ክትሕገዝ የብላን Josias denden

  Рет қаралды 44,507

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

ክትሕገዝ የብላን Josias denden
ንመብርሂትን ደቃን ክንሕግዝ ምስ እንደሊ ኣብዛ ሊንክ መለጋግቦ ንጠውቕ፥፥
gofund.me/273e...
------------------/-----------------/------------------/----------------
VISIT AT JOSIAS DENDEN
linktr.ee/josi...
FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#mebrhit#mebrhiteritrean

Пікірлер: 279
@JosiasDenden
@JosiasDenden 7 ай бұрын
ንመብርሂትን ደቃን ክንሕግዝ ምስ እንደሊ ኣብዛ ሊንክ መለጋግቦ ንጠውቕ፥፥ gofund.me/273e12a2
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 7 ай бұрын
እዛ ሐብትና ሐገዝ እያ ሐቲታ እምበር ካብ መን ወሊዳ ዘገድስ ኣይመስለንን አጆኺ ❤
@seblemehari2817
@seblemehari2817 7 ай бұрын
ፅቡቅ አለኪ እዚ ሀፍተይ ግን እሳውን እንዳፈለጠት እንተአቲያ ጌጋ እዩ ግን ምህረት የውርደላ
@Mossana-Tv
@Mossana-Tv 7 ай бұрын
ኣየ ኤርትሪን 😢😢ካብ ዓረብ ወይ ድማ ካብ ካልእ ጸሊም ኣፍሪቃዊ እንተ ትወልድ ኸአ ኡይይይ ምብለኩም 😮ገጽኩም ትርሓቕ 😢ኣጆኺ ሓፍትና ክንሕግዘኪ ኢና 🙏🙏🙏
@samawitmehari6222
@samawitmehari6222 7 ай бұрын
Haki
@abieltarik1907
@abieltarik1907 7 ай бұрын
Nay bhki hawey hmak alo habshna ajoki nbela ❤❤❤❤
@MICHAELTEKLEHAIMANOTTEAME
@MICHAELTEKLEHAIMANOTTEAME 7 ай бұрын
ሰላም(3) ስድራ እግዚኣብሐር እቲ ሓቂ ኣነ ኣብ እስራእየል ኢየ ዝነብር ኣብ ኢላት ዝበሓል ዓዲ ኢያ ትነቢር ዕላላ ኣለኒ ሓገዝ ዘድልያ ሰብ ኢያ ኢደይ ኢድካ ንበል ፍትዋት የሕዋትት
@ksanetteame3692
@ksanetteame3692 7 ай бұрын
Haqi mzrab nnebska yu kubur haw you did good
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 7 ай бұрын
Hake belka kemaka ybzhu
@MebarkGebrhanes
@MebarkGebrhanes 7 ай бұрын
Engera ezgi blei zhaftey fthawit bhaqi hagez nzdeli halfnetna yikun
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 7 ай бұрын
Amlak zfetwo srah
@mbraql427
@mbraql427 7 ай бұрын
ኣነ ብወሰን እየ ወሊደ ሰብኣይ የብለይን ጥዕናከኣ ሲኢነ ሓግዙኒ እዩ ዝበሃል :: ዘይ ሰብኣያ ምስኡ ስለ ዝከለበት ሰብኣየይ ምባላ ትክክል ኣይኮነን ምከርዋ ኣብ ጥቀኣ ዘለኩም ውርደታ ብዘይ ሕፍረት ትዛረበሉ እግዚኣቢሄር ይርኢ እዩ :: እታ ኣብ ኤርትራ ተበዲላ ዘላሰብ ኣዴና ወይ ሓፍትና እንተ ትከውን ወይ ነብስና ኣብቲ ናታ ቦታ ኣእቲና ንርኣያ እስከ ? ኣነ ካብዚ ዝበለቶ ኩሉ ወጽዓ ናይታ ብዓልቲ ቃልኪዲኑ ጥራሕ እዩ ዝረኣየኒ ዘሎ መርገማ ይወርዳይህሉ
@LemlemLemlem-jg5wj
@LemlemLemlem-jg5wj 7 ай бұрын
ኣጆኺ መብሪሂት ሓፍተይ ምሕረት የውርደልኪ ኣሕዋት ኢደይ ኢደይ ኢልካንሓግዛ ካብኡ ሓሊፉ ኣፍና ንጠርፍ
@uqbaTesfay
@uqbaTesfay 7 ай бұрын
ኣጆኪ ሓፍተይ ጽባሕ ናትኪ ማዓልቲ እያ ብርሃን እትሪኢሉ ቀረባዩ ንስኺ ጥራይ ንኣምላኽ ልዕሊ ማንም ምስኡ ተማኸሪ ናይ ሰብ ዘረባ ከምዘይ ናትኪ ረኣዮ ተፈዊስኺ ኽሰምዕ ተስፋ ይገብር
@לנלננןיהור
@לנלננןיהור 7 ай бұрын
ኣብ እስራኤል ሰሪሕና ከማን ኣይካኣልናዮን እቲ ዝሕግዝ ኣምላኽ ይሐግዞ እቲ ዘይሕግዝ ድማ ብስም እግዝኣብሄር ኣፍኩም ዕጸውላ
@AdayHiwet
@AdayHiwet 7 ай бұрын
ባዕሉ ሰበይቱ ገዲፉ ምስካልእ ዝኸደ ዋላ ጌጋ እንተገበረት ንሱ እዩ በደለኛ።
@lidiatesfay7807
@lidiatesfay7807 7 ай бұрын
Yea ,ab riesi qal kidanu nab kalie keydu zwelede nsu yu zemawi .
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 7 ай бұрын
ብሓቂ ንሱ እዩ ገገኛ ንሳ ዋላ ሓደ ጊጋ የብላን ባዕሉ ሃሊሉ ዝኸዳ
@seidibeyan7544
@seidibeyan7544 7 ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ንዓኣ ጥራሕ ጌጌኛ ኣይትግበሩዋ ንሱስ ሰበይቱ ከላ በዓልቲ ቃልኪዳኑ ካብ ካልእ ዝወልድ: ግገኛ እዩ: በጃኹም ፍትሓውያን ኩኑ::
@Eritreyan
@Eritreyan 7 ай бұрын
Zeydlya tekoynu men yegdedo
@mxm8763
@mxm8763 7 ай бұрын
እግዝአብሄር ምሕረት ይአዝዘልኪ
@EalRoi
@EalRoi 7 ай бұрын
*ካብ ባዓል ሓዳር ምውላድ ብሕልናን ሞራልን ዓቢ ገበን እዩ።እዚ ወሪድዋ ዘሎ ጸገም ንሱ 'ዩ ጠንቁ።ውላድ ደልየ ይብላ ፥ውላድ ብስሩዕ መንገዲ ብቓልኪዳን እንተተወሊዱ ጥራይ' ዩ በረኸት ዘምጻልካ።*
@heavennatey
@heavennatey 7 ай бұрын
ሰብ ካብ ሕልና ይርሕቅ አሎ እንታይ ማለት ዩ ሰብአይ ሐፍትና መንጥሊላ መቸም ብዘይ ድሌቱ ኣይዓመጸቶን ወዶም ከይ ጸርፉ ሰይትወዶም ዝበሀም ምስላ ይገርም ሕልና ዘለው ይሐግዛ ሐፍተይ ምሕረት የዉርደልኪ ❤
@TegstiMaleke
@TegstiMaleke 7 ай бұрын
ኣ ጆክ ሓብተይ ኩሉ ክሓልፍ ዩ ምሕረት ይውር ደ ልኪ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🌹🌹🙏👏
@Tusfai
@Tusfai 7 ай бұрын
ዞም ደቂ ዓዳ ግን ጡዑያት ድዮም ዘይሕግዝዋ ተኮይኖም ስቅ ዘይብሉ ሰብኣይ ድማ ዕትሮ ኣይኮነን ወሲዳትልና ዝብሉ ንብረት ድዩ 💙🌍💙🌍💙🌍💙
@tigrinyanewschannel61
@tigrinyanewschannel61 7 ай бұрын
አምላክ ይሐግዝኪ መአረይ ምሕረት የውርደልኪ
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 7 ай бұрын
Atum hizbi Ni galansteyti mechikan tsibuk aykonen😢 Ajoki mehiret yewardelki zahaftey🙏✝️
@mbraql427
@mbraql427 7 ай бұрын
እታ ሰበይቱ ከ ወዲ ተባእታይ ድያ ?
@simretekubagaber4707
@simretekubagaber4707 7 ай бұрын
Josi bless you my brother 🙏🏽🙏🏽
@aronkeleab8088
@aronkeleab8088 7 ай бұрын
Ajoke haftey natey amlki alo sebi akme yebilun❤
@ኣጆኺ
@ኣጆኺ 7 ай бұрын
ሰላም ጆሲ = እዛ ሓፍትና ጸጊምኒ ሓገዝ ደልየ እያ ትብል ዘላ። መን እዩ ክትሕገዝ የብላን ዝብል ዘሎ ወይ ብውሽጢ ዝጽሑፉልካ ዘለዉ ኣብዛ ሜድያ ዘርጋሓዮም በጃኻ። ስለ ጓል ኣዴታት ማሓሩና በጃኩም!። ድሓር ድማ ኣበይ ዓዲ እያ ግልጽልጽ ኣብልዮ ። እንታይ ማለት እዩ ደቂ ዓድና እንዳበልካ ምሕላፍ
@semerehalie
@semerehalie 7 ай бұрын
ህዝብና ራሲስት ኢዩ!!!
@mokatsegay4351
@mokatsegay4351 7 ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ እቲ ጸገማትኪ ባልኺ ጸርክዮ ኣለኺ እግዝኣብሄር ይሓግዝኪ ብዛዕባ ሰብ ኣይትገደሲ ንሕና ደቂ ሰባት ብዙሕ ኢና ንዛረብ ንስኺ ብዛዕባ ሕማምክን ደቅኽን ጥራሕ ሕሰቢ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ የዉርደልኪ።ጆሲ ሓውና ክኣ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ
@beriktimengistu1221
@beriktimengistu1221 7 ай бұрын
አምላኽ ምሕረት የውርደልኪ አጆኺ
@NaodTsegay-hj4yz
@NaodTsegay-hj4yz 7 ай бұрын
Ajek zhabtey mariy mehret yawrdlk kulu nay ezgbher eu seb entay zaybil❤❤🙏
@smretgebre4854
@smretgebre4854 7 ай бұрын
ሓደ ነገር ኣሎ ዝገሪመኒ ባዓል ሓዳር ምሓዛ ንሳ ድያ ጀምራቶ
@selamandom9992
@selamandom9992 7 ай бұрын
Yigerim iu nihina iko filuyat fitiret ina inte xegimwa dia kulu seab yihagiza inber intay habtekum
@asmarabella3658
@asmarabella3658 7 ай бұрын
ቁሩብ ትሕት ኢልኪ ተዛረቢ፤ ሰብ ብማዕዶ ከይፈርደኪ። ኣምላኽ ይሓግዝኪ።
@fevensamuel2831
@fevensamuel2831 7 ай бұрын
Gege
@ZiyadaAbrahamDesta
@ZiyadaAbrahamDesta 7 ай бұрын
Mejemerya tiena yfterelki kale bdihirue ybahal❤🤲
@berhantsegay
@berhantsegay 7 ай бұрын
አምላክ ምስኪ ይኩን ንዝርድኦ ሰብ እዩ ዝርዶኦ እምበር ንዘይርድኦ ክርድኦ አይክእልን ምስ ደቂኪ ተሓኪሚኪ ክንርኤኪ ተስፋ እገብር
@midnightmoon1318
@midnightmoon1318 7 ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ንሳ ገፅይ ከፊተ የ ኣማራፅ ስኢነ እሞ ድማ ብከቢድ ሕማም ስለዚ መን ኮና ኢና ብዛዕባ ውልቃዊ ሂወታ ንፈርድ ዐገብ ዐገብ ሕብረተ ሰብና በጃኹም ንዝወደቐ ገረብ ምሳርና ምብላሕ ኔው ንበሎ ።
@Amleset-yn5ml
@Amleset-yn5ml 7 ай бұрын
Ajoki za haftey ❤
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 7 ай бұрын
Ajoki haftey ade dekki ygberki Amlak ❤❤❤❤❤❤
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 7 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ እዚአ ሐፍተይ ሰብአይ ሐፍትና ወሲዳትልና ዚብሉ ብአአ ዶኒ ተጀሚሩ እዮ ❤❤❤ዓገብ ነዚአ ሐፍትና አይትዳሃልዎ
@bemnetselemun7009
@bemnetselemun7009 7 ай бұрын
ኣቱም ሰባት እንታይ ይበሃል እዛ ሰብ ባዕላ ዲያ ወሲዳቶ እዚ ወዲ ምርጭኡ ስለ ዝኮነ ዶ ኣይኮነን ሓቲትዋ ።ክከውን ኣይነበሮን ግን ከኣ ኮይኑ ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ከኣ ሓገዝ ትሓትት ኣላ እንተክኢልና ንሓግዛ እንተዘይ ክኢልና ከኣ ነቶም ክሕግዙ ዝደልዩ ኣይንዕጸዎም ። ንሓብትና ምሕረት የብውደላ እግዚኣብሄር ኣምላክ🙏
@manggo7353
@manggo7353 7 ай бұрын
Seb chekinu Oy gud nikulo nigber,Sik wuk hegez eyu❤
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 7 ай бұрын
ሓሳድ ዝኮነ ሕብረተሰብ 😢 ኣረ ኣሕዋት እንተክእልና ንሰብ ንሕስግዞ እንተ፡አይክእልና ግን ኣፍና ንሓዝ በጃኩም ❤😊 ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይኣዝዘልክ ።
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg 7 ай бұрын
Mhret kab agzabiher eyu mo mhret yewrdelk zihaftey antelekum habu antezey koynu kufua aytzarebu❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 7 ай бұрын
Entay bedila meas seb ketila hamima zhgz yhagz zeyhgz afu yhaz
@tmnittesfaldet2024
@tmnittesfaldet2024 7 ай бұрын
Tray elki hsdna u ezi nkey tihgez zgber zero zerebatat
@milenrufta5283
@milenrufta5283 7 ай бұрын
I have big respect 4 u josias and haftena mehret yewrdelki......natna seb gen hasad yekewen alo bejakum seb kunu
@Mercy2023-mg5jj
@Mercy2023-mg5jj 7 ай бұрын
Blbki Aminki xebel tehaxebi mexhaf kidus anbbi sgdet sgedi kthawi eki haftey ajoki n Amlak zsano yelen 🙏🙏🙏⛪⛪⛪
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 7 ай бұрын
አወ ናይ ብሓቂ🙏🙏🙏🙏
@Wedihagereseb-q3h
@Wedihagereseb-q3h 7 ай бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣምላክ ኢስራኤል ምሳኪ ይኩን
@rahwamengsteab5658
@rahwamengsteab5658 7 ай бұрын
ጆሲ ሓወይ ክረክበካ ደልየ ብምንታይ ክረክበካ ክትሕግዘኒ ደልየ❤❤❤❤❤
@OnlyGod096
@OnlyGod096 7 ай бұрын
Gudayna ayikonen bizaeba beal hadar hiza abzi ewun zekireb ayineberekan josias akmi zelewo mienti humum yihagez.
@tigrinyanewschannel61
@tigrinyanewschannel61 7 ай бұрын
ሐፈሻ አፈርቲ ትትሕግዝዋ እንተ ኾንኩም ሐግዝዋ ዘይትደልዩ እንተኮንኩም አምላክ ዐቢ እአሎ ሽግርኩም ናህና ሐበሻ ክትሕግዙ ከለኩም ውርደትኩም እዩ ዝከፍእ
@tigrinyanewschannel61
@tigrinyanewschannel61 7 ай бұрын
አነ ግን ዘሕርቀኒ በብአፍና ሰብ ምፍራዱ እዩ እኒ እግዝአቢሀር ብዐብኡ እካ ዘይ ተአበየስ ንሕና ሕማቅ እንታይ ኢና ሰብ ንጎዱእ አቱም ጹቡቅ ትዛረቡ ዘለኩም ከአ ሰሰናዩ ነአኩም
@KingKing-mm5cu
@KingKing-mm5cu 7 ай бұрын
Ajoki haftey natey
@samrimebrahtom4252
@samrimebrahtom4252 7 ай бұрын
Egziabiher mhret yewrdelki
@ghenetyosief2244
@ghenetyosief2244 7 ай бұрын
Of course eza seb bedel yhalwa ayhalwa bzeyegeds hamime eya tbl zela and hmak kunetat thalf ala so ms tena zwedader aykonen ezi zblwo zelewu haftkum aley meley belu ajoki hzbi kea msaki eyu edmen tenan yhabki ade dekki ygberki egziabher ❤
@wehazitweldegebriel4416
@wehazitweldegebriel4416 7 ай бұрын
Haftey Mihret yewrdelki. Kthgez alewa!
@yafetdaniel8251
@yafetdaniel8251 7 ай бұрын
ኣጆኺ ኣንታ ጸማም ህዝቢ፡ናታ ገጋ ኣይኮነን ባዕሉ እንተ መጺኡዋ ዳ እንታይ፡ኪትገብር
@LuaulaTemelso
@LuaulaTemelso 7 ай бұрын
እዚ ህዝብና ስ ኣብ ከመይ ደረጃ ዩ ወዲቁ ሓሳድ ዩ ባሓቂ ክንደይ ሓዳር ሃደሽደሽ ዘይ በለ ሳላ ስደት😢ምስ መትካ ጥራይ ክሕግዘካ ይደሊ ኣጻቢብካሉ ከም ዝነበርካ ይሕዝን ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ሓፍተይ🙏🥺😢
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 7 ай бұрын
Mihret yehabki eza haftey.❤
@eritreaweymot
@eritreaweymot 7 ай бұрын
Dehan eza haftey ezom welidkiyom zeleki qolu xbah ngho negaws kkonulki eyom: slezi ajoki shigr halafay eyu::
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 7 ай бұрын
Amelak yehagezeki eza hafety
@K.A.K.M480
@K.A.K.M480 7 ай бұрын
አዞም ቤተሰብ ዝዛረብዎ ስለምንታይ ኢዮም ኣብሂወታ ዛኣትዉ ምስ መተትከ ሓፍትና ኢሎም ዲዮም ክጉህዩ አዚ ህዝቢ ካብመስመሩ ይወጸአ ኣሎ ኣጂኪ አግዛብሄር ክሕግዘኪ ናኣምላክ ንገሪ ሰን ሓሳድ ኢዩ
@ludadego4189
@ludadego4189 7 ай бұрын
ፍትሐዊ ኢካ ተባረክ
@tommygebar1930
@tommygebar1930 7 ай бұрын
Antum ahwatna eza seb hamime eya tbl zela. .bzkone mhret yewrd haftey. תרגישי טוב
@KebreabTsegay
@KebreabTsegay 7 ай бұрын
Mhret yewrdelki fetari
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 7 ай бұрын
Mhret yewrdelki fetari haftey Amlak msaki ykun 🙏🙏❤❤
@user-io4yk6ij2v
@user-io4yk6ij2v 7 ай бұрын
Ajoki heftey❤
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 7 ай бұрын
ኣነዝገርመኒ ግን ከመይኢሎም ኢዮም ደቂዓዳ ዝብሉ ወዲዓድኻእተዘይ ሓገዙዋኸ ፈጺምካ ዘሕዝንኢዩ ኣብኪንዲሓገዞም እዛሰብ ሓገዝ እንተደልያ ቲለዋህ ኢዩ ዝሕግዛ እቶ ክትሕገዝየብላንእትብሉግን ዓገብ ጆሲያስዶንደን ተባረኽ ዝሓወይ ኒህዝብኻ ምግልጋል ሰናይነገር ኢዩ❤❤❤❤
@MT45962
@MT45962 7 ай бұрын
እዛ ጓል ተጸልሞም ዘላ ኮይኑ ተሰሚዑኒ፡ሓደ ዓዳ ብግልጺ ኣይተዛረበትን ካልኣይ ከኣ ዘይከውን ምክኒት ትዛረብ ኣላ።ካብ ደስ ዝበላ ክትወልድ መን ክከልኣ ዘይመስል እዩ።
@AsmeretWeldigabrielAndom
@AsmeretWeldigabrielAndom 7 ай бұрын
Eway hafteyy Ajoki zhaftey
@selinasolomun7110
@selinasolomun7110 7 ай бұрын
Selam kbrti haftey amlak msaki ykum Xolot gberi nab amlak shigrki kftehelki
@senaithaile8584
@senaithaile8584 7 ай бұрын
ደቂ ዓደይ ስለ ዘይሓገዙኒ? ግዴታ የቡሎምን ደቂ ዓዳ ዘይሕግዙዋ? ሰቡ ምኻን እኩልዮ ተጸጊመ ሓግዙኒ አኸለ። አምላክ ይርድአኪ ሓፍተይ
@ሰብዩሃገር
@ሰብዩሃገር 7 ай бұрын
ኦይ, እዚኣስ ደፋር ያ,, ቅድም ቀዳድም ምስ ደቂ ዓድኺ ተሳነዪ, ደቂ ዓድኻ ኣብ ስደት ስድራኻ ዮም,,
@senaitmekonen2236
@senaitmekonen2236 7 ай бұрын
Haftey mearey amlak mhret ywrdelki
@amanuelamanuel3570
@amanuelamanuel3570 7 ай бұрын
ጆስ ሓውይ ሰብኣይ እንተወሰደት ማዓስ ንሰበይቱ ብትላ ወስዳታ ስለዚ ጆስ እዝ ንስካ ትገብሮ ዘለካ ተግባር ሓደ ሕልና ዘለዎ ስብ ዝገብሮ እዩ።ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 7 ай бұрын
Josi medameki aytkun
@genetgebregiorgis2885
@genetgebregiorgis2885 7 ай бұрын
Ajoki haftey
@samiyow
@samiyow 7 ай бұрын
Eza seb ezia hagez eya hatita, eti zhib yhaba , kabu terefe afkum hazu yehwat. Egziabher mhret yewrdelki haftey
@peterelias2211
@peterelias2211 7 ай бұрын
አቲ ሓሚማቶ ዘላ ዘይ ትገልጾ ጸቡቅ ገይራ ። ካብ ደላይ ትውለድ አንታይ ገደሽኦም 😢
@tigistibelay532
@tigistibelay532 7 ай бұрын
Ajoki zehftey mhret yewrdelki ❤
@tesfyewelye5341
@tesfyewelye5341 7 ай бұрын
Abet ezi seb chekinwo zelo egzabher baelu yhagzki
@mahrayeyob9282
@mahrayeyob9282 7 ай бұрын
ከይተገረምኩ ኣይተረፍኩን ጆስ መጀመርያ ሓገዝ ዝሓትት ሰብ ጸገሙ ፈሊጥካ ናብ ህዝቢ ካብ መጸ ፡እቶም ዝብልካ ዘለዉ ከይትሕገዝ ምዝርጋሕ ኣገዳሲ ። ካብ ጅቡኦም ከሊኦም ካብ ህዝቢ ከይትሕገዝ ዝገብሩ ዘለዉ ዓገብ
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 7 ай бұрын
እዛ ሓፍትና ጸገም ረኺባ ስለ ዘላ ሓደራ ንሓግዛ ጋል ትረኽቦ ጸገም
@janbe7051
@janbe7051 7 ай бұрын
ሰይጣን ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ኣትዩ ከይንብል ሰይጣን ብጸሎት ይርሕቕ እዩ።
@Hiwet-fe1if
@Hiwet-fe1if 7 ай бұрын
ኣለማምናኺ ጨው የብሉንን ትሕት ኢልኪ ለምኒ
@tsegahaile9635
@tsegahaile9635 7 ай бұрын
ንእግዛአቢሄር ጥራይ ኢካ ትሕት ኢልካ ትልምን
@emm-rx2mz
@emm-rx2mz 7 ай бұрын
Nski kabzom resehat r'esi iki.... meshkneytiiii xela'ina n seb ylemn gualey xbbbbb elwa ya wexia nebski ab botea aetwy..bnebski kabtom seb fgm kblekom tdelyi iki tmeslii
@semiradejen
@semiradejen 7 ай бұрын
Bejakin kem seb nikun
@selamandom9992
@selamandom9992 7 ай бұрын
Meririwa iya iko dege wexia intay malet iu ke tihit beli inte deliki hagzi aiy konen himak mizirab xibuk aiy konen
@astertesfay4887
@astertesfay4887 7 ай бұрын
Akmi haliyuki hagzee yeblkn 🤐
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 7 ай бұрын
Ajoki zahabtey😢 ❤
@semhartekali8272
@semhartekali8272 7 ай бұрын
Nay bhaki kabey kwlda khsba alewen
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 7 ай бұрын
ሕማም ሽግር.. ዘለዎ. ሓገዝ.. ምሕታት ምስ ዝኾነ ባህርያቱ ጠባዩ.. ዘተሓሕዝ ፍጹም የብሉን.. ሰብ ሕማቅ ባህሪኡ እንተ ፈልጥዎ ክልውጥ ዘይደሊ የለን.. ግን. ክልውጦ ይኸብዶ. ዝበዝሕና ክኣ ሕማቅ ባሕርና ኣይንፈልጦን.. ስለዚ ሰብ ኢና ኩልና ጉድለት ኣለና.. ይዕበ ይንኣስ.. ኣይንፍረድ.. ሓገዝ ናይ ሓቂ ዘድልዮ.. ዓቅሚ እንተ ዘይብልና.. ስቅ ንበል..
@hizbawit
@hizbawit 7 ай бұрын
Dear Josias, I have some concerns about how you are dealing with the situation of the woman who may be suffering from mental health issues, and about the way you are trying to raise money for her. As a psychologist in training, I would like to share the following with you: 1.Responsibility and Self-Reflection I have noticed that sometimes you react defensively to feedback and shift the focus to blaming others as "family of the victims". It is important to receive criticism constructively and to look at your own actions. Self-reflection can help you deal better with the situation and provide the right support. 2. Psychological Care In my training I learned that exposing people with psychological complaints on social media can be very harmful. This can have negative consequences for their future and that of their children. It is crucial to respect the privacy and dignity of these people. 3. Transparency and Medical Information You have indicated that you want to raise money for her operation, but it is not clear for what exactly. I recommend that you provide more transparency by: - Show a medical certificate from the doctor explaining the need for the operation. - Talk to the treating doctor yourself to fully understand the situation. - Provide clarity on how specifically the funds raised will be used.
@Hiwet-fe1if
@Hiwet-fe1if 7 ай бұрын
ጆሲ ሰለምንታይ ግን ሰብኣያ እቱ ዝወለደላ ምሳኣ ወጺኡ ሓገዝ ዘይሓተላ
@edentekleab6675
@edentekleab6675 7 ай бұрын
Ehi whidatna Esa msh zeyhtett aynhrett pls
@edentekleab6675
@edentekleab6675 7 ай бұрын
That is private you know
@rigbeteame5823
@rigbeteame5823 7 ай бұрын
ሽግር ናብ ኩሉ ዘዋሪ ዩ ኣብ ናይ ሰብ ሽግር ምሽክዕላል ብኣምላኽ ቁቡል ኣይኮነ ብሰብ እውን ጽቡቕ ኣይረኤን ምሕጋዝኪ ገድፍኪ ምሕረት የውርደልኪ ምባል እኹል ዩ ገጽ ሰብ ክሪኢ ዝደሊ ሰብ የለን ሽግር ዩ ደገ ዝውጽእ እሞ ምስ ሕልናኺ ተዛረቢ ልቢ ሰብ ዝትንክፍ ኣይትጽሓፊ
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 7 ай бұрын
Egzabiher mhret erdelki ezhaftey btmi hmaq esmka ajoki
@SilentMajority2
@SilentMajority2 7 ай бұрын
ሓቂ ዶ ክነግረካ ጆሲ ሓወይ ኩሉ ሰብ ክኣምና ኣይከኣለን ዘሎ። ስለዚ ጸገማ ክነግረላ ዝኽእል ካልኣይ ኣካል የድልያ ኣሎ። ዝሓሸ'ውን ኮምኡ እዩ ሓገዝ ክትረክብ'ውን ልዑል ተኽእሎ ኣለዋ።
@fetaritium5552
@fetaritium5552 7 ай бұрын
Amlak Mihret yihabki habtey
@Humanrightchannel
@Humanrightchannel 7 ай бұрын
Ajokhi ❤❤❤❤
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 7 ай бұрын
ብዛዕባ ጉዳይ ጸገመ ድአ እዩ ዘገደስ እንበር ናይ ካልእ ገፋጊፍካ ዘረባ አየገደስን እዩ አምላኽ ምሳኺ ይኹን🙏
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 7 ай бұрын
Mhret yewrdelki habtey
@Eritreyan
@Eritreyan 7 ай бұрын
Haftekum sebaya ente fenfinwa entay gebri teblwa haftkum zedrbye zeythatu hasdat eyom eziom ajoki amlk alo fedayi hene
@YyYy-mx9wo
@YyYy-mx9wo 7 ай бұрын
Josi azararbaka qeyr mknyatu ab zeytfellto hshewye iteto men eu kthgez yebllan elluka zeqrebkayo degimka rayo
@freedompeace3359
@freedompeace3359 7 ай бұрын
ዝገርም አተሐሳስባ ሐደ ሐዴኩም ። ሰብ ፍጡር ኢያ ከመይ ይስመዓኩም አብ ነብስኩም ተጋጠመ??? ብዙሕ ጭካኔታት ይረአይ አሎ። ከመይ ጌሩ ኢዩ ክሐልፈልኩም። አይትሐግዝዋ ንትብሉ😮 አረ ጉድ ------------- አጆኪ ኩሉ ነገር ንጽቡቅኪ ኢዩ። ሰብ ይሐስብ አምላክ ይውድኦ። ሰባት አተሐሳስብኦም ይፈላለይ ኢዩ። ናይ ሐደ ሐዲኦምሲ ፍሉይ ኢዩ።
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 7 ай бұрын
A man is guilty no her, please you should be helping to her she is unfeeling well so don't judge her. She has been suffering for 2 years pls forgetting about her husband. God standing with suffering people. AMEN AMEN 🙏 🙌 Amen
@seblemehari2817
@seblemehari2817 7 ай бұрын
ጭቡቅ አለኪ ሀፍተይ or ሀወይ እሳውን ግን እንዳፈለጠት አቲያ ጌጋ እዪ ናይ ሰብ ሀዳር ምፍራስ ብአምላክ የህትታ እዩ ግን አምላክ ምህረት የውርደላ
@user-ko9eq3ri2g
@user-ko9eq3ri2g 7 ай бұрын
Kab Singel Zeytwelda Kab Beal Hadar Newri
@AdayHiwet
@AdayHiwet 7 ай бұрын
እታ ሰበይቲ ጥራሕ በዲላ፡ ባዕሉ ምስሓዳሩ ምስውላዱ ገዲፉ ምስኣ ዝኸይድ። ብሓደ ኢድ ስለዘይተጣቕእ፡ ክልቲኦም እዮም በዲሎም፡ ኣውራ ግን ንሱ፡ መብዛሕቲኡ ጊዜ ሰብኣይ እዩ ንሰበይቲ ከምኡ ክትገብር ዝደፋፍኣ።
@segenm950
@segenm950 7 ай бұрын
እቲ በዓል ሐዳር እንታይ ክገበር ከይዱ
@Bluerevolution.23
@Bluerevolution.23 7 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ውላድ ደልያ ካብ ዝኾነ ትውለድ ፣ ብዓል ሓዳር እንተ ኾይኑ ብዓል ሓዳር”የ ዝብል ሰብኣያ”ዩ።😊
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 7 ай бұрын
Zegatem agtemu alo hiji hiwet nidhen dehar dema men eu zeygage
@MehreteabFesehaye-hu9gm
@MehreteabFesehaye-hu9gm 7 ай бұрын
Wrong by both sides brother
@waw1593
@waw1593 7 ай бұрын
Ata yosias emo HIMAMA ANEXIRO KINHIGIZA EMBAE
@segenm950
@segenm950 7 ай бұрын
ግዝዎ ይብሃል ኢላ ምሕካም ክአ አብዬማ አብ ሃገርና ግን ፈወሲ ይርከቦ ይብሃል
@waw1593
@waw1593 7 ай бұрын
@@segenm950 intay eyu gziwo. Kemey ygebreka, nay mental diyu physical
@niyatafwerqi6858
@niyatafwerqi6858 7 ай бұрын
Ajoki Amlak alo
@lme5630
@lme5630 7 ай бұрын
Rasistinet eu ezi nhna ka n isralwyan rasisti nbl habesha hasad bdlyetu des elwa zweledela s entay ymlketekum dhar ka beza habtna diu yehemiru bwesen mwlad ane zgermenis nbailna ab adi gana enda nebernas hawna mhgaz dem gmelana aynina😢😢😢😢😢😢
@tigrinyanewschannel61
@tigrinyanewschannel61 7 ай бұрын
ሰብአይ ሐፍትና ወሲዳትልና በጊዕ ዱዩ ትወስዶ ሂወት ክትቅጹል ስለ ዘለዋ ተጋግዬም ደረቃት አይትኩኑ አብ ስደት ብዙሕ እዩ ዘሎ አንስትኩም አቀሚጥኩም አብ ስደት ዘለኩ አይትጋገዩን ማለት ዲኩም ኩሉ ሰብ ይጋገ እዩ ዘይ ዘይወለዳስ አርሑ ሽመን ከም ተባህለ ብጹአት ክትመስሉ ደአ ደሊኩም እንበር ደሐር ዐለም ዘዋሪት እያ ብሕማም ናይ ሰብ አይ ንተአብ ምሕረት የውርደልኩም ርእስኩም አስርሕዎ
@tsegaygoytom8339
@tsegaygoytom8339 7 ай бұрын
ኣንታ አዚ ባህልናን አምነትናን ሲ ናበይ ዩ ተቀቢሩ። ኣብ አስራኤል መዓት ኣንስቲ ዘይ ብሎም ኣሕዋታ ዶ ኣየለዉ፡ናብ ሰብኣይ ዘለዎ ትምርዖ ፡አንተ ስኢንካስ ካ ሕራይ ድሓን።ሰብኣያ ክሳብ ዘሎ አምታይ ግበር ያ ትብሎ ኣላ ነዚ ህዝቢ! ዋአ ኣንቱም ሰባት ዝሕገዝ ሰብ ዘይ ትሕግዙ። ከምታ ዝወለዶም ባዕሉ የዕንዮም።
@AdayHiwet
@AdayHiwet 7 ай бұрын
ዘይሕግዛ እንተኾነ ኸ። ?
@tsegaygoytom8339
@tsegaygoytom8339 7 ай бұрын
@@AdayHiwet ንሕማቕ ነገር ኢሞ ኣይ ነተባብዕ።ኣነ ዝብል ዘለኹ።መርዓ ዝኣበያ ሰብኣይ ዝሰኣነት ናብ ሰበይቲ ዘላቶ አንተ ተመዓወት ሕራይ ድሓን፡ሽለል ክበሃል ይከኣል ዩ።ኣብ አስራኤል ዋሕዲ ደቂ ኣንስትዮ አንዳ ሃለዋ ናብ ሰበይቲ ዘለቶ ምምርዓው ከ ኣብ ምንታይ ኢና ክንምዝግቦ።ድሓር ደቂ ዓዳ ዘይ ሓገዝዋ መን ዩ ክሕግዛ ትደሊ ዘላ።ስለ ምንታይ ኢና ቅንዕና ነጥፍአ ዘለና። ዓሚመ ልዕሊ ዓቕመይ ኮይኑኒ ምባል ጽቡቕ ነገር ዩ።አታ ሰብኣየይ ካልይቲ ሰበይቲ ስለ ዘለቶ ንምሕጋዘይ ተጸጊሙ ምባል ግን ፡መን ናብ ሰበይቲ ዘላቶ ተመርዓዊ ኢሉዋ።አዚ ሕብረተ ሰብ በለጽ ለሚዱ አንበር ክንደይ ኣሎ ካብዚ ዝገዽ ጸገም ዘለዎ፡ኣብ ሽወደን ይዝከረኒ ሓንቲ ከምዚ ኢላ ካብ መንግስቲ ተለቂሐ ሓግዙኒ ክትብል ፡ዋአ ተለቂሕካ ምስ ድላይካ ዓቢድካስ በጃኹም ሞትኩ፡በጃኹም ኤርትራዊ ብጭውነት ዩ ዝፍለጥ ፡ኣብ ዴገ ወጺና ውን ኣይ ሓሰመናን፡ስለዚ ንምዕቃቡ ክኣ ናይ ኩላትና ተራ ይይ።ዘዝተዛረበ ንሓግዞ ምባል ጽቡቕ ኣይ ኮነን። ኣብ ዘይ ምልከተካ ዋላ ጽቡቕ ምግባር ኣምላኽ ውን ኣይ ድግፎን ዩ።
@edentekleab6675
@edentekleab6675 7 ай бұрын
Esu eyu nata ab natka eka twedeq aqmi halika thegez tzey kone thalef
@KokobEzgtium
@KokobEzgtium 7 ай бұрын
Ane zgermeni neyenay adi eya haguzni elatom zabeywa tebrhayo
@learningtogether6967
@learningtogether6967 7 ай бұрын
Israël keytkewn da
@WGOB1986
@WGOB1986 7 ай бұрын
Kemey aynet deki Adi yom
@MlateAbraha
@MlateAbraha 7 ай бұрын
ሰላም አምላክ ምስኩላትና ይኩን እዛሰብ እዚኣ መጀመርታ ብተሊፎን ኢና ንፋለጥ ኩሉ ጸገማ ትነግረኒ ኔራ ኩሉ ከምዚ ዝበሎቶ እዩ ሓደማዓልቲ እውን ተጨኒቃ ዓቅላ ጸቤብዎ ንተል ኣቤብ ምስ ደቃ መጻኣ ኩሉም ቤተሰባ ምቅባል አቤማ ናባይ ደዊላ የሕድርኒ ኢላትኒ አነ ድማ እሺ ጸገም የቡሉን ንዒ ኢለያ ምሳይ ክልተ ማዓልቲ ጊራ ንኩሉም ቢተሳ ሓጉዙኒ አብዚ ገዛ ክካረ ኢላቶም ክሕጉዙዎ አይካአሉ ከሕድርዎ አይክኣሉ ብድሕሪኡ አነ አራጋጊኢ ጾሎትኪ እንዳገበርኪ ማይ ጮሎት ትሓጸቤ ሕማቅ አለኪ ኢለ ናብ ቦትኣ ናብ ሰብኣያ ክትምለስ መኪረ አፋኒያ ሰለዚ የሕዎት ጭንቀት አለዎ ተነጹሎ አለዎ ምስቲ ዘይትሰርሖ ቡዙሕ ጸገም አለዎ በጃኩም ስለ ጎልንስተይቲ እንተኪኢልኩም ሓግዝዎ አምላክ ይሓግዝኩም
@samichento1494
@samichento1494 7 ай бұрын
Fezaz hafti ente alatkum dea bog teblo😂😂😂😂
@YyYy-mx9wo
@YyYy-mx9wo 7 ай бұрын
Abey tfelta kndey ke tdefr sdi kthgz ente dellika tm ellka hgz
ወርቂ ስኒ ከምዘለዎ ይፈልጥየ josias denden
14:02
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 55 М.
ጓል 3ተ ዓመትያ ገዲፋትኒ ከይዳ josias denden
21:04
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 56 М.
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
በርጌድ ንሓመዱ አብ ዓፋር በፂሑ አል #tigray #eritreanfilm #gereemun
14:49
ቀልድና 😂😂 ቁም ነገር
Рет қаралды 194
ኣማዉትኡ ንጹር ኣይነበረን josias denden
26:18
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 45 М.
ስደተኛ ከም ዘይኣትው ክገብርየ josias denden
14:40
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 43 М.
እታ ዝበልክዋ መጺኣ josias denden
11:39
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 47 М.
ናቱ ሰሪቑዩ ናተይ ዝሰርቆ ዘሎ josias denden
11:30
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 43 М.
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН