KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
21:54
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
😺🍫 خدعة الشوكولاتة المذهلة لقطتي! شاهد كيف تعلمني قطتي القيام بها! 😂🎉
00:30
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
00:48
#JasonDeruloTV // Funny #GotPermissionToPost From @SofiManassyan #SlowLow
00:18
Chain Game Strong ⛓️
00:21
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 6 ሜላታት
Рет қаралды 15,253
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 104 М.
Aklilu H.michael
Күн бұрын
Пікірлер: 71
@samsomhaftom9752
8 күн бұрын
ብሓቂ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዩ ኣኪለ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ከኣ ኣብ መብዛሕትና እዞም መንእሰያት ይጎድለና እዩ ብሰንኪ ከይብሉንን ጸቅጺ ናይ ወለዲ ናይ ምሕደራ ብዙሕ ሃስያ ኣለና ።
@AbnerHailu
9 сағат бұрын
አክሊሉ ብጣሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ብጣዕሚ ነመስግን
@Mewarsti123
8 күн бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ኢኻ ኣቕሪብካልና ኣኪለ, ሎሚ ብሰንኪ ናይዘረባ ኽእለት, ብዙሕ ዝምድናታት, ምሕዝነት, ዉዕላት ወዘተ ይፈርስ ኣሎ, ኣባና ኽኣ ብጣዕሚ ኣሰካፊ, እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ ብሰንኪ ናይ ምዝራብ ጥበብ, ገሊኦም ሰባት ዋላ ሕቶ ሓትትካዮም ናብ ጸርፊ ይጉዋየዩ, ሑሙም, ጸማም ዶንቆሮ ወዘተ ብዝብሉ ቓላት ጀሚሮም ንሰብ ክምልስሉ ይደልዩ, ገሊኡ ሰብ ክኣ ቂም ሒዙ ይጸንሕ እሞ ሓንቲ መዓልቲ ሽዑኡ ብሕርቃን ተቖጥዑ ይዛረብ,ንዝምድና ኽኣ ክዕረይ ናብዘይ ክእል ይገብርዎ, ዋላ ይቕረ ኢሎም ምስተጣዓሱ, እቲ ዝተበደለ ሰብ ይቕረ ክብል ኣይደልን እዩ ምኽንያቱ, ካልኣይ ግዜ ክብደል ስለዘይደሊ ኣባና እቶም ቐንዲ ጠንቅታት ንዝርርብና ዘባላሽዉ ከብዓል. ቕንኢ, ክትዕብልል ምድላይ, ንዕቐት ዘይናትካ/ክትዕምጽ ምድላይ , በሰላታት, ሰብ ኣብ ካልኡ ሓሪቑ ኣባኻ ኸውጽኦ ምድላይ, ቶንኮል, ፍርሒ ወዘተ ብጣዕሚ ኽኣ ሓደገኛ እዩ ምዳና ንዓና ንኣፍሪቃውያን ብሕልፊ ኽኣ ንኸምብዓል ኤርትራ ሶማል ዝኣመሰልሉ ህዝብታት ቑጡዓት ስለዝኾንና ተቐዳዲምና ናብ ቑጥዐን ባእስን ጸርፍን ኢና ንኣቱ, ክኢላታት ናይዚ ዓውዲ ብዙሕ ኣስተምህሮ እንተዝህቡ ህዝብና ርድኢቱ ምሰዕበየ, እቲ ማህሰይቲ ኣብ ሕብረተሰብና ከይገደደ ኾሎ, የቐንየልና ኣኪለ 👍
@shizyghebrehiwet1195
8 күн бұрын
Thanks naybehaki des tbleni aresti
@mahfuzahiabu8456
5 күн бұрын
ጎበዝ ኣምበሳ
@MulueFtwi-r4j
6 күн бұрын
THANK YOU AKILE HAWEY❤
@feruzyohannes5031
6 күн бұрын
Thanks ❤
@warrihabesha
8 күн бұрын
ዘይተጻሕፈ. ኣይትግበርን ኢዩ! ካብ በዓል ጣፍ፣በዓል ኣፍ! ዘረባኻ ቀሊልን ጽጹርን ይኹን፣ዘረባ 80%ምስማዕ ኢዩ።ወዘተ… 👍👍
@ertrawi
7 күн бұрын
Wawww❤❤❤ thx memhre gbu ❤🙏
@AbenierAndebrhan
8 күн бұрын
Aklile naybhaqi eyu natka topic interesting ❤ I love it ,pedagogical instrument 🎉🎉🎉 sympathetic interaction, main aids and strength of messages
@AlayeeAlay-gl4rx
8 күн бұрын
የቀንየልና ሓው። Thanks bro.
@TeklayHayley
7 күн бұрын
Thanks Haylush i subscribe your chanale,i wil wache you always from Tigray❤
@edenberhane8241
8 күн бұрын
Thank you 🙏🙏🙏
@AbdulhadiMohammed-p3i
8 күн бұрын
🎉🎉🎉❤❤thanks very much. Edmen tinan yihabeley
@AmineRaki-xq7ov
8 күн бұрын
It is very important messege Aklilu❤ thank you 🎉
@GgHhe-el3dx
8 күн бұрын
ብሓቂ👌
@alazarhaylemicael8192
8 күн бұрын
ሰላም ኩቡር ሓው ኣክሊሉ ብሓቂ ክእለት ዘረባ ኣገዳሲ። የቀነለይ
@Haben_A34
8 күн бұрын
Thank you Bro....
@abrahamberhane6151
7 күн бұрын
ጽቡቕ ኣኪለ ቀጽሎ
@habtegargishmehari5178
6 күн бұрын
Yaqenilna Akile ❤❤❤🎉🎉🎉.Ezi madab bitaemi agadasi eyu ,ab qaxali kea kea qirub geza wasika entataqribalna dase mibalani?
@mullert2478
8 күн бұрын
I really appreciate you Akile you’re one of the best person i just follow you always this is perfect and i learned alot and thank you ..
@HabtemichaelMeharzghi-f9g
8 күн бұрын
Www agedasi aresti nay bhaki Akile abhiwetna zegatmena zelo eu❤❤❤❤
@MehariHabte-u2d
8 күн бұрын
👍❤
@meharitsegay7346
8 күн бұрын
Thanks you bro ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@TeklayTsegay-m2h
8 күн бұрын
የቀንየልይ ካብ ደጊም ብስሩዕ ክከታተለካ እየ። ሰብስክራይብ እውን ገይረ ኣለኹ።
@SevestianFitsum
8 күн бұрын
Hiii kulu teserho betamei xebuk akile nay ezi hadish bezaeba opm zewexe ke entay alo gele belena
@Balla291
8 күн бұрын
It’s very important idea ☝️
@yafetmengstab
8 күн бұрын
Amazing Advice
@HaileselasseMulu-wg5jb
8 күн бұрын
Thanks bro,,
@freweinitesema901
8 күн бұрын
ኩቡር ሐው የቀንየልና ❤❤❤❤
@TesfalemTekle-xi8vq
8 күн бұрын
😊😊😊😊❤❤
@yohanaabay5565
8 күн бұрын
Medebka bitaemi xibuq eyu biflay nihbretesebna hagazi eyu Eti ab mengo tetiwo viedo be xelemti mikanu aziyu mahri yu xelim kigebr Klwet kem zikel eyu zimhreka , ab xeadu tiray kinwukel yeblnan. Keep going 😊
@filmonhagos2744
3 күн бұрын
❤🎉
@semeremehari8761
8 күн бұрын
Bhaki Abn Agedasn Arsti u Admen tanan naka bro ❤❤❤❤❤
@Maryamey
8 күн бұрын
Wow, Akile agedasit aresti 😊 🙏
@melakeyosef8542
8 күн бұрын
Nay bahqi nfui eka kexlo ❤❤❤❤❤❤❤❤
@asterzerezghi5094
8 күн бұрын
❤❤❤🙏🏾
@johnhagrseb5731
8 күн бұрын
Memher akile kemey haderka enqae beselam mexaka
@KeriaHagos
8 күн бұрын
Batami xibuk hanty hito kihateka pls meliseley zerebae kiele ale hade seb nibelo bezian ageba mela malet u ginnn ety semae zeydhib etekoynu ke etay alo mela
@ErmiasTesfay-s6o
8 күн бұрын
Nic🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selamgirmay9340
7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Embaba-d4g
8 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@noygjgBoy
8 күн бұрын
ብፈለይ ኣብ ሕብረተሰብና ኣብቲ ናይ ሰብ ደረጃ ወሩዱ ከረድእ ዝፍትን ዉሑዱ እዩ so thanks ❤
@DevidYasinDevidYasin
8 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@AbelKidane-s1t
8 күн бұрын
❤
@HussienMualem
8 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@simonhabete9237
8 күн бұрын
ንባእልካ ባእባእ እናበልካ ትዛረብ ዘለካ ንመን ክትምዕድ
@ይኩነኒበከመትብለኒ
8 күн бұрын
😊😊🥰🥰🥰
@HAMELMAL5942
8 күн бұрын
ኣኽሊሉ ጎይታ ልቦና፡ ሓበሻና ኣብ ስነ-ምግባርን ስነ-ሓሳብን ትርጉሙ እንታይ ምኻኑ ዝፈልጥ እንተዝኸውን በታ ሒዝዋ ዘሎ ቴሌፎን ብዝሕ ገንዘብን ጥበብን ኣብ ሂወቱ ጽጋ ምደለበ ነይሩ፡ እንተኾነ ናይ ሓበሻ ባህሪ ዘይተርፍ ቃላት ናይ ሸንኮለል ገይሩ ኣብ ድሕሪት ናይ ምንባር በሊሕ ኮይኑ ኢዩ ዘዕልለካ😂 ንኣብነት ናይ ቅንእን ናይ ትዕቢትን ንኸይግጠም ብተኣማንነት፡ በሊሕ ኮይኑ ኢዩ ዘዕልለካ😅😅
@MashoFikire
8 күн бұрын
ጀማሪት እየዋ ሳብስክራይበ ግበሪለይ♥️♥️♥️
@Rockofliberty-lv1jw
8 күн бұрын
ኣታ እንታይ ኢና ጌርናኩም ኤርትራዊ ብጀካ #ዘረባ እንታይ ይኽእል : ብዘረባ #ተበጽብጽና እሞ ነዚ ዘረባኹም #ስራሕን_ትምህርትን ወስኹሉ እንዳ በልና'ስ: ንስኻ ከኣ #ዘረባ ክትምህር ጀሚርካ እዋይ ኣታ እዛ #ሽኮር #ከተዛብዑለይ ኢኹም ሎም ዘመን: ወደይ #ይጻወት እየ ዘለኹ #ብሓቂ #ጽቡቕ ኣርእስቲ እዩ: #ህዝብና_ቆየቓ እዩ ዝፈቱ ካብ'ዚ ክንወጽእ #ብርእሰ_ተኣማነነት ሓዲኡ #ሓሳቡ ክገልጽ ከም #ዝመሃር ንምግባር #ኩሉና ኣበርኩቶ ይሃልወና: የቐንየልና #ሓላል ወዲ #ሓላላት
@PhiliFili
8 күн бұрын
👍👍👍👍👍🤩🤩🤩🥰😍😍🥰😍
@hss2423
8 күн бұрын
💚💚💚💚💚❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲
@tesfiemichael9123
5 күн бұрын
ዝገብር. ንድኡ ነይነግር. ክለት ዘረቫ. ዘለዎም ዝቨዝሑ. ግብሪ የብሎምን. ናይ ካልእ ሃሳብ እዮም ዝደግሙ ዝገብር. ክዛረብ. ግዜ የብሉን. ዝምህሩ እቲ ዝምህርዎ ዘይገብሩ እዮም. ብሕልፊ ብዛዕባ ሂወት ዝምህሩ ዋላ ብዝትፈላለ ኣውዳታት ዝምህሩ. በቲ ዓውዲ ሰሪሖም ዘይፈልጡ እዮም Engneering ተምሃራይ ከለኹ. ሓደ ጥራሕ ንነዊሕ ብ engeneer ምስ ሰርሔ. ድህሪኡ. Masters. Phd. ገይሩ. መምህርና ነይሩ. እቲ ዝበለጸ ምምህር ንይሩ. ኩል ዝሰርሖ ኢዩ ዝምህር ብወገነይ. ዘርባ ዝኽእሉ. ኣብ ሳይንስ ግብሪ ሕማቃት እዮም
@ሃዋርያዊኣገልግሎትደቂዘይ
5 күн бұрын
ያእቆብ 1 (James) 19-20፤ ፍቁራት ኣሕዋተየ፡ እዚ ትፈልጡ ኢኹም። ኵራ ሰብኣይሲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣይገብርን እዩ፡ ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ንምስማዕ ቅልጡፍ፡ ንምዝራብ ደንጓዪ፡ ንዅራ ደንጓዪ ይኹን።
@ጎይትኦምካሕሳይ
8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Africanqueen-se7yr
6 күн бұрын
Xbuk hasab eyu gn ego eyu xelahina
@yeebyotesfa3694
7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@robirobi-fs6od
8 күн бұрын
❤
@TsegayKide-q5y
2 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@rhfdhgj696
8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@berhaasme8536
8 күн бұрын
❤❤❤❤
@Msgana-f4c
8 күн бұрын
❤❤❤❤
@desaleeembayee
7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ggm4857
8 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@DantePirlo-nr4lr
8 күн бұрын
❤❤❤
@mebrihittakle731
8 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@RTKapi
7 күн бұрын
❤❤❤
@FhgffRryh
6 күн бұрын
❤❤❤
@ዕባይመደበር
5 күн бұрын
❤❤❤❤
21:54
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
Aklilu H.michael
Рет қаралды 110 М.
29:51
ናይ ድቃስ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН
00:30
😺🍫 خدعة الشوكولاتة المذهلة لقطتي! شاهد كيف تعلمني قطتي القيام بها! 😂🎉
PuffPaw Arabic
Рет қаралды 17 МЛН
00:48
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
00:18
#JasonDeruloTV // Funny #GotPermissionToPost From @SofiManassyan #SlowLow
Jason Derulo
Рет қаралды 14 МЛН
00:21
Chain Game Strong ⛓️
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
15:12
ኣሸገርቲ ሰባት ትቐጽዓሉ 6 ሜላታት
Aklilu H.michael
Рет қаралды 33 М.
12:46
ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ንምምጻእ እንታይ ክንገብር ኣለና - ጂም ሮህን
Drsan
Рет қаралды 7 М.
20:36
ugandan Alex interviewed in tigrigna bye eritreans in asmara
Alex wedi DC 💋
Рет қаралды 10 М.
2:14:14
ቃ/መ ምስ ኣብ ኤርትራ መርማሪ ኣብ ዓላ 17 ዝነበረ| ብዛዕባ 26 ኣብ ሓደ ጋህሲ ዝተቀብሩን ብጥይት ዝተቀትለ መንእሰይን
ERIPM
Рет қаралды 20 М.
27:15
ዋዛ ምስ ቁም-ነገር Logbiba Tv #37
Logbiba Tv
Рет қаралды 44 М.
17:57
2025፡ ፈጺምካ ክትገብሮም ዘይብልካ 5 ጌጋታት
Aklilu H.michael
Рет қаралды 44 М.
2:31:30
መልእኽቲ ጆን ብላክ ሓንትን ክያንትን ብ ሺመይ ሸቐጥ ደው ይበል ኢሉ ኢዩ::
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 27 М.
17:03
ኣብ ስደት ትገብረን 5 ዓበይቲ ጌጋታት
Aklilu H.michael
Рет қаралды 72 М.
19:56
ካብ Youtube ክንደይ ተኸፊለ?/ ናይዚ ዓመት ናይ Youtube ጉዕዞይ!!
DREAMBIG MEHARI CHANNEL
Рет қаралды 30 М.
25:41
መጻምድትኻ ብኸመይ ትመርጽ?
Aklilu H.michael
Рет қаралды 43 М.
00:30
😺🍫 خدعة الشوكولاتة المذهلة لقطتي! شاهد كيف تعلمني قطتي القيام بها! 😂🎉
PuffPaw Arabic
Рет қаралды 17 МЛН