ክትደልየካን ክትልምነካን ትገብረሉ መንገዲታት Hyab media

  Рет қаралды 17,943

Hyab media

Hyab media

Ай бұрын

ክትደልየካን ክትልምነካን ትገብረሉ መንገዲታት Hyab media will teach you about love and relationship
and motivational videos to best version of yourself

Пікірлер: 49
@user-xq1mv9mn9d
@user-xq1mv9mn9d Ай бұрын
ኩሉ ፈሊጥክዮ ንዓኺ ብኸመይ ነርግጸኪ ሕማቅ ትምህርልና ኣለኺ ከምቀደምና ተዓሚትና ምቅርራብ ምሓሸና
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 7 күн бұрын
Nice hasab eyu Thank you ❤❤❤
@Tesfit-zu1bp
@Tesfit-zu1bp Ай бұрын
ቃላትኪ ብስምዒትን ኣካላዊ መግለጽን ኣሰኒኪ ክትገልዮ ከለኪ፣ ንብሲወከፍ ቃላትኪ ትርጉም መልእክቱ ተንጸባርቅዮ፣ i like it❤
@user-td2wn8lr7p
@user-td2wn8lr7p Ай бұрын
Nic hasab mesi shikor
@teshemegebrema
@teshemegebrema Ай бұрын
I am really appreciate very good nice advice keep going
@SeyidShukru
@SeyidShukru Ай бұрын
አዚ ኣብ ኣ/ኣ ትብል ማስታዋቅያ ግን ሓደ ሓደ ማዕልቲ ፋትራ ተትህብና ፅቡቅ ነይሩ ኣነ ኣይጥዓመንን
@rumenege6356
@rumenege6356 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጠቓሚ ኣስተምህሮን ሓበሬታን ብምቕራብኪ ምስጋናይ ንዓኺ !!!
@TaferShewit
@TaferShewit 7 күн бұрын
አየ ንስኺ ኩሉ ነገርኪ ደስ እንትብል
@yosiefmentay2548
@yosiefmentay2548 Ай бұрын
Thank you❤
@tekleab9462
@tekleab9462 Ай бұрын
Hyab haftey gual,nzeygdesela eya tefqr period !
@Lagana-p9q
@Lagana-p9q Ай бұрын
Ya the point sakit eya halewlew tibil zela za zibelikaya eya ta haki
@bahabolomwedi7387
@bahabolomwedi7387 Ай бұрын
thanks sister ❤❤❤❤❤
@yohannesmelesegebremichaie4381
@yohannesmelesegebremichaie4381 Ай бұрын
Helpful
@berhearegawi8780
@berhearegawi8780 Ай бұрын
Willkommen sehr schön Frau ❤❤
@abebegebrehiwot1517
@abebegebrehiwot1517 Ай бұрын
i Like your Smile ❤
@MerhawiMenges
@MerhawiMenges Ай бұрын
Bela mekiseb alem ❤❤❤❤
@solonsoloist4784
@solonsoloist4784 27 күн бұрын
Fre krbit hawey aygoyekan 😂 temehar eba kdm 😢
@user-wi9wv7lb1l
@user-wi9wv7lb1l Ай бұрын
👍
@MerhawiMatiwos-on4if
@MerhawiMatiwos-on4if Ай бұрын
ንመን ኢና ኽንኣምን ኣብዚ ዓለም ኣቕሽሽቲ ቅድሚ መርዓ ናቡኡ ገጽኩም። ኣይትቕረቡ ይብሉና እዛ ሓፍትና ኻኣ ኣቃራርባ ንጋል ትነግረና ኣላ ሕጂ ተታሒዝካ። ናብዚ ሲኦልካ ሕጂ ሕጂ ኣብ single ዘለና። ኽንምሃር ግድን እዩ ኮለል ኢልና ናባኣ ኢና by zewey xebuq Eyu qexlyo ኩሉ ምስጢር ንገርና ❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝሓፍትርይ
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 Ай бұрын
ሰላም ሰላመ ሜሲ ሽኮር ዓሙቅ ጥልቀት ዘለዎ ፍቅርኺ ምስቲ ጥዑም ላዛ አጠቃቅማ አቃራርባኺ ፍሉይ ዝኾነ ጣዕሚ ክህልዎ ገይርዎ ፕሮግራምኺ ኩሉ ነገርኺ ፍቅሪ ዝተላበስኺ በርትዒ አጆኺ ዝጎደለ የለን ኹሉ አሎ
@user-xq1mv9mn9d
@user-xq1mv9mn9d Ай бұрын
ኣበይ ኢዩ እዚ ኩሉ መልእኽትኺ ኣብ ኣፍሪቃ ብነጻ ኢዩ ኣብ ኤውሮጳ
@tekleab9462
@tekleab9462 Ай бұрын
Hasabki gn btaemi adniqeki atum,awedat temharu
@NatiMan-xi9dw
@NatiMan-xi9dw Ай бұрын
ንስካ'ኸ ተማሂርካ ዲኻ😢😂😂🎉🎉❤❤
@merhawigebru2806
@merhawigebru2806 Ай бұрын
Natki abehahla gega alo haqena bahrka ember mmsal ayesegumekan yu
@muludesta4301
@muludesta4301 Ай бұрын
ati kolia fkri fkri labelkiko msaki fkri keytethzna
@AranArom
@AranArom Ай бұрын
Weter eki gen😊 heserti.
@hyabmedia7213
@hyabmedia7213 Ай бұрын
@@AranArom የቀንየለይ መንከም
@HenokRobiel
@HenokRobiel Ай бұрын
Bella nerkyie nab poltika ka gexkyie tekdyie alkyie enaty ekum ezom tegru follwes mes abzakum nab poltika tatwu poltika be poltika dema nay eritera poltika
@Funnyvideos-gu2zp
@Funnyvideos-gu2zp Ай бұрын
💯💯💯💯💯💯💯💯💯%
@AsmeraEritrea-qi8kg
@AsmeraEritrea-qi8kg 6 күн бұрын
Kkkk hray regi ele aleku eway Des ktbli agalallxaki
@halay4067
@halay4067 Ай бұрын
ክብርት ሓፍትና ቋንቋ ኺ ገዲፍኪ. ናይ ኣምሓሩ ቋንቋ ተዕብዪ ኣለኺ። በትግርኛ (ምናት) እዩ ዝበሃል ።ጡንቻ ግን ኣምሓርኛ እዩ። ቅልጽም ክትብሊ ትኽእሊ ኢኺ።
@merafara4647
@merafara4647 Ай бұрын
Wedey xbuk aleki dlaki beli wela hambof tbel 😂😂😂
@Ggg-su3pf
@Ggg-su3pf Ай бұрын
ሻፊድክ ኣሻፊድኽና ኮ ዋእ😊
@maku..m
@maku..m Ай бұрын
ክንዲ ሓዳርኩ ኣስጢምኩም ሓዙ ምባልስ ሽርሙጥና ተማሃሩ ክትብልና ዋይ ውርዴት እንየኻ ግዜ ማሓረና ጎይታይ
@anwartkl559
@anwartkl559 Ай бұрын
ይገርመኒ ሓባሻ ድካ ምካኑ ይዝንገዕሎው
@MichaelGere-cv4gm
@MichaelGere-cv4gm Ай бұрын
ህያብ!!! ዉህብቶ እተምህርዮ አስተምህሮ ፈትዮዮ ኽመዉት ኢለ 1000 ላይኽ። ሓዱሽ መርዐዊ የ ካብ ንምርዖ 4ይ ወርሒ ሒዘ አለኹ ኽሳብ ሕጂ ሓዳር ጎጆ አይፈለናን ጉዳዩ ኢሂን ሚሂን ምልዛብ አብዩና። አብ ናይ መጀመርያናን ሕጂ ዘለናዮ ቅርርብ አፈላላይ ፈጢሩ ቅድሚ መርዐና ርኽብ ነይሩና አብኸይድና ቅድሚ መርዐና ሸቢዐ እያ ድሕሪ ምስ ተመርዐና ድማ ፀባይና ተቀያይሩ ምንም ኽንረዳዳእ አይኻአልናን። ስለዚስ ሓዳረይ ንምቅፃል ወይ ንምግዳፍስ ታይ ትመኽርኒ?? ሓደራ ምኽርኺ ሓብርለይ። ሹመይ ንዓኺ ንዝዋሀበኒ ምኽሪ ብምምስጋን።
@FanuYoutuber
@FanuYoutuber Ай бұрын
Kenedenk knbel ako hasot abzhina 😅
@alwayslove779
@alwayslove779 Ай бұрын
Ati sekti eske entay ktxbqi.welahanti forma yeblkn kale moya fetni.
@muluegebresilassie7069
@muluegebresilassie7069 Ай бұрын
Hi sis kehateki newih gal keyreweka xenhka ችንኾማኖ እንተ ገርካ ጸገም ኣለዎ ዲዩ
@FacheAkk
@FacheAkk Ай бұрын
Ya metlo yedakumo u, malet kdmi esu mlmadey btaemi terir kem haxin neru, dhriu gn wala nktse btaemi ydngu, kal'ay ms tese wala terir zeykone kalay kea keltifu ydks
@Filtet-wes
@Filtet-wes 23 күн бұрын
ሓደ እዋን 7 ኣይ እንዳተመሓርኩ ምስ ጎረቤትና ሽንት ቤት ናይ ሓባር ኔርና ንጥቀም ፣ንሳ ከኣ ነብሳ ተሓጺባ ቀይራ፣ ዝተኸድነቶ ናይ ውሽጢ ገዲፍቶ ውጺኣ ረሲኣ፣ ክጥቀም ኢለ ተዓተኹ ፣ተሰጢሑ ረኽቦ ምስልዛዩ ካብኡ ዝጀመረ ፍቅረይ ን ንብኣት ናይ ትሕቲ ሕምብርቲን 😅 መጀመርታይ ጎሚሙኒ ነጺገ ዋይ ናይ ደቅንስትዬ ኩሉጥኡም..., Chunke Mano gin gidef 😅
@eimagunnersfan189
@eimagunnersfan189 21 күн бұрын
😂😂😂
@y.g5890
@y.g5890 Ай бұрын
ጓል ፈትያ ጸሊኣ እንታይ ትምልኣልካ ካብ ጓለንስተይቲ ክትፈትወካ ክትጸልኣካ ይምረጽ ላዶና ዳነ ይብሉ ኢጣልያውያን
@user-cj9gx7oh8u
@user-cj9gx7oh8u Ай бұрын
ናዓይሲ ንስኺ ትደሊዮ ወዲ ክኮኖ ዘለዎ ጥራይ ትገልጺ ዘለኺ ኮይኑ ተሰሚዕኒ እንታይ እስኪ ኣዋልድ ንባዕልኽን እንታይ ከም ትዴሊያ እትፈልጣ ኮንክን ኣይትስማዓንን ደኺምና ኢና
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h Ай бұрын
ክሓተኪ ፅቡቓት ማለት ምስ ዘይረብሑ ሰባት ኣይትኺድ ኢልኪ ፅቡቕ ሓሳብ በይንኻ ኸ ንኣብነት ኣነ ወዲ 25 ዓመት እየ ኣብ ስደት እየ ውን ዝነብር ግን መኻይዲ ዘይፉቱ ቡና ኽሰቲ በይነይ እንዳምዝንጋዕ በይነይ ኣብ ወክ በይነይ ጠቕላላ ሰብ ዘይደሊ እየ ብስራሕ ዝረኽቦም መሳርሕተይ ኮነ የዕርኽተይ ከኣ ኣብ ዘይመደብና እንተተራኺብና ኣጋጣም ከም ዘይ ፈልጦም ክኸውን ይደሊ እና ዝስ ከመሓይሾ ዶ ክቕፅሎ
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 28 күн бұрын
Sharmuta Seb kushirmutu teedmi kelbi 👎👎👎👎
@habteyehdego8372
@habteyehdego8372 Ай бұрын
ጡንቻ ትግርኛ አይኮነን,ቅልጽም እዪ ዝበሀል ብትግርኛ ቃንቃኽ አምሐርኛን እንግልዘኛን እዩ ትግርኛ ተመሀር እኽ በጃኽ
3 ስግንጢራት ባህሪ ደቀ’ንስትዮ!
19:48
Aklilu H.michael
Рет қаралды 29 М.