ከመይ ኢለ ክፈርሕ /kemey ile kferh New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ቤ/ት/ሰ/ኮከበ ገዳም አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ

  Рет қаралды 561,462

Kokebe Gedam Abune Gebre Menfes Qdus Gejeret

Kokebe Gedam Abune Gebre Menfes Qdus Gejeret

Күн бұрын

Пікірлер: 440
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 Жыл бұрын
ከመይ ኢለ ክፈርሕ ኣብ ልበይ ሰፈርኪ ከመይ ኢለ ክፈርሕ ኣይብሓይለይን ብኣኺ እየ ዝምካሕ ኣብዚ ጸላም ሕይወት እተብርሂ ዑንቂ ድንግል ማርያም መንጣሊት ካብ ጭንቂ ብሓጢኣተይ ብገበነይ ዝረግጾ'ኳ ዘይኣምን የማን ጸጋም ሸነኻተይ ምህላውኪ እየ ዘቋምት ድልድል ኢኺ መሳገሪተይ ካብ ጸበባ ዝሃድመላ ማርያም ማርያም ኢለ ጸውዐ ሰላም ነብሰይ ዘንግሠላ ንዝሃሰብክዎ ኣስምሪ ኣብ ዝሓደርክዎ ሕደሪ ማርያም ኣደይ ሎሚ ከም ትማሊ ማዕበል ፈተና እንተ መጸ ወደበይ ኢኺ ንስኺ ዝቃተል ሓይሊ ጸላእየይ ኣህዲእኪ ተቑምኒ ናማዕደኹ ተስፋ ሰማይ ክኣሪ ፍረ ጽድቂ ድንግል ደሴት ዕረፍተይ ኢኺ ስንቂ ሰማይ እተፍልቒ ንዝሓሰብክዎ ኣስምሪ ኣብ ዝሓደርክዎ ሕደሪ ማርያም ኣደ ሎሚ ከም ትማሊ ዝርብሽ ድምጺ ንእስነተይ ክጎየኒ ብጸልማት እግረይ ሓሊኹ ከውድቐኒ ኣብ ሰልሚ ናይ ሓጢኣት ከመይ ጌረ ክወጾ ከይብል ኣደይ ኣይትግደፍኒ ሕጂ'ውን ስንቐይ ዕንጋለይ ኢኽ ማርያም ኣይትፈለይኒ ንዝሓሰብክዎ ኣስምሪ ኣብ ዝሓደርክዎ ሕደሪ ማርያም ኣደይ ሎሚ ከም ትማሊ
@rahwattrahwatt3358
@rahwattrahwatt3358 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ኣምላክሰላም
@ኣምላክሰላም Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ❤❤❤
@ድንግለይኣደፍቅሪማርያመይ
@ድንግለይኣደፍቅሪማርያመይ Жыл бұрын
I just ❤ it🎉
@maitekelahaile
@maitekelahaile Жыл бұрын
Amen ቃል ሕወት ysmalna
@tekleweynieyasu2634
@tekleweynieyasu2634 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 ❤️ zmare melakti yesmalna Egziabihier xegu Yebzhalkum Nay Agelglot zemenkum Ybarkelkum
@dawitmebrahtu
@dawitmebrahtu Жыл бұрын
ንዓይ እቲ ልክዕ ቅጥዒ ዘማለአ ንሃይማኖትና ዝገልጽ ዝማሬ'ዩ።ፈጣሪ ጸጋ ዲበ ጸጋ ወላዲቱ ድንግል ማርያም ድማ ብርዕኹም ባሪኻ ድርሰትኩም ኣፈልፊላ ልሳንኩም ቀቢኣ ወትሩ ከምዚ ዘይጽገብ ንመንፈስ ዘሐድስ ንልቢ ዘፈስህ ብግርማ ሃይማኖትና ክንሕበነሉ ንኽእል ከምዚ ዝኣመሰለ ናይ ጥዑም ጥዑም ዝማሬ ሕዝኩምልና ክትመጹ ይሓግዙኹም።
@timnityemane4438
@timnityemane4438 Жыл бұрын
ከመይለ ክፈርሕ እወከመይ ክፈርህ ንድንግል ማርያም ፈታሒት ጸባይ ሐብርሂት ገዛያ ለይት ቀትር ስለ ሓጣተይ ትጽልየለይ ትነብዓለይ መፉት ገነት ክብሪ ንኣምላክ ይክኖ ንድንግል ኣደ ዝሃኒ ኣሜን ስለክሉ ነገር ጭዕምታ መዝመር ዝማረ መላእክታ የስማዓልና 🙏🙏🙏
@matanyosief2170
@matanyosief2170 Жыл бұрын
ኣብዚ ጸላም ሕይወት እተብርሂ ዑንቂ ድንግል ማርያም መንጣሊት ካብ ጭንቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@arontsegai
@arontsegai Жыл бұрын
ግሩም ዝማሬ፡ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ፡ ኣየ እወ ድንግል ማርያም መንጣሊት ካብ ጭንቂ! ዝማሬ መላእክት የስምዓልና!
@asmeretestifanos8131
@asmeretestifanos8131 Жыл бұрын
Zemare melaak yasemaln
@arontsegai
@arontsegai Жыл бұрын
@@asmeretestifanos8131 amen
@msganamehari1105
@msganamehari1105 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና 100 ጊዜ ሰምዕያ ኣነ ካእ ሓደ ማዓልቲ ከዝምር የብቃዓኒ ነዛ ደከምቲ ሓፈትኩም ብጽለትኩም ደግፈንኒ ደቂ ተወህዶ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@yonasghebretnsae9135
@yonasghebretnsae9135 Жыл бұрын
Xelot qdusan Ajoki kebqaeki u
@habensalomun4064
@habensalomun4064 Жыл бұрын
100 ዶ በልካ በዚ 1000 ግዝየ ዝሰመናያልለና። አመ ብርሃን ሂወትኡም ትባርክ የሕዋተይ። ፍጻመኩምም የጸብቅ።
@msganamehari1105
@msganamehari1105 Жыл бұрын
@@habensalomun4064 Amien Amien Amien
@msganamehari1105
@msganamehari1105 Жыл бұрын
@@yonasghebretnsae9135 kbert yhbeley Amien Amien Amien zhafetey
@sabasami8966
@sabasami8966 Жыл бұрын
ንዑ እንታይ ይሰኣኖ ብ ሓይሊ ኣምላክ ሓንቲ መዓልት ክትዝምሪ ኢኪ
@akberetafom7234
@akberetafom7234 11 ай бұрын
ንዝሓሰብክዎ ኣስምሪ ኣብ ዝሓደርክዎ ሕደሪ ማርያም ኣደይ ሎሚ ከም ትማሊ አሜን አሜን አሜንንን
@amanaraya4775
@amanaraya4775 Жыл бұрын
እዞም ደቀይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ኣምላከ ገብረመንፈስ ቅዱስ ዘበን ኣገልግሎትኩም ይባርክን ይቐድስን፡ የዕጽምቲ ዘጥልል ዝማሬ።
@selammikialemana2104
@selammikialemana2104 Жыл бұрын
ነናሻዕ ስምዒካያ ዘይትምኑ ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር ኣምላኽ ጽጉ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏
@MulukenTakele-ir2ud
@MulukenTakele-ir2ud Жыл бұрын
ቃለ ሕይወት ያሰማልን 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏
@DidjFufj
@DidjFufj 4 ай бұрын
ርጋዕታ ዘለዎ መዝሙር እሰይይይይይ ኣታ ዛ እመ ብርሃን ኣዴናስ ስማ ጥራሕኳ ይኣክል ንምኽንያት ሓጎስ ኣደ ጎይታና ክቦሪ ንዓኺ ይኹን ዝዘመርኹም ክኣ ልሳንኹም ንዓኣ ከወድስ ይንበር ንቅድሚት እምበር ንድሕሪት ኣይትምለስኩም ብሩኻት ኹኑ🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 Жыл бұрын
ንጽዮን ዝጸልኡ ኩሎም ይሕፈሩ ስቕ ኣይብልን ስለ ጽዮን ድንግለይ ተስፋ ናይ ኣዳም ❤❤❤❤ ኣደ ድኻታት❤❤❤ እልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤
@heru12169
@heru12169 Жыл бұрын
ከመይ ኢለ ክፈርሕ ድንግል ኣደይ ኣብ ልበይ እዩ ሰፈርኪ እመቤቴ
@josi0998
@josi0998 Жыл бұрын
ማሕበረይ ኣደ ፍቅሪ ዝማሬ መላእክት የስምዕኩም፡ የስመዓና ፈጣሪ!
@MekonnenDegefu-gx2qo
@MekonnenDegefu-gx2qo Жыл бұрын
I am from Ethiopia I like the song and long life to you. Thanks very much.
@SosoSiso-kz3zk
@SosoSiso-kz3zk Жыл бұрын
No song this is mezmur
@DameraNew
@DameraNew 10 ай бұрын
Nab negative aynguaye bgiega kkewn yk'el eyu...... orthodox kea thtna eyu meleleyna yqrieta
@michaelabedom1250
@michaelabedom1250 Жыл бұрын
ብሓቂ መንፈስካ ዘአድእ ኣዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ክብራት ኣሕዋት።
@MikiTeame
@MikiTeame Жыл бұрын
❤ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ካብ ኩሉ በገናን ሻቢቆን ኩሉ ኮታስ ደስ በሃሊ ብዘመናዊ ዘይተ ጸልወ ❤❤❤
@wegahtatekie8908
@wegahtatekie8908 Жыл бұрын
ልብካ ዘረስርስ መዝሙር ዝማሬ መላአክት የስምኣልና ድንግል ማሪያም ሚሳኩም ትኩን ክትዝምሩ የንቢርኩም ኣህዋተይ 🎉🎉🎉
@rbfhftcj1649
@rbfhftcj1649 Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ትብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጋ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትዉተይይ🥰🥰🥰
@lemlemberhe8644
@lemlemberhe8644 11 ай бұрын
Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 Жыл бұрын
ጋብር ወዲ ቅላስያ መንገዲ ሃብር ፡ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክት የስምኣና❤❤❤❤
@eyuyey2718
@eyuyey2718 Жыл бұрын
Neza Mezmur ksem’e keleku nb’atey kkoxaxero ayk’eln iye. Degagime semie zeymenwa nay behaki nlbey ztenkefet mezmur. EME-BRHAN RHRHTE HLNA ayewe nay behaki ‘Mentali kab Chnki’, bkalat gelixka zeykeal eti kulu ebyetan rhrahiean. Nay behaki nEME-AMLAK hizna zefrehana yelen. Ms FKUR-WLDA Wetru Ab lbna ❤ sefera!🙏 Fkurat Yehwatey AMLAKE KDUSAN Tsegiu yebzehalkum kabzi nlaeli nktserhu, ab Betu kea yexn’ekum!🙏😍
@adiamateshim8537
@adiamateshim8537 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሓልኩም ኮከበ ገዳም
@almaz2138
@almaz2138 Жыл бұрын
ህዱእ መንፈስካ ዘረጋግእ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር እግዚኣብሄር ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም ደቂ እመ ብርሃነይይ ብሩኻት♥️💞♥️💞♥️🥺🤲
@yonasyemane2567
@yonasyemane2567 Жыл бұрын
ብሓቂ ኣዝዩ ደስስስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ኣሕዋት ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረኽ።
@FioriWeldeab
@FioriWeldeab Жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምእልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤❤
@genetnmenalowoezgilewo54
@genetnmenalowoezgilewo54 Жыл бұрын
Sound I heard from haven Nothing is better then to be orthodox Tewahedo long life to all my beloved family the god of Solomon the child of Dave with u thanks for uploading such mezmur
@Ereytsda
@Ereytsda Жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ልብኻ ዝምስጥ ጥዑም ዝማረ.
@tesfamariammaza741
@tesfamariammaza741 Жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።❤️🙏💒
@filmonaraya995
@filmonaraya995 Жыл бұрын
May you hear the hymns of the Angel from above🙏😇, what a remarkable hymn!
@ንግዜ
@ንግዜ Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ደቂ እመ ብርሃን ኣሕዋተይ ጥዕምቲ መዝሙር ናይ እመ ብርሃን ክንደይ ግዜ ስምዖያ ኣለኩ ንሕና ካኣ ከም ፊቃድ ኣምላኽ ኣብ ዓመታዊ ባዓል ናይ ቅዱስ ሚካኤል ክንዝምራ ኢና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ኢኩም ኣብ ልበይ ስፊሪኪ 😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንሊሊጋልትግራይ
@ተመስገንሊሊጋልትግራይ Жыл бұрын
ከመይ እለ ክፈሪሕ ኡሞ ማሪያረይይይ ሒዘ እምነተይ አባኪ እዩ ድንግለይይይ የነገሩ ኩሺን ሓደራኪ ማሪያመይይይይ(1.16.21.)Ⓛ⓵Ⓛ
@helenlijam3336
@helenlijam3336 Жыл бұрын
ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና
@adiammisgna4910
@adiammisgna4910 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩእም ጥዑም መዝሙር ብሓቂ መንፈስካ ዘህድእ ኣጆኩም ቀጽልዎ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን የሕዋተይ❤❤❤❤❤
@nohkahsay9266
@nohkahsay9266 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና የኣቡዬ ልጆች በሉ ዝተረፈ ስራሕኩም ኣይትዶንግዩና
@XegeAsefawi-it4ww
@XegeAsefawi-it4ww 10 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብሌ ዝማሬ ድንግል ማርያም ትቀበለልኩም
@ድንግልዋሕሰይ
@ድንግልዋሕሰይ Жыл бұрын
ኣሜን³ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላኽ ጸጉ የብዘሃልኩም🙏🙏🥰
@Wintana.Kibreab
@Wintana.Kibreab Жыл бұрын
Zimare melakti yesmelana 🙏🏾 gezawity mearey ኮኮበ ገዳም ቤተ-ክርስትያን ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ዳጋብር ገጀረት❤
@ኣብነትኤሪቴል
@ኣብነትኤሪቴል Жыл бұрын
ኮከበ ገዳም ዝማሬ መላእክት የስምዕኹም ፍትዋት ደቂቀ ገብረህይወት ።
@mamuqhabtega9180
@mamuqhabtega9180 Жыл бұрын
Amen amen amen zmarie meakti yesmalna yhwatey btami lbi Teresas mezmur xegu yebzhalkum Egziabihier
@rahwa8035
@rahwa8035 Жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልል 👏👏👏👏👏👏ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና እግዚብኣሔር ጽጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ዘመን ኣገልግለትኩም ይባረከልኩም 🌿🌿🌿👏👏👏👏
@hamerenoh558
@hamerenoh558 Жыл бұрын
*ከመይ'ለ ክፈርሕ* ኣብ ልበይ ሰፈርኪ ከመይ'ለ ክፈርሕ ኣይብሓይለይን ብኣኺ'የ ዝምካሕ ኣብዚ ጸላም ህይወት እተብርሂ ዑንቊ ድንግል ማርያም መንጣሊት ካብ ጭንቂ ብሓጢኣተይ ብበደለይ ዝረግጾ 'ኳ ዘይኣምን የማን ጸጋም ሸነኻተይ ምህላውኪ'የ ዘቋምት ድልድል ኢኺ መሳገሪተይ ካብ ጸበባ ዝሃድመላ ማርያም✶- ኢለ ጸዊዐ ሰላም ነብሰይ ዘንግሰላ *ንዝሓሰብክዎ ኣስምሪ ኣብዝሓደርክዎ ሕደሪ ማርያም ኣደይ ሎሚ ከም ትማሊ✶ ማዕበል ፈተና እንተመጸ ወደበይ ኢኺ ንስኺ ዘቃጽል ሓይሊ ጸላእየይ ኣህዲእኪ ተሙቅኒ እናማዕደኹ ተስፋ ሰማይ ክኣሪ ፍረ ጽድቂ ድንግል ደሴት ዕረፍቲ ኢኺ ስንቂ ሰማይ እተፍልቒ ዝርብሽ ድምጺ ንእስነተይ ክጎየኒ ብጸልማት እግረይ ሓሊኹ ከውድቐኒ ኣብ ሰልሚ ናይ ሓጢኣት ከመይ ጌረ ክወጾ ከይብል ኣደይ ኣይትግደፍኒ ሕጂ ውን ስንቀይ ዕንጋሎይ ኢኺ ማርያም ኣይትፈለይኒ
@adiamberaki9858
@adiamberaki9858 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባረክ ተናፈቅቲ ማሕበረይ 🥺❤️❤️❤️🙏
@AwetFtewi-jj3rx
@AwetFtewi-jj3rx 7 ай бұрын
Amen amen marymey brhane hewten qeale hewet ysmealena
@aedeaedonayywahseyy8386
@aedeaedonayywahseyy8386 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጣዕማን ፍቅራን ምሕረት ፍቁር ወዳን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰለ ዝምሃረና እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝኽበረን ዝተመስገነን ይኹን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዕልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመኖም ይባርኽልና እግዚአብሔር ኣምልኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን::
@milkiyastedros5827
@milkiyastedros5827 Жыл бұрын
ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ፍቁራት ኣሕዋተይ ዘመን ኣገልጉለትኩም ይባርኸልኩም።
@SiemSamsom
@SiemSamsom 4 ай бұрын
ኣብ ልበይ ዮ ሰፈርኪ ከመይ ኢለ ከ ክፈርህ❤❤❤
@እመብርሃን-ቐ2ሠ
@እመብርሃን-ቐ2ሠ Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ማሕበር ህይወት ዝኮነ መዝሙር ብሩካተይ
@BereketGebremichael-j8f
@BereketGebremichael-j8f 6 ай бұрын
Amen zemaria melekiti yesmealna abetu yenbrkum
@aedeaedonayywahseyy8386
@aedeaedonayywahseyy8386 2 ай бұрын
ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር በረከቱን ምሕረቱን የብዝሓልና። ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ኣማላድነት ናይ ቅዱሳን ጸሎትን በረኸትን ረዲኤትን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ኣሜን ሰለ ዝምሃረና እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝኽበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዕልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመኖም ይባርኽልና እግዚአብሔር ኣምልኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን::
@yordanoskahsay1652
@yordanoskahsay1652 Жыл бұрын
Asey ellllll Egziabher xega ab leli xega yebzhalkum melisna nafiqna
@Hani99-H
@Hani99-H 9 ай бұрын
Men alo kemzi natey degagimu zsemea tesfa thbeni mezmurya nay maryamey mezmur!!!!
@MerhawitMehari-d5g
@MerhawitMehari-d5g Ай бұрын
Elllllllllllll elllllllllllll elllllllllllll zemre melkte ysmalna yhwtiy Mariya amlak xgu ybzhlkuom ❤❤❤
@frewiniabraha755
@frewiniabraha755 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ርሑስ ሐድሽ ዐመት ምስ ስድሬኻ
@Mesgung7
@Mesgung7 Жыл бұрын
አሜን ፫ እልልልልል 🥀🥀🥀🥀 ጥዑም መዝሙር አስበ በረከት ቅዱስ ዳዊት ቅዱስ ያሬድ ይኽፈልኩም
@capital__debesay6351
@capital__debesay6351 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሕ 🙏♥️♥️♥️
@Th-si7zn
@Th-si7zn Жыл бұрын
_ዕልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣሕዋተይ አሜን አሜን አሜን_
@senbelteklay1850
@senbelteklay1850 9 ай бұрын
ቃሌ ህወት የስማፃልና
@PascoalntyambaPascoal
@PascoalntyambaPascoal Жыл бұрын
ኣሜን ኣሚን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና በረኸት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለይና
@Bffijcssyvjgh
@Bffijcssyvjgh Жыл бұрын
ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ 🙏
@ፍቕሪክርስቶስ
@ፍቕሪክርስቶስ Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም፡
@wled-michael3535
@wled-michael3535 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓና 🙏🙏🙏 ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ተባረኹ.♥️♥️♥️
@zemerongebrengus5943
@zemerongebrengus5943 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ኣምላድነት ናይ እመብርሃን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን,ኣሜን.
@bielulmenkerios5086
@bielulmenkerios5086 Ай бұрын
❤❤❤ ዝማረ መልእክት የስምዓልና። እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም💕💕
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 4 ай бұрын
Zmare melakti yesmealna brukat azya temyi mezmur zemen agelguletkum ybark ❤❤❤❤
@Zemenmisgna-m6k
@Zemenmisgna-m6k Жыл бұрын
(EGZABHIER AMLAK ) xegeu ybzhalkum adey (MARYAM XELALA )TEMBERELKU KABZI KUFU ዘመን ትሓልኩም. ❤❤❤ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቁድስ ምስ ኩልና ይኩን ።
@fusfv877
@fusfv877 Жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ኩቡራት ኣሕዋት ኣሜን ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😭😭😭😭😭😭😭😭😭 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@zebibtomas4782
@zebibtomas4782 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና።ኣምላክ ይባርኩም፡ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብ ጸሎታ ትሓልኩም።
@yegeta5555
@yegeta5555 Жыл бұрын
ዝማሬ መልእክቲ የስምዕኩም የሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉
@w.k6421
@w.k6421 Жыл бұрын
Aseyy txby zqenekwa Zmarie melaikt yesmalna ❤
@faas-qc5bz
@faas-qc5bz Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልል🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲ዝማርየ መላእክቲ የስምዐልና🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@sanaytredae8445
@sanaytredae8445 Жыл бұрын
Zimare melaikiti yesimaana tsega Abi Riisi tsega yebizahalikumi. Yewahana. Igizaabiheri. Amilaki 🙏🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Mariyamey2119
@Mariyamey2119 Жыл бұрын
Zemari melaket yesemalna deki gaberey naye zemen agelgelotkum amlak yebarekelkum yehwatey burukat
@asmeretestifanos8131
@asmeretestifanos8131 Жыл бұрын
Amen 3kal hiwet yasemealna nay Kdsti màriyam Amalagnet Ayfeletena
@SemharGebrehiwet
@SemharGebrehiwet Жыл бұрын
ዝማሪ መላእክቲ ይስመኣልና❤❤❤❤❤❤
@luwamtesfankiel8892
@luwamtesfankiel8892 Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ዝብል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ ናይ እመ ብርሃን ጸሎታን በረኸታን ምስ ኩልና ይኹን ❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊
@AsterTeweldeTewelde
@AsterTeweldeTewelde 7 ай бұрын
Zmare malet yesmealna Egziabher Amlak tsegu yebzh 🌸🌼🌺💐⛪️🙏
@ሰላምተሰፋይ-ኸ3ጸ
@ሰላምተሰፋይ-ኸ3ጸ Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐና ፍቁራተይ❤❤❤❤
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 Жыл бұрын
Amen Amen Amen zimarie melakti yesmealna xegeu yebzhalkum kubrat yehwat nay zemen agelguletkum yibarkelkum ❤❤❤
@meronhaile4420
@meronhaile4420 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ወላዲት ኣምላኽ ቅድስት ድንግል ማርያም ብጸሎታን ኣማላድነታን ትጽልለልኩም ❤❤❤❤❤
@ኣሉነኝየድንግልማርያምልጅ
@ኣሉነኝየድንግልማርያምልጅ Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 7 ай бұрын
Ab lbeyy seferki kemey ele kferh Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna xegeu yebzhalkum kuburat Ahwatna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@robelmtrd
@robelmtrd Жыл бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.God Bless You.
@danitfanus926
@danitfanus926 Жыл бұрын
Aseyyyyyy elelelelelleel entay zebele xega amlak zbezahalkum ekum wedey kab asmera keleku athize ms adenqekum eye hji kea bzebelex.nafike anes kulu nay adey
@akile118-yx9fx
@akile118-yx9fx Жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስማዓልና❤❤❤❤
@emebrhanadey7940
@emebrhanadey7940 Жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና
@user-kdstizetewahdo
@user-kdstizetewahdo Жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@tsegahabtemaryam
@tsegahabtemaryam Жыл бұрын
ዝማሬ መላአክት የስማኣልና
@samsweet6865
@samsweet6865 10 ай бұрын
Egziabiher bbereketn btbebn ab betu yeblkum zmare melsekti yesmealna elllllll,🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖
@ለምለምጓልድንግልማርያም
@ለምለምጓልድንግልማርያም Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና በረከታ አማላድነታ ጣዕሚ ፍቅራ ናይ እመ በርሃን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን
@fethawi
@fethawi Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና፡ ብጣዕሚ ደስ ዘብል፡ ኣቀራርባ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም፡ ቀጽልዎ። ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ሓለዋ ረዲአትን ምስ ኩላትና ይኹን።
@sdcvsc36
@sdcvsc36 7 ай бұрын
❤❤❤Zmare Melaikt yesmealna🥰🥀
@YohannesBokure
@YohannesBokure Жыл бұрын
Amen Amen Amen zemare melak yesmalna egzabher amlax ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@siemmedhanie2996
@siemmedhanie2996 Жыл бұрын
ዝማሬ መላአክ የስምዓልና ማሕበርና 🙏 🥰❤❤❤
@filiposhaile7738
@filiposhaile7738 Жыл бұрын
✝️✝️✝️ Aebi zilale mengsti semay yebuquaukumi aehwatey. bereket goytan, xega goytan,hayli menfesi qudusi,hayli kudusi mesiqelina ,qali kidani bereket milita xega aede goytan bumulu adimikumi mis mulu sidrakumi ysiabkumi aehwatey ✝️✝️✝️ qlati yebileyni ni xehafiat eza mezmurn, emnetka aethzeni gebre menfesi kdusi ezan mezamuri zixafka wededey maryami eka,ki✝️✝️✝️💚💛❤🇪🇷✝️✝️✝️
@algabe672
@algabe672 Жыл бұрын
ዕልልልል ዕልልልል ዕልልልልል ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ድቂ ጋብረይ። ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይደርብኩም።
@lwamghrmay
@lwamghrmay Жыл бұрын
ኣይብኃይለይን ብኣኺ እየ ዝምካሕ🤍 ዝማሬ መላእክት የስመዓልና🙏❤🤍
@tirhaszere7465
@tirhaszere7465 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዘበን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ፈጣሪ
@rahewawelday3669
@rahewawelday3669 Жыл бұрын
እልልልልልልልል ዝማርየ መላእክቲ የስምዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegagezae9590
@tsegagezae9590 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሐወተ yesmaoane
@selamkiflemariam3706
@selamkiflemariam3706 8 ай бұрын
Amen Amen Amen ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ab xelotikiy amebrhan amen Amen ab miskar yebxhana amen Amen Amen ELLLLLLLLLLL ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН
I Sent a Subscriber to Disneyland
0:27
MrBeast
Рет қаралды 104 МЛН
Маусымашар-2023 / Гала-концерт / АТУ қоштасу
1:27:35
Jaidarman OFFICIAL / JCI
Рет қаралды 390 М.
КОНЦЕРТЫ:  2 сезон | 1 выпуск | Камызяки
46:36
ТНТ Смотри еще!
Рет қаралды 3,7 МЛН
ኣሳልይኒ | Asalyni | New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur / @terbinos12 |
7:09
I Sent a Subscriber to Disneyland
0:27
MrBeast
Рет қаралды 104 МЛН