ካብ ዓለም ዝተኸወለ ሓበሬታ ናይዚ ሓድሽ ለበዳ Mpox

  Рет қаралды 78,076

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

#eritrea #tigray #tigrigna #mpox

Пікірлер: 411
@yeyawit
@yeyawit 22 күн бұрын
ኣጆኩም ኣይትጨነቑ ፈጣሪና ልዕለና ንነብስና ኢዩ ዘፍቅራ ጽሎት ንግበር ጥራይ
@Debreizen
@Debreizen 21 күн бұрын
@@Godislove798 🤣
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 21 күн бұрын
​@@Debreizenaye Abuar Adna kea😅
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 21 күн бұрын
እሞ እቶም ዝሓምሙ ዘለው እግዚሄር ኣየፍቅሮምን ማለት ድዩ?
@user-yq3ip6rn4d
@user-yq3ip6rn4d 21 күн бұрын
​@@user-iw8mp1oe3e gisssss senef😢
@ephremtsegai9398
@ephremtsegai9398 21 күн бұрын
ኤውሮጳ ዘለኣኩም ተጠንቀቑ ገዛ ገዛ እንዳኸድኩም አንስቲ ሰብኡት አይተናውጹ ዋላ ሕራይ እንተበላኹም ስራሕ ምስከዱ ሰብኡተን።
@danielberhane327
@danielberhane327 21 күн бұрын
ዶ /ር ሻሮን ጽቡቅ ኣቀድምካ ምጥንቃቅ ትገብርዮ ኣስተምህሮ ኣዚና ነመስግነኺ ❤
@YemaneEzaz
@YemaneEzaz 22 күн бұрын
እተኹርዒ ሞያተኛ ዶክተር ኢኺሞ ደስ ይበልኪ ብኣኺ ሕጉሳት ኢና ኤርትራውያን
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 20 күн бұрын
ሞያተኛ ትግሪና ድዩ ሕጂ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 19 күн бұрын
Tgrina kea tigrigna diyu. Meharuna eske qalat ayt'araryu​@@tigrignaculture1555
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 19 күн бұрын
Tgrina kea tigrigna diyu. Meharuna eske qalat ayt'araryu​@@tigrignaculture1555
@kokebgebremariam3140
@kokebgebremariam3140 17 күн бұрын
@@tigrignaculture1555balti moya elka or elki meram ayhayshin Tigrigna ekelye bahali or bahalit 😂😂😂😂
@kedanegebreselassie3302
@kedanegebreselassie3302 22 күн бұрын
ሳሮነይ፡ሓፍቲ፡ሃብቲ፡ተባሂሉ፡ዝተመሰለ፡ምስላ፡ልክዕ፡ብልክዕ፡ንዓኪ፡ዝምጥን፡እዩ፡ከቢርኪ፡ንበርለይ፡ሓበን፡ህዝባ፡ምርቅቲ፡ፍጥረት፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@God-db9vp
@God-db9vp 22 күн бұрын
ንምዕራባውያን ፖለቲከኛታት ምእማን ማይ ምሕቋን እዩ።. ኣብ ኣምላኽ ጥራይ ንእመን።
@dinglmaryameyadegoytay9328
@dinglmaryameyadegoytay9328 21 күн бұрын
❤❤❤❤
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 21 күн бұрын
Absolutely ❤
@teshayearaya1712
@teshayearaya1712 14 күн бұрын
እሞ ን ሻእብያ ንእመን ምእራባውያን ፖለቲከኛታት ጠሚካ አሪዝካ ከለካ ጠጠው መበሊ ጎቦካ ተእርፈሉ ዘይነበርካ መእቆቢ ሂቦምካ አብ እዶም ኮናካ ነዚ ገስረጥ ክትዛረብ ፈቂዶምልካ
@salemsalem1367
@salemsalem1367 22 күн бұрын
የቀንየልና ዶክተረይ ኣዚና ኢና ነመስግነኺ ነዊሕ ዕድሜ ይሃብኪ አሜን 💗❤️💗❤️💗❤️💗❤️💗
@senaitbrhane6448
@senaitbrhane6448 21 күн бұрын
Thank you doctor for your information ❤❤❤
@weldemaikwelu8671
@weldemaikwelu8671 21 күн бұрын
እታ ሓደ ምስ ሓደ ሓንቲ ምስ ሓንቲ ዝበልክያ ኣይቅቡልን እዩ ነውሪ እዩ ። ሓደ ምስ ሓንቲ ጽናዕ በልዮ ❤
@Hallelujah.-
@Hallelujah.- 20 күн бұрын
1ይ ጴጥሮስ 1:15-16፤ ኣነ ቅዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ፡ ዚብል ጽሑፍ ስለ ዘሎ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩምውን ብዅሉ ንብረትኩም ቅዱሳት ኩኑ።
@Mamitey-k4b
@Mamitey-k4b 21 күн бұрын
ስቅ ኢልካ ዩ ሎሚ ዘመን በብዓይነቱ ሕማም እንዳኣምጽኡ ሰብ ንከይቀስን ዩ ቲ ዕላማ 😂😢 ኣምላኽ ጥራሕ ምሕረቱ ይልኣከልና ❤
@user-qe7ce8bb5h
@user-qe7ce8bb5h 21 күн бұрын
as usually for giving us such important information I really appreciate you Dr Saሮነይ I am thankful to have you as a 🇪🇷❤️ Sister 🙏👌💯🇪🇷❤️🇪🇷
@tewahdo-y5r
@tewahdo-y5r 22 күн бұрын
የቀንየልና ዶክተረይ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@segeneasmara596
@segeneasmara596 21 күн бұрын
Thank you ትሕብዮ ሐበሬታ ብታዕሚ ተቃሚ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኪ 🙏❤️
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 21 күн бұрын
Thank you, Dr for your helpful information. You are helping your people in your language more than you can imagine. God bless.
@ብርሃን-መ9አ
@ብርሃን-መ9አ 21 күн бұрын
ዶ/ር እግዚኣብሄር ይባርኽኪ፣ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ርጡብ ሓበሬታ ክትረክብ ዝከኣል ኣይኮነን። ብዝኾነ ነቲ ናይ እግዚኣብሄርን ሰብን ልቢ ዘሕዝን ዘሎ ንጥፈታት ግብረ ሶዶም እግዚኣብሄር ቅልጽሙ ከልዕልን ከጽርዮን ጊዜኡ ዝኣኸለ’ዩ ዝመስል። ስለዚ :- ክንዲ ተጠንቀቑ 👉"ተመለሱ" 👉"ካብዚ ጽዩፍ ልምዲ’ዚ ውጹ" ክንብል ጊዜኡ እመስለኒ።
@mihrethaile6572
@mihrethaile6572 22 күн бұрын
I was waiting for you to talk on this topic, thank you my beloved. Long live Dr.Sharon
@bahribinam4796
@bahribinam4796 21 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ዶክቶር ሳሮን ኣብ እትገብርዮ ትምህርታዊ መግለጺታት ኣብ ሕብረተ ሰብ ዓቢ ንቓሓትን ፍልጠትን የኻዕብት ከምዘሎ ክገልጽ እፈቱ ። ኣነ ሕቶ ኣላትኒ ንሳ ካኣ ብዛዕባ ነብሰ ጾር ዝኾነት መርፊእ ክትወሲድ ቲኺእል ዶ ፧ #እንተ ሃልዩ ከኣ ዝርዝሩ ንኣፍልጦ #ንምንታይ የ ኣምጽየኤያ እዛ ሕቶ ሓንቲ ቤተሰብ ነብሰ ጾር ያ መርፊእ ክትዊጊኢ ኢሎምኒ እቲ ትውጎኦ መድሃኒት ውን ኣይፈለጠቶን ። ግን ነቲ ቆጸራ ነጺጋቶ ካብ ፍሪሒ ዝተላዕለ ማለት ዩ። #ብሓፈሻ ክሕተት ዝግብኦ ዝተረፈኒ መሊኢኪ ንኩለን ኣፍልጦ ደቂ ነስትዮና ክሰፊሕ ኣገዳሲ ሰለዝኾነ ግዜኺ ሂብኪ ትምህርታዊ ዕቤት ብምቕራብኪ ምስገና ዝግባእ ዩ እሞ ሰሰናዩ ።
@michaelandemariam2270
@michaelandemariam2270 21 күн бұрын
I appreciate Dr Sharon may God bless you🙏
@saronkidane9614
@saronkidane9614 21 күн бұрын
የቀንየልና ዶክተር ሻሮን ሃፍትና ሰለቲ ቅኑዕ ሓበሬታኪን ተገዳስነትክን ❤❤❤
@genetyohanes7935
@genetyohanes7935 22 күн бұрын
Dr. Sharon God Bless you!!! You giving us such important information. Thank you
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 22 күн бұрын
Dr ብሕቂ አምላኽ አባሪኺ ንፍዒቲ ጽብቅ ሕብረታ አዩ
@MacJwan
@MacJwan 21 күн бұрын
We are so proude Saron on you 🇪🇷☘️🇪🇷🙏🏾
@awegeny6875
@awegeny6875 21 күн бұрын
Dr Sharon, your information regarding Mpox is better than big news outlets, thanks Dr Sharon 🙏.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 21 күн бұрын
Thank you so much!
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 21 күн бұрын
Thank you for your clear information kemziteredeani ezi entay yemelktelna ente elna kab higi amlak ms wexana zirekbena meqxaeti miknyatu mejemerta gbre sedomawyan atqiewom dihiru dima fnuw tsotawi so kinferh zeykone zelena kinhirem
@AlemMehtson
@AlemMehtson 20 күн бұрын
Alem. Mehtson አጀኪ ቀጽሊዮ ጽብቅ ትምህርቲ ንመሃር አለና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@kflomdebessay646
@kflomdebessay646 21 күн бұрын
ንዶኩተር ኣድሓኖምን ነቶም ብድሕሪት ኮይኖም ዝልእኹዎ ኣይትእመንዎም ቅድሚ ሕጂ ሰብ ኣጥፊኦም እዮም። ክንፈርሕ የብልናን ነቲ ወትሩ ዘይታኽስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሒዝና ንሱ ሓላዊና ንሱ ረዳኢና ፈዉስና ንኽይንሓምም ንኽይንመዉት ክንፈርሕ የብልናን እንታይ ዳኣ ሓጥያት ከይንገብር ቅትለት ምንዝርና ስርቂ ሓሶት ክሕደት ወዘተ ከይንፍጽም ክንፈርሕ ኣለና ነዚ ድማ ፈዉሱ ስግደት:ጾም ጸሎት መድሓኒት ናይ ኩሉ እዮ። ደኩተር ሓብተይ ዓባይ ሰብ
@abigael7333
@abigael7333 21 күн бұрын
ንሓጥያት ፈውሳ የሱስ ክርስቶስ ማእንቲ ሓጥያትና ከምዝሞተ ምእማን እያ ብሩካት
@elsakubrom9607
@elsakubrom9607 21 күн бұрын
100%👍​@@abigael7333
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 21 күн бұрын
የቐንየልና በቲ ንህዝብና ትህብና ሓቤሬታ፡ ❤
@bennyhadgu2208
@bennyhadgu2208 18 күн бұрын
Thanks so much Dr Scharon .❤ God bless you❤❤❤
@Johani2022
@Johani2022 19 күн бұрын
God bless you Dr.Sharon …thanks you for the awesome info ❤❤❤❤
@esayastesfamariam6931
@esayastesfamariam6931 21 күн бұрын
You r awesome & gr8 my fellow Citizen. 10Q 4 ur positive encouragement. ❤ 🎉 🇪🇷
@elsag2834
@elsag2834 21 күн бұрын
መርሐባ ዶክተር ሻሮን ስለ ትምህርና ተፍልጥና ዘለኪ ፍልጠት ::ተባረኪ ::🌹♥️🫶🏻🌹♥️
@asratmebrahtu
@asratmebrahtu 7 күн бұрын
Atom hade sewetawi rekib zegebru nay agziabher meksati eyu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ cabziom yedihinena
@eskandergebregzabher3264
@eskandergebregzabher3264 21 күн бұрын
Doctor, I am your regular listener. Thank you for your suggestions and ideas
@afewerkighile253
@afewerkighile253 20 күн бұрын
ዶክተር ሻሮን ብልጽቲ ሓፍቲ ኩሉ ንሕብረተሰብና ዝተቅም እትህብና ኣስተምህሮ ብልቢ የመስግነኪ ❤❤🙏🙏🙏
@daniture3262
@daniture3262 16 күн бұрын
እንታይ እዩ ብንፅር ክነግረና ክብር ኣቦና ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም መእተዊ ኣርእስትኺ ኣስተኻክሊ ክብሪ ይሃልኺ
@weldum
@weldum 22 күн бұрын
ነቶም ግብረሰዶም ሲ ጽቡቅ ይወድኣዮም
@abielyohannes1231
@abielyohannes1231 20 күн бұрын
Thanks Dr. Sharon for the honest and true professional advice...
@sabatemanumesgina378
@sabatemanumesgina378 12 күн бұрын
Amlak nadnaan nihzbi alemin yiklakelelna 🙏🇪🇷
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 20 күн бұрын
Wawww egziabher amlak mlue mhret yewrdelna kebid gzie u zemenu ymelselna neaki kea mlue edmen tenan yhabki docter nhbretesebna abi tmhrti eki thbna zeleki nberlna❤❤❤
@misszebib3969
@misszebib3969 22 күн бұрын
Juese christ is coming soon 🙏 Revelation 1 ትግ - ራእይ 3: እቲ ዘመን ቀረባ እዩ እሞ፡ እቲ ነዚ ቓል ትንቢት እዚ ዜንብብን እቶም ዚሰምዕዎን፡ ነቲ ኣብኡ ተጽሒፉ ዘሎውን ዚሕልውዎን ብጹኣን እዮም። Thank you for sharing Dr God bless you richly ❤
@michealyohannes3048
@michealyohannes3048 22 күн бұрын
Selam amlak mesaki yekun keberti hafti Doctor Sharon enkuae be selam mexaki
@hannamulugheta4213
@hannamulugheta4213 21 күн бұрын
thank you dr sharon.megesha zhasebna nbaelu ab abi sgat wediqna nerna.eta kntnkeka zelena negirkna aleki.yekenyelna.❤❤❤❤❤❤
@abebatekle2987
@abebatekle2987 21 күн бұрын
Thank you so much for the advice you are giving us 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Brtue
@Brtue 21 күн бұрын
Pride of Eritreans 🇪🇷, ethnically, morality, beuty, charm and knowledge all in one. The one and only Dr. Sharon m so in luv with u❤
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 21 күн бұрын
We r so proud of you for all you do very clear messages .gal Memhr weldu you are like your dad articulate dedicated beautiful woman thanks a million ❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 ❤️
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 21 күн бұрын
Thank you so so much!
@asmeretsyum9940
@asmeretsyum9940 21 күн бұрын
Yes 🎉🎉👍♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷💯
@Aduliss
@Aduliss 22 күн бұрын
ባዕሎም ዝሰርሕዎ ሕማም እዪ ሰብ ምወዳእ ስለ ዝኣበዬም ኮሮና ዝብሃል ሕማም ወን ኣይነበረን ንዓለም ክቆጻጸርዎ ኢሎም እዬም መኽተባ ክኸትብዎ ስለ ዝደለዩ እዬም
@God-db9vp
@God-db9vp 22 күн бұрын
ትክክል.
@1999RobelTe
@1999RobelTe 22 күн бұрын
Yep
@hel-fb9sg
@hel-fb9sg 21 күн бұрын
100% haki eu seb nekayweld zegbrwo zelo eu
@kinfemanna5574
@kinfemanna5574 10 күн бұрын
ANBESA GUALEY. GID BLESS YOU!!!
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 20 күн бұрын
Lord Jesus protect the nations by your mercy God bless you Dr Sharon for the information 🙏
@user-kp5hw7vl4s
@user-kp5hw7vl4s 19 күн бұрын
Tanku god bless you dr🙏🙏🙏🙏
@betty1252
@betty1252 21 күн бұрын
Thank you so much Dr Sharon you made it clear to us, God bless you more and more my beloved sis🥰🙏.
@beryeshikor5783
@beryeshikor5783 13 күн бұрын
Amlak mlue tenan selamn yhabki kemaki zbelu yebzhalna ❤❤
@genetalem8059
@genetalem8059 21 күн бұрын
እግዝአብሄር አሎ ዘያንቡሩ እንተገበርካ ሰዶም ጎምራን እዩ እቅረያበለልና ጎያታ ደ/ር
@noahdawit9608
@noahdawit9608 20 күн бұрын
ዶክተር መጀመርያ ኣባኽን ኣብ መደባትክን ዘለኒ ኣድናቖት ይገልጽ። ከም ዝፍለጥ ሓደ ዶክትሬት መዓርግ ዝበጽሐ ሰብ፡ ቅድሚ ምምራቑ ናተይ ዝብሎ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ምስ ዘቕርብ እዩ። ድሕሪ ምረቓ፡ ኣብ ስራሕ ዓለም'ውን ካብ ዝተማህሮ ብምብጋስ፡ ዘሎ ሓድሽ ክስተት፡ ብምጽናዕ ምስ ተመኩሮታቱ ብምዝማድ፡ ናተይ ዝብሎ ርድኢት ብምሓዝ እዩ፡ ኣብ ስርሑ ዕውት ዝኸውን። እዚ ሕጂ ኣቕሪብክዮ ዘለኺ መደብ፡ ጸብጻብ ናይ ውድብ ጥዕና ዓለም እዩ። ከም ዘለዎ ድማ ኢኺ ኣቕሪብክዮ ዘለኪ፡ ስለዚ ኣብዚ መደብ'ዚ ዝገበርክዮ ፍሉይ ነገር፡ ካብ እንግሊዝ ናብ ትግርኛ ምቕያርኪ ጥራይ እዩ። ኩሉ ግዜ ናቱ መጽናዕታዊ ዘየቕርብ ምሁር፡ ትርጁማን እዩ ንዓይ። ከም ኣብነት ክጠቕሰልኪ፡ ዶር ኣፈወርቂ ኣብ ግዜ ኮሮና፡ ነቶም ሽዑ ዝተቓወምና ብምንሻው "ተኸተቡ" እንዳ በለ ይጉስጉስ ነይሩ፡ ሕጂ ግን ናቱ መጽናዕቲ ምስ ገበረ፡ "ኣይምተኸተብኩን ነይረ" ብምባል ቪድዮ ሰሪሑ፡ ዘርጊሑ ኣሎ። ስለዚ ካብዚ ነገር ተሞኪርኪ ንዓኺ ክብሪ፡ ንሕብረተሰብ ከኣ ዝጠቅም መደብ ሒዝኪ ክትምለስና ብዓል ምሉእ ተስፋ እየ። ሓንቲ ንመጽናዕታዊ ጽሑፍ ከተበግሰኪ እትኽእል ሕቶ ክትምልስያ እንተ ፈቲንኪ እንታይ ክብል ደልየ፡ ወይ'ውን እንታይ ሞርትዖታት ሒዘ ይዛረብ ኣለኺ ክበርሃልኪ ይኽእል ኢለ ይግምት። WHO ዝብሎ ዘሎ፡ ከም ዝተኸተብካ መረጋገጺ ዝኸውን፡ ኣብ ኢድካ ዝጥቃዕ ችሮቶ መሳሊ ነገር ከም ዝቐረበ ይሕብር ኣሎ፡ እዚ ሓድሽ ምህዞ እንታይ እዩ፧ ንምንታይ ዕላማ ይስራሕ ኣሎ፧ ጥቕሙን ጉድኣቱን እንታይ እዩ ብዝርዝር ከተቕርብልና ብትሕትና ይሓትት። ምስ ምሉእ ኣኽብሮት
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 21 күн бұрын
Brkti haftna Dr Sharon edmen tienan yhabki fetari ezi qutie nay amlak eyu xelot eyu zfeteho hatyatna gedifka teareqena goytay.
@bereketewelde5443
@bereketewelde5443 21 күн бұрын
ሰላም ክብርቲ ደክቶር ሻሮን ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትኪ ሰላምን ጥዕናን ይምነ ። ቀጺለ ኣድናቂክን ተካታታሊ መደብክን ምካነይ እንዳሓበርኩ ፡ነዛ ሕቶ ክትምልስለይ ወይ ኣብ መደብኪ ከተቅርብልና ብትሕትና ይላቦ። ኣብ ግዜ ጾታዊ ርክብ ብልዕቲ ናይ ጋልኣንስተይቲ ዘይትርክሰሉ ምክንያት ጠንቅን ፡ ኣፈዋውስኡን ዝምልከት ። ክተቅርብዮ ተኣማሚነ ተጸባዪ ትምርትኪ ምክርኪ ብሰላም ምጽእና
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 21 күн бұрын
It could be dryness or u need to help your mate close body contacts lovely words comfortable take y time not rushing could help time matters ❤
@bereketewelde5443
@bereketewelde5443 21 күн бұрын
@@AT-ut7yx እቲ ሽግር ከምኡ ኣይኮነን ግዜ ወሲድካ'ውን ኣይነዝዕን እዩ ። ዝያዳ ሕክምናዊ መፍትሒ እንተልይዎ ክንጽበያ ኢና
@zewngelmerese8764
@zewngelmerese8764 17 күн бұрын
ዶክተር ሳሪ ወዮ ዳኣ ሳይነሳውያን ኮይንኩም አንበር አዚ ስራሓ ኣምላክ ኢዩ ወዲ ንወዲ ጌጋ ምካኑ አዩ ዘርየኩም ዘሎ ። አቲ ጽሑፍ ካ ክፍጸም ኢዩ ❤❤❤
@rutahagos1514
@rutahagos1514 21 күн бұрын
😱🤔🎉Thanks so much my best Queen 👸🏽 👑💎💐GBU all your family ❤🙏🏻keep going ✌️
@samuelhailu4609
@samuelhailu4609 21 күн бұрын
Thank you. ..for the late information....Sharoney...
@aynalemabrham1790
@aynalemabrham1790 19 күн бұрын
Blessed mor Dr sharon we love you my Sister ❤
@abbyha7518
@abbyha7518 21 күн бұрын
Thank goodness marr 🇪🇷galnan habtnan we so proud you are Eritrea we love you so much sharoney halal ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🏽Ajoki Egzabher msaki yukun 😘😘😘👍🏽
@user-hj8ih1pj8z
@user-hj8ih1pj8z 22 күн бұрын
Thanks d.sharon gn eza nay thayroid hansab eki serhklna tekielky srhlna endegena brazil nut nthayroid khgzena ykeldo entay saebin ke alewo
@Iyassu-k8d
@Iyassu-k8d 21 күн бұрын
Thanks so much Dr Sharon for this educative video!
@amanuel5687
@amanuel5687 14 күн бұрын
ይቀኔልና ዶ/ር ሻሮን ከም ዝበልክዮ ምጥንቃቅ እዩ
@daniture3262
@daniture3262 17 күн бұрын
ብሓቂ ኩሉ ትብዮ ትምህርቲ ጎቦዝን ብልፅትን ዶክተር ኢኺ ንዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ግን ኣክብሪዮ ኣብቲ መእተዊ ኣርእስትኺ ከምዚ ምውቃስ ኾይኑ ንስኺ ዶክተር ኢኺ ንልዕለኺ ዶክተር ከዓን ኣክብሮት ይሃሉ
@merhawitesfamikael3538
@merhawitesfamikael3538 20 күн бұрын
ቀንየልና ዶክተር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@mihretghirmai8011
@mihretghirmai8011 20 күн бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ቀጺለ ከኣ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ። Ovarian cysts እንታይ እዩ ብከመይ ይመጽእ ምልክታቱን ጉድኣቱን ኣፈዋውሱኡን ካልእን እባ ኣስፊሒኪ ግለጽልና።
@salemaraya9182
@salemaraya9182 21 күн бұрын
Dr.Sharon bitaemi agelalixa kemaki yebzihalna bitaemi ena nemesigneki ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AronMikael
@AronMikael 19 күн бұрын
🎉tnx Dr.Sharon. God bless you 🙏🎉🎉🎉
@Men1109
@Men1109 20 күн бұрын
ፈጣሪ የለን ትብሉ ሕጂ እመኑ ተዘይ ኣሚንኩም ልዕሊ ሸይጣን እምበር ትሕቲ ሸይጣን ኣይኮንኩምን።
@kidistiamaniel6524
@kidistiamaniel6524 17 күн бұрын
Thank you for your time ❤️❤️🙏🏻
@WeldemichaelSolomon
@WeldemichaelSolomon 19 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ merhaba Doktere shikor dehaykey Aytehabae kemey Alekey ke buzuh Giziye delyekey neyre BeaGedasie Guday place (3) bezeya dewilley kibrty haftina selamnn tyanan ymineyelkey❤❤❤❤❤❤❤
@TasyRama
@TasyRama 20 күн бұрын
hi dr sharon btaemi eye zekbrkti ms dr rekibi mgbariki ybel ybel
@mebrahtukidane5473
@mebrahtukidane5473 21 күн бұрын
ብልጽት ጽቡቅ ትምህርት
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 21 күн бұрын
♥️♥️♥️♥️ Proud of you Dr.sharon gbu and we make trust only God
@angosomhaile9845
@angosomhaile9845 20 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮ ሓብትና ኣጆኺ በርትዒ
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 14 күн бұрын
Thank you Dr ❤
@danieldttesfaye
@danieldttesfaye 21 күн бұрын
Thank you Dr. As always with great lesson. God bless
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 21 күн бұрын
You are very welcome
@hanamasho3158
@hanamasho3158 21 күн бұрын
Thank you D Sharon ❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g 21 күн бұрын
Yeqenyelna D.sharoney xebqti feteret ❤❤❤🎉🎉🎉edemen tenann yhabki fetari ❤❤❤ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@berekettesfay-k9s
@berekettesfay-k9s 19 күн бұрын
ኤድስ ዓርኪ ረኺቡ
@lovehopefaith7130
@lovehopefaith7130 19 күн бұрын
ሰላም ዶር ሻሮን : ንኹሉ እትህብዯ ትምህርትን ሓበሬታን ከመስግነኪ ይፈቱ : ኣጆኺ ቀጽልዯ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ ! ብዛዕባ triglycerides ድማ ሓፈሻዊ ሓበሬታን ጥንቃቀን ኣስፍሕኣቢልኪ እንተትገልጽልና ሰናይ ኔሩ :: 🙏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hirtichannel694
@hirtichannel694 20 күн бұрын
Xebuke haberta docter shron thanks
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 21 күн бұрын
Thanks sari Haftey ❤❤❤❤❤
@zebibkidane5998
@zebibkidane5998 21 күн бұрын
God blessings Dr sharon timihiritiki nifetwa ana you are Greta ❤
@user-dm7kp4rm2e
@user-dm7kp4rm2e 21 күн бұрын
አዋይ የፍርሓካ አዩ ሞ ኣምላክ ይሓልወና ኣሕዋት
@selamawitsolomon1918
@selamawitsolomon1918 22 күн бұрын
Thank you Dr.ssa ❤
@Million382
@Million382 21 күн бұрын
Dr Sharon good luck to you dr sharon. You good woman 👩 ❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 19 күн бұрын
Tekekel. Eyu. Ahwatey. 🙏👍👌❤️🌿🤔😘🌿
@rafis1966
@rafis1966 21 күн бұрын
Thanks Doc great info as usual ❤
@DanielBrhane-li4tf
@DanielBrhane-li4tf 19 күн бұрын
ዝከበርኪ ዶክተር ይቅሬታ ብዛእባ ኮርኩማ መብርሂ ክትህብና ምስሰናይ ይቅሬታ
@amanuelhaylu4501
@amanuelhaylu4501 20 күн бұрын
Thank you Dr. Sharon🙏
@ghimjabahlbi2938
@ghimjabahlbi2938 21 күн бұрын
🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉 igzabher ybarki sle aglglotki.idmen tonan yhabki jgna D.Shron
@HappyEspresso-oj1yd
@HappyEspresso-oj1yd 16 күн бұрын
Thank you sister
@betelihemghebrehiwet502
@betelihemghebrehiwet502 22 күн бұрын
Thank u so much Dr. Sharon blixtii ❤❤❤❤ God bless u more and more
@mulughetamesfin8173
@mulughetamesfin8173 21 күн бұрын
Hi Dr Sharon can you please make a video about the Tactical X Ab Stimulator. I have seen commercials about it. Thanks a lot
@user-nk2pf1xx4q
@user-nk2pf1xx4q 20 күн бұрын
Shikorina thnx ❤❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 22 күн бұрын
Thank You so much❤❤❤
@a.f.r-jt1hn
@a.f.r-jt1hn 22 күн бұрын
Wowwww thank you so so much Dr.sharon for your more information❤❤
@peaceandlove8007
@peaceandlove8007 21 күн бұрын
Thank you doctor for the clear information
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 20 күн бұрын
Meqrti haftay yeqenitelna ❤❤❤❤❤❤❤
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 21 күн бұрын
የቐንየልና ዶክተር ሳሮን! WHO መሳርሒ ናይ ምዕራባውያን ኢዩ።ንኽትኣምኖም ኣሸጋሪ ኮይኑ ኣሎ።እዚ ርጉም ትግራዋይ ዶክተር ቴድሮስ ድማ:ናቶም የማናይ ኢድ ኢዩ።ገበኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመረ:ኣብ ዓለም ድማ ይቕጽሎ ኣሎ።
@sarahaylay
@sarahaylay 20 күн бұрын
እታ ሃላይ ሌበ ካብ ኤረትራውያን ዝኽፍኣ አሎ ዳዮ አብ ዓለም በላዕቲ ሰብ😂😂😂
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 20 күн бұрын
@@sarahaylay ሳራ:ከልቢ ዓድዋ:ውግሮ ከመይ ቀንዩ ናይ ኣሸንዳ? ትግራዋይ ቀታሊ ዓማጺ ተጋሳሲ ትሕቲ ዕድመ:ተጋሳሲ ኣረጋውያን ኣንስቲ:ፎእ ትግራዋይ ዓሌት!
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 50 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 928 М.
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 6 МЛН
GTA 5 vs GTA San Andreas Doctors🥼🚑
00:57
Xzit Thamer
Рет қаралды 27 МЛН
ምስጢራት እዚ ተኣምራታዊ መስተ!
15:16
Aklilu H.michael
Рет қаралды 20 М.
ንዓይ ገዲፋያ ምስ ኣቡኣ ትዘዉር ዘላ josias denden
25:48
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 50 МЛН