Рет қаралды 41,634
ኣብዚ ቪድዮ'ዚ
ምምጻእ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ’ቲ ብዙሓት ኤርትራውያን ተስፋ ጌሮምሉ ዘለዉ ናይ ኣሜሪካ፡ Welcome corps ክህልዎ ዝኽእል ጽልዋ፣
ካናዳ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ወሲዳቶ ዘላ ናይ ስደት(Immigration) ውሳነ እቲ ሓቂ እንታይ’ዩ? “ኣሉታዊን ኣወንታዊ ሳዕቤናቱ እንታይ’ዮም?” ዝብሉ ሕቶታት ብዕምቖት ክንርእዮም ኢና;
ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ KZbinr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ
mesobakile.com/
Join this channel to get access to perks:
/ @aklilu.hmichael