredabebe4501 4 жыл бұрын
@@SamiSami-iw3jn ezi kulu asmara zelo seb entay eka kitiblo Ketema gele zibehal aytifelitin Asmara nay kulu eya wela nay tigrawot
@tekleweinikahsay157
@tekleweinikahsay157 2 жыл бұрын
ኣጆኹም ጽቡቕ ኣለኹም ቐጽልዎ
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo 4 жыл бұрын
ኣዝማርኖ ተንዲኖ ሎሚ መድሃኒታ ረኺባ። ናይ በሓቂ ጽፉፍ ዝኾነ መግለጺ፡ ጽሩይ ከም ማይ ንግሆ። ክንደይ ወዲ ገጠርያ ክሳብ እዛ ሰዓት እዚኣ ላህጃኣ ገዲፋ ኣዝማሪኖ ባህሪ ክትለማመድ ሕጊግ ትብል ዘላ፡ እዋናዊት ክታበት። ንመንነት ሕብረተሰብና ከም ንፍዮ ኣልሚሳቶ ጸኒሓያ፡ ከም ክሮኖ ቫይረስ ድማ ክትቀትሎ ጀሚራያ ጽውኒሓ።
@menkabmen5751
@menkabmen5751 4 жыл бұрын
Ygerm eqo u kab gedenana shewit efunn dnshin seseliena nhbom.kemzeynebernaba lomi faratat nbhal alena...Jossi Thank u
@menkabmen5751
@menkabmen5751 4 жыл бұрын
@not interested in politic ..kkkkkk mechem ashiqani...eske haki tezareb enda beteseb niadi kedqas embear bgenzeb yhbu eyom ezom weledna...ab hagereseb sdrabet yebleyn enteilqani gn dehan geziena ena nbelie nerna ente elkani kiamneqa
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
@not interested in politic bako
@user-wv9wr7ss2t
@user-wv9wr7ss2t 4 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ ወይ ፋራ ዝብላ ቃላት ኣብ ሕብረተሰብና ዓቢ ጉድኣት ኣምጺኡ እዩ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ
@teweldezeru5267
@teweldezeru5267 4 жыл бұрын
Azmarino . nwedi ketema welidu.wedi ketema. nwedi shuk welidu wedi shuk.nwedi geter tselieu.
@user-yu9bf6zm6h
@user-yu9bf6zm6h 4 жыл бұрын
የቐንየልና ጆሲ ሓወይ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ነዞም ዘይ ነብሶም ዝመስሉ ኣካል ሕብረተሰብ ድማ ክማሃርሉ ተስፋ ይገብር ። ኣታ ወዲ ሓረስታይ ድማ ንዘዕበየትካ ባህልን ሕብረተሰብን ኣይትረስዕ ሓደራኻ።
@danitesfay1245
@danitesfay1245 4 жыл бұрын
Ajoka josi hawey jigna eka ileka aleku Hanti Hto aletni tarik nay wedi fnkil delina alena behankewuta yxibeyeka aleku
@Asmara2b
@Asmara2b 4 жыл бұрын
Welcome to Asmara everybody,. There are a lot of jokers in the city. Just take it easy. Jesus Peace
@tesfaldetmedhanie7843
@tesfaldetmedhanie7843 4 жыл бұрын
good job josi ketslo bejak nay mhamed gray gedamatna metshafna zendede dhar ka bobotatna ztesare hade malti akrbelna
@mhreabfisshaye4938
@mhreabfisshaye4938 4 жыл бұрын
ዋውውው ኣዝዩ መሳጢ ጻሓፍን ኣንባብን ብልቢ የመስግን ። ሃገረሰብ ዓደይ መበቆል ወለደይ!!!!!!
@berekettsegay3342
@berekettsegay3342 4 жыл бұрын
ትርጉም ኣዝማሪኖ ሕጂ ተፈቲሃትለይ thanks bro
@moses9882
@moses9882 4 жыл бұрын
Peopleof rural Area are isolated because of the people. By the people of (Azmario)you can see still know in Abroard they asked you first where are you from. If you are rural area they said (hage wey kea fara wedi Hagereseb Gesim tbhal )l know a lot people are changed there village they said Azmarino.this is because of nebse mthat. Those Azmarino people arw Believe their thinking super race other than race or they Believed that more Educated people .you Ask Girl who born in Azmarino NEVER married the boy born in rura Area very dufficult. GOOD EXAMPLE FILM 10080 you can see how it very difficult.
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 4 жыл бұрын
ከመይ ድሓን እቶ ወደይ. ኣገናዕ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መግለጺ. በላዕቲ ሽሮ ጠስምን ጸባን እኽልን ዝተሓረመኩም እዝዩ ታሪኽ ኣስመራውያን.
@sababeyene1861
@sababeyene1861 4 жыл бұрын
Very important topic. Thank you 🙏🏾
@peaceforever8115
@peaceforever8115 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ሎምስ ዜና ተሳኢኑ ኢዩ መስለኒ ሃጠው ቀጠው ጀሚርኩም ወላ ክንሰደልኩም ኣብ ዊዓ ወይ ምዒጢር ከለና ዘሕለፍናዮ ሽግር እምበር እዝስ ሃለው ለው ኢዩ ክክክክክክክ።
@UnitedWorldLife195
@UnitedWorldLife195 4 жыл бұрын
Tm bel halaw Kabzom azmarino eya zblu sle zkonka dika, nebska aytetashashu gnay kubaya Sudan
@siku9753
@siku9753 4 жыл бұрын
ኩሉ ሰብ መዓስ ሓደ ከይኑ ኣዝማሪኖ ስለ ዝተባሃልካ ኩሉ ትፈልጥ ማለት ኣይኮነን ኣብ ገጠር ስለ ዝዓበኻ ከኣ ኩሉ ይጠፋኣካ ማለት ኣይኮነን ሶ ኣተዓባብያኻ ዩ ምስክርካ ::
@beltsommeles7405
@beltsommeles7405 4 жыл бұрын
That ‘s true bro
@henokwerede6890
@henokwerede6890 4 жыл бұрын
Enjera alem blae nay lbna awxikayo selamn tienan ab srahkum
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 4 жыл бұрын
Josi hawey brilliant man go ahead hero continue
@tirhasyebio3625
@tirhasyebio3625 4 жыл бұрын
ብፍላይ ነዘን ብዘይ ፈላጥ ኣዝማሪኖ መጃሃሪ ዝጥቐማላ ዝነበራ ካብዛ ጽሕፍቲ ክማሃራ ጽቡቕ እዩ
@uuhyy3719
@uuhyy3719 4 жыл бұрын
ኣዝመሪኖ ኒቂድሚት
@fanuel701
@fanuel701 4 жыл бұрын
Gena kenqexel ina
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 4 жыл бұрын
ክክክ ናብ ጥልያን ማለት ዲዩ
@fanuel701
@fanuel701 4 жыл бұрын
Kkkkk mes dakelka eyu deftahlka
@robelbeletse3030
@robelbeletse3030 4 жыл бұрын
Uuh Yy ni roma malet duyu kkkkk
@yonasamanuiel9813
@yonasamanuiel9813 4 жыл бұрын
Azmrino ketktolu ekome abey emo moslim entzhizwa eza seltan bela neru antume rasestey hizbey
@merhawi1224
@merhawi1224 4 жыл бұрын
Josi bro keep going tnk for your info
@dawitgirmay1570
@dawitgirmay1570 4 жыл бұрын
ትኽክል
@hamachided5024
@hamachided5024 4 жыл бұрын
ወይ ሰብ ደቀይ ዜርካ ዜርካ ናብ ህዝቢ ትግራይ ን ምዃኑ እንታይ ዩ ምስጢራ ትግራይ ትግራይ 10ግዜ ዝገርም ዩ ኣብ ውሽጥና ኣቲኻ ህኮት ንምፍጣር ከይኮነ ኣይተርፍን ኢዩ እቲ ዕላማ በጃኻ ንሓንቲ ኤርትራ ዝሓስብን ዝትስእን ዩ ዘድሌና ምስዚ ዘለካ ብቕዓት ወይ ተመኩሮ ምስ ከምዚ ከማኻ ተሰማሚዕካ ንረብሓ ሃገር ተንስእ እንተዘየለ እዛ ረኺብካያ ዘለኻ ዕድል ጽባሕ ዘይክትርከብ ትኽእል ኢያ እዚ ኣንፈቱ ጠፊእዎ ዘሎ መንእሰይ ማና ኹንዎ
@akilesweet6109
@akilesweet6109 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተቀቢሩ ዝነበረ ምትሉሕ ታሪኽ ገንጺልካ ኣፍሊጥካና ክቡር ሓው ክብሪ ይሃብካ ።
@azmarino99
@azmarino99 4 жыл бұрын
ክ ክ ክ ክ ክ ክ፡ ዮሴፍ ሕኳር'ሲ ፈላጢ ታሪኽ ኮይኑ ይቐንየልና ክበሃል! ንሱ ይቐንየለይ ክብለኩም ኣለዎ ኣብዚ ዩትዩብ ዕዳግኡ ተሰስኑሉ ዘለኹም፡፡ እፍሊ ሓሳዊትን ተበላጺትን መሊኣ ኣብዚ! ኤርትራ'ሞ ናይ ኤርትራውያን እያ ቅበጽዋ ኣግኣዝያን ገፊሕ ዓይኖም!
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 4 жыл бұрын
*Oh my god, thank you jstudio kem kuku gzie blux srah, naybhaqi nmexae'wn nfue gazietena'eka malet anbabi zena*
@teametadese3105
@teametadese3105 4 жыл бұрын
Yes agdasi zaba seyfer rsom 👍🏿
@sahlesbhatu9794
@sahlesbhatu9794 4 жыл бұрын
ጆሲ ኣየ ዚ ድምጽካ ክትም ደስ ይብለካ ምቁረይ
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 жыл бұрын
Sahle Sbhatu ane keman dmxi Josi azye eye zdnko, qumneger melEktu dma zbelexe, Edmen TEnan yhabo😍
@meditationminutes985
@meditationminutes985 4 жыл бұрын
Asmarino is just Wedi Asmara Josie hawna👍
@solo8haie953
@solo8haie953 4 жыл бұрын
wedi asmera tray tezikewun do ezi kulu ybil alo . bshim deki asmera bahlikan kibretkan nmkilal zitetekemelu mela eu gezae derbi. enber wedi asmera tray tezikewun do eta fara kea misa sieba . fara ke wedi men eu kikewun wedi asmera tray tekoyna azmarino? sorry kemdifret aytkuxeriley gna ... nbaeley wedi asmera eye
@laladelu
@laladelu 4 жыл бұрын
Ezgi yhabki 🙌
@azmarino99
@azmarino99 4 жыл бұрын
'ታይ ፈሊጥናሉ ኢልካና፡ ስቕ ኢሉ ይህውትት ኣሎ እምበር፡፡ ሕማም ኣግኣዝያን እዩ ከምኡ ዝገብሮ ዘሎ።
@Gelilatube788
@Gelilatube788 4 жыл бұрын
Meniu azmarino Etbil hto lomi temelisa. Thx Josi
@frewoinidebesai8893
@frewoinidebesai8893 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯Good job brov keep up legend. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@johnnyase7251
@johnnyase7251 4 жыл бұрын
Enkae bdehan mexeka Jossy bro❤️
@finchecevita1483
@finchecevita1483 4 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ ለዋህ ኣዝማሪኖ ሓላል ኣዝማሪኖ ገርሂ ኣዝማሪኖ ፈታው ሰብ ኣዝማሪኖ ፈቃር ኣዝማሪኖ ለጋስ ኣዝማሪኖ ሰብ ኣይፈላሊን ኣዝማሪኖ ኣሕሊፉ ኣይህብ ኣዝማሪኖ ወትሩ ሑጉስ ኣዝማሪኖ ንበረለይ
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 4 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ ሎቅማጽ ኣዝማሪኖ ለመጭ ኣዝማሪኖ መዳናገሪ ኣዝምሪኖ ቐጣፊ ኣዝማሪኖ ተበላጺ ብሕጽር ዝበለ ኣዝማሪኖ ናይ ርእሲ ስደተኛ ጥልያን ኢዩ።
@ItsMe-sd7tt
@ItsMe-sd7tt 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ማማ ኤርትራ ወዲ ሕድሪ ezi eti nbse mthatt ms hazeka zmehazkayo eu btmkhti nehade azmarino krebo hawa gbero mo trgum mmnabr kmhreka u.
@finchecevita1483
@finchecevita1483 4 жыл бұрын
@@ItsMe-sd7tt ነብሲ ምትሓት ማለት ከመይ? ኣዝማሪኖ ማለት ኣስመራ ዝተወልደ ሮማ ዝተወልደ ሮማኖ ምኮነ ነፍስወክፍ ስብ ኣብ ገተር ይወለድ ኣብ ከተማ ኩርኣት ኪስሞዖ ኣለዎ ካብዚ ንላዕሊ ኪብለካ ኣይደልን ኢየ ነግራም ሰብ ነግራም ግዜ ስለ ዝኮነ ጽቡቅ ግዜ ስጋ ዝመጽእ ን ግዜ ሂበዮ ኣለኩ።
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 4 жыл бұрын
@@ItsMe-sd7tt ንኣዝማሪኖ እንተ መሲልካ ልዕልና ነብሲ እንተ ዘይ መሲልካ ድማ ነብሰምትሓት ሃሃሃ እንታይ ደሞ ኢሉ ኢዩ ንሱስ ክክክክ ዘይ ተበለጽቲ ምካኖም ኢዩ ገሊጹኩም ክክክ
@azmarino99
@azmarino99 4 жыл бұрын
በጃ ኣስመራ ኹኑ ኣንቱም ትግርኚ ደለይቲ ዘይናቶም! ኣስመራ ናይ ኣዝማሪኖ ኣስመራ ናይ ኤርትራውያን እያ!
@kbrebr8854
@kbrebr8854 4 жыл бұрын
Josi nay behaki lbey rekibkaya ab hiwetey zegatemeni eu thanks so muche keep it on G.B.U josi
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
gele beleni bro eske entay gereomka ezom terefi taliyan
@zarehaile3150
@zarehaile3150 4 жыл бұрын
Thanks bro 👍!!!
@user-nq6nr1vl2j
@user-nq6nr1vl2j 4 жыл бұрын
ሰላም ጆሲ ሓውና ኣብ ኩሉ ተቅርቦ መደባት ዘለኒ ኣድናቖት ወስን የብሉን እንተ ናይ ሎሚ ግና ዋላ'ካ ኣዝማሪኖ ትብል ቃል እንዳ ተጠቐምካ ግለጸልና አምበር ወገናዊት ንደቂ ኣስመራ ከኣ ከም ሓደ ሕሱር ሕብረተ ሰብ :ክብረት ሰብ ዘይብሎ ፥ንስለ ሃገር ዋላ ሓደ እጃም ዘይተጻወቱ ወዘተን ካልኦትን ብንጻሩ ከኣ ነቲ ካልእ ሕብረተ ሰብ ኩቡርን ሕፉሩን ንስለ ሃገር ከኣ ንሱ ኩሉ ገበርን ጌርካ ኣቕሪብ ግን ኣይኮነ እቲ ሓቂ ኣመጻጽኣን ትርጉሙን ከም ታሪኽ ሃቂ ክከውን ይኽእል እዩ ? ? ግና እቲ ምንሻውን ምንእኣስን ክብሪ ሰብ ዝትንክፍ እዩ ሓንቲ ሕቶ ንክቡር ጽሓፊ ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ናይዚ ጽሑፍካ ኣይነጸረለይን ይቅሬታ ደኣ ግበረለይ እምበር ንፍልልያትና ትግፍሕ ኮይና ትስመዓኒ ምስናይ ይቅሪታኡ
@mussiesamuel3573
@mussiesamuel3573 4 жыл бұрын
Nexur melsi zedeleuo heto eka hatiteka. Melsi ka nexebe .
@BKM233
@BKM233 4 жыл бұрын
ክቡር ሰብ ክሳብ ዝኾንካ ክብሪ ሰብ ሓሉ ክቡር ሓወይ ኣብቲ መወዳእታ ሰሚዕካዮ እንተ ኮንካ ወዲ ኣስመራ ስለ ዝኾንካ ወይ ኣብ ኣስመራ ተወሊድካ ስለ ዝዓበካ ኣዝማሪኖ ኣየብለካን ኢዪ:: እታ መልልእኽቲ ንጽርቲ ኢያ: ነቲ ኣካል እቲ ሕብረተሰብ ኮይኑ ግን ከኣ ንባህልታትን ልምዲታትን ሕብረተሰቡ ብድሕረት ዝጥምትን ዘቆናጽብን ንግርህነት መዝሚዙ ኣብ ገዛእ ረብሕኡን ንዕኡ ዝመስሉን ዘውዕል ብስም ኣዝማሪኖ ዝፍለጥ ስናዕ ናይ ባዕዳያን ኢያ ትምልከት::
@user-nq6nr1vl2j
@user-nq6nr1vl2j 4 жыл бұрын
Bahta BM ሓወይ ናተይ ጽቡቕ እንዲካ ዘለካ ዋላ'ካ ከምኡ ተበለ እቲ መግለጺ ግና ብዘይካ ኣመጻጽኣ ኣዝማሪኖ እቲ ካልእ ጽቡቅ ጌርካ እንተደኣ ሰሚዕካዮ ንደቂ ኣስመራ አዩ ዝውክል ይቅሬታ ክንካታዕ ወይ ካልእ ዘይኮነ ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ፍልልያትና ከነጽብብ ነቲ ኣብ ጌጋ መንገዲ ዘሎ ሰብ ከኣ ጸሪፍናን ኣናሺናን ዘይኮነን ቀስ አልና ምዒድናን መኺርናን ኣብ ሓደ መስመር ክንመጽእ እዩ ዘለና ክንተሃጋገዝ ክንተኣረረምን አንበር ክንፈላ በጃኩም ስደትና ይኣኽለና
@jossilove2228
@jossilove2228 4 жыл бұрын
Azemarino zey meno 😘👌
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
terefi taliyan zeymno
@ItsMe-sd7tt
@ItsMe-sd7tt 4 жыл бұрын
Jossi Love abu rgex ata wedi
@jossilove2228
@jossilove2228 4 жыл бұрын
Sami Sami hemak kabe hemak eyu 10
@jossilove2228
@jossilove2228 4 жыл бұрын
It’s Me 😘kebereteyy
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 4 жыл бұрын
Amazing analysis brother josi thank you keep it up!!💥
@teklebrhaneabraha6800
@teklebrhaneabraha6800 4 жыл бұрын
ትኽክል ኣጋላልጻ ካብ ዘጋጥመና ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተፋላለዩ ኣጋጣሚ ምስ ደቂ ኣስመራ ብናይ ኣዝማሪኖ ዝብል ቱሑት ርእሰ ምትእምማን ከምዝስማዓና ተፈቲናስ ክይፈተኻ ክትላበሶ ንግደደሉ ነሩ thank u Josi ግልህልህ ዘበልካዮ ቱርጉም ኣዝማሪኖ
@user-mo6xt7hc2l
@user-mo6xt7hc2l 4 жыл бұрын
ናይ በሃኪ ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ጆሲ ሃወይ ሎሚ ረኪብካዮም ነዞም ተረፍ መረፍ መበኮል ኣዲ ዘይብሎም ኣርይራይ ደሃን ሎሚ ክሉ ወዲ ኣባት ኢርትራዊ ፈሊትዎም ኢይ
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
Gaga Eyu Zihawey Kemu Aybahlin Zegana Zikone Kulu Kubur Eyu Sigab Hageri Biharat Haymanot Higi Nayta Hager Zeytahasu Ehiwatina Zegana Eyom Ezi Nizitehase Keman Bi Higi Ena Kenihzo way Tetew Kenbilo Nikiel. Bejakum Kindey Nitsihat Wifuyat Ehiwatina Sile Zelewu Seb Ayteqeyimu. Ab Higi Niemen Niwedi Sib Higi Eyu Zihzo
@user-mo6xt7hc2l
@user-mo6xt7hc2l 4 жыл бұрын
@@SS-ck9xp ኣወ ሰብ ምካኖም ኮ ክንደይ ኮ ደኣ ኩብራት ግን ከ ከምዚኦም ዛመሰሉ ሰባት ኣንትርፎ ኪዋራዘዩን ከላጉሱን ኢዮን ዝነብሩ ርኣሰ ተኣማምነት ዉን የብሎምን ወግኢ ኣንዳባት ኢርትራ ከም መላገሲ ይሃስብዎ ብ ሰንኮም ድማ ወግኢ ኣንዳባ ይሃስስ ኣሎ ደሃን ህጂስ ፈሊትናዮም ኢና ወግኣና ባህልና ዝምለሰሉ ግዘ ከሪቡ ኢዩ
@zakariamera3601
@zakariamera3601 4 жыл бұрын
ጆሲ ኣምበሳ ወገን ሓቂ ወደባት ኤርትራ ኢኻ ሞ ኣኽብሮት ኣለኒ ኣብ ልዕሌኻ ብዝኾነ ሒዝካዮ ዘለኻ መደብ ንቕሓት ህዝብና እንዳ አበረኸ ይመጽእ ኣሎ "ሞ" ስደተኛ ኣዝማሪኖ ውጻእ ወደባት እቶ በሎ ደጊም ።
@haileabisaq2348
@haileabisaq2348 4 жыл бұрын
ጆሲ ብሓቂ ጽብቅቲ ኣርእስቲ እያ ብዙሕ ግዜ ኣብ ሓንጎለይ ትመላለሰኒ ዝነበረት ሕቶ መሊስኩሞ ብጣዕሚ ዝምስገን እዩ።
@samuelgebre3438
@samuelgebre3438 4 жыл бұрын
Josi medebatka btami eyu zimisiteni waza ezia Azimarino tibl hitbo xihufka gin buzuh adilay aykonen kemzi mifililay timesili Ala
@atchanel6181
@atchanel6181 4 жыл бұрын
ጉዳይ ፋራ ኸ
@natnaelabraha6869
@natnaelabraha6869 4 жыл бұрын
Ezi xehef azi hadinet Eritrean zibetik merzi zelewo xihuf eyu . Beabia kea esika bedali esika ba bedeli enatebehalna ab mtifinan zenbrena kufue hasab zelewo merzi eyu. N'mstwalna mezmizom ba yxawetluna alewu 😥😥
@atakltigere2903
@atakltigere2903 4 жыл бұрын
Josi great job 👍thank you!
@onelovevandam4229
@onelovevandam4229 4 жыл бұрын
እታ ሓንቲ ቃል ከይሰማዕኩ ላይክ ዝህባ ቻነል ጂ ስትድዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
Box jumping challenge, who stepped on the trap? #FunnyFamily #PartyGames
00:31
Family Games Media
Рет қаралды 30 МЛН
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 92 МЛН
ISSEI & yellow girl 💛
00:33
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 18 МЛН
Box jumping challenge, who stepped on the trap? #FunnyFamily #PartyGames
00:31
Family Games Media
Рет қаралды 30 МЛН