ካብ ሓሰውቲ ነብያት ተጠንቀቑ ብ ዲ/ን አስመላሽ ገ/ሕይወት

  Рет қаралды 23,125

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

Күн бұрын

Пікірлер: 133
@sedatbarkawi
@sedatbarkawi 3 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kale Hewat yesemalena deikone Asmelash hawena 🙏 🙌 🙏 🙌 🙏 🙌
@mizanhabtetsion5332
@mizanhabtetsion5332 4 жыл бұрын
Amennnn qalhiwet yesmalna
@tesfalemfsahaye3675
@tesfalemfsahaye3675 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@letinasandiago2386
@letinasandiago2386 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@amanashebir3004
@amanashebir3004 4 жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmealna
@alganeshshifre3466
@alganeshshifre3466 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna bi agelglot ytsenealna Amen
@coolmom8537
@coolmom8537 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት ያስማልና ድያቆን ሓዉና
@ሂወትደስታጓልትግራይ
@ሂወትደስታጓልትግራይ 4 жыл бұрын
ቃል ህይወት ይስመዐልና
@rahelembaye5197
@rahelembaye5197 4 жыл бұрын
Egzbhar ybarka 🙏🙏🙏
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 Жыл бұрын
Amen amen amen.zmara malakt yasmana.❤❤❤
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣስመላሽ ገብሪህወት ሓውና
@yinges1547
@yinges1547 4 жыл бұрын
Amen 🙏 (3) nber kber Amlak ymesgen neaka zhabena
@hadasmisgina3627
@hadasmisgina3627 Жыл бұрын
እግዝኣብሄር ሃይማኖትና ቅድስቲ ኦርቶድክስ የለምልመልና ዲይቆን ሙሉእ ጸጋ ጥዕና ይሃበልና
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 жыл бұрын
ኣሜን!!!እግዚኣብሄር ይመስገን! ኣሜን!!!ነዚ ክሰምዕ ዘብቃዕኻኒ ልዑል ፈጣሪ ኣሜን !!! ነዚ ዘልኣለማዊ ስንቂ ክንምገብ ዝፈቐድካ ወዲ እታ ለዋህ ወላዲትና ቅድስቲ ቅዱሳን ኣዴና ድንግል ማርያም!!!!! ነዞም ነቲ ሓዲግ ልብና መስመሩ ከትሕዙ ዓረር ዝብሉ ዘለዉ ሊቃውንትና ደው ኣብለልና!!!
@tekleberhe786
@tekleberhe786 4 жыл бұрын
ብሓቂ ኣምላክ ሰማይ ዝተመስገን ይኩን።ንፍዕቲ ጽብቅ ኣገላልጻ ዝሓፍተይ።
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 жыл бұрын
@@tekleberhe786 ክብረት ይሃብካ ሓወይ ናተይ ብልቢ የመስግን።
@rahelembaye5197
@rahelembaye5197 4 жыл бұрын
Amen 🙏💒💕🌷
@gebtsawtigebysawtt1192
@gebtsawtigebysawtt1192 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@natuabraham612
@natuabraham612 4 жыл бұрын
ናይ ሕይወት ቃል የስምዓልና ፍትወይ ዲያቆን ኣስመላሽ እግዚአብሔር መንፈሱ የዕዚዙ አብ ልዕሌካ የፍስስ፡
@abrahamabra2175
@abrahamabra2175 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣስመላሽ ነዓና ክኣ ምስትውዓል ይሃበና ዘቦ እዝን ሰሚዓ ለይስማዕ እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ።
@solomonghirmay3149
@solomonghirmay3149 4 жыл бұрын
Egzabher tsegaka yebzhayo netom nezi kufue hasab tenkol tesekimom zkedu zelowu dma egzabher znshlu gze yhabom
@habtomkesete9725
@habtomkesete9725 4 жыл бұрын
ብሓቂ ወንጌል ንዝሰብኩ ኣቦታትስ ዕድመ ማቱሳላ ይኃበልና።
@debretabortv
@debretabortv 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዲቆን ሃወይ
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያ ኣስመላሽ ሓወይ።
@elk5824
@elk5824 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ዳቆን ሓዉና ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ ኣሜን ኣሚን ኣሜን
@temesgenamlakey611
@temesgenamlakey611 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna.Ehziabher xegu yebzhelkum nbetelkrstyana mrggae nmemena dma tegstn blhen ýadlena .Egziabher amlakna amen.
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ዲያቆን ሐውና ነዓካትኩም ኣነቃቅሑ ዝመሃረና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን። ነስተውዕል ህዝበ ክርስቲያን ።ቁሪ ናበይ ደሊካ ናብቶም ኩድናት እቶም ዕሩቃትከ ንሳቶም ዳኣ ትሑዛት እንድዮም በለ ይብሃል ።ስለዚ እዞም እግዚኣብሔር ዝመረጾም ኣሕዋትና ንዓና ከረዱኡ ለይትን መዓልትን ይምህሩና ኣለው። ስለዚ ኩብራት ህዝበይ ኣስተውዕሉ ሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮነ ብተግባር ንመላለስ ። ካብ ሐሰውቲ ነብያት ንድሐን። እዞም ሰባት እዚኣቶም ዝነጸፈ ዓይነ ማይን ህቦብላ ዚክብክቦ ግመን እዮም፥ ናኣኣቶም ግብ ዝበለ ጸልማት ዘለኣለም ተኣኪብሎም ኣሎ። ንሳቶም ንቶም ኣብ ስሕተት ካብ ምንባር ብቐረባ እዋን ዝመለቁ፥ በቲ ከንቱን ትዕቢት ዝመሎኦን ዘረበኦም ገይሮም ብክፍእ ትምኒት ስጋን ብርክሰትን ይሐባብልዎም ኣለው። ዝተሳዕረ ሰብ ባርያ ናይቲ ዝሰዓሮ እዩ ዝኾውን፥ ንሳቶም ግና ግዛእ ርእሶም ናይ ክፉእ ኣመል ባሮት ከለው ሐራ ኽትወጹ ኢኩም እናበሉ የተስፍውዎም ። ከመይ ሰባት ንጎይታናን መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብምፍላጥ ካብ ርክሰት ዓለም መሊቖም፥ ከም ብሐዱሽ ብኣኣ ተጠሊፎም እንተ ዳኣ ተሳዕሩ ካብ ቀዳማዮም ዳህራዮም እዩ ዚገድድ። ንሳቶም እናፈለጥዋ ኻብቲ ዝተዋህቦም ቅዱስ ትእዛዝ ንድህሪት ካብ ዝምለሱስ፥ ነታ መገዲ ጽድቂ እንተ ዘይፈልጥዋ ምሐሾም ነይሩ። እዚ ኸኣ እቲ ከልቢ ናብ ትፉኡ ተመልሰ ከሙኡ ኸኣ ሐሰማ ተሐጺባ ኣብ ጸብሪ ኣንገርገረት ዚብል ምስላ ሐቂ ከም ዝኾነ የረድእ። 2ይ 2፥17-22 ብድጋሜ ዝከበርካ ህዝበ ክርስቲያን ሕጂከ ግዜካ ኣብ ክርክር ዲካ ክተሕልፎ ወይስ ናብ ድሕነት ኢካ ትጋየ? ምክንያቱ ትንቢት ክፍጸም እዩ ። ኣብ መንጎ ደቂ ሰባት እካ እንተ ተጣራጠርና ሉኡል እግዚኣብሔር ዝብለና ግን ክፍጽም እዩ።ኣምላክ ነቲ ዘመን ድንቁርና ሸለል ብምባል ኣሕሊፍዎ እዩ ሕጂ ግና ኣብ ኩሉ ዓለም ንብዘሎ ሰብ ኪንስሑ ኣዚዙ ኣሎ። በቲ ንሱ ዝሸሞ ሰብእይ ገይሩ ንዓለም ብጽድቂ ዚፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ኣሎ፥ ነዚ ንኩሉ ስብ ዘረጋገጾ ነቲ ዝሐረዮ ሰብእይ ካብ ምውታት ብምትንሳኡ እዩ።ግሐ 17፥30-31
@hirititesfagabir862
@hirititesfagabir862 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ
@natsnettsegai3078
@natsnettsegai3078 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓውና።
@entenfakersientaykonmukena9654
@entenfakersientaykonmukena9654 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን እግዚኣብሔር ዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባርኽ።
@yosiefabrha7786
@yosiefabrha7786 4 жыл бұрын
Yhuda malet temesgen malet eu ab adna temesgen zbhal sm yelen hzbna amen tray autbelu mermru.
@efratayewhanss2503
@efratayewhanss2503 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hewet yemalna
@healthjar1
@healthjar1 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና
@medhaniebrhane5287
@medhaniebrhane5287 4 жыл бұрын
ኣምላክ ጽላሉ የንብረልካ ድያቆን መምህረይ ነዓና ክትብል ኣድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@luwamkibreab1654
@luwamkibreab1654 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ኣስመላሽ ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸገኡ የብዝሓልካ ፡፡
@samiigrmay4349
@samiigrmay4349 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ እግዚአብሔር ጸጋ የብዘሓልኩም
@berihubahlbi2723
@berihubahlbi2723 4 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመኣልና እ/ር ጸጋ የብዝሓልኩም
@nahomsamuel8630
@nahomsamuel8630 4 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalna diyakon hawena xega ablili xega yeadilka behaki libka zitnkfe
@mirafokbatsion9175
@mirafokbatsion9175 4 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesimealina xegu yebzehalika Egzabhier amlak des zebl wenigl
@kuromgebremedhn8196
@kuromgebremedhn8196 4 жыл бұрын
ብሃቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሃወናን መምህርናን ብድጋሜ ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት እድሜካ ይባርከልካ
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna eza mezmur eba zkeal entekoynu sdedulna fuquratey
@Natsa_1
@Natsa_1 4 жыл бұрын
ዘይተበከለ ስብከት ናይ ድያዮቆን ኣሽመላሽ ጥራይ እዩ ነዓይ ብስርዓት ብኣፍልጦ ብተመስጦ ዝምህር ልብካ ዝትንክፍ ❤👈ድያቆን ሓወይ ኣይተስተዋሕዳ እዛ ፍዮሪ ነዓካ🌹🌹🌹👈
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 4 жыл бұрын
ክክክክክ ኣምላኽ ተቀብልዮ ኣሎ
@Natsa_1
@Natsa_1 4 жыл бұрын
@@bahlbisbhatu2368 ትግርኛ ጸሓፍ ኣይተረድኣንን ክቡር ሓው
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 4 жыл бұрын
ማለተይስ እታ ፍዮሪ ኣምላኽ ከም ዝሃብኻዮ ገሩ ተቀብልዮ ኣሎ ማለተይ እየ። ይቅሬታ
@Natsa_1
@Natsa_1 4 жыл бұрын
@@bahlbisbhatu2368 ንኣዚካ ትፈትዎ ህያብ እዩ ብካልእ ተረዲአዮ እግዚአብሔር ንኩልና ይቅረ ይበለልና
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 4 жыл бұрын
@@Natsa_1 ኣሜንን
@freweyniteklemariam1247
@freweyniteklemariam1247 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen KAL hiwet ysmealna nay agolgulot zmenka ybarkelka
@luwamteklay4001
@luwamteklay4001 4 жыл бұрын
kale hiwet yesmalna dyakon hawna nay agelgulot zemenkum ybark Amlak
@awethaile2307
@awethaile2307 4 жыл бұрын
Amen (4) Qale hiwet Yesmealna 🙏💒✝️❤️
@priceless9650
@priceless9650 4 жыл бұрын
Amen quale hiwet yesmalna kubur memhrna . Kemzi Gerqum glxi meharunu
@zenawighenet5527
@zenawighenet5527 4 жыл бұрын
Amen kale hiwet yemalena 2 kifal sdedeluna
@elsatesfay759
@elsatesfay759 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna D/Q hawey. edmen tenan dema yehabka ftare kulu alem.
@tirhastewolde3695
@tirhastewolde3695 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏☦️💯deacon may God bless you with long health life !!!!!
@eritreaalemey4853
@eritreaalemey4853 4 жыл бұрын
Amen Qalehiwet yesmailna Amen Amen
@ebrhaimkilifa7325
@ebrhaimkilifa7325 4 жыл бұрын
tewoldetewoldet rrrrrrolde u
@teamehaile7097
@teamehaile7097 4 жыл бұрын
Amin3 kale hiwet ysmalna egzabher xegaka eyebzihayo nata nay egzabher seb egzabher hiwet nay agolkuletka zemen barikelka
@wintaghebremedhin7327
@wintaghebremedhin7327 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ አዚ ቃልሲ ባአካል ምሳካ ክህሉ ኔሩኒ አቶም አምነቶም ቀይሮም ዝተፈኡ የህዋትና ምንገዲ የማኑ ይምራሓዪም ናዓካ ካኣ ድያቆነይ አድመ ሂቡ ጸገኡ የብዘሀልካ ንዓና ክትዕመና ከይንተፈአ ።
@tedroshabtemicael8872
@tedroshabtemicael8872 4 жыл бұрын
Kale hewet yesmahlna dekon hawna
@astereil4952
@astereil4952 4 жыл бұрын
Amen(3) kale hiwet yesmalna
@amenamen4709
@amenamen4709 4 жыл бұрын
Mihret yewuredelika ashimelash .tebaes dika zeleka wela intay .kulu sibketika kibiat zey bilu nay beasi tiray 😢 selot yediliyeka alo bihaki .rigisena iye sibah niguho kiberihalka kulu .egzabiher amlak misaka yikun amen
@tesfayzewde7638
@tesfayzewde7638 4 жыл бұрын
Emnitke mgltse mebas eta koynu zay memin yebltse kabom eta konke gen felyni emnlue
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna, diacon hawna, egziabher amlak agelglotka yibarkelka, amen amen amen.
@user-nj1np4kc1s
@user-nj1np4kc1s 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ብሓቂ ናይ ህይወት ቃል እዩ። ኣሜን አሜን አሜን
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k 4 жыл бұрын
Amen kal Hiwet yesmalna egzabher xegakum yebzhalkum edmen tenan yhabkum egzabiher kab kulu kufue yhalwelna zelenayo gize nebotat nxerfelu nmeemenan nekbrelu nay dfret zkone gize bexihna amlak semay lbna ykfet egzabiher aykiyern Eu nhna gn kem nfas yeman xegem nbl alena mhretun xeguen yhabena amlak 🙏🙏🙏::
@mariamadeyyared7831
@mariamadeyyared7831 4 жыл бұрын
kal hiwet yesmealna
@amanuelhaile9898
@amanuelhaile9898 3 жыл бұрын
ክቡር ድያቆን፣ ናይ ተዋህዶ ስግኣት ካቶሊክ ኣይኮኑን። ደቂ ተዋህዶ ጴንጠ ይኾኑ ኣሎው።
@helmialenikrstossemra4799
@helmialenikrstossemra4799 4 жыл бұрын
ቃል ሰናይ ይስምኣልባ
@xiaominite1377
@xiaominite1377 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና
@eyobameny3741
@eyobameny3741 4 жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን !!! ብምቕጻል ዲያቆን ሓውና ስለ እቲ ቅዱስ ቃል ዝመሃርካና ቃል ሂወት የስምዓልና ፡ ኣነ ትምህርትኻን ስብከትካን ይከታተሎ ኢየ ፡ ኣብ ምስባኽ ወንጌል ጽቡቅ ኢኻ ትምህር ፡ ንዓይ ውን ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ፡ ብኣንጻሩ ግን ንዓይ ዘይበአሃለይ ዘሎ ጉዳይ ብዛዕባ ብጹእ ወቅዱስ 3ይ ፓትራሪክ ኣቡነ ኣንጦንዮስ እንታይ ዓይነት መርገጺ ኢዩ ዘለካ ፡ ምኽንያቱ ኣብዚ ሕጂ ትሰብኮ ዘለኻ ወንጌል መብዛሕትኡ ነቶም ንዕኡ ብዘይ ገበን ኣሲሮሞ ዘለው ሲኖዶስ ምስ መንግስቲ ተሓባቢሮም ናቶም ደጋፍን ንኣቡነ ኣንጦንዮስ ውን ብምእሳሮም ቅኑዕ ከም ዘለው ኢኻ ትሰብኽ ዘለኻ ፡ ከምኡ ውን ነቶም ብዛዕባ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝሰብኩን ብዛዕብኡ ዝዛረቡን ተሃድሶ መናፍቓን ኢዮም ትብሎም ኣሎኻ፡፡ ንሳቶም ክኣ ንሕና ተሃድሶ ኣይኮናን ፡ ኣብታ ሓንሳብ ንሃዋርያት ዝተዋህበት ኣጽናፋዊትን ቅንዕትን ሃዋርያዊትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ማለት ኣብታ (ወልድ ዋህድ) እምነት ኢና ዘሎና፡ ካብኣ ወጺእና እንተድኣ ሃሊና ክኣ ንዕ ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልና ንዛተ ንራኸብ ፡ ምርድዳእ እንተኣቢና ክኣ ንዓና ክሽምግላና ዝኽእላ ካብተን ኣሓት ቤተክርስትያን ማለት ካብተን ኦሬንታል ኣብያተ ቤተክርስትያን ንቕረብ ፡ ንሕና ወይ ንሱኹም ተጋጊና ዝሰበኽናዮ እንተድኣ ሃልዩ ንተኣራረመሉ ፡ እዚ ግን ኣቡነ ኣንጦንዮስ ከይመቱ ብሂወት እንከልው ይብሉኹም ኣለው፡፡ እዚ እዩ ኽኣ እቲ ሓቂ ንስኹም ግን ክትቀርቡ ትኽእሉ የለኹምን ፡ ብማዕዶ ብወንጭፍ ጥራይ ብመጽሓፍ ቅዱስ መንፈሳዊ ውግእ ጥራይ ክትዛረቡ ትውዕሉ ኣለኹም ፡፡ እቲ መእመን እኮ እሸጊርኩሞ ካብ ኣምላኹ ኣርሒቕኩሞ ፡ ምኽንያቱ እቶም ደገፍቲ ናይ ሲኖዶስ ጳጳሳት ቆሞሳት ካህናት ሲያቆናት መምህራንን ኣብ ገዳማት ዝተማህሩ ኢዮም ፡ እቶም ንዕኡ ንሲኖዶስ ዝቃወሙን ደገፍቲ ናይ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዘለው ውን ኩሎም ኣብ ገዳማት ዝተማህሩ ጳጳሳት ቆሞሳት ካህናት ዲያቆናት መምህራን ወንጌልን ኢዮም ፡፡ እቲ ህዝቢ ማለት መእመን ነየናይ ኢዩ እቲ ሓቂ ጠፊእዎ ፡ ምኽንያቱ ኣብ ሲኖዶስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ብእኡ ከይኣምን ቐዳማይ ቐዳማይ ጀነራላትን ኮሮሌናታትን ሃጋራዊ ድሕነት ኣብ መንበረ ጵጵስና ተኣኪቦም ከለው ነቲ ሕጊ ቤተክርስትያን ቃል ኣዋዲ ቅቕይርዎን እማመ ባዕሎም ኣውጺኦም ንኣቦታት መምርሒ ክህብዎም ከለው ኩሉ ትራእዩ ኢዩ ፡ ከም ካልኣይ ክኣ ሲኖዶስ ነቡኦምን መራሒኦምን ኣሲሮም እናሃለው ከመይ ኣቢሉ ክኸውን ፡ እቲ ናይቶም ትሃድሶ ትብልዎም ዘለኹም ድማ ኣብ ትምህርቶም ጉድለት ኣለዎም እናበልኩም ነቲ መእመን እምነቱ ከምዝጠራጠር ጌርኩሞ ኣለኹም ፡ ካልእ ውን ብዙሕ ኣሎ ሲኖዶስ ክገብሮ ዝግብኦ ዘይተግበሮ ፡ ከም ኣብነት ኣብ ሊብያ ንስለ እምነቶም ዝተሰየፉ የሕዋትና ኤርትራውያን ውን ሲኖዶስ ግዲ ኣይገበረሎምን ፡ ስለምንታይ? እዝን ወዲከምዝን ክኣ ኢዩ መእመን ኣብ ሲኖዶስ ናይ ኤርትራ ዘይኣምን ዘሎ ፡ስለዚ ብዛዕባ ኣብ መንጎኹም ዘሎ ጉዳይ ተረዳዲእኩም ንስኹምን ንሳቶምን ነቲ መእመነን ናብቲ ሓቀኛ ኣምላኽ ንኸምልኽ ክትጽዕሩ ይላበወኩም ፡ እንተዘይ ኮይኑ እዘን ሕጂ ብሰኩኹም ካብቲ ሓቀኛ ኣምላኽ ተፍለየን ኣደዳ (መፍቶ) መናፍቓን ተዃሉን ኮይነን ዝጠፍኣ ዘለዋ ነብሳት ኣምላኽ ክሓተኩም ኢዩ ፡ ኣብ መንጎኹም እቲ ሓቀኛ ኣምላኽ ይፍረድ፡፡ ሓንቲ ግን ክላበወካ ዝደሊ ድያቆን ሓወይ ኢድካ ካብ ንጹሁን ቅድሱን ዝኾነ ኣቡነ ኣንጦንይስ ካብ ንምእሳር ኢድካ ኣልዕል ፡ ኣብኡ ጥራይ ዘይይኮነ ኣብ ዝኾነ ፍጡር ወዲ ኣዳም ውን ንምእሳርን ካልእን ኢድካ ኣልዕል፡ ኢድካ ኣንጽህ ከም ጲላጦን ፡ እወ ኣነ ይፈርሓልካ ኣለኹ ከም ናይ ኣርዮስ ከይትከውን ፡ ምኽንያቱ ኣርዮስ ኣብቲ ዝነበረሉ ዘመን ካብቶም ምስኡ ዝነበሩ ሊቃውንቲ ብዓለማውን መንፈሳውን ብጣዕሚ ስብከት ትምህርቱን እቲ ዝሓየለ ከም ዝነበረ ንስኻ ውን ትፈልጥ ኢኻ፡ኣብ መወዳእትኡ እንታይ ከም ዝኾነ ውን ትፈልጥ ኢኻ ፡ ንስኻ ውን ብስብከትካን ብትምህርትኻን ናይ ዘመና ሃዋርያ ኤውሮጳ ኢለ ዝኣምነልካ ኢየ ፡ በዛ ጉዳይ ናይ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ግን ኣይግድን፡ እዚ ዝብለካ ዘለኹ ካብ ጽልኢ ዝተበገሰ ኣይኮነን ፡ ወይ ከሕርቐካ ክጸርፈካ ኢለ ኣይኮንኩን ፡ ብዓይኒ ጽልኢ ከይትርእዮ ክላበወካ እደሊ ፡ ኣማላድነትን ተራዳእነትን ናይታ ቅድስትን ንጽህትን ሓጢኣት ዘይብላ ጸዋሪት መሎኮት ዝኾነት ኣደ ኣምላኽ ኣዴን ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ናይ ኩሎም መልኣኽቲ ሰማይ በብመዓርጎም ነብያት ሃዋርያት ሰማእታት ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ፡፡ ንዝተጋገኽዎ ብኣፍ ቅዱሳን መልኣኽቱ ይኣርመለይ ፡ ስብሃት ለእግዚኣብሄር ለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣምላክ ኣባዊነ ፡ ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!!!!
@yonasweldey8911
@yonasweldey8911 4 жыл бұрын
Nay bhaqi Hawey qal hiwet yesmalna men ysmayo ? Abzi gize ezi Ermayas ente zezareb men meseme
@ሰላምተስፎኦም
@ሰላምተስፎኦም 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዕስልና ሓዉና ኣግዛቢሔር ጸግኡ የብዝሓልካ
@natuabraham612
@natuabraham612 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓወይ ዲያቆን ኣስመላሽ የጽንዓና ኣሎ ክሳብ ሕጂ እምበር ናብ ዝኮነ ኣንፈት ኣይመርሓናን፡ ነገር ግን ኣብታ ዝነበርናያ እምነት ክንጸንዕን ክንብርትዕን ዩ ዝመሃረ ነቲ ዘይፈለጥናዮ ውን ፈለጥና፡ ኩሉ ጉርሕታት ናይ ተዃሉ ዝተሰምዩ ውን ገለጸልና፡ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ንሓውና ኩቡር ዲያቆን ኣስመላሽ። መንፍዓቱ ድማ ምስ ናይ ኣርዮስ ኣዛሚድካ ጥራይ ዘይኮነ ዝርአ ምስ በዓል ቅዱስ ኣትናቴዎስ ውን ንምዝማድ ምከር ብሰላም የፈጽሞ አምላክ ከምቶም ምስክሩ ዝኮኑ።ኣሜንንንንንንንን
@yoninew5279
@yoninew5279 4 жыл бұрын
Selam naka yikun eyob hawey ..... Amlak Israel kabzi zelenayo wihig ( mabel) yewxana ... kab sibket D. Asmelash sibket mismaA aytekarix ... eti wihig kabey kem zimexe kitimahar eka. Kem Q. Michael Amlakna sigab nifelit ab zelenayo nixnaA u mihiruna ... mo mis Qudus sinedos mixnah yedliyena alo. Nay hawika yonas maAday kabti ruba keteligis eyu mo Amlak yihagizka. Ab emnetna xenihna weresti Mengisti Amlak yigberena Amen.
@fachitey-feqar5040
@fachitey-feqar5040 4 жыл бұрын
ካላ ሂወት የስመኣልና ድያቆን ሓወና ናይ ኣጎልጉሎት ዓድሜኻ ይባረኽ ንነሰሓ ዝኸውን ሓይሊ ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@zemsraq4894
@zemsraq4894 4 жыл бұрын
Amen እግዚአብሔር የክብረልና ።ኣታ ኣነስ ዋላ ናብቲ ዘለካዩ ዶ መጼ ክመሃር ከምዚ ዝበለ ትምህርት ኣበይ ይርከብ?😍
@helenberhane5175
@helenberhane5175 4 жыл бұрын
BHaki zeytsgeb timhrti,D/k Asmelash.
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 4 жыл бұрын
Yes ane kfetwo gud ye ❤
@diddy558
@diddy558 4 жыл бұрын
Wala ane kemeu yhasib. Nay behaki egzeabhier b Tbebin fltetin barikwo eyu. Amen
@ymbltasor1395
@ymbltasor1395 4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna Deacon hawna
@myloveismama4605
@myloveismama4605 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ወተሃደር ናይ ክርስቶስ እግዚኣብሔር ጸጋ በዲበ ጸጋ የዓድልካ ነዞም ተፋላሊም ዘለዉ ከኣ ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም።
@kidstweldeamlak2617
@kidstweldeamlak2617 4 жыл бұрын
kale hiwet yismalna hawena
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 4 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና።ድያቆን ኣስመላሽ ።ንዓና ኣብ ቅድስት እምነት ቅዱሳን ኣቦታትና የጽንዓና ።ንዕኦም ድማ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምቶም።
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ
@michaelteklay2105
@michaelteklay2105 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ድ/ን ሓውና ብሓፈሻ ግን ምስ ህሉው ኩነታት ቤተ ክርስቲያን ተጠቒሞም ዝሰርሕዎን ዝዓይዎን ዘለዉ ስልቲ እንተተብርሁልና ጽቡቕ ነይሩ። ምኽንያቱ ሎሚ ብፍላይ ብሓሳብ ንቤተክርስቲያን ብደቃ ገይሮ ኢዮም ዝቃለስዋ ዘሎዉ።
@tekleberhe786
@tekleberhe786 4 жыл бұрын
ብሓቂ ጽቡቕ ኣሎካ።
@torafirstinmylifetewahdo9441
@torafirstinmylifetewahdo9441 4 жыл бұрын
Amen diakon hawena
@yemaneabraham376
@yemaneabraham376 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክና ሓይሊ ይሃብካ ነቶም መናፍቃን ካኣ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናብዛ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ብሰላም ይምላስኩም።
@user-el5pp1wq8h
@user-el5pp1wq8h 4 жыл бұрын
qale hiwet yesmalna deyaqon ashmelash
@semiraghirmay6750
@semiraghirmay6750 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna dyaqon Hawena
@hannaghirme3420
@hannaghirme3420 4 жыл бұрын
dn asmelash hawna amlak zegeuo yebzehalka.
@user-nj1np4kc1s
@user-nj1np4kc1s 4 жыл бұрын
ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ብሓቂ በቲ ዝተውሃቦ ፀጋ "ጎይታ ቡዙሓት እዩ "
@user-nj1np4kc1s
@user-nj1np4kc1s 4 жыл бұрын
እወ ካብ ኩሉ ሕማቅ ይሓልወልና
@teklaweny4321
@teklaweny4321 4 жыл бұрын
Egzabher amlak yimesgen xbuq kal hiwet yesmalena Dakon asmelash hawina egzabher amlak xegu yebzhalka
@mutteristdiebeste7145
@mutteristdiebeste7145 4 жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna kbur haw qale melakti zsemie Amlak ybarka
@علمعلم-د3ب
@علمعلم-د3ب 4 жыл бұрын
ክቡር ድያቆን ኣስመላሽ ሓውና ስለ እቲ ዝሃብካና ትምህርቲ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኻ ይባርኽ ቃለ ሂወት የስመዓልና ። ግን ኣነ ዝገርመንስ ናይ ምድሪ ነገር ደኣ ይሕደስ እምበር ኣልፋን ኦሜጋን ከምይ ኢሉ ሰብ ዚ ሰብ ከማይ ነቲ ህያው ቃል ዘሐድስ ግን ግዜ ምሊክቱ እዩ ማለት ትንቢት ዝፍጸመሉ ዘመን እዩ እሞ ኣማላክ ካብ እምነት ኣቦታትና ካብ ምስፋል ይሓልወና ነቶም እምነት ኣቦታቶም ሓዲጎም ሓዲሽ እምነት ከም ንብረት ዝዕድጉ ኣሕዋትና ከኣ ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ነቲ ልዕሊ ኣእሙሮ ዝኮነ ሓድነቱን ሰለስትነቱን ቅዱስ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይኹን ኣሜን(((3)))።
@bibisonofgod8768
@bibisonofgod8768 4 жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna egzabher amlak xega ab laeli xega khbeka nay egzabher senay fkadu ykunelna
@user-cy9lz1pe6c
@user-cy9lz1pe6c 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓውና። ክብሪ ይሃብካ ፈጣሪ።
@tekleberhe786
@tekleberhe786 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡ከማካ በሊሕ ሰብ ኣብ ቤት-ክርስትያን፡ናይ ሰማይ ሓቀኛ ምስክርነት ዝህብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ኣይረኣኩን ።ገሊና ውርድት፡ተነጽሎ ፡ፈርሒና።ገሊና ረብሓ ፡ገሊና ምስ ሰብና ክንመሳሰል ፡ ምስቲ ዝበዝሐ ሆሆሆ መንእሰይ ንውግን ኣሎና።መንፈሳዊ ኣፍልጦ ዘሎና ፡ዘይብሊናና።ኣታ ንእምነትና ክንብል ንከምዚኦም ሓቅኛታት ንስዓቦም።
@Amanual871
@Amanual871 4 жыл бұрын
Agzabihier xeguau yebzhalka dakon asmelsh hawna ayni nay tewahdo
@meronmeron9864
@meronmeron9864 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzahalkum
@murael17samri45
@murael17samri45 4 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmealna Dyakon asmelash hawna nay agelglot zemenkum Emebrhan tbarkelkum
@hannaghirme3420
@hannaghirme3420 4 жыл бұрын
part 2 kenxebe ina hawna dn asmelash.
@lidzet1660
@lidzet1660 4 жыл бұрын
ኣስደሚምና ኣሎ ።ንመናፍቓን ሲ ናይ ተዋህዶ ሊቃውንቲ ክብሉና መንእሰያት ዘጥፍኡ። እግዚኣብሔር ንልቢ እሙናት ኣቦታት ይጠምት።
@hirititesfagabir862
@hirititesfagabir862 4 жыл бұрын
ንግረህታት ከጥፍኡ እዮም አበር እግዛአብሔር የሕሊፉ አይህባን እዩ
@petrosmichael8242
@petrosmichael8242 4 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmalna Diaqon Hawna
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 4 жыл бұрын
Ata AMBESA DO KBLEKA BAZERARBA SEBAT EDME YHABKA YHABKA YHABKA MEGLETSI SIENELKA DIAKON HAWEY BRUK
@senaityemane5610
@senaityemane5610 4 жыл бұрын
Btami tibuk tmhrti ketlo Aesmelash
@mahdereandom2059
@mahdereandom2059 4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna kibur hawina diyakon Asmelash!!!! Ziterefe zemenka yibark !!!!!!
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 4 жыл бұрын
Nay bhaki mstwal zedlyo gzie eyu,diacon hawna kale hiwet yesmealna amlak newih edme yhabka.
@bajeethawey7930
@bajeethawey7930 4 жыл бұрын
Qalehiwet yesmaelna tseguu yebzahalka fetari diacon hawuna
@danielasmelash3409
@danielasmelash3409 4 жыл бұрын
Dyakon asmelash aytgage atekielka beti tfelto tmhrti kurstos mahar atezeyele gn afka zhabeka aytzareb cathlic do schar do aytbel n zeytfelta bete christian kurstoszhanexa bdea zereba aytzareb peter nska kewhi eka mo abaka betekrstyaney khanx zbl alo ab wengel slzi peter abey kem zelo mekabru htet dehar ka kurstos sguan amlakunetun aytewahaheden kurustos fxum amlak fuxum seb eu
@awetwulud1483
@awetwulud1483 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna diyakon hawey
@entenfakersientaykonmukena9654
@entenfakersientaykonmukena9654 4 жыл бұрын
ካልኣይ ክፋል ኣለዋ ድዩ ግን ተቆሪጻ ስቅ ከይትብል።
@zemsraq4894
@zemsraq4894 4 жыл бұрын
Mexyatna ala reaya
@teklaweny4321
@teklaweny4321 4 жыл бұрын
Egzabher amlak xegu yebzhalka Dakon hawina hanti hto alatni hade seb hamumu nab doctor mis kede hmam kulti aleka tebahlu hanti kultka awxaya tebahlu kemey eyu bhgi egzabher amlak ke abrhaley eske Dakon hawey
@mtgerichannel
@mtgerichannel 4 жыл бұрын
*ኣኺልኩም፡ነዚ ሰብ ክትፈናጭልዎ ጥራሕ ኣቱም ኣቅሽቲ ፍቅሪ ዘይትምህሩ ካቶሊክ ካቶሊክ ኣይትበሉ ቅድም ክንዲ ቲ ናቶም ፍቅርን መንፈሳውነትን ሓዙ ሞ ሽዑ ትነቅፉ ፍቅሪ ዝምህር ቀሺ ኮ ስኢና*
@tesfayzewde7638
@tesfayzewde7638 4 жыл бұрын
ፍልልይና ክንኣምነሉ ኣለና ቁሪ ናበይ ደሊካ ናብ ኩዱናት እቶም ዕሩቃት ከ ንሳቶም ድኣ ቱሑዛት እድዮም ክርዳኣካ ተስፋ ይገብር ፍልልይካ እመነሉ።
@user-gc8uv3ko4b
@user-gc8uv3ko4b 4 жыл бұрын
መጀምርታ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ እልካ ሞ ተማሃር ድሕሪኡ ክርዳካ ኢዩ ናይ ፍቅሪ እንተድሊካ ዳሓር ካኣ እሞ ካብዚ ናይ ባዓል ዲያቆን ኣስመላሽ ዛሓያሽ ኣስተምህሪ ትምህርቲ እንተ ኣሊዩካ ማሃረና ሓወይይ ናተይይ ድዮቆን ሓውና ካ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ እግዚአቤሄር ባሪኩ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ያድልካ ንኩላትና ኣመንቲ ውይ ሰማዕቲ ዘለና ድግልማሪያም ምስ ወዳ ታሓልወና አሜን (3)
@mehariyemane7185
@mehariyemane7185 4 жыл бұрын
ኣብዚ ዓለም እታ እንኮ ሓቂ እትዛረብ ንዝተጋገየ ተጋግኻ ኣለኻ እትብል ብልሳን ድያቆን ኣሽመላሽ እየ ተማህርያ እዚ ኩሉ ብትብዓት ዝሰብኮ ዝነብረ ሎሚ ግን ናበይ እዩ ከይዱ ክርድኣኒ ኣይከለን ምስ ትሕትና ድዩ ሓሲብዎ ዓገብ ድያቆን ዝኣከብካዮ ህዝቢ መጻወቲ መናፍቅን ይኸውን ኣሎ ብስንኪ ስነዶስ ዘሕልፎ ዘሎ ዘይመንፈሳዎ
@azariahabtom4516
@azariahabtom4516 4 жыл бұрын
ምኽንያት ምብትታን ካብ ምኻን ፍልልያትኩም ኣጽቢብኩም ንህዝብኹም ካብ ምጥፋእ ኣድሕኑ
@michaeleskelaw9485
@michaeleskelaw9485 4 жыл бұрын
ውግዘትኩም ኣልዕሉ ቅድም ንስካን መራሕትካን ይቕሬታ ንብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ኣባ ኣንጠንዮስ ሕተቱ ቅድም ትምርትኩም ቅድስናን ተቀባልነትን ክረክብ።
@ANTESE788
@ANTESE788 4 жыл бұрын
Entay goja hizka nay qalat kinat tekayd memhr entekoynka shigr entelewom ab tawla zeytrekbom barya beal grmayn kahsayn eka
@zemsraq4894
@zemsraq4894 4 жыл бұрын
ብልብካ ረአ እሞ ሸዑ ትዛረብ ወደሓንካ ኣስተውዕል?
@ANTESE788
@ANTESE788 4 жыл бұрын
@@zemsraq4894 ወረጃ ማዕዶ ኣይትኩን? ከምዚ ሰባኪ ዚ ዝወረደ ሓሳብ ዘለዎ ሪኤ ኣይፈልጥን ምሁር ዩ ከይትብለኒ ሰጥናኤል እውን ቃል ኣምለክ ይፈልጥ ዩ ልቢ ክህቦ እየ ዝምነ
@habtomkesete9725
@habtomkesete9725 4 жыл бұрын
@@ANTESE788 እሞ ጌጋ ስብከት ማለት ድዩ ኣስተውዕል።
@ANTESE788
@ANTESE788 4 жыл бұрын
@@zemsraq4894 እንታይ ተሃድሶ ተሃድሶ ዝብል መምህር እንተኮይኑ ቦታ ፈልዩ ረኪቡ ምሂሩ ናብ ቤተክርስትያኖም ክምልሶም ዘይፍትን መን ሰልጣን ሂብዎ ሰባት ከቖናፅብ
@user-ip3fo1gn6l
@user-ip3fo1gn6l 4 жыл бұрын
@@ANTESE788 ከምቶም ብትዕቢት ተነፊሖም መን ከማና ዘይበለ ዲኻ ደሊኻ፧ እቲ ሕጂ ምስ በላዕኻን ምስ ሰተኻን ተውጽኦ ዘለኻ ቃል ጽባሕ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከም ትፍረደሉስ ተስተብህል ዶ ትህሉ፧ ከይትጠፍእሲ ናብቲ ዝብሃለካ ቃል ደኣ ኣድህብ።
ሓድሽ ዓመት  ብመምህር ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:01:51
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 19 М.
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 16 МЛН
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Паша Осадчий
Рет қаралды 4,8 МЛН
Bike vs Super Bike Fast Challenge
00:30
Russo
Рет қаралды 23 МЛН
ካብ ማእከል ባቢሎን ውጹ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:21:35
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 20 М.
ካብ ገጽ እግዚኣብሔር ምህዳም 2 ክፋል ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
57:37
ነታ ከተማ ምስ ረኣያ በኸየላ 2ይ ክፋል ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:09:49