🛑ካብ ዓጋመ ዝተወለደ ኤርትራዊ ሕረድዎ | ንምንታይ ግን ንቢኒ ሕማቅ ተመንዮምሉ | ተቃዋማይ ተዘይኮይኑ ኣይድግፍን | ጀዲዳ ኣብ መንገዲ🤔

  Рет қаралды 11,146

Hgush G

Hgush G

Күн бұрын

ቢኒ ሕማቅ ሞት ክመውት እየ ዝደሊ | ተቃዋማይ ተዘይኮይኑ ኣይድግፍን | ጀዲዳ ኣብ መንገዲ🤔
#EriTV
#neshneshtv
#maggyshow
#dawittv
#eritreanmovie
#eritreancomedy
#eritreanmovie2023
#eritreanfilm
#neweritreanmovie
#tefetawitalkshow
#solomedia
#tigrignacomedy
#eritrea
#neweritreancomedy
#gereemun

Пікірлер: 107
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Ай бұрын
ደሐን እቶ ክቡር ሐዉና መዓስ ጠፊእዎ ኮነ ኢሉዩ ጽቡቅ ዘየፍትወሉ ደንቆሮ ስለዝኾነዩ ቦታ አይትሐቦ ብደዉ ዝሞተ አቴንሽን ክረክብ ብጽምዋ ዝሐረረ ደንቆሮ ሰብዩ አይትገደሰሎም ።ቢኒ ጽኑዕ አብሐይማኖቱ ጀግና ኤርትራዊዩ ንሕና ኤርትራዊያን አፍሪቃዊያን ዓለም ብዓለሙ ዝመስከረሉ ጀግናዩ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-lq6sl8wi8t
@user-lq6sl8wi8t Ай бұрын
ብንያም ብጅግንነቱ ዘምፆኦ ዓወት እዩ እንተኽእልኩም ተማሃሩ ሪህፅኩም ብሉዑ ንባዕሉ ኮ ክርስትያን ኣይኮነን ማርያም ኣይኣምንን ጓል ማረያም እዩ ዝኣምን ለኽባጥ ኣምሰሉ
@user-nm5vr8te2e
@user-nm5vr8te2e Ай бұрын
ወዲ ሓጂ ጀልፋፍ ኢስላም ዚዊኪል ኣይኮነን
@user-fs4rg6jw6p
@user-fs4rg6jw6p Ай бұрын
አባል 666 ትብልዎ ሻዕብያ ከሎ ከምዚ ዓይነት እምነት የለን ቤንጠ አይንበሮምን ቀንአት ተገልቢጡ ንዓኩም
@user-rh2ib6ie8e
@user-rh2ib6ie8e Ай бұрын
እቲ ወጅሁ ኸ ክንደይ ይኸፍእ አብ 666 ተመቀል ካባኻ ንላዕሊ ሸይጣን ከ አሎ ድዩ
@gm5215
@gm5215 Ай бұрын
ወዲ ሐጂ ሕሉፍ አስላማይ ክትከውን ትደሊ ሐሳዊ ጃጃዊ መጣቖሲ ጓሐፍ ናይ ሐሽሽ ኢኻ
@FerwineHmekiel-pj7lx
@FerwineHmekiel-pj7lx 29 күн бұрын
Thank you brother for good advice 🙏 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@HgushG-hope
@HgushG-hope 29 күн бұрын
💜💜🤝
@akberetgezae4694
@akberetgezae4694 Ай бұрын
ወዲ ሓጂ ኣፍካ ዘምጼኤልካ እንዲካ ትዛረብ እሱ ከማካ አይኮነን ሸያጢ ሃገሩ ብዛዕባ ባንዴራ ልዕሌካ ይፈልጣዩ ከማካ ካሕዳም አይኮነን እታ ባንዴራ ሻዕቢያ ኣብ ጫማ ሰሪሑ አይሃብዎን ጋንቱኡ እዮም ህያብ ተቀቢሉዋ ግን ከማኩም ስለዘይኮነ ኣይረግጻንዩ ሸየጥቲ ዓዶም ፉንፉናት ሰብ ትመስሉ ኣብ ሚድያ ክትቀርቡ ከለኩም????
@user-qq7xx5tr6v
@user-qq7xx5tr6v Ай бұрын
እዚ ቅሽ ናይ እህተማርያም ተከታሊ ኢዩ ባእሉ ቢኒ ዝሃሰባ 3 ይ ንምባል ኢዩ ናይ ሓሶት ቀሺ ቢኒ መዘምራን አደይ ማርያም ኢዩ እዝይም ተቃውምቲ ኢና ዝብሉ ቅስና ካብ ሓገሩም ዘይረከቡ ቀሺና ዝብሉ ውዲ ሓጂ ሓሳድ
@wediande-cu1un
@wediande-cu1un Ай бұрын
ሰላም የሕዋት ወዲ ሓጂ ለካት ኣብ ሃይማኖት እዩ ኣትዩ ኣሰላማይ ስለ ዝኾነ እዩ ብሃገር ዝትመን ኣይኾነን ጫማ እዚ ወዲ ሓጂ ግን ዒባ ስንበት ኢሎዬ አሎዬ ኣለኩ እታ ሞት ናብኡ ኽትመጽእ እያ ።
@user-lr8ob2xi9d
@user-lr8ob2xi9d Ай бұрын
Bisinki wedi haji aslam aytibelu mulu aslamay aywikilin eyu ok
@abdulazizabdulaziz6557
@abdulazizabdulaziz6557 Ай бұрын
እዚ ዓንጃል ወዲ ሓጂ ነፋሒቶ፣ እንዳተገለባበጠ ሰብ ከናቁት ዝጽዕር ናይ መጨረሻ መወዳድርቲ ዘይብሉ ደንቆሮ እዩ። ብሰንኪ እዚ ስዲ መልሓሱ ግን ምስ እስልምና ዘራኽቦ ነገር የለን።
@ibrahimmohammed6403
@ibrahimmohammed6403 Ай бұрын
Atum deqi sheramut ataro hade wedi haji tezarebu el Kum n b meluu Aslam aytxrefu aytlelu nejewis .......
@jimihune9650
@jimihune9650 Ай бұрын
ደቅ ሸራሙጥ ዝበለን ትበለ ቢኒ ንቅድሚት ሞት ንአጋመ አድጊ ነዲኡ.
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
ምስ ዓጋመ እንታይ ኣራኪብዎ🤔ሙሽሙሽ😀😀
@user-vq1if9wu3i
@user-vq1if9wu3i Ай бұрын
ዋላ ንዓይ ምዝሙር ን ቢንያም ደስ ኣይበለትንን ከምታ ናይ ዳኔኤል ጽፍፍቲ ደርፊ ዘይውጽሉ
@Lemmeyoh4312
@Lemmeyoh4312 Ай бұрын
Horse teeth (MACRONTIE MAN) BINI WEDI ERI ANBESA BLACK DIAMOND 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚
@hanadelila7240
@hanadelila7240 Ай бұрын
Wedi haji nejese
@Eritreafirst1
@Eritreafirst1 Ай бұрын
ንሰካ ሰባኪ ሰላም ዘይኮንካ ሰባኪ ጸላኢ ኢካ ነጸላ ተከዲንካ ሰብ አይተታልል ወዲ ሐጂ አይትሐዙሉ። ዝዛረቦ ዝፍልጥ አይኮነንን ሰራሕ ሲኢኖም ይሕረደካ ሩጉማት ሰይጣን ንሰካ ውን ሃላው አንታይ ትፈልጦ አሎካ ብዛዕባ ኢሱ ሰቅ በል
@AmanosmanHope-vc8cn
@AmanosmanHope-vc8cn Ай бұрын
ወዲ ሓጂ መድሃኒትካ ውሰድ ኣንታ ለቕላቂ
@gm5215
@gm5215 Ай бұрын
ሐሳዊ ንደቂ ሃይማኖትካ ናብ ቃልሲ ዓድም ንባዕልኻውን ተቓለስ ድቁሳት ስቕ በሉ
@wedigermen2776
@wedigermen2776 Ай бұрын
ዲያቆን መክፍልቲ ክይጋዲለካ ካብ ቢንያም ጥፍእ 😂😂😂
@muluebrhanmengis64
@muluebrhanmengis64 Ай бұрын
3 kemzeshenefe eu amelkitu gin mihayim kulu gizie mihayim eu
@abrahamkidane1771
@abrahamkidane1771 Ай бұрын
ብዛዕባ ኢሪትራ ብቅን'ኢ ሓማቅ ዝዛረብ ዘር'አኻ ምሉ'አ ኣብቲ ኣብቲ ሓልሓል ዝብልን ብዲን ተለብሊቡ ኣብ ዘ'ኣለም ሲ'ኦል አዩ ሰፈሩ አዚ ሰብ ዕይኑ ዝጎልግለ ገጹ ምልክት ናይ ኤድሰ ምልክት ዘለዎን ብጽሕጻሕ ወጽ'ኣት የሽገር ከምዞን ንክነብር የሰሩር ኮይኑ ይስማዓኒ፡
@gebrealaberhane9585
@gebrealaberhane9585 Ай бұрын
Egizabiher Mehiret yewrdelom nezom hemake zizarebu enta nhena fekri yengese ❤🙏
@user-up1qo4fi7c
@user-up1qo4fi7c Ай бұрын
Wedi hagi sebeye ayitibel haki tezareb etimotkea neaka yigberelka bezi awetezuy zeyihigos eyo
@romaweldu2400
@romaweldu2400 Ай бұрын
Hemak zemene nenebesu eyou temelesu zeweredu
@dallastesfalem562
@dallastesfalem562 Ай бұрын
Ezi wedi Haji dbahal si kndey malti eyu nsebat ktsrfn kztln emo hji ka nbiniya mot ymneyelu alo deki shermuta enda bele akiluwo dyu nsebat kbdln ktserfn knebr entay ybhal ezi bini da 1000.000 amet knebr eyu weylukum da ab leli sebat kfue thasbun tzarebun
@user-kc6iz7bp2m
@user-kc6iz7bp2m Ай бұрын
ወዲ ሓጂ ቢኒ ክርስትያን ስለዝኮነ ኢካ ቀኒኢካ መስቀሉ ስለዝተሳለመ ሓሪርካ ድቃላ ናትካ ግበር ነጅስ
@user-lr8ob2xi9d
@user-lr8ob2xi9d Ай бұрын
Bibinyam men zeytahagose eslamay kistanay kulu tehagusu
@abdulazizabdulaziz6557
@abdulazizabdulaziz6557 Ай бұрын
ብ ቢንያም ሓውና ደኣ ብጣዕሚ እንበር ተሓጊስናን ኮሪዕናን። ለይትን መዓልት ጸሎት/ዱዓ/ ንገብረሉ ብሰላም ምስ ሙልእ ጥዕንኡ ብዓወት ክምለሰና። ዘረባ ወዲ ሓጂ ምስ እምነት ኣይተላግቦ ዝሓወይ፣ እዚ ሰዲ ዘረባ ንዐኡውን ኣይጠቅሞን እዩ።
@user-kc6iz7bp2m
@user-kc6iz7bp2m Ай бұрын
@@abdulazizabdulaziz6557 እንቋዕ ተሓጎስካ ኣነስ ንወዲ ሓጂ የ ንዝኮነ ካልእ ኣይተንከፍኩን ብሩከይ
@Lemmeyoh4312
@Lemmeyoh4312 Ай бұрын
He's jealous he's bipolar
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 Ай бұрын
ወዲ ሐጂ ጀልጃል ኪድ እንዶ ሳፋኻ ሰፊፉካ ደቅስ ጀልጃል።
@user-xo1yc7bs1o
@user-xo1yc7bs1o Ай бұрын
አታ አዝይ ድያቆን አዚ ፅሉል አዩ ።
@user-uu5pq7wv6g
@user-uu5pq7wv6g Ай бұрын
😢ዋይ
@selfreliance8999
@selfreliance8999 Ай бұрын
ወዲ ሐጂ ምስ ሱዕዳውያን አሰብኡት ዝድቅስ ዓጋመዩ 😂😆🤣
@nuriatahir6830
@nuriatahir6830 Ай бұрын
Gis donkuro rise mlhas afka akibe
@yonasmehari7822
@yonasmehari7822 Ай бұрын
ወዲ ሓጂ ደንቆሮ ኣብቲ ዝተዓወትሉ ግዜ ንኤርትራ ነጥብታት ይቁጸረላ እዩ፡ነጥብታት ስለ ዝተኣከብ ኸኣ ሕጂ ኣብ world championship ኤርትራ ክትሳተፍ እያ፡ቢኒኣም ደኣ ንሃገሩ ንኣፍሪቃ ዓወት ኣመዝጊቡ።
@user-fs4rg6jw6p
@user-fs4rg6jw6p Ай бұрын
ፖለታከኛ እየ እንተልካና ጉዳይ ፖለቲ ትግራይ አቀሚጥካስ ጉዳይ ኤርትራ ተንትን ጉዳይ ትግራይ ግበር ሕዝበመ አተባልዑ ነይዚ ኢትዩብ ወናኒ
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
1st know the meaning of media..🧠👡
@wediande-cu1un
@wediande-cu1un Ай бұрын
እዚ ድዛረብ ዘሎ ገጹ ይኽፈት ንኤረትራ ዝውኽል ኣይኾነን
@abdulazizabdulaziz6557
@abdulazizabdulaziz6557 Ай бұрын
ሙሉጌታ ሓዉ ንሰልጠነ እዩ።
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Ай бұрын
ወዲ ሐጂ ነፋጥ ብተንኮል ብቅንኢ ሐሪሩ ዘኽዝን ፍጡር እዞም አጋመ ዝብሉ ዘለዉ ሰላም አለርጂክ ዝገብረሎም ሰይጣን ዝሐዘሉ መጣቆሲታት ስለዝሆኑ ተጋሩ አይትገደስሎም ከም ሰብዉን አይትርዓይዎም ካብ ባሐሊኡ ደጋሚኡ እዩ ዝበሐል ብደዎም ዝሞቱ ኢልኩም ሕለፍዎ ንሕና ኤርትራዊያን ነዞም ከምዚአቶም ዝአመሰሉ ሕሱራት አብ ርእሲ ዓለም ከምዘለዉ አይንሐስቦምን ኢና ጊዜሑም አይትወድኡ ብዝሞቱ ሰባት ተወዲአ ።ተአሊሹ ብቋንቋሑም ቢኒ ዋላኳ ኤርትራዊ ይኹን እቲ ዓወት ናይ ኩሉ አፍሪቃዊ እዩ ንአፍሪቃዊያን ኩርዓትናዩ ስለዚ ኩላትና እንቋዕ ሐጎሰና ተጋሩ ኢትዮጵያዊያን ኤርትራዊያን ኩሉ አፍሪቃዊያን እንቋዕ ሐጎሰና ዮሃና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
💓💓💓🙏
@Eritreafirst1
@Eritreafirst1 Ай бұрын
ንሰካ ጋሕ በል ቅደሚኡ። ትዝክረ ዳ መለሰ ንኢሱ መይቱ ኢሉ ክወሪ ባ ዕሉ። ቅደሚኡ። ተፍኒዩ ንሰካ ቅደሚኡ ክትከይደ ኢካ ደንቆሮ
@tedroskebede3269
@tedroskebede3269 Ай бұрын
Ata wedi aregit murie wedi haji kesadka ketkuretse eka hade mealti gezieka tetsebe wedi buda togar hangol neska defie zay tebel wedi 10 shermuta kemey riesaka ab kereba gezi yeriana yekewun
@abdulazizabdulaziz6557
@abdulazizabdulaziz6557 Ай бұрын
ብጣዕሚ፣ ናይ ወዲ ሓጂ ነገር ክትሰምዖ እዩ ዘስገድግድ፣ ከምዚ ሰብ ሕሱርን ስድን ካብዚ ሕብረተሰብ ከነርሕቆም ኣለና።
@calebrobel9008
@calebrobel9008 Ай бұрын
You are wright 👍
@gm5215
@gm5215 Ай бұрын
ገጹ እኳ ከመይ ጌሩ ክቐልዕ ግን ፉሉጥዩ ጎንደሬ ክኾን አለዎ
@abdulazizabdulaziz6557
@abdulazizabdulaziz6557 Ай бұрын
ሙሌ ሓዉ ን ሰልጠነ እዩ።
@user-fs4rg6jw6p
@user-fs4rg6jw6p Ай бұрын
ጾሉል ኢካ ወዲ ሐጂ ከልባጥ ንምንታይ ኢካ አታ ናይዛ ኢትቢር ሐማቅ ሕማቅ ናይ ኤርትራ ተቅርቡ ጽቡቅ
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
ዘወር ዘወር ኢልካ እስከ ርአ ብዙሕ ፅቡቅ ትረክብ ኢኻ
@AriamEfrem-yr1vh
@AriamEfrem-yr1vh Ай бұрын
እይትሕሰቦ! ተቓዉሞ፡ ኣይትሕሰቦ! ርእስኻ ነቒዑ ከይህሉ ግን ሕክምና ኪድ በሎ በጃኻ! እንተዘይኮይኑ ግን ቢንያም ኣይመውትን እዩ፡ ንሱ ግን ብቐጥታ ሂወቱ ከሕልፍ ክንርእዮ ኢና።
@NahomRasi
@NahomRasi Ай бұрын
Eireatrawi tetekew niru kemzi ayemblen eti haqena ertirawi kemzi ayblen ayo
@user-uv7qp4ms2e
@user-uv7qp4ms2e Ай бұрын
ንምንታይ ግን ብዛዕባ ሃገርኩምን ፡ ህዝብኹምን ዘይትዛረቡ ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ኤርትራ...ኤርትራ ን ኤርትራውያም ብ ኤርትራውያን። በጃኹም ኣፍኩም ሓዙልና።
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
ሰክቲ😀😀😀
@user-nm5vr8te2e
@user-nm5vr8te2e Ай бұрын
እዛ ሰክት ዳኣ ካብ መን ተማህርካያ ወደይ 😅😅😅😅​@@HgushG-hope
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
😀😀😀ካብ ጎረቤት
@user-uv7qp4ms2e
@user-uv7qp4ms2e Ай бұрын
@@HgushG-hope እሾኽ ጎሮቤት ኢኹም እስኻትኩም ቆንዳፋት።
@tiebedebesay8448
@tiebedebesay8448 Ай бұрын
Mehret yewrdlka haweyy
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 Ай бұрын
Ayyy wedi haji da maze ke tsbuk tezarbu yeflit nezkone seb zyherdwo zyketlwo eyu zbel
@AriamEfrem-yr1vh
@AriamEfrem-yr1vh Ай бұрын
እቲ ፖሊሲ ውን ባዕሉ ዝነደፎ እዩ ዝመስል፡
@Lemmeyoh4312
@Lemmeyoh4312 Ай бұрын
You don't know about the Bible
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
i know but ክንዲ ድያቆን or ሓደ መንፈሳዊ ሰብ ግን ኣይፈልጥን
@jemilasuleman2399
@jemilasuleman2399 Ай бұрын
He is dam edit why did he say sad
@ZnabGerie
@ZnabGerie Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v Ай бұрын
ኣይ ድሁል እካ ንስካ ሰበይታይ እዚ ኢልካ ትዝርግሕ መእከቢ ላይክ አይትግበር ok ክርስትያን እንተኮይንካ ለ ሃይማኖትካ አይተቃልል
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
ሰክት 🧠👡 ኩሉ ምስ ሃይማኖት ኣይተተሓሕዙ
@AriamEfrem-yr1vh
@AriamEfrem-yr1vh Ай бұрын
ናብ 666 ባዕሉ'ዶ ኣመዝጊብዎ ይኸውን?
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
😀😀
@user-xo1yc7bs1o
@user-xo1yc7bs1o Ай бұрын
ካባ ፃጋመ ዘይውለድ አይችዋን
@user-du3so7wh8v
@user-du3so7wh8v Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@WintaGrmay
@WintaGrmay Ай бұрын
Wedi hataf
@weldezghiseghid7061
@weldezghiseghid7061 Ай бұрын
Ezi wedi deyakon deu welas entay eu maer kendzi zerba eti resu nay behaki esrh deu..mehrt yewerdlu...anta wedi alem bini bini eya tebll zella ab lebka temlss ezi tezarbo zelka wedi 2 amt abzi lomi gez ay zarbon eu temls ab lebka
@MeronZetewahdo
@MeronZetewahdo Ай бұрын
ንእሽተይ ኣያ ተኸስተ kkkkk
@ConfusedBoxer-zs1br
@ConfusedBoxer-zs1br Ай бұрын
Balege kenate
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Ай бұрын
Nepona dawiet ngadan mesketlo tezmuru bebeba bebtkiristn tebaruku weid haji nefait taspu
@luwamluwamino3545
@luwamluwamino3545 Ай бұрын
666 da nska endika 3 maletu ka aye wedi ehti mariyam si fuluy eka
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq Ай бұрын
Nay jedidas eti eti bjahra zetfo genzeb yu zebesachiwo zelo 😂😂😂😂😂
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
😀😀
@meazaeyab4380
@meazaeyab4380 Ай бұрын
Abet aseyyyy nselam nxewea bjakum SEB tekalabtu siqilkum mas Medea mexeaka Kem Des zelekum Ay yzarebu hiwket
@meazaeyab4380
@meazaeyab4380 Ай бұрын
Abey znebere EU antum Hgush Hawey entay EU aynet SEB EU sektu Halewlow yblu wrdetka Rea husurat kidu dyablos belom ayey abakum yelon Bin Anbesa Lezeyt menatert (2) sheweate yedlyom Alo Hgush Hawey kkkk🙏❤️🙏❤🙏❤👍👍👈
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
ሓቂ እዩ ሓቂ እዩ😀😀🤝
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Ай бұрын
Kinie zeygebro zeyele. Kinie seb yiketil eyu.
@user-up1qo4fi7c
@user-up1qo4fi7c Ай бұрын
Nahatka sibket kentu eyu ginake nisu yikna ayio biselam niadu yimleso
@hanadelila7240
@hanadelila7240 Ай бұрын
Eway anta hased bouda neakan kemka zamselu saytaweni gaxkum trehaq egzabher yfradkum anta gahxax hsanfat gemal
@werkelulwerka
@werkelulwerka Ай бұрын
Ata bejakuim men ytefo ezi ruey gega eyu medhane alem.kmse kelo.hanti kela hasab emberke emniet krekieb dye elu tefatna mekeletafe eyu mechiem
@Lemmeyoh4312
@Lemmeyoh4312 Ай бұрын
I have not teaching about God you don't know God
@azmeratuccu9108
@azmeratuccu9108 Ай бұрын
ፈኪስ
@hfgsdfhdhh9922
@hfgsdfhdhh9922 Ай бұрын
ቤተክርስትያን ጌጋ ካል ጸሎቶም ክገብሩ አለዎም ክደይ ብባሕሪ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ዝጠፍእ ዘሎ ጸሎት የድልዮ ንባዐል ናይ አስፖርቲ ጸሎት ክገብሩ ካብዚ የድሕነና
@teswedi4033
@teswedi4033 Ай бұрын
Suk bel seytsn
@RutaRuta-c3i
@RutaRuta-c3i Ай бұрын
Arestika kale hasotka ke ykxl
@HgushG-hope
@HgushG-hope Ай бұрын
What's wrong with🤔...check the topic on wedi hajis speech
@abdulazizabdulaziz6557
@abdulazizabdulaziz6557 Ай бұрын
​@@HgushG-hopeኣብቲ ኣርእስትኻ ኣስላም ንቢንያም ዘብል እንታይ ኣለካ? ወዲ ሓጂ ንሃይማኖት ኣይውክልን እዩ።።
@suleimansafi407
@suleimansafi407 Ай бұрын
ኣየ ትግራዎት ክፉ ኣት ፍጥረት ። እስኹም ኣብ ዓለም ስቓት ኣብ ሰማይ ድማ ስቓይ ይጽበየኩም ኣሎ ።
@wedigermen2776
@wedigermen2776 Ай бұрын
ዲያቆን ሐጥያት shooting say language
@merahawittesfaxon772
@merahawittesfaxon772 Ай бұрын
😂ዓለማዊ ሓጥያት ትሕዝን ሃውታትያ
@merahawittesfaxon772
@merahawittesfaxon772 Ай бұрын
😂ዓለማዊ ሓጥያት ትሕዝን ሃውታትያ
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Ай бұрын
ኣንታ ኩሎም ምስሕነትካ ⁶668 +,2iyom
@genetteagayaraya8015
@genetteagayaraya8015 Ай бұрын
qaneka.ek.seq.bal.hasd
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 13 МЛН
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 4,3 МЛН
ባርያዉ ኣቦ ዲሽቃ ስለምንታይ ዓርሱ ኣጥፊኡ #tdf #target_media
8:20
TARGET - Media - ታርጌት ሚድያ
Рет қаралды 15 М.
New Eritrean Comedy 2024 - Mehalti ( መሓልቲ ) | Part 1
36:35
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 48 М.
ጥባሕ ጥባሕ ብጣሕ ብጣህ ኮይና
18:16
Bakri Humed
Рет қаралды 75 М.
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 13 МЛН