ካብ ገጻት መጻሕፍትና፡ ሓጺር ታሪኽ ብላታን ጌታን ሎሬንሶ ታእዛዝ፡ ካብ መጽሓፍ ኢንሳይክሎፔድያ ኤትራና ዝተወስደ ጽሑፍ

  Рет қаралды 3,483

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Күн бұрын

Пікірлер: 6
@berhegerye4431
@berhegerye4431 5 ай бұрын
Bitaemi mesatit tarik He was smart.
@teswedigrma23
@teswedigrma23 5 ай бұрын
ለረንሶ ታኣዛዝ፥ ጸሊም ሰብ ኣገዳሲ ኣይኮነን ንዝብል ብሂል ጻዓዱ፥ ጸሊም ሰብ ክጠፍእ ኣንተ ኮይኑ መጀመርታ ፥ክምቲ ኣብ ጸሊም ሰሌዳ ብጸሊም ቻርኮል ክትጽሕፍ ዘይሬኤ፥ ጸላም ዓይኒካ ውን ብዘይ ቲ ጻዕዳ ክትረኤ ኣይትክእል ኢያ ፥ ጸሊም ክጠፍእ እንተኮይኑ ኣቀደምካ ጻዕዳ ኢካ ክጥጠፍእ ዘለካ ኢዪ መሊሱሉ ነሩ፥
@user-ux8jj7yt6b
@user-ux8jj7yt6b 5 ай бұрын
እዛ ብዝሓደሮ ሕማም ዓሪፉ ትብል ናይ ኢሰያስ ወዲ ብዳማስ ካብ ኣቦታቱ ዝወረሳ እያ፡ ገጾም ትርሓቅ ምድረ ቡዳ
@khalfeyukulu3053
@khalfeyukulu3053 5 ай бұрын
ንኤርትራ እሞ እንታይ ኣበርኪቱ ተደልዬም ኢትዬባዉያን ይዘክርዎ ነታ ሂወቱ ሙሉእ ዝከርተተ እሞ ሕልሙን ቃልሱን ብዉልቀ መላኪ ዝተቆጸየ ኣብ እርጋን ዝርከብ ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ሑቶ ዘይሓተተ ኢልካ ዓገብ ዝበልካዬ ኣለምሰገድ ከ ጅግና ዶ ኣይኮነን ኣብ ዝሓለፈ ቁሉዕ ደብዳቤ ዝሰደድካ ን ሓደ ን ኢቶብያ ዘገልገለ ጅግና ነቲ ፍርቂ ዕድሚኡ ኣብ ቃልሲ ዘሕለፎ ከ ክብረት ኣይግበኦን ዶ። ክትነቅፍ እንተደሊካ ኣብ ጥቃካ ዘሎ ሃይለሚካኤል ሊንጎ ዘይትነቅፍ ንሱስ ተመራማሪ ታሪክ እንድዪ ኣብ ስደት ኮይኑ ትፍኡ ዝልሕስ ንህግደፍ ክኩሕል ልቡ ጠፊእዎ ዘሎ ። ስለዚ መምህር ከም ቀደምካ ካልእ መደብ ምቅራብ ይሕሸካ።
@amantekeste6364
@amantekeste6364 5 ай бұрын
ምናልባት ንምብራህ 1) እዛ ሞዛይክ ቻነል: እቲ ዘንብብ ዘሎ መምህር መኮነን: ናይ በይኑ ሓሳባት ጥራይ ዘዳልወላ ቻነል ኣይኮነትን:: 2) እዚ ሓጺር ታሪኽ ሎረንሶ ኣብ መጽሓፍ ኢንሳይክሎፐድያ ኤርትራ ብኣማን ተኸስተ ዝተጻሕፈት: ኣብኡ ይርከብ:: እዛ መጽሓፍ ንታሪኽ ኣለምሰገድ ተስፋይን ካልኦት 500 ውን ጽሒፋ ሰኒዳ ኣላ:: 3) እታ ንኣለምሰገድ ተስፋይ ትነቕፍ ጽሕፍቲ ብኢዮብ ጸጋይ ዝተጻሕፈት እያ:: ስለዚ እዛ ቻነል ከም መኣዲ ስነጽሑፍ ደኣ ክትውሰድ ኣለዋ ምበር: ኩሉ ዘዝተነበ እቲ ዋና ቻነል ጥራይ ጽሒፉዎ ማለት ኣይኮነን::
@khalfeyukulu3053
@khalfeyukulu3053 5 ай бұрын
የቀንየለይ ተገዲስካ ስለ ዝመለስካ መምህር ሞከነን ከኣ ይቅሬታ
王子原来是假正经#艾莎
00:39
在逃的公主
Рет қаралды 26 МЛН
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 55 МЛН
ኒኮላ ቴስላ፡ እቲ መሃዚ ብዙሕ ርኽበታት
33:25
ጥቅስታት ኣልበርት-ኣንስታይን
7:43
yumun-tube
Рет қаралды 737
እዚ ሰብ ግን መን 'ዩ፧
10:15
Sagla film production
Рет қаралды 59 М.
ኢርዶስ ዝባሃል ሰብ ነበረ
16:46
Mosaic Bahli
Рет қаралды 8 М.