ከም ተጋዳላይ ንህዝቢ ይቅርታ ይሓትት ፡ ኣብ 7 ወርሒ እየ ተወሊደ ፡ ኣደይ ኣብ 54 ዓመታ ወሊዳትኒ 👉 ተጋዳላይ ሃፍቶም 0914448890

  Рет қаралды 14,792

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

5 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ከም ተጋዳላይ ንህዝቢ ይቅርታ ይሓትት ፡ ኣብ 7 ወርሒ እየ ተወሊደ ፡ ኣደይ ኣብ 54 ዓመታ ወሊዳትኒ 👉 ተጋዳላይ ሃፍቶም 0914448890
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 188
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 5 ай бұрын
ሓወይ ናተይ 😢😢😢 ልቦናኻ አንደበትካን ሰሚዐ ሕጎስ ይብል እሞ እቲ ውሸጥኻ ዝሓዝካዮ ቁስሊ ካዓ ቅልበይ ሓዚኑ 😢
@habtomraya8890
@habtomraya8890 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏 thank you
@adentesfay839
@adentesfay839 5 ай бұрын
ብጣእሚ ፅቡቅ ዝብሀል አገላልፃ ብዐዱ ብህዝቡ ከምኡ ድማ ናይ አዲኡ አገላልፃ ህቡን ጅግና ተጋዳላይ ሰፊህ ነዊህ እድመን ጢኢናን ይሀብካ
@user-xy5pe9dg8k
@user-xy5pe9dg8k 5 ай бұрын
ደስታ ካብ ዘቕረብካዮም ብፆት ዓሚቑን ህዱኡን ጅግና ወድ ህዝቢ ኣብ ዓብይ ደረጃ ከም ዝበፅሕ ውን ተስፋ ይገብር
@ugf3057
@ugf3057 5 ай бұрын
ከማኻቱም በላሕቲ ፁኑዓት ተኸፊሉ ምእናታናሞ ክብሪ ናዓኹም ጀጋኑና❤❤❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 5 ай бұрын
ሃፍትሽ ጀግና አንኳዓ ብሂወት ተረፍካልና ጀግና ሓወና 🙏🙏🙏
@HaftomGidey-tq6zr
@HaftomGidey-tq6zr 5 ай бұрын
ጀግና ኢካ ብሓቂ ተጋዳላይ ሃፍቶም❤❤❤
@saragezaw4834
@saragezaw4834 5 ай бұрын
እዋይ ኣዶ ትግራወይቲ ኽንደይ ጀጋኑ ወሊድና ኢና በዓል ድርብ ስረ እድሜን ጥዕናን የሓብካ ኹልና ኣደተታትኻ ኢና ኹሉኩምለ ደቅና ኢኩም በዓል ሙሉ ልቢ ይብለካ❤❤❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 5 ай бұрын
ሃፍትሽ ሓወይ ንጅግንነትካ መግለፂ ስኢነሉ ወድነይ❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@AwetashTajebe
@AwetashTajebe 3 ай бұрын
ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@creedsandle346
@creedsandle346 5 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኳዕ ተረፍካ❤❤❤❤💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@tesfalemontura7801
@tesfalemontura7801 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ተጋዳላይ ተጋዳላይ ጥራይ ኣይኮንካን ካድር ኢካ
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 5 ай бұрын
ሃፍትሸይ ጅግና ወዲህዝቢ
@user-mg6zw4jg2l
@user-mg6zw4jg2l 5 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጀግና ዝሓወይ አሰይይይይይይይይ
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 5 ай бұрын
ሰላም ናይ እግዚአብሔር ምስካትኩም ይኩን እና ብጣዓሚ ደስ ዝብል እገላልፃ ጅግና ❤❤❤ ኣርሚ 13 ሓወይ ዝነበራ ተካሽ ድሽቃ ነይሩ ግን ክቡር መስዋእቲ ከፊሉ 😢❤ኣነ ብተስፋ ይነብር 😢ክብርን ሞጎሰን😢❤😢 ንሰማእታትና
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 5 ай бұрын
አጆኪ መዓረይ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ❤😢😢
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@user-xk1en2sp2p
@user-xk1en2sp2p 5 ай бұрын
ጅግና ብዓል ምሉእ ልቦና❤️❤️🥰🥰
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 5 ай бұрын
Haftshi GEGNA Memahertey we'd adeyi Enikae biselam metsakalina ❤💛🙏korem adina hara tikonelu mealite yamitsielina❤🙏
@user-hu1pq7zp4b
@user-hu1pq7zp4b 5 ай бұрын
God bless you 🙏 ❤️ 🙌 ♥️ 😘 💖 🙏 ❤️
@samirawetderbew9403
@samirawetderbew9403 5 ай бұрын
ክቡር ሓወይ ጀግና ወድ ዓደይ ሰላኩም ህላወና አረጋግፅና ሓርነት ዓድና የርእየና ኮረም ዓደይ😢
@IdApps-fn2cf
@IdApps-fn2cf 5 ай бұрын
ጀግናው
@abaghiwethagos9366
@abaghiwethagos9366 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሱል ተጋዳላይ ተስፋ ዘለዎ ሓላፍነት ክሽከም ዝክእል አነጋገሩ ዝገርም ካሊእ ሰብ ርእሱ ከውድስ ኢካ ትሪኦ እዙይ ግን ንሰማዕታት ስም አልዒሉ ንጀጋኑ ወለዱ ብዝግባ እ ክብሪ ሂቡ ንግግሩ ፅሩይ እግዚአብሔር የክብርካ በሓቂ ትግራዋይይይይይይ ክብርን ሞገስን የዓድልካ ።
@abaghiwethagos9366
@abaghiwethagos9366 5 ай бұрын
❤❤❤
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 5 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ሓወይ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣት ብፆትና
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 5 ай бұрын
Egziabher nzkerekum geganuna kndi shih ybzjalna❤❤❤
@hailemariamkahsay3086
@hailemariamkahsay3086 5 ай бұрын
Courageous and matured Tegadalay. Great respect to you.
@haileabay4021
@haileabay4021 5 ай бұрын
ዝገርም ልዙብ ምዑት ትግራዋይ❤️
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@genetraya9799
@genetraya9799 3 ай бұрын
ሃፍትሸይ ጀግና ❤
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o 5 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ትዕግስቱ ደስ ክብል እንካዕ ተረፍካ🙏❤️💛
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@user-lf6is6td4q
@user-lf6is6td4q 5 ай бұрын
ደስ በሃሊ ዕላልን ደስ በሃሊ ናይ ዘረባ ክእለትን ❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 5 ай бұрын
ጅግና ይበል ኣጋላልፃ ኣንደበት እንካዕ ቢሂወት ተረፍካ ጎታዋይ ክብሪ ንዓካን ንብፆትካን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
@destameseret8736
@destameseret8736 5 ай бұрын
ቃላት ፡ ሲኢኖሉ ፡ እዝ ፡ ጅግና ፡ ሐወይ ፡ ሐምዝኦም ፡ ልቦሉ ፡ ጀጋኑ ፡ ፡ ዝትወልድ ፡ ትግራወይቲ ፡ ኽብሪ ፡ ይግበአኪ ፡ እድመ ፡ ጥዕና ፡ ይምነየልካ ፡ ልቀረየ ፡ ጊዜኻ ፡ ምስታ ፡ አብዙይ ፡ ዘብፀሃትካ ፡ አዶኻ ፡ የግበረልካ
@user-pd2dk2qy3m
@user-pd2dk2qy3m 4 ай бұрын
እሰይ ዛሓወይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
@habtomraya8890
@habtomraya8890 3 ай бұрын
🙏🙏
@user-tk2hr7vt4w
@user-tk2hr7vt4w 5 ай бұрын
ግራት ካሕሱ ብዝብል ንሰማማዓ አሕዋተይ/ግራ ካሕሱ አይኮነን ❤❤❤❤
@wdwdsd1869
@wdwdsd1869 5 ай бұрын
ቃላት ሰእነልካ መግለፂ ወድነይይይይይ❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@user-uv8iw2ht1y
@user-uv8iw2ht1y 4 ай бұрын
Heart of Tgray ❤❤❤❤❤❤
@habtomraya8890
@habtomraya8890 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@mtyohannes
@mtyohannes 5 ай бұрын
Amazing, God bless You 🙏
@user-gs7ss7ie1b
@user-gs7ss7ie1b Ай бұрын
ኣቤት ልቦናን ህድኣትን ወሊደ ትወልድ ኣዶ ትግራወይቲ በዓል ድርብ ስረ ጅግና መንእሰይ
@habtomraya8890
@habtomraya8890 23 күн бұрын
Thanks🙏
@MG-su4nh
@MG-su4nh 5 ай бұрын
Jeganuna respect 🙌 ❤
@rozaibrahemma2806
@rozaibrahemma2806 5 ай бұрын
ጀግና ብዓል ሙሉእ ልቦና ለባመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@HATFuGrmey-gf6gp
@HATFuGrmey-gf6gp 5 ай бұрын
ጅግና ብዓል ምሉእ ልቦና ኢካ❤❤
@ghhhtrrr-ep5jz
@ghhhtrrr-ep5jz 5 ай бұрын
ጅግና ብዓል ምሉኡ ልቦና እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👏❤️
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 5 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ጅግና TDF💊💊💊💊 ደስ ዝብል ቃለ መሕተት እዩ ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ልሰማእታትና💊🙏
@user-ol9vt3dt6y
@user-ol9vt3dt6y 5 ай бұрын
ጀጋና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ
@user-bu4zb7pi5m
@user-bu4zb7pi5m 5 ай бұрын
Jegna wedi tigray❤
@TitiGualAbrha-hv3je
@TitiGualAbrha-hv3je 5 ай бұрын
ጅግና ኢካ ብሓቂ ተጋደላይ ሃፍቶም
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 5 ай бұрын
Thank you desta shaw. He never passed wash show without pushing the button like.. I wish the peace and harmony for the people of Tayray we’re not better off on the other side of Eritrea as well, or just suffering all. Peace for all of us
@Eriqueen1234
@Eriqueen1234 4 ай бұрын
Hi dawet are u from Saskatoon Canada?
@habtomraya8890
@habtomraya8890 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ❤❤❤
@raheldeata8542
@raheldeata8542 5 ай бұрын
እው ዛሐወይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@senaitasgedom1021
@senaitasgedom1021 5 ай бұрын
Amazing god bless you❤❤❤
@Johnhumera
@Johnhumera 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ TDF forever ❤❤❤❤
@mebratgebre6573
@mebratgebre6573 5 ай бұрын
ዝሓወይ ህንደይ ኸ ይጥዕም ልሳኑ ስነ ልቦንኡ ጅግንነቱ ተዓዲሉ ::እንካዕ ባ ብሂወት ተረፍኻ ! 2ይ ነገር ንስኻን ብፀትኻን ማ ሂወትኹም እኮ ሂቡኩሙና ንሕና ደኣ ጠልምናኩም ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ምስ ኣሸጋገርኹሙና እምበይ ::ሽሕ ግዜ ይቅርታ ንሓትት ልግበኣና ማ ንሕና ኢና ::
@-cm2jp
@-cm2jp 5 ай бұрын
ሃፍቱሸይ ጅግና ❤❤❤ ዕድመ ይሃብካ ወድነይ
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 5 ай бұрын
ጅግና ሓወይ አጆኻ ግቡእኻ ፈፂምካ ኢኻ ይቅርታ ዘሕትት የብልካን ማዓረይ
@samerhmahlet
@samerhmahlet 5 ай бұрын
ናይብሓቂወዲህዝቢትግራይ❤❤
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 5 ай бұрын
I am Eritrean(Tigraway) very much I feel sorry for your sisters Meswati. I hope one day we can sit back talk about how close we were about this appear by fighting each other. Expect you to forget what we have done, but expect you to forgive us one day so that we can come in some kind of peace. You paid a lot of price. I appreciate you my brother and sisters.. think forward to peace tent to each other. It is so sad. I’m here living in Canada over 40 years but I am still Tigraway it doesn’t matter whether I am from Eritrea or Tigray. We are going to be better than this. In the future we brothers and sisters.. Peace is in the horizon price has been paid.
@Eriqueen1234
@Eriqueen1234 4 ай бұрын
Dawet hawey I tried to contact you I am Zebiba’s sister Aman’s wife
@habtomraya8890
@habtomraya8890 3 ай бұрын
thanks🙏🙏
@Welqaithumera
@Welqaithumera 5 ай бұрын
ይባሃል ኢላ ድሙ ተዃሒላ !! ሕውሓት ደኣ ካብ መዓስ ኢያ ዝክረ ሰማእታት ጌራ ትፈልጥ ? ኣቃውምኣ ፍሉጥ፡ ሰጥ ምባል ዘሕፍራ፡ ነብሰ-ተኣማንነት ዘይብላ ውድብ፡ ኣምሰሉ !! 😅😅😅
@user-gg6ul8rp1q
@user-gg6ul8rp1q 5 ай бұрын
ተጋዳላይ ሃፍቶም እንዃዕ ብሰላም መጻኻ ❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 5 ай бұрын
ሰላም ጀጋኑ አሕዋተይ እንኳዕ በሰላም መፃኹም ጀግና ዝሓወይ እንዃዕ ብሰላም ተመለስካ ዝሓወይ ክብሪ ንዓካ🙏❤️❤️❤️❤️
@fygji9843
@fygji9843 5 ай бұрын
ጅግና ወድ ህዝብ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ❤❤❤
@MG-su4nh
@MG-su4nh 5 ай бұрын
Thank you zhawey ❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 5 ай бұрын
Desta show dma aby kibri ygbaaka nezi medeb zi zekrebka
@user-ux4hb3gk6w
@user-ux4hb3gk6w 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ ህዝቢ ትግራይ
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 5 ай бұрын
Desta show please remind TDF to write their stories so that they can write a book in the future. Mitsihaf misinad bitaemi eyu agedasi please! In the future there should be museums with many stories like haftom hawei TDF jigna wedi Tigray!!!!
@habtomraya8890
@habtomraya8890 3 ай бұрын
ጨለ ንፅሕፎ🙏🙏
@Eleni-elu5mm
@Eleni-elu5mm 5 ай бұрын
Jigena hawna edmen tena yhabkum ❤🥰
@teklayhayle3255
@teklayhayle3255 5 ай бұрын
ጅግና እንኳዕ ተረፍካ❤❤
@user-en6jb9lp5u
@user-en6jb9lp5u 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ዉፃኻ🙏🙏🙏💓💓💓💓
@NetsiTibeb
@NetsiTibeb 5 ай бұрын
Haftshey wedney mearey kbereley nbereley jgnana eka ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 meraaya jgnnet hade nediau bhuttttttttt
@user-wh8sc2lq8x
@user-wh8sc2lq8x 5 ай бұрын
ጅግና ብዓል ምሉአ ልቦና ❤❤💖💖
@user-vv6wb2uk2z
@user-vv6wb2uk2z 5 ай бұрын
Zger sne lbona hero God bless
@hiwotberane1375
@hiwotberane1375 5 ай бұрын
ይበል አንደበት ይበል አገላልፃ እምበር ተጋደላይ መን ይዛረብ ዝውዓለ ሃፍቶመይ አደኻ 1 አይኮናን ወሊደን ክንድሽሕ እየን ወሊደን አጆኻ ዝሓወይ እንተ እታ ምእንታና ሂወታ ዝገበረትልና ዕሸል ግን ኩልሻዕ አብ ልብና እያ አብ ሕቑፊኡ ድማ ይቀበላ
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 5 ай бұрын
ጀጋና እንኳዕ ተረፍኻ❤
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤❤TDF king Africa ❤❤❤❤❤❤❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ወግዕኻ ረዚን እዩ ብሓቂ
@tsegagebre368
@tsegagebre368 3 ай бұрын
My god bless your mama and I pray and hope you make her a happy mother
@habtomraya8890
@habtomraya8890 3 ай бұрын
🙏🙏🙏
@habtomraya8890
@habtomraya8890 2 ай бұрын
Thank you and Amennnn🙏
@user-gi9qo7ct2x
@user-gi9qo7ct2x 5 ай бұрын
ጀግን ወዲ ህዝበ❤❤
@temesgenamlakey7920
@temesgenamlakey7920 5 ай бұрын
ካብቲ ዝገረመኒ ናይ ፈጣሪ ነገር እታ ለዋህ ኣዴካ ኣብ 54 ዕድሚኣ ወሊዳትካ ኣቤት ፈጣሪ ዝሳኣኖ ዘይንሉ ንሳካኣ ጅግና ኢካ ኩቡር ሓው
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 5 ай бұрын
ጅግና ባዓል ምሉእ ሕለና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏 ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታት ጀግኑና 😭😭💔
@weaszxxzsawq238
@weaszxxzsawq238 5 ай бұрын
ዝገርም ጅግንነት ኢኩም ሰሪክሕኩም ጀጋኑ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@DenemeDeneme-db8fi
@DenemeDeneme-db8fi 5 ай бұрын
እዚልካፈሉ ጀጋኑ ምጊበይሰቢ ባየናይ አፉ እዩ ኪዛረቦንእሺተይአዪአይሀፊር እንተእስካጊን ጀጊናእካ እንኳቢሰላም ትመልስካ ❤❤❤❤
@user-lm1cr3dd6q
@user-lm1cr3dd6q 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ቀደማኩምአሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤
@MuluGermay
@MuluGermay 5 ай бұрын
ጅግና ሐውና
@ghch5195
@ghch5195 5 ай бұрын
enkae teweledka kbur tegdalay jgna naHna tdfey nHna ena yeknyelna nbl zHawey 🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
@kdstiataklti-wz3yk
@kdstiataklti-wz3yk 5 ай бұрын
የቀንየለይ ሃፍቱሽይ
@tirhaswelu
@tirhaswelu 5 ай бұрын
Wow our hero 🙏❤️‍🔥⛱️💊
@user-gi5bl9uc5v
@user-gi5bl9uc5v 5 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@reemal1725
@reemal1725 4 ай бұрын
ሃፍትሽሽ❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 5 ай бұрын
Habtish the great Welcome
@alemefem5459
@alemefem5459 5 ай бұрын
ክብረት የሓብካ ክቡር ተጋዳላይ ትግራይ ወዲ ራያ ክቡር መዓረ ነብሱ የኽብረካ። ንስለ ኣጀማምራኻ ዘለኒ ክብረት ልኡል እዩ ንብዙሓት ወኪልካ ክብሪ ምሒርካና። ዓዚዩ ኣገዳን መሃርን ብቕሊሉ ክሓስስ ዘይኽዕል ረዚን ትሕዝቶ እዪ እንታይ ክብል ከም ዘለኒ ብሓንቲ፡ቃል ተጋዳላይ ትግራይ ጠጠዉ ኢለ ኣለኹ ኣነ ከም ትግራዋይ ስደተኛ ንስለ ትግራይ ግን ወጢረ ንኽሰርሕን ክመሃርን ኣሓዱ ኢለ ምምባር ጀመረ ኣለኹ። ደስታ ሃዉና ደዉ በለልና ሃገረ ትግራይ ኣብ ነብሲ ወከፍ ኣንደበት ተጋዳላይ ትግራይ ከም ዘላ ተማሒረ። ክብርን ሞጎስን ንተጋዳላይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ።
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 5 ай бұрын
አጆና አሕዋተይ ሕብረትና ነጠንክር እንበር ክትከውን እያ ።
@fretadesta7328
@fretadesta7328 5 ай бұрын
Jeganu yehewatena TDF egziabher edemen tenane yehabkum enqae nayna konkum🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@yordanoshailu8071
@yordanoshailu8071 5 ай бұрын
Nesekatekume ema kabe zegebegume nelaeliy tekalisekume tiemuu anedebet eda emebere 💕keberen mogosene nekulatekume
@norahabashi6554
@norahabashi6554 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-jx7oe1cz8v
@user-jx7oe1cz8v 5 ай бұрын
ጀግና🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@samrawitstegay5376
@samrawitstegay5376 5 ай бұрын
ጀግና ሓወይ ወቂታት ዝካኑ ወሎዶ
@clixino
@clixino 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@eiesi308
@eiesi308 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ እንካዕ ተረፍካ ተመስገን ❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@abebagebru5823
@abebagebru5823 5 ай бұрын
Jegena TDF God bless you our hero 🙏 ❤
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 5 ай бұрын
ኣየ ነዚ ዲኩም ታሪክ ጀግንነት ትብልዎ ወይ ጉድ ጎረቤት ባዶ በዜሮ ላይ ዜሮ።
@dfggdt9728
@dfggdt9728 5 ай бұрын
ኩለን አዴታት ከምኡ እየን ዝብላ እከሎ ክነግስ እንከሎ እከለ ክምርዖ እንከሎ እየን ዝብላ❤❤❤
@dfggdt9728
@dfggdt9728 5 ай бұрын
እዙ ቁፅሪይ ናይ ተጋዳላይ ሃፍቶም ድዩ
@hadastekle2644
@hadastekle2644 5 ай бұрын
Enquae Egziabiher bihiwet atrefeka eti zekuretsikayo timhrtika bejaka ketsilo abtsibuq derega kitbetsih eka
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 5 ай бұрын
Zere bangladesh alekum ab aletkum.
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 5 ай бұрын
ብኩሉ ይፅወዓሉ እዩ ግራእምኒ ግራ ዛግራ ግራደጋ ግራ ካሕሱ ይበሃል እዩ
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
Iron Chin ✅ Isaih made this look too easy
00:13
Power Slap
Рет қаралды 36 МЛН
Gym belt !! 😂😂  @kauermtt
00:10
Tibo InShape
Рет қаралды 17 МЛН
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 106 МЛН
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,1 МЛН
"ትንፋሰይ ክትወፅን ክትኣቱን ርኤያ!"
1:03:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 13 М.
ከደሩ ጋ ነኝ በተናቸው  💪
35:28
Mohammed Kedir ስልጤ 2
Рет қаралды 22 М.
БУТЫЛКИ (смешное видео, приколы, юмор, поржать)
0:59
Натурал Альбертович
Рет қаралды 3,2 МЛН
КЕПКА КОМАРОВ
0:16
KINO KAIF
Рет қаралды 9 МЛН
KARMA AT SCHOOL 🏫 Stop time
0:32
dednahype
Рет қаралды 40 МЛН
БАТЯ И ЗОМБИ АПОКАЛИПСИС , МИРУ КОНЕЦ?
20:52
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 3,8 МЛН