ካብ ዞባታት፡ ዓበይትን ነኣሽቱን መደባት ልምዓት ንኡስ ዞባ ፎሮ | Development projects around Foro sub-region - ERi-TV

  Рет қаралды 57,673

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV, Eritrea - ካብ ዞባታት፡ ንእሽተይ ጩራ፡ ናብቲ ዓቢ ብርሃን
ዓበይትን ነኣሽቱን መደባት ልምዓት ንኡስ ዞባ ፎሮ | Development projects around Foro sub-region - ERi-TV

Пікірлер: 91
@teraranakfa5874
@teraranakfa5874 4 жыл бұрын
Everything ERITREA 🇪🇷 always beautiful 🤩 i mean the 9 tribes I LOVE YOU ALL easy to love super sweet people ❤ Sebeyti tehamima, SeB-AY tehamimu So cute
@Asmerana
@Asmerana 4 жыл бұрын
አጆኹም ደቂ ኤሬይ! እተን ዓበይቲ ሀገራት ዝባሃላ ከማን : ቀደም ከምዚ ኢለን እየን ጀሚረንኦ:: ናይ ካልእ ከይጠመትና ስራሕና እናሳልጥና ኩሉ ክንበጽሖ ኢና:: አምላኽ ምሳኹም ይኹን:: ዓወት ንሓፋሽ!!
@Asmerana
@Asmerana 4 жыл бұрын
@Merhaba Entertainment ዶ? ከምቲ ሽምካ "መርሓባ ኢንተርተይመንት" ጽቡቅ ክትርኢ ከለኻ "መርሓባ" ክትብል ይግባአካ! አነ እቲ ህዝቢ(ሰብአይ ምስ ሰበይቲ) ክሰርሕ ምስ ራእኹ ህዝበይ ከአ ስለ ዝኾኑ : አጀኹም አምላኽ ምሳኹም ይኹን ከአ ኢለዮም. ስለዚ ክትሓፍር ዘለካስ ንስኻ : ጽቡቅ ናይ ህዝብና ክትርኢ ዘይትፈቱ ሰብ:: እዚ ክብል ከለኹ ግን ኤርትራዊ እንድሕሪ ኾይንካ እዩ:: እንድሕሪ ወያናይ ወይክአ ኸዳሚኦም ኮይካ ግን :እዚ ምዕባለታት አይምልከተካን እዩ : ኪድ ማይን ቆሎን ሒዝካ አብቲ ትሓቢኦሞ ዘለዉ ጉድጋድ አብ ጽሓሎም : ቀልጥፍ ስራሕካ አይትረስዕ 😂
@genetn366
@genetn366 4 жыл бұрын
@Merhaba Entertainment RIP TPLF & almetsti shehanie weyane
@Asmerana
@Asmerana 4 жыл бұрын
@@genetn366 የቀንየለይ ገነት:: ርእኺዮዶ ዝድርባይ ሓሳድ ሰብ:ድሌቱ ኢሉስ ደምሲስዎ ትዝበሎ?
@genetn366
@genetn366 4 жыл бұрын
@@Asmerana Azom hasadat. Xibuk nay Eritrea ayfetwun iyom
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 4 жыл бұрын
Awet N'Shabiyawit Eritrea! Triumphant SHABIYAWIAN..
@terhasessam5732
@terhasessam5732 4 жыл бұрын
አስይይይይይይ አምላኽ ይሐግኩም መፈጸምትኡ የርኢኹም
@erishikor1672
@erishikor1672 4 жыл бұрын
Wow Eritreana anbebelna tirah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@adhanetadhanet7598
@adhanetadhanet7598 4 жыл бұрын
🙏🇪🇷🌹🇪🇷🌻👍enqae hagosekum bezyada adetatey enqae nezi beqaekum. 🌻mesgana neti hayal mengestena hezeben eritra. 🙏👍🇪🇷
@eritrea.asawrtat
@eritrea.asawrtat 4 жыл бұрын
Waww xoboq serah edmen tenan yemanelkum serahten asrahten👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 4 жыл бұрын
viva wedi Genber Jeganu counting strong like iron GOD bless thanks for all you do for our Eriy people life changing kebrn Mogosn nsemaietna Awet Nihafash!!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@alazargebil8045
@alazargebil8045 4 жыл бұрын
እንኪያሞ ያ ኣሞ ያ ዓሲንና ! ዓሽ ! ምርሓባባ ሻዓብያ ! ረቢ ዎ ኣዳም ፈትያ ! ምሕበራዊ ፍትሒ ሃያ ! ዝዓብየ ማሃያ ህያብ እያ ! ዓውተ እግል ርሒብ ገቢል ።
@samisebey6738
@samisebey6738 4 жыл бұрын
ዕመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ጻዕራማት ህዝቢ ኤርትራ ደጊም ናይ ህንጻን ልምዓትን ግዜ ኢዩ ድሕሪ ሕጂ ብፍጠነት ዝተከስረ ዕድላትናን ግዜናን ነምልሰሉ ግዜ ኢዩ።
@zeze7103
@zeze7103 4 жыл бұрын
The good Lord keeps u on his hand my beloved Eritrea and ur people. God bless u and Eritrea.
@erinabella5455
@erinabella5455 4 жыл бұрын
አሰይ ኤረ ዓደይ ተባረኽን ለምልምን🇪🇷❤️🌾🌽🇪🇷❤️🍇🍇🎋🇪🇷🌽🇪🇷🇪🇷🌿🌿🍇❤️🇪🇷🌾🇪🇷🌾🇪🇷❤️🌽
@marybrhan4922
@marybrhan4922 4 жыл бұрын
great job
@debessaighermatzion3820
@debessaighermatzion3820 4 жыл бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ሕድሪ ስውኣትና ትግበርቲ ። እርትራ ፍሉጥ ብዝሓጸረ ከም ትምዕብል።
@maekeletekleab2506
@maekeletekleab2506 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዘብል ስራሕ'ዩ። ነቲ ገደል ብራህዋ ክዝለል ብሳላ ብድሆ ስአራዊትን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ። ተውለ ንህንጸት ሃገር ዝብል ቴማ ኣብ 1998 ብሕሰዳ ጸላእትና ንህንጸት ሃገርና ንዝተኮልፈ ወፍሪ ዋርሳይ ኣብ ኩሉ መሓበራዊ ኣጎልጉሎት ኤርትራ 🇪🇷!!!ሕጂ'ውን እቲ ራኢይ፡ ሕልሚ፡ ክውንነትን ይቅጽል•••• ብሳላ ብደሆ ሰራዊትን ህዝብን መንግስትን ብውሽጥን ብደገን ንስለ ኤርትራ🙏🇪🇷❤😍🙋‍♀️
@ክብሪንኣምላክ
@ክብሪንኣምላክ 4 жыл бұрын
ብሓቂ ገጠራት ብብዙሕ ሽግር ተጸጊመን ከለዋ ወጻእተኛታት ክርእዩልካ ከተማታት ፖላሶ እንተመልአ እንታይ ትርጉም ኣለዉ።እዚ ምዕባለ ገጠራት ትገብርዎ ዘልውኩም ጻዕሩ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም ስድራቤተይ ኣካል ናይቲ ዝረሃዎ ህዝቢ ስለዝኮኑ።
@samisebey6738
@samisebey6738 4 жыл бұрын
መንግስቲ ኤርትራ ብሰንኪ ተንኮላት ወያነን ሓገዝቱን ኣይጠዓሞን ኣብ ምንባርን ዘየምንባርን ሽግር ተጸሚዱ ጸኒሑ አምበር መንገዱ ንጹር ኢዩ ነይሩ ንሰብ ክርኤለይ ዘይኮነን ንህዝቢ ብመዓርነት ንምግልጋል ስራሕቱ ብገጠራት ጌርካ ናብ ከተማ ምሕዋስ ናይ ኩሉ ዓይነት ማሕበራዊ ፍትሒ ብማዕረ ንምርግጋጽ ኢዩ። ብዝኮነ ግን ወያነ ጠፊኣ ኣላ ሕጂ እዚ ጻዕራም ህዝብናን መንግስትናን ብክልተ ኢዶም ናብ ልምዓትን ህንጸትን ዝራባረብሉ መድረክ ተፈጢሩ ኣሎ ከምዝዕወት ከኣ ዘጠራጥር ነገር የለን።
@rogershepherd9995
@rogershepherd9995 3 жыл бұрын
you all probably dont give a shit but does anybody know of a trick to get back into an instagram account?? I somehow forgot my password. I appreciate any assistance you can offer me!
@kasecastiel5826
@kasecastiel5826 3 жыл бұрын
@Roger Shepherd instablaster :)
@rogershepherd9995
@rogershepherd9995 3 жыл бұрын
@Kase Castiel Thanks so much for your reply. I found the site through google and Im waiting for the hacking stuff atm. Seems to take quite some time so I will reply here later when my account password hopefully is recovered.
@rogershepherd9995
@rogershepherd9995 3 жыл бұрын
@Kase Castiel It did the trick and I actually got access to my account again. I am so happy! Thank you so much you really help me out !
@Africa62524
@Africa62524 4 жыл бұрын
ንጥሜ ንጽማእ ባዕልና ብጽፍርና ምስቶም ብሉጻት 9 ብሄራትና ዓወት ንሓፋሽ
@samisebey6738
@samisebey6738 4 жыл бұрын
ጠሚና ንሓድር ውን ኣይኮናን ሳላ ጽቡቅ ናይ ስራሕ ልምድና ብጽፍርና ሃገርና ስንጋፖር ክንገብራ ኢና ሕልምና ከይጨበጥና ንድቅስ ህዝቢ ኣይኮናን እንካዕ ጥራይ ጸላእትና ጸራሪግና ቀበርናዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@nebber3428
@nebber3428 4 жыл бұрын
ክትርእዮ ዘዕግብ ስራሕ ።እዞም ምዕራባውያን ሃገራት ክብገሳ ኾሎዋ ካብዚ ናይ ሃጋርና ዝብርትዕ ጌረን ከምዝሃነጸ ኦ ታሪኸን ንመጻ ኢ ወሎደ ኤን መዐልታዊ ብፕሮግራም የር ኢዮ ኦም።
@danielwoldu736
@danielwoldu736 4 жыл бұрын
🇪🇷ምዕሩይ ዕብየት ማሕበራዊ ፍትሒ ክብሃል ከሎ ብርግጽ እዚ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኩሉ ሃገራዊ ህንጸት ዝገብሮ ዘሎ ስራሕ ኢዩ። ኣብ ውሑድ ዓመታት ኣብ መላእ ኤርትራ ዓቢ መቐይሮ ሃገራዊ ዕብየት: ማሕበራዊ ፍትሒ ክርአ: ኤርትራና በልጺጋ ክንሪኣ ዓቢ ተስፋ ኣለና መንግስቲ ኤርትራ: ህዝቢ ብማዕረ ዝግልገለሉን ዝነብረሉን ማሕበራዊ ፍትሒ ክረጋገጽ ገደብ ዘይብሉ ጻዕርታት የካይድ ኣሎ። 🇪🇷ኣጆኻ ክቡር ህዝብና! ሓድነትና ኣሐይልና: ህዝብመን መግስትን ኤርትራ ኢድን ጓንትን ኮይና ብምስራሕ ስልጥንትን ብልጽግትን ኤርትራ ክንርኢ ጥርጥር የለን። 🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ!
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 4 жыл бұрын
Mashallah kebrn Mogosn for all front lines counting success for our heroes wedi Genber for Eriy Awet Nihafash!!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@teberehhabte2280
@teberehhabte2280 4 жыл бұрын
Waww ezia erina tenbib ala 🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌❤⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bereketsiyum4184
@bereketsiyum4184 4 жыл бұрын
ናይ ፖለቲካን ስነ ሓሳብን ፍልልይ ክህሉ ይኽእልዩ ቅዋም ዲሞክራሲ ጽቡቕኳ ተኾነ መፍትሒ ከምዘይኮነ ኣብ ቡዙሓት ሃገራት ብፍላይ ኣፍሪቃ ሪናዮ ኢና።ንባዕሉ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ንሪኦ ዘለና።ነዚ መመኽኔታ ጌርካ መንግስቲ ኤርትራ ወይ ህግደፍ ህዝቢ ኣብ ሓደ ጠርኒፍካ ስራሕ ዘይፈልጥ ብባህሊ ዝታኣስረ ናብ ዓለም ኣላሊኻ ሂወቱ ክቕይር ዝገበሮ ካብ ድሕሪ ናጽነት ብፍላይ ድማ ዛሓለፈ ከበድቲ ዓመታት ምስ ፈታኒ ናይ ምዕራባውያን ጸቕጢ ተጻዊሩ ከምዚ ክትሪኢ መዳርግቲ ዘይርከቦ ዓወትዩ
@finanabrham912
@finanabrham912 4 жыл бұрын
Good job,,,,,🐪🙏?
@elltaeri3624
@elltaeri3624 4 жыл бұрын
ጽንዓት ከምሽምካ ዕድመን ጥዕናን ፡ ይሃብካ ሞኾኻ ዉጺትካ የሕፍስካ ጽንዓት
@ghebrezghiasrat7603
@ghebrezghiasrat7603 4 жыл бұрын
Wawoooo Kemy kemy dena deqi Eri 🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷
@alazargebil8045
@alazargebil8045 4 жыл бұрын
ክከውን እዩ ከመይ ዘይከውን ረሃጽ ወድ ፋርስ ኤረትራ ኣባይ ይጽረግ ከውሒ ፈንቂሉ ይጸርብ !
@samisebey6738
@samisebey6738 4 жыл бұрын
ህዝብና ጻዕራም እንካዕ ጁንታ ጠፈአት እምበር ክሃንጽ ክመሃርን ከልምዕን ኢዩ ዘሐጉስ ዓወታት ከመዝግብ ምካኑ ከኣ ዘጠራጥር ነገር የለን እዚ ክቡር ህዝቢ ከቢሩ ክነብር ኢዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@asterwoldemehien3702
@asterwoldemehien3702 4 жыл бұрын
Welcome welcome welcome eritrean
@yonathangebreyesus1389
@yonathangebreyesus1389 4 жыл бұрын
💯👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🕊️
@lettyteclay6569
@lettyteclay6569 4 жыл бұрын
ESEYE
@berhanetesfazion295
@berhanetesfazion295 4 жыл бұрын
Sorry.the young guy says he hasn't gone to school. But the future Is hopefull.
@nabaybahre4777
@nabaybahre4777 4 жыл бұрын
Eri tv while you are talking please dont add instrumental music
@elltaeri3624
@elltaeri3624 4 жыл бұрын
ጁንታ ቐናአት ሐሳዳት መን ምጹዶ መን ተኻታተልናዶ ኢልናኩም ዲና ዶስ እቲ ፡ ሕስድና አመል ገይርኩሞ አይትገደስሎም ፡ ደቒ ኤሪይ ፕረስደቲ ቓለ መሔተት ክገብር ምስ ተባህለ እዞም ደቒ ጁንታ ክንጸርፎ ይዉድቡ አለዉ,፡ነቶም ተረፍ ሻሐኒ ዝላሐስ ዝሳአኑ ክዉዱቡ ዘመተ ይገብሩ አለዉ እሞ አንጥርዎም ,ጥራሕ አጥፉኡልና ባዓልና አሎናዮ
@habtayare8949
@habtayare8949 4 жыл бұрын
Kkkkkkkk neza eri -tv zbezhu zketatelwa tegarwu iyom interview nay president isseyas afwerki yixibeyu alewu izom hasadat ita dimxi weyane india tefiatom kkkkk
@heluhelina2538
@heluhelina2538 4 жыл бұрын
@@habtayare8949 kibekikyu eyom b abeytom yebkiyom yeshinom eyu 😂😂😂
@wedihamedsada4866
@wedihamedsada4866 4 жыл бұрын
ezom himak tisuhuf ab asmara balaso iyu godilukum nati kali schigri miftah gin mibale aykonen emo yelen siwatina nezom wisat iyom teswiom ni discon palason aykonun
@Africa62524
@Africa62524 4 жыл бұрын
Bravo anbesa wedi erey equal right for eritrean who living every place
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 4 жыл бұрын
ወዲ ሓመድ ናይ ብሓቂ ዓሚቁ ትሕዝቶ ዘለዎ ዘረባ፡ ህግ ኣብ ሃገራዊ ደሞግራስያዊ ፕሮግራሙ ከተማን ገጠርን ምቅርራብ ክብል እንከሎ ከኣ ከምዚ ማለቱ.ዩ፡ ቀዳምነት ንርሑቅ ገጠራት ምሃቡ ከኣ ነቲ ስውኣትና ዝገደፍዎ ሕድሪ ምትግባር.ዩ፡ እቶም ብናይ ኢትዮጵያ ፓላሶታትን ምዕባለ ናይ ከተማታቶምን ዝቀንኡ ከኣ ታሪኻዊ ኣመጻጽኣና ዘይርድኡ ጥራይ እዮም፡ እቲ ንቁሕ መንእሰይ ግን ኣብ ጎኒ.ቶም ዝተሓተ መሰላት ተነፊጉዎም ዝጸንሐ ለይትን መዓልትን እናስርሑ ዓይነታዊ ለውጢ ከምጽኡ ምርኣይ፡ ብኤርትራውነትካ ዘኹርዕ. ዩ፡ ኣብ.ቲ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ከኣ ብወያኔን ሃገራውያንን ኣህጉራውያን ደቀ-መዛመርቱን ዝተሃንደሰ መሰናኽላት ሽሕኳ ደው ከብለና ኣይኽኣል.ምበር ክዓናቅፈናን ከዳናጉየናን ምጽንሑ ዘይስሓት.ዩ፡ ኩሉ.ቲ ቀዳምነታት ምስ ተረጋገጸ ከኣ ቆላሕታ መንግስትናን መንእሰያትናን ናብ ከተማታት ከድህብ ምዃኑ ርግጸኛታት ኢና፡ ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትናን ንስንኩላትናን፡ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
@lizaddisberhe7234
@lizaddisberhe7234 4 жыл бұрын
Chiwa hizbi I love ❤️ u guys
@ibrrahims801
@ibrrahims801 4 жыл бұрын
💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanueltesfamikal7135
@amanueltesfamikal7135 4 жыл бұрын
Fero yifelto eye hiji gin tekeyiruni eti tigebruwo zelekum nay limiatin hintsan kulu gize kitgeltswo alekum tarik demsisom haki zetfiu wuhudat aykonen
@danepireteab
@danepireteab Жыл бұрын
⚔️Welcome 🎉🎉 Eri 😢💔📚📜⛪💌👈🇪🇷✌️ 9🕌📜📚✊⚔️
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 4 жыл бұрын
መርሓባ
@nahom2004
@nahom2004 4 жыл бұрын
ልምዓት ንቪድዮ ጥራሕ ክንዲ ፍረ ጣፍ ትኸኸውን ጥቕሚ ንሕዝቢ ኤርትራ ዘይብሉ። ንኻልእኩም አደናግሩ። ንዓኹም ዘይፈልጥ የለን። even your loyals know it
@freweynivanzwettsegaye5241
@freweynivanzwettsegaye5241 4 жыл бұрын
👍✌🙏💘🙏
@berekethagos8369
@berekethagos8369 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@jklmnk9596
@jklmnk9596 4 жыл бұрын
Gele jigna gobo afrisu yeharse merti yemret gele jeglo dema gedam koyna ayteharse aytesreh kedmi computer kem tebek tetabika tehtewtew.
@Dan-ih3dm
@Dan-ih3dm 4 жыл бұрын
It took 20 years to fix dirt road
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 4 жыл бұрын
👍🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤👍
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 3 жыл бұрын
ጅግና መንግስትና ንኩሉ ብማዕረ የገልግሎ
@wedihagos1755
@wedihagos1755 4 жыл бұрын
2006 jembirkimo kisab 2021 zeywedaeikumo alekum kkklk
@yordanosestifanos2330
@yordanosestifanos2330 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏❤🥰🤝💪🇪🇷👐
@YahyaERI
@YahyaERI 4 жыл бұрын
Way hagerey
@merafghebretatios2115
@merafghebretatios2115 4 жыл бұрын
እዚ ንርእዮ ዘለና ንሕዝቢ ፎሮ እንታይ ምዕባሌታት ንሪኦ ኣሎና እንቋዕ እዚ መጻኢ ኣብ ሜዳ ዝተሓንጸጸ ኣብ ግብሪ ንርኤይ ኣሎና እንቋዕ እዚ መሪሕነት ይጽናሕ ነቲ ሓገዝን ስራሕን ማሕበራዊ ፍታሕ ክረክብ እንበር ተበለጽቲስ ንሰምዖምን ንርእዮም ኣለና ናይ ሕዝቢ ሓሰብቲ ክመስሉ ዎዮ ንሳቶም ንርእሶም ክህብቱሙን ንቄብላ ናቶም ከማሓይሹ እዚ ግን ሓመድ ዒዲ ኩሉ ንቁሕ እዩ ሕዝቢ ኤርትራ ንኪድ ጥራሕ ብርሃን ይርእይ ኣሎ።
@gerrywelde3753
@gerrywelde3753 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄👍
@hayatahmed4259
@hayatahmed4259 4 жыл бұрын
😙😙😙❤🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👍👍👍
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 4 жыл бұрын
ትቪ ኤረ ቲቪ ሓሶት፡ ኤርትራ ብመስዋእቲ ሓላላት ነጻ ካብ እትወጽእ እነሆ 30 ዓመት ኮይኑ ዝዓነወ እንተዘይኮይኑ ዝተሃንጸ የሎን። ኢትዮጵያ ኪዱ እሞ ኣበይ በጺሖምን ማዕቢሎምን ተዓዘቡ ፡
@nahom2004
@nahom2004 4 жыл бұрын
ከመይ ጌርካ ብሰባት ይስራሕ ትብል? ናይበሓቂ ጌርካ ወሲድካዮ። ተክነሎጂ ትጸጽበ ኔርካ? እይራኻን ዲኻ ቲቪ ኤረ ናይ ወደብ ዓሰብ ናይ ማይ depot እኮ ብ5 እረግቶት ተክኒሻናት እዩ ተሓዲሱ።
@menkem7923
@menkem7923 3 жыл бұрын
Leytn mealtn serihka eu zmebel ajokum nkid trah
@osmanmohamedjaber1591
@osmanmohamedjaber1591 4 жыл бұрын
Ah meshakin hezbena tekal serat hezka ember adetatna meytenalu mengsty yehbenelu kabzi zeabi barenet yelen wellahi
@adonaybarniebarnie3797
@adonaybarniebarnie3797 4 жыл бұрын
Eway antum haswet hgdef lekibat nifelito entay serhikum
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 4 жыл бұрын
AyHegdef TV chura Berhan Meret bezay Hezba Atrefkuma hejikea etom av Badme zaytefakumom meneseyat Eritrea Abzaynatom kunat endatetebesu adeda meswati senkelena endakonu ezi program rerakum Gewanu...kerebkum ekum mealtikum tetsebeyu eraero ketatwewa ekum...Seteyti dem
@bereketsiyum4184
@bereketsiyum4184 4 жыл бұрын
እቶም ክንጻወር ዘይካኣልና ዋላኳ ገንዘብ ተረኸብና ነሕልፎ ጸቕጢ ባዕልና ንፈልጦ።ነዚ እንዳራኣኻ ክትክሕድን ከተናእስን ተኾንካ ግን ሓልዮት ህዝቢ ዘይኮነ እዚ ኣብ ባዓል ኢትዮጵያ ንሪእዮ ዘለና ምትምናይ ስለ ዝኾነ ባዓቕሚቲ መንግስትን ዘለዎ ጸቕጢ ንጽቡቕ ኣንተሓሰብና ይሓይሽ
@johannis6860
@johannis6860 4 жыл бұрын
Emo Kemey gerka bsebat xrgya ysrah. Bejakum b mashn gberwo eti hzbi ymewt alo 🥺😩🥵
@johannis6860
@johannis6860 4 жыл бұрын
Bro emo ksab meas hji zelenayo 21 😎zemen eu eko 1956 aykonene modern zkone gize eyu 😢🙁
@yoniyonatan8812
@yoniyonatan8812 4 жыл бұрын
Hamed tsirga serihkas hateftef dufunat
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 4 жыл бұрын
ሳሕሳሕ ወያናይ ናይታ መወሸቢት ጃንዳ ማፍያ ኮይና ዝጸንሐት ክልልካ ግበር፡ ንከምዚ ከማኻ ላዕሊ ላዕሊ ጥራይ ዝጥምቱ ከዐሽው፡ ካብ.ቲ ካብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ዝሰረቅዎ ሃብቲ ዝተረፈ ኣብ ከተማታት ፖላሶታትን ኤርፖርትታትን ብምስራሕ፡ ምሉእ ህዝቢ ትግራይን ኢትዮጵያን ኣብ ጽምእን ጥምየትን ሸሚመሞ ጸኒሖም፡ GAME OVER!
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 4 жыл бұрын
Beka salasa anet ketetluluna lewti delina kezabat
@shabaykidane2698
@shabaykidane2698 4 жыл бұрын
Kikikikik hahahaha Ad. H./.
@shabaykidane2698
@shabaykidane2698 4 жыл бұрын
Sotpp Sotpp
@nahom2004
@nahom2004 4 жыл бұрын
በዚ ናትኩም መዓልታዊ ሓሶት ተዝኸኸውንስ ኤርትራዊ/ት አይጠመየን ኣይምተሰደን። ነዚ ብዘይካ ህግደፍ loyalists እሞ ንሳቶምውን እንዳፈለጡ ካልእስ ከምቁምነገር ዝቖጽሮ የለን። እቲምንታይ መዓልታዊ ናይ ሕሰም ናብራ ሕዝቢ ኤርትራ ኩሉ ስለዝፈልጦ
@genetn366
@genetn366 4 жыл бұрын
Ayimlketekan iu. RIP Almexti shehanie weyane
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 4 жыл бұрын
ናሆም ከኣ ስምካ፡ ነቲ ረሳሕ ዓሌትካ ሳሕሳሕ ወያናይ ምዃንካ ክልውጦ ኣይክእልን.ዩ፡ ሕጅስ ከኣ ዲጂታል ተዓጽያትኩም በዚሕኩምና፡ ገጽኩም ትከወል ምስቶም ደናቁር መራሕትኹም ክትጠፍኡ ኢኹም፡ GAME OVER!
@shabaykidane2698
@shabaykidane2698 4 жыл бұрын
30 y/. %00
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН