Рет қаралды 87,390
#Eritrea #eritrean #jstudioyosief #Jstudio #yosiefgebrehiwet #shitamekabir #dessale #bereket
ሕጂ ግን ክኸይድ ኣለኒ። ኣብዚ ገዛ መይቱ ዝርእዮ ከይስእን እሞ መመክሒ ዘይበጽሖ ከይከውን እየ ፈሪሐ ነይረ። ሕጂ ግን ረዘነ ዓርከይ ካብ ደንበ መጺኡ ክርእዮ እዩ። ተሰኪሙ ናብታ ጒድጓዱ ምብጽሑ ኣይስእንን’ዩ። እዋይ ኣነ ዓደይ!! ካብዚ ኹሉ ጐቦዝ ሓደ መቓብር ዝኹዒት እውን ተበቲኹኪ!” ክልተ ኢዱ ኣብ ርእሱ ገይሩ፡ ሓዲሽ መርድእ ከም ዝሰምዐ ሰብ ‘ኤ. . ይ! ኤ . .ኤ . . . ይ!’ ኢሉ ከልቅስ ጀመረ። ናይ መጨረሽታ መልቀስ ንወላዲኡን ነታ ምልእቲ ዝጸነተት ዓዱን’ዩ!
contact us !!
#facebook = / yosiefgebrehiwot
#instagram = jossi-gh
#snapchat = jeritrea