'' ካብ ኣባ ህጻን እንታይ ንመሃር ? ይቕሬታ ናይ ዋና ፍኖተ ፅድቅ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 5,597

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 45
@Melody_On
@Melody_On Сағат бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህር እቲ ሓቂ ንሱ እዩ ንሓቂ ናመስከርካ ንበር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Сағат бұрын
ኣሜን እግዚኣብሔር ኣምላክና ይመስገን
@HaileG-2020
@HaileG-2020 Сағат бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና
@SurprisedFishingRod-om9um
@SurprisedFishingRod-om9um 7 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና አምላክ ምሕረት የወረደልና አምላክና አሜን አሜን አሜን👏👏👏
@alemdesta454
@alemdesta454 11 сағат бұрын
እህ😢 አምላክ ይቅረ ይበለሎም/ና🤲😢 ሃገርና ኢትዮጵያ ዝተጸየፍኩዋ ከም ግለይ ብመራሕቲ ኃይማኖት እንበር ብፖሎቲከኛታት ዝተልዓለ ኪናት አይኮነን ልበይ/ና ዝሰበሮ😭 ግን ተመስገን ብዙሕ ተማሂርናሉ ኢና ከምቲ"ቅዱስ ዮሓንስ አፎወርቂ "ዝበልዎ "" ወደየ እግዚአቢሔር ነዚ መከራ ዘምፀኦ ንዓካ ከነቃቅሕ ኢሉ እዩ ኢሎም" በረከቶም ይሕደረና "🤲ስለ ኩሉ ነገር ግን ተመስገን እንኳዕ ብሂወቶም ከለው ናብ ጣዕሳ አበሎም ህዝብና ተተረፎም ነብሶም የትርፉ😢❤ 😢
@የራያ_ልጅ
@የራያ_ልጅ 8 сағат бұрын
የኔ ወድ እት❤ ቁኑዕ አታሓሳስባኽ ደስ ክብል
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 6 сағат бұрын
Amen Amen Amen 🙏 kale hiwot yesmealna kbur memhrna
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 7 сағат бұрын
Amen amen amen b'tsega Egiziabiher Amlak b'b'rhan kalu kinimalales yhagizena ab ykire ab n'saha ybkeena kidus f'kadu ykunelna Netom kunuen kidusun zegelgulu abagie ziekubu Egiziabiher Amlak miente kidisti ezgitne Mariam kab kifae zebele ysewirom ade Amlak tsilala tenbirelom Kal hiwet ysmelna ☝🙏🙏🙏💒❤🕊🕊🕊
@genethagos9547
@genethagos9547 11 сағат бұрын
ሓቂ ትሓይሽ ንብዓት ነገር ክርኢ ተፀብየ ግን አይረአኩን ብቻ እግዚአብሔር የቅረ ይበለሎም ይበለልና❤
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 35 минут бұрын
ዝሓሰቦ ምስላጥ ዳኣ ኣቢዩዎ እምበር ይሁዳ ሸዋጢ ጎይትኡ መቸም ሕማቅ ቃላቱ ወዲ ሰለስተ ዓመት ቆልዓ እኳ ኣይርስዖን ዝሓሰቦምስላጥዳኣኣቢዩዎእምበርይሁዳሸዋጢጎይትኡመቸምሕማቅቃላቱወዲሰለስተዓመትቆልዓእኳኣይርስዖንዋ
@rotes3106
@rotes3106 6 сағат бұрын
ኣባ ህጻን ዝሓተትዎ ይቅረታ ጽቡቅ ነገር 'ዩ። ሕጂ 'ውን ብዙሕ ክዕረዩን ክካሓሱን ዝግበኦም ነገራት ኣብቲ ህዝቢ ትግራይን ካልእን ስለ ዘሎ: ድምጺ ክኾኑን ህዝቢ ንሓድሕዱ ዝቆመሉ ንቅሓት ከስፋሕፍሑ ክክእሉ ኣለዎም። ንዓና 'ውን ጸሓይ ከይዓረበት ዝንሳሕ ልቦና ይሃበና!
@habentesfatsion6377
@habentesfatsion6377 5 сағат бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 🎉🎉🎉
@ተዋህዶእዩሃይማኖተይ
@ተዋህዶእዩሃይማኖተይ 9 сағат бұрын
እንታይ እሞ ዲሕሪ ማይ ናባዓቲ እንደኮይኑይ መራሕቲ ሃይማኖት አቦታት ኢትዮጵያ ተዙጥዕዩ ነይሮም አደይ ወላድ ማካን የምኩነትይ ነይራ አሕዋተይ የምሳአንኩይ ነይረ /ነይርና ህዝቢ ትግራይ ካም ህዝቢ እዮም አጥፍኦምና በለው ግደሎው እና በሉ እዮም ዝዉዕሉ ነይሮም 😢😢😢
@risomlegese387
@risomlegese387 4 сағат бұрын
✝️✝️✝️✝️✝️
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 сағат бұрын
ዋላ ፖለቲከኛታት ኣምሓራ ዮም ተጣዒሶም ኣይኮነን መራሕቲ ሃይማኖት እግዝኣብሄር ይቕረ ይበለሎም።
@ተዋህዶእዩሃይማኖተይ
@ተዋህዶእዩሃይማኖተይ 9 сағат бұрын
🙏🙏🙏 🙏🙏🙏 🙏🙏🙏
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 10 сағат бұрын
ማርያምን ናይዚኦቶም ዝፈፀሙልና ግፍዒ ታይ ሙኳንስ ክሓድጎ ይብል እሞ ትዝናገርዎ ዝነበሩ ቅጭል ይብለኒ ብዝኮነ መድሃንአለም ሰላሙ ይልአከልና ንኩሉ ዓለም ንሕና ተጋሩ መንበረና ንሶም መንበሮም ሒዞም ብሰላም ክንነብር ኢና እንደሉ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 10 сағат бұрын
ኣቦ ህፃን መንፈሳዊ ኣቦኦም ገይሩም ይሮኦይኒ ዳዩ ዘበል ዘሎ ዋይ ተብተብ ኣዶ ትግራይ መረበታ ከሊኦም ኣብ ከንዲ ዘላ ብናቱ ሰንኪ ዶ ኣይኮነይ ግዜየ ዳኛ ኩሉ እዩ ዘሪእየና ዘሎ !?ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህር❤🙏
@Growfast-d4h
@Growfast-d4h 5 сағат бұрын
Emo tay tbleki ykirta eyom eko zblu zelwe , way geta uuka nzom zseklwo ykirta eyu elwom, nestewl tigray le libna atrirna ena lelena
@tesfomhagos9192
@tesfomhagos9192 9 сағат бұрын
እዛ ደቁ ጥራይ ዝጥርንፍ ዝበልካያ ኣሲሒቃትኒ 😂 ሓቂ እዩ 😂 thanks ምምህራቺን
@ShewitKidane-y9l
@ShewitKidane-y9l 5 сағат бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TheNahuMedia-h6n
@TheNahuMedia-h6n 2 сағат бұрын
ኢይሐሥስ መርሐ ዘወጠነ ፍኖተ አበው እምዛቲ ብዙኀን ሰብእ እስመ ይትመያየጡ ባቲ
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 8 сағат бұрын
ቀልጢፎም ይቅረታ አብ ክንዲ ምሕታት ሰብ ምስ ወቀሳ ምስ በጸሖም ጌሮሞ ነታ በተክርስትያን ዝግስጽ የለን ድዮ አቢሎማ ይቅረ ይበለልና ኣምላክ
@ErmiLove23
@ErmiLove23 4 сағат бұрын
ሰላም ክቡር ሓውና ብዛዕባ ናይ ሓሶት መርዓ ባ ገለ መብርሂ ሃበና፥ ብ ሕጊ ሓጥያት ድዩ?
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 сағат бұрын
እግዝአቢሄር ይቅርታ ይዓድለና ካብ መራሕቲ ሃማኖት ዝለዝኾነ እዩ ዘሕዝን ግዜ ፅቡቕ ንኹሉ መልሲ አለዎ
@FyuhYytyuuy
@FyuhYytyuuy 9 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by 11 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@goygrmay2557
@goygrmay2557 11 сағат бұрын
ብጣኢሚ ዝገርም እዩ ክሳብ ክንደይ ኢኻ ኣምንካዮም ኣጀካ ንቓሕ ኣብ ሓቂ ጠጠው በል ሰብ ኣይተደናግር መክናቱ መክስብ የብልካን ሰብ ኣዳናግርካ
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 11 сағат бұрын
❤❤❤🎉🎉👍👌
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 2 сағат бұрын
በዳይ ልባዊ ይቅርታ በእግዚአብሔር ፊት ሲያቀርብ ይቅርታው የመመርመር እና የመቀበል ስልጣን የእግዚአብሔር ነው ~ እግዚአብሔር ደሞ ይቅር ባይ ነው።
@THE_ROBLOX_GIRLS_SLAYY
@THE_ROBLOX_GIRLS_SLAYY 8 сағат бұрын
Menbere selama nimitienikaf eyu ayitiemeniwom
@GJ_HENOK
@GJ_HENOK 10 сағат бұрын
Beka, akind bizaeba adika zeti zareb, ezi entay eu sibket gedifkmo kemzi tebahle kitbulu aklka😢
@goygrmay2557
@goygrmay2557 11 сағат бұрын
ተጣእሶ ኣይ ኮኑን ን መንበር ሰላማ ንምስንኻል እዮም ዝገብርዎ ዘለዉ
@TEEK4039
@TEEK4039 9 сағат бұрын
የሆነ የፖለቲካ ድርጅት ጉባኤ ነው የሚመስል።
@Growfast-d4h
@Growfast-d4h 5 сағат бұрын
Yokrta eyom eko elom ,yokrta abyi neger eyu
@rahwag.6888
@rahwag.6888 2 сағат бұрын
እሳቸው ተጸጽተው ሳይሆን ከሆነ አካል ተጽፎ የተሰጣቸውን እየተንቀጠቀጡ ነው ያነበቡት ከምራቸው ቢሆን ሕዝብ ፊት ቤተ-ክርስትያን ሔደው ይቅርታ ይጠይቁ ነበር ሁሉም ሾው ነው አስመሳይ ናቸው ሕዝባችንን ካስገደሉ ካሳሰሩ በሑዋላ ከልብ ሳይጸጸቱ ይቅርታ ማሾፍ ነው ግን ይቅርባይ ጌታ ፈራጅም የላይኛው አምላክ ስለሆነ ለሱ እንተወው እንደ ምሳሌ የሚቀርቡ ግን አይደሉም
@Atalay-ig6gn
@Atalay-ig6gn 2 сағат бұрын
ክቡር ሓውና እዚ ፈላሲ እኮ ብሓቂ ድዩ ካብ ልቡ ጣዕሳ ገይሩ ዝዛረብ ዘሎ ?:: ሎሚ ተንሲኦም መልሲ ክህብዎ ንዘይኽእሉ ኣቦ ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያን > ኢሉ ኣብ ነጋሽ ሚዲያ ቀሪቡ ክዛረብ ከሎ ሰማዕኹዎ ። ሕጂ ከኣ ብኣውራ ኣምባ ቀሪቡ
@musieibedingl2485
@musieibedingl2485 5 сағат бұрын
Kkkkkkk aye Beal nskatehadso
@DeaconMeron
@DeaconMeron 11 сағат бұрын
ዝብኢ ክሳዕ ዝደልዎ ይሕንክስ ኢዩ ነገር ናይ እዚኦም ።ግዜን ኩነታትን እናመዝመዙ፡ ሓንሳብ ካድር ሓንሳብ ፈላሲ ምዃኑ ዘይጽገሙ ሸፋቱ ኢዮም።
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 41 минут бұрын
የናቁሽ ሁሉ ወደ እግርሽ ይስግዳሉ ገና መስቃ ብፅእ ኣቦና ከላፋልፈኩም እዩ
@Takila1234
@Takila1234 58 минут бұрын
ንስኹም እዉን ይቅረ ምባል ክኣልዎ መምህር ኣብ ቤተ ክርስትያን እስራኤር መቃተሊ በላሕቲ ነገር ተረኪቡ ኢልካ ተዛሪብካ ነይርካ ሓሶት እዩ ምስ ተባህለ ግን ብዘለካዮ ኢኻ ኣስቅጥ ኣቢልካ ይቅረታ ክትብል ኣይረኣናን
@abnerkem6389
@abnerkem6389 11 сағат бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@hjfy2107
@hjfy2107 11 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 3,8 МЛН
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
00:26
ብስቕታ ምቅጽጻዕ
17:09
Robel Wisdom
Рет қаралды 50 М.
Eritrean Orthodox Tewahdo || ቅዱሳን መሓሩና ይበሃል'ዶ፧|| Kdusan Meharuna Ybehaldo?
30:58
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 7 М.
ቅዱስ ሲኖዶስ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ትግራይ !
31:48
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 1 М.