Jstudio ~| ዜና ምሸት 02 ጥቅምቲ~ እስራኤል~ መዕርፎ ነፈርታ ተወቒዑ። ጌታቸው ኣብ ክልል ዓፋር። ወትሃደራት እስራኤል ተጎዲኦም።

  Рет қаралды 43,455

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

Пікірлер: 37
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 Ай бұрын
ኡፍፍፍፍ ፈጣሪ ሰላም ይልኣኸልና ንመላእ ዓለም እህ😢😢
@EidCudh
@EidCudh Ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Ай бұрын
ጌታቸው ከዳሚ ኣብዪ ከዳዕ እዩ ። ህወሓት ኣባሪራቶ እያ፣ ኣፅሪኹም ተዛረቡ ኣይትሓስው።
@MameMam-m9n
@MameMam-m9n Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Ай бұрын
Welcome J.studo
@AliAios
@AliAios Ай бұрын
ብዛዕባ ጌታቸው ኣይሪደአካን ሊኡኽ ኢዩ
@geneteden4343
@geneteden4343 Ай бұрын
አፅፊ መልሲ እዩ ዝከፍአ ናይ እስራኤል ካብ ዘጋጠማ ፀገም ንላእሊ 🤔🤔
@KahsayKubrom-y2t
@KahsayKubrom-y2t Ай бұрын
❤❤❤❤
@Tesfayreda-y5o
@Tesfayreda-y5o Ай бұрын
ሰላም ይገበረልና ልመላእ ዓለም ማሕረሰብ
@channel-in8uj
@channel-in8uj Ай бұрын
Josi kenb alewo🎉
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Ай бұрын
ጌታቸው ባንዳ እዩ .... ወለሓንቲ አእምሮ ዘልዎ ሰብ ኣይኮነን ተለኣኣኺ ናይ 4ኪሎ እዩ ... ክቅንፀል ኣለዎ .... ፈተቲ ትግራይ እንይታይ ትፅበዩ ኣለኹም .... ብድሕሪት ባንዳ ጀነራል ፃድቃን ሓደ ከድዕ ንትግራይ ንምፍራስ ንሕውሓት ከም ውድብ ንኸፍርስ ተልእኾ ኸዎ ???? ዓወት ንሕወሓት ብመርሕነት ተ/ጋ ደብሬፄን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇻🇳😍🇪🇷🙏
@frefre2238
@frefre2238 Ай бұрын
❤ jstudio
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 Ай бұрын
Getachewn xadqanin kteamnom kebid u!!
@MezgebeGebremedhin-o4e
@MezgebeGebremedhin-o4e Ай бұрын
ዓለምና ከተጭሕም ይድለ ኣሎ ወይ ጉድ ዝገርም
@tediambes3908
@tediambes3908 Ай бұрын
Jis
@TekaHailu-e3o
@TekaHailu-e3o Ай бұрын
ሓሳዎ
@kamkefey
@kamkefey Ай бұрын
ትጋሮ ተረፍ ባሕሪ ትብላ ንበርክን ሃየ በሉ ሕጂ😢😢😢
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
@@kamkefey ኢሳያስ ንኣብይ ኣሕመድ ቀልጥፍ ቀድሞም ኢሉዎ ኢዪ ከንደየናይ ድኣ ከሰልጦ ሕጂዉን ክኹለፍ እዩ እምበር፣ ተጋሩስ ቅድሚ 30 ዓመት ሃገራን ባሕራን ናይ ዋናታታ ምዃና ምስ ኣመኑ ቃሎም ኣይቀየሩን ተዛረብ ኢሉካ ዘይናቶም ምልጣፍ ነገረ ህግደፋዊ ኮይኑካ ግዲ ኮይኑ እምበር።
@kamkefey
@kamkefey Ай бұрын
@@tsegaygebru9534 ኢምበርከ ባሕሪና ዝብል ትግራዋይ የለን 😀😀😀
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
ዮሴፍ ዓድኻ ይውረር ዓሰብ ትዉሰድ ኣላ፡ ናትካ ግበር እስራኤል ባዕላቶም ኣሎዉዎ ካባኻ ኣይደልዩን እዮም እመስለኒ ሓደራ ናብ ልብኻ ተመለስ።
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj Ай бұрын
እስራኤልን ፈላሻን ደቂ ጎይታና ኢየሱስ ኩርስቶስ ኢዮም : ንገረዮሴፍ ወዲ ኣባሻውል ኣዝማሪኖ ይቀርቡ ካብ ድኾነ ካሊእ ! ስለዚ ክሕለቆሎምን ክደናገጸሎምን : ብሰንኮም ክሓዝንን ክሕጎስን ናይ ግድን ይኸውን !!!
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
@@BusyLine-fw6oj ምስ ዝዓመረ ምህዳድ እያ እዚኣስ ናይ ርእሰ ምትሓት ሕማም ግዲ ኣልዩካሞ ንርእስኻ ንዒቕካ እምበር ሰብ ኩሉ ፍጡር ኣምላኽ ምዃኑን ማዕረ ምዃኑን ኣብ ቃሉ ተጻኺፉ ኣሎ። እስራኤላውያን ድማ ሳላ ሕብረቶምን ትምህርቶምን ዓለም ብፍላይ ምዕራባአያን ኣብ ጎኖም እዮም ሕጂዉን ድኸም ኢሎዎ እምበር ኣብ ዓለም ኣሎ ድዩ ኣይተፍጥረን እስራኤላውያን ኣይፈልጡን ዮም ናይቲ ዉጹዕ ህዝቡ እንተ ዝሓሊ ምሓሾ ብሃላይ እየ፡ ርእስኻ ከየኽበርካን ብህዝብኻን ሃገርካን ከይሓመምካን ከይመጎንትካን ንጓና ክትሕለቕ ኣምሰሉትን ዕሽነትን እዩ።
@AlexMatt-h8m
@AlexMatt-h8m Ай бұрын
Tentani nai Makelay Mibrak koinu. Kalsi gedifwo kkkkkkkkk. Genzeb zeygebro zeybilu. Brigade Nihamedu teresiu kkkk.
@geneteden4343
@geneteden4343 Ай бұрын
ኤርትራ ድአ ናይ ኢሳያስ እንበር ናይ ኤርትራውያን ምአስ ኮይና 😄ኢሳያስ አለዋ ::----ናይ እስራኤል ግን አብዚ እዋን ናይ ዓለም ቀልቢ እዩ ብዙሕ ሺሕ ኤርትራውያን ስለዘሎ ግድን እዩ ዜና ምርካብ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
@@geneteden4343 እታ ብሓደ ትሕረድን ትጉመድን ዓለም ዘይግደሰላ ዩ ክሓመላ ዝግባእ እምበር እስራአልሲ ዓለማት ኣሎዉዋ እቶም ኣብኡ ዘሎዉ ድማ ምስቶም ደቂ ሃገር ዉሕስነት ክህልዎም ግድንዩ ወይልኡ ድኣ ኣብ ዓዲ ዘሎ ብዓል እስኻ ብሓደ ኢሳያሰ ብዘይስማ ዕ እናጸነተትን ጨፍጫፊኣ ኣሎዋ እናበሉኩም ንኽትድመር እናተዳወት ዘዓጅበኩም ድሙራት ትሓርር ዘላ እምበር
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Inspired20.13
@Inspired20.13 Ай бұрын
Vodka teaxu mengedi ykefet
@Abumahbub8
@Abumahbub8 Ай бұрын
እዚ ዜና'ድዩ ወይስ ናትካ ርእቶኻ'ዩ? 🤔
@AlexMatt-h8m
@AlexMatt-h8m Ай бұрын
Yosief Ghebrehiwet nai makelay mibrak nai zena tentani dika koinka? Mis Brigade Nihamedu kitikales keleka aytikewinin eya kitibil keleka ambessa timesil nerka. Ente higimo kalsi resikayo. Wei gud. Nai genzeb mukanka kedem ena getimnaka 🤣🤣🤣.
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael Ай бұрын
ክላእ ወስላቲ ጉዳይ ኤርትራኻ ግበር ድሁል
@geneteden4343
@geneteden4343 Ай бұрын
ፀርፊ ጌጋ ❌ዜና እስራኤል ናይ ዓለም ዜና እንድዩ አብዚ እዋን ::---አብ ፀገም ትግራይ ዓጋመ እንዳተብ ሀለ ብ ኤርትራውያን ይፅረፍ ነይሩ እዩ ::----ናይ ህውሐት ጌታቸው ነገር ኩሉ ህዝቢ ይፈልጦ እዩ ንደገ ክትቀልኦ አይግባአን ::---መፍቶት .....
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 Ай бұрын
ጃሲ ሎሚ ደአ ናይ ጣላባን የብልኻን ክክክክ ናቶም ኢዩ ምስሕቂ ጣሊባን
@benat737
@benat737 Ай бұрын
Akmika nay tigray semika dequs dos eti fesi aboka tarek yebilu eu
@temsgenamlake3558
@temsgenamlake3558 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MameMam-m9n
@MameMam-m9n Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fr-lj7mu
@fr-lj7mu Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂እስራኤል😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
СКОЛЬКО ПАЛЬЦЕВ ТУТ?
00:16
Masomka
Рет қаралды 1,7 МЛН
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 44 МЛН
ብዛዕባ ህሉው ኩነታትት
1:25:32
Jstudio
Рет қаралды 1,7 М.