𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ከቆጥዓና ዝግብኦ ፓስተር ተስፋይ ን 10 ዓመት ብዘይ ገበን ምእሳሩ እዩ ነይሩ | Dr. Berhane Asmelash

  Рет қаралды 12,210

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 38
@ttek9180
@ttek9180 Жыл бұрын
ዶክተር ብርሃነ ብሐቂ ንኩሉ መግለጺኻ ብቑዕ ትንታኔን ነመስግነካ። አምላኽ ከአ ብኹሉ ይባርኽካ። ሄኖክ ኤሪሳት ንከምዚኦም ዝአመሰሉ ሐቀኛታት ምሃርቲ ምዕዳምኩም ነመስግነኩም። ከምቲ ዝተባህለ ግን ብዙሐት ፓስተራትን አመንትን ኢና ዝብሉ። ነዚ መላኺ ስርዓት ክከላኸሉን ነቲ ቃል አምላኽ ብዝጥዕሞም እንዳጠማዘዙ ክጥቀምሉ ዘሕዝን ኢዩ። ብርግጽ ከአ ንጭቆናን ግፍዒን ክንጻረሮ'ምበር ክንለምዶ ፍጹም የብልናን።
@medhanieabraham7653
@medhanieabraham7653 Жыл бұрын
ኩሉ ግዜ፡ ንሓቂ፡ ደው ዚበለ፡ ኣገልጋሊ ኣምላኽ፡ ዶክቶር ብርሃነ።
@roramedia3841
@roramedia3841 Жыл бұрын
Thank you Doctor ❤🎉
@medhanieabraham7653
@medhanieabraham7653 Жыл бұрын
ክቡር ዶ/ር ብርሃነ። ዓስብኻ ብእዝግሄር ርኸቦ።
@nataneley
@nataneley Жыл бұрын
Welcome Erisat 🌻🌻
@yoelabreha3474
@yoelabreha3474 Жыл бұрын
ዶክተር ብሩኽ
@eritreainfo710
@eritreainfo710 Жыл бұрын
ብሱል ዘረባ ዶክተር❤
@wolderufael
@wolderufael Жыл бұрын
ኣገዳሲ እዋናዊ ዘተ። ምስጋና ንጋሻን ኤሪሳትን።
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 Жыл бұрын
ሄኖክ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምጺ ውጽዓት ብምኳንካ ክምኡውን ዶክተር ብርሃነ።
@asliruessom5607
@asliruessom5607 Жыл бұрын
ደኩተሪ፡ቢራሃነ፡አስመላሽ፡ጎይታ፡ኢስሱ፡ይባሪካ፡ዘበሪኪኽ፡አምላኽ፡ሰማይ፡ምዲሪ፡ዚፈጠረ፡ይባረኽ፡ከማኻ፡ባሐቂ፡ዚጣበቁ፡ይተስኡ፡አብ፡ራሐቦት፡ቃለመጠይ፡ሰሚዐካነይረ፡አምላ፡ይሪዳእ፡መከራ፡ይሪዳእ፡አምላኽ፡ይባረኽ፡ጋዘጠና፡አምላ፡ይባርካ፡ሲምረት፡ሲምምዕ፡ይጊባእ፡ጌታ፡ይሪኢ፡፡
@crownofglory777
@crownofglory777 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ሄኖክ - መጀመርታ ንዶ/ር ብርሃነ እንተወሓደ ቅድሚ ካብ ኤርትራ ጠቕሊሉ ምውጻኡ ኣበይን እንታይን ይሰርሕ ከምዝነበረ ክዛረብ ዕድል ክትህቦ ይግባእ ነይሩ ዝብል ርእይቶ ኣሎኒ:: ብሓፈሻ እቲ ዘቕረብካሉ ሕቶታትን ንሱ ዝሃቦ መልስን መግለጽን ግና ናይ ብሓቂ ጽፉፍን ኣዕጋብን ኢዩ:: ኣምላኽ ይባርኩም::
@zufanmicael6070
@zufanmicael6070 Жыл бұрын
መሐርረቲ ምሕረት ክረኽቡ እየም።
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 Жыл бұрын
❤❤
@henoknguse6864
@henoknguse6864 Жыл бұрын
Henoka moksi Thank u so much Doctor kea nety zerebaka kal amlak sile zesenekayo Amlak abzihu mglas yhabka Hizbey sean filtet ytefie alo xhuf eyu
@shashukeleta5428
@shashukeleta5428 Жыл бұрын
It is not a religious issue, it is a controlling issue. All Eritreans who questions the government, or work for the improvement or betterment of the people or the country at large, are either in prison or left their country unwillingly.
@tisiontsion777
@tisiontsion777 Жыл бұрын
ዶክተር ብርሃነ ብሉፅ ሕያዋይ
@yonasteklemichael7506
@yonasteklemichael7506 Жыл бұрын
ሕጊ ዘይብሉ ስዲ ስርዓት ፡ ራእይ ወሎዶ ዘይብሎም መራሕቲ ጥፍኣት።
@GoodNewsWithMeda
@GoodNewsWithMeda Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባርኽኩም,, ዳሓን አምላኽ አብዝፋኑ አሎ,, እግዚኣብሔር ምሕረቱ ንዘለኣለም እዩ
@kibromtesfazion
@kibromtesfazion Жыл бұрын
Dr. Brhane God bless you as always, it is insightful
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 Жыл бұрын
የሕዝን እዩ 20 ዔመት ብዘይ ገበን ክትእሰር 😢😢😢
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Жыл бұрын
ኣዳም ድሕሪ ብሓጥያት ምውዳቑ:በዚ ሓጥያት እዚ ድማ ሞት ናብ ኩሉ ሰብ ሓሊፉ:ነዚ ሓጥያት ክድምስስ ዝኽእል የሱስ ክርስቶስ ጥራይ ዩ:ስለዚ ንሰብ ሓደ ኣማራጺ ጥራይ ኣለዎ:ብየሱስ ክርስቶስ ጥራይ ኣሚኑ መንግስተ ሰማይ ክወርስ:እንተ ዘይኮኑ መንግሰተ ሰማይ ምእታው የለን:This is the time to accept Jesus christ, otherwise no a chance to the heaven, Romans 10 (ትግ) - ሮሜ 9-11: 👉እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ:: John 3 (ትግ) - ዮሃንስ 18: 👉ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። Acts 4 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ 12: 👉ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡👉ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን። From Jesus christ 👇 Don't go left or right 👉 Say always Jesus Christ is Lord,
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ሓቂ እዩ ፡ ቀሺ ዶክተር ብርሃነ ኣስመላሽ ዝበሎ ፥ "ከቆጥዓና ዝግብኦ ፓስተር ተስፋይ ን 10 ዓመት ብዘይ ገበን ምእሳሩ እዩ ነይሩ"
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Жыл бұрын
ምሽክናይ ሕዝቢ ኤርትራ እክንዲ ድቁ ዝሃበ ሒወት ኤርትራዊ መጻወቲ መነነቶም ብዘይፍልጡ ስባት ኮይኑ
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ተውልደቲ ደቂ ጎዳይፍ ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ፥90%ደገፍቲ ናይዚ ፋሺስት ስርኣት አዮም ፥ንኢሳያስ ሃውና ወዲ ጸሎት አዩ ኢሎም ንነብሶም ዘአመኑ፥ሰረቅትን መታለልትን ኮይኖም ፥ቀዋሚ ስራህ ዘይፈትዉ ታክሲ ኡበር ሃለዋ መካይን ካብኡ ዘይሃልፍ ፍልጠት ይኩን ትምህርቲ ዘለዎም ደሊካ ኣይትረክብን፥
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 Жыл бұрын
itom ab hagerawi agelgulot bhaqn btamannetin qulfi ab zbhal bota kem finance ,personal zeameselu hizomo zneberun zelewun nsatom eyom
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 Жыл бұрын
n mewati mengste semay yewarso n sdrabiet xinat yhabom gin atum ezom kebri tekelkilu do gele do endabelkum tzarebusi emo hazhaz ente zifqed koynu kab mejemerta b selam zeyqebrwo entay ekum shenkolel tblu b hiwet zelewu mesarhi natkum tgebrwom keyaklekum si b zimote tehznu meskinay zeyteqebre dengixkum aykonkumn mezarebi viewers meakebi ember wala ezi sebay si yfelto eye endabeles himamu b rigix entay mukano keman ayfeleton keyhafere cancer eyu mesleni ybl alo felatiu tekonka dea dewilka entay konka xegemu zeyfeletka hiji kab mesheqeti tgebro adeqswo hamed adu rekibu alo tewedia
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ዶክቶር ብርሃነ ፐንተ ኮስተ ኣለም ለካዊ ተከተልቲ አናሃለወ ነዚ ዝበጽሃኩም በደል ንኣለም ኣብ ኣመንቲ ዝወርድ ዘሎ ግህሰት ንኣለም መንግስታት ሃቢርኩም ትፈልጡ ዶ ንኣብነት ናብ ህቡራት መንግስታት ኣመሪካ ማለት ስተት ዲፓርትመንት ነጊርኩም ትፈልጡ ዶ ?
@hailemariamfishalewuneh4345
@hailemariamfishalewuneh4345 Жыл бұрын
ወይልኡ ነዚ ስርዓት ዝድግፍ ፡ ኣብ ሓጢኣት እቲ ስርዓት ምሕባር ኢዩ ።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ህግ ብመሰረቱ ሃይማኖት ዝባሃል የብሎምን ፥ተጋደልቲ ኣብዝነበርናሉ አዋን፥ሰብ ካብ ሃሰካ ተፈጢሩ ናብ ህበይ ወይ ጋውና ወይ ጉሪላ ብምካን ቀስ ብቀስ ብአግሩ ክጋኣዝ ከምዝካኣለ ይነግሩና ነይሮም፥( ፍልመ ደሳዊ ) አትብል መጽሃፍ ደሳዊ ደንበ ( ኮሞኒስት) ዝክትልዎ ኣብ ግዘ ኢስታሊን በተክሪስትያን ተዋህዶ ኦርቶክስ ፥ናብ በት መጻህፍቲ ኮሞኒስት ላብረሪ ቀይርዎ ከምዝነበረ ታሪክ ይነግረና፥ደገፍቲ ህግደፍ አውን ንሺም ናብ በተክርስትያን ዝከዱ አካ አንተኮኑ ብአምነት ግን አግዛኣቢሀር ናቶም ሳዲስት ዲክታቶር ኢሳያስ ኣፍወቂ ዝባሃል ጣኦት አዩ ፥
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ኣብ ኣሪትራ ህዝቢ ዝውንኖ መረት የለን መረት ናይ መንግስቲ አዩ ኢሉ አዚ ፋሺስት ስርኣት ህግደፍ ብወግኢ ነጊሩ አዩ አኮ ኢሉ ንህዝቢ ነጊሩ አዩ፥አንተኮነ ህዝቢ ኣሪትራ ቃንቃ ህግደፍ ዝርድኦ ህዝቢ ኣይኮነን፥
@Sahel-m71
@Sahel-m71 Жыл бұрын
ዶ/ር ብርሀነ ንሰብ ተዘይፍራህካስ ንኣምላክ ዶ ኣይትፈርሕን ኣብ ወንጊል ተሐቤኢካ ናትካ ፖሎቲካ ከተካይድ ምሕሳብካ ሐጥያት አዩ።
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 Жыл бұрын
Absolutely true Bahri wengel misdadn motn ab kulu ewanat kemzi’yu halifu nayzi seb’zi gin ygermeni Egziabiher mihret yewuridelu enda Tigray sat teadimka halew mibals kalie eyu alam’u
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Жыл бұрын
ሕቶ ንኣቶ brhane, የሱስ ክርስቶስ ክጽረፍ : ክግረፍ : ክስቀል ከሎስ ከምዚ ከማኻ መሰል ናይ ሰብ ዝጣበቀሉ ዶ ሲኢኑ ይኸውን❓️ ናይ ክርስትና ባህሪ እኮ ከምዚ ናይ ሎሚ ጴንጠ ትብልዎ ክትህብትም ኢኻ ኣብ ቅድሜኻ በረከት ኣሎ እናበልኩም ሰብ ምትላል ዘይኮነስ : ከምቲ ክርስቶስ & ሃዋርያትን ዝሓለፍዎ መከራ እዩ :: ሓጎስ ናይ ሓደ ኣማኒ ጎይታ በይኑ እዩ :: ካብቶም ብዘስካሕክሕ ስጋዊ መከራ ዝሓለፉ ሃዋርያት እንታይ ንምሃር :: sorry ዶክቶር ዘይበልኩና ስለ ዘይትምጥነካ ::
@መዝሙር23
@መዝሙር23 Жыл бұрын
ትም በል ፡ ፍልጠትካ ኣዚዩ ውሑድ እዩ።
@melashughebremedhen2522
@melashughebremedhen2522 Жыл бұрын
Ay tehzn degafi mlki mkanka diyu 🤔 mkan aqmka eika tshifka nska doctor eilkayo ayeilkayo temtsalu lewti yelen mehfer 😭
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 Жыл бұрын
Ane’wun nisu eyu eti hitoy bahri wengel fetsimu zisehato seb eyu dehar kea nab Tigray sat mi’edamu’wun nbaelu hito eyu
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Жыл бұрын
@@መዝሙር23 ኣነ ይፈልጥ እንድዩ ሓስይኩም በዓል ዜሮ ፍልጠት 100 ድፍረት ::
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Жыл бұрын
❗️❗️ኣየ በዓል ሓሶት ድራሮም ❗️❗️
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
ዋን ኔሽን ካበይ ናበይ?
59:54
ADMAS FORUM
Рет қаралды 25 М.
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН