ካብ ኣሜሪካ ክሳብ ኣውስትራልያ ዝሓበራሉ ቀዛፊ

  Рет қаралды 22,778

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 29
@davidehigh6113
@davidehigh6113 Жыл бұрын
I alwas like your way of talking each and every of your documentaries. You are always calm and charm which you controls the consciousness of the listener... so i like that and i want say go head... Do what you think, which is important to your people specialy the brotherhood of Tigrigna speaker! Be psychiatrist❤️
@tedrosalem2712
@tedrosalem2712 Жыл бұрын
Bro ብሉጽ ኣቐራርባ ግን ክትንትን እየስ ኣይትበል፣ምክንያቱ እዞም ከምዚ ትሕዝቶ ዘለዎም : መደባትካ ዳርጋ ኩሎም ቕድሜካ ሓደ መዓልቲ ኣብ Salon tube ብኣምሓርኛ ዝወረዱ እዮም ንኣብነት እዚኣ ትማሊ ወሪዳ ነይራ ካልኦት ዉን ከምኡ ስለዚ ካብ ክትትን ኢየስ ክትርጉም ኢየ ትሓይሽ
@mosay2040
@mosay2040 Жыл бұрын
Fnan nino,nay kedem medebka yu zemhrelka kemztat nay polotic aqarxo please
@geriyzeray9544
@geriyzeray9544 Жыл бұрын
ገውዚ!!
@FeqarNetserab-ks8nz
@FeqarNetserab-ks8nz 2 ай бұрын
ሐራይ ገበርዎም ሊብያውያን ሲ ወላ ይዋድኡ ደቅዛ ከልቢ
@igigvjvi3721
@igigvjvi3721 Жыл бұрын
Well come ❤❤❤
@angosomgdamu3612
@angosomgdamu3612 Жыл бұрын
😭
@mulugetaweldetnsa4267
@mulugetaweldetnsa4267 Жыл бұрын
Welcom fani❤❤❤
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs Жыл бұрын
Welcome fani❤❤❤❤❤❤❤
@habteghebre785
@habteghebre785 Жыл бұрын
Fnan ezi nezom hasadat nay hagerna mikri eka temehalalf zeleka nktinkeku abi meliekti tihb aleka
@justinjoy585
@justinjoy585 Жыл бұрын
Chirchir abede Neto zefreseta Libya entay mermera tedelilu Ane zigermeni natka fnan ezi kulu mitiettawin kufue srah mierababway endafeletkayo kitintno endawealka mis natom liuk weyane miwiganka eyu
@Tsige-cb3et
@Tsige-cb3et Жыл бұрын
niskas hayli. terekibka. kem libya. kitgebra. deykonen. tixer. zelka. gin. NO.MORE. EERITREA WEDI. AFE JIGNA ke. SEB. ALEWA ERITRA. WEDI. ARAIT. KUENTI.
@wedigermen2776
@wedigermen2776 Жыл бұрын
ቀዛፍ ከምዚ ስለ ዝበለ እዩ ተመንጥሉ ይትረፍ ክትብሉውስ ከትሐልሙወ 😂😂
@tesfalemsimon
@tesfalemsimon Жыл бұрын
Kkkkkkkk
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
1. ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኤርትራ ብዙሕ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ናይ ኤርትራን ኣብ ኤርትራ ውን ኣብ ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ዘይሕተሙ ብዙሕ ኣርእስት ታት ኣለዉ። እቲ ዘገርም እዞም ሰባት እዚኦም ነቲ ታሪኽ ናይ ወጻኢ ሃገራት ብኵርዓት ዝምጕሱ እዮም። ገለ ካብዚ ንምጥቃስ ፡ ገለ ተማሂርና ኢና ዝብሉ ኤርትራውያንን ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ንተማሃሮ ዝወሃብን ፡ ብዛዕባ እቲ ናይ ሓሙሽተ ሺሕ ዓመታት ዝገበረ ታሪኽን ቅርስታትን ናይ ግብጺ ፣ ብዛዕባ እቲ ልዕሊ ሰለስተ ሺሕ ዓመት ዝገበረ ታሪኽ ናይ ቻይና ፡ ኢሳያስ ከይተረፈ ኣብ ናይ ለንቀነ መገሻኡ ኣብ ቻይና ብኣድናቖት እተዓዘቦ ፡ ብዛዕባ ናይቲ ኣርባዕተ ሺሕ ዓመታት ዝገበረ ታሪኽ ስነ ጽሑፍን እምነትን ናይ ህንዲ ወዘተ። ኣብ ታሪኽ ናትና ግን ብዙሕ ልዕሊ ሰልስተ ሺሕ ዓመታት ዘቑጸረ ታሪኻዊ ፍጻመታት ፣ እተወቕረ ኣኻውሕ ፣ ዝነበሩ ነገስታትን ሃጽያትን ፣ ባሕረነግስታት ፣ ኣድባራት ፣ ናይ ብራና ጽሑፋት ወዘተ ክዛረብሉን ክጽሕፉሉን ኣይደልዩን እዮም። ካልእ ይትረፍ ሚእትን ሓምሳን ዓመት ዘሕለፈ ፍጻሜታት ናይ ባዕዳውያን ዓረባውያን ግብጽን ወራርን ፡ ኣበዋትና ነዚ ወራር ኣብ ምምካትን መንነትና ቋንቋታትና ኣብ ምሕላው ንዝኸፈልዎ መስዋእቲ ኣብ ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ኤርትራ ኣይዝከርን እዩ። ...
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
2. ... እዞም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣብ በዓል ጉንደት ጉራዕ ጎዳጉዲ ኣንጻር ባዕዳውያን ወረርቲ ዓረባውያን ግብጺ እንተዘይምከቱ ኔሮም ፡ ሎሚ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ወይ ብሌን ዘይኮነ ፡ ከምቶም ከምቶም ኣብ ባርነት ዝኣተዉ ህዝብታት ናይ ካርቱምን ዖምዱርማንን ብዓረብኛ ምደርፍና ምሳዕሳዕና ፡ ጀለብያ ዓረብ ውን ምተጎልበብና ኔርና። ሎሚ ግና ነቶም ኣንጻር ነዚ ባዕዳዊ ዓረባዊ ግብጺ ዝመከቱን ዝተሰውኡን ፡ ይትረፍ ሓወልቲ ኣብ ናይ ኤርትራዊ መጽሓፍቲ ውን ኣይዝከሩን። እቲ ዘገርም ነዚ መስተንክር ታሪኽ ሓቀኛ ተጋድሎ ኣበዋት ፡ ብዙሓት እንግሊዛውያን ፈረንሳውያን ጀርመናውን ኣብ መጽሓፍቲ ሰኒዶሞ ኣለዉ። ኣብ ኤርትራ ግን ናትናን ናይ ገዛእ ርእስናን ስለዘይነኽብር ፡ ኣብ ሃገርና እተሓትመት ሓንቲ መጽሓፍ ውን ንሽም የላን። ንዝኽሮም እንተሃንጸ ሓወልቲ እሞ ብሕልሚ ውን ዝሓሰቦ መንግስቲ ወይ ዉዱብ የለን። ብዛዕባ ውልቀመለኽቲ ናይ ሃገራት ዓረብ እሞ ንፕሮፓጋንዳ ተባሂሉ ክንደይ ብዛዕባ ቱሩፋታት ናይ በዓል ቀዛፊ ፣ ሳዳም ሑሴን ፣ ጋማል ዓብደል ናስር ፣ ሓፌዝ ኣሳድ ተጻሒፉን ተለፍሊፉን እዩ። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 Жыл бұрын
​@@zegdagmawi275 btaemi hayal seb eka. HGDEF kone elom resiomon, kebiromon eyom.tarik hzbi Eritrea kab 1960 tat kem zjimir geyrom eyom serihemo. Kabta kalsi zjemerula. Ezi kea nay communist atehasasiba eyu. Meswaeti kab 60 tat zeykone jemiru, kab kedem tnti 'n hagerom 'n 'n hzbomn, hageromn nmkilikal kefilom eyom. Nsom kea swuat eyom. HGDEF shifta gn meswaeti keb mjmar bretawi kem zjemere geyra eya tekribo. Ezi kea zeykewun, zeymizanawi akaydana eti wudub eyu. Nezom kulom communist dictators kea Abi tarik kemzelewom eya geyra tekribom. Hzbi kea msti cheflaki bahri slta sle zkeyd eyu. Kulu jigninet, mewaetinet bealom hgdef zhanexuwo eyu zmeslom. Slezi b bahriu hzbi Eritrea 'n meswaeti kem jigninet eyu werisuwo xenihu. Mesel mhtat gn bzuh habereta yebleyn.
@merhawiyowhans7887
@merhawiyowhans7887 Жыл бұрын
ኣሞ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መጽሓፍቲ ኣየንበብኩምን አምበር ኣሎ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
@@merhawiyowhans7887 ብዘመን ቅድሚ መግዛእቲ ጣልያን ማለት ቅድሚ 1890 ፡ ብዛዕባ "ኤርትራ" እትብሃል ሃገር ፡ "ኤርትራዊ" ዝብል መንነት ዘለዎም ህዝቢ እተጻሕፈት ሓንቲ መጽሓፍ ወይ ብራና ጥቐስ። እዚ ጽውጽዋይ ኮራክኹር ዓረብ ዘኾምስዕዎ ምህዞ ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ውን ኣይኣምነሉን እዩ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
@@merhawiyowhans7887 ኣብ ኤርትራ ግና መሪሕነት ጀብሃ ኣል ታሕሪር ናቶም ባዕሎም ዘሕተምዎ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም። ንቋንቋ ትግርኛ ንምድኻም ድማ ብዙሕ ስጕምትታት ወሲዶም። እዚ ኩሉ ንኤርትራ ዓረባዊት ንምግባር እዩ ዝነበረ። መንነቱ ቋንቋታቲ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ከኣ ይትረፍ ክመርሕ ከም ዜጋ ውን ብሰላም ከንብረካ ኣይክእልን። "ኢንዶኖዝያ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን። ሶማል 100% ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን። ቱርኪ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን። ኢራን ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን። ኣብ ኤርትራ "ማይኖሪቲ" ውሑዳን ብሄራት ኣስላም ኣለዉ፥ ሃገራዊ ቋንቋ ኤርትራ ዓረብ ክንገብሮ ይብሉ።" ኣቶ ኢሳያስ ብዛዕባ "ትግርኛ ከለዉ ዓረብ ክኾኑ ዝደልዩ፥ትግረ ከለዉ ዓረብ ኮይኖም ንዮ በላ እዛ ትግረ ዝብሉ፥ ኣብ ሂወተይ ክልተ ጊንጢነት ኣጓኒፎምኒ " : ይብል። ብዘይ ብሄረ ትግርኛን ፡ ብዘይ ግቡእ ክብሪ ንቋንቋታት ትግረ ትግርኛን (85% ናይ ኤርትራ)፡ ሃገረ ኤርትራ ትርጉምን ህላወን የብላን። ዓረባውነት መንነት ኤርትራ ኣይኮነን። ብናይ ክራይ መንነት እትምስረት ሃገር የላን።
@brukftwi
@brukftwi Жыл бұрын
Abey emo nezi hangerima esseyas kemue aygebroon
@user-qr2dr3xo7n
@user-qr2dr3xo7n Жыл бұрын
Ajoka hzbi eritrea nqhilkum,
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 Жыл бұрын
ናቶም ሰራሕተኛዮ
@user-tv8wb1bd6e
@user-tv8wb1bd6e Жыл бұрын
Ebey mai tekla ወዲ መድህን 100%100 ናቶም ማሓዮ ።ብ10 ኢደይ ይምሕል ኣንጻሮም ተዝኽውን ኣይኮነን 32 ዓመት ኣብ ስልጣን ኮፍ ክብል 32ሳዓት ኣይመጽንሕዎን ኔሮም ወዲ መድህን ምሽቲ
@ablelomg7913
@ablelomg7913 Жыл бұрын
እንታይ ይብል ኣሎ ፈጺምካ ኣይሰማዕካዮን፡ስእሊ ገዳፊ ኢካ ጥራይ ሪኢካ
@misganapawlos7300
@misganapawlos7300 Жыл бұрын
Qanqakum ysebalq yohotefel hasewti🐒🐒🐒
@tedrosalem2712
@tedrosalem2712 Жыл бұрын
Bro ብሉጽ ኣቐራርባ ግን ክትንትን እየስ ኣይትበል፣ምክንያቱ እዞም ከምዚ ትሕዝቶ ዘለዎም : መደባትካ ዳርጋ ኩሎም ቕድሜካ ሓደ መዓልቲ ኣብ Salon tube ብኣምሓርኛ ዝወረዱ እዮም ንኣብነት እዚኣ ትማሊ ወሪዳ ነይራ ካልኦት ዉን ከምኡ ስለዚ ካብ ክትትን ኢየስ ክትርጉም ኢየ ትሓይሽ
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 10 МЛН
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 25 МЛН
መስደመም ታሪኽ ዘለዎ ኡደይ ሳዳም ሑሴን
19:58
Fnan App Infotech
Рет қаралды 96 М.