ካብ ቅያ ገድልና ስዉእ ታንኪ ዘዊሩ ዘይእመን ሓቀኛ ዛንታ

  Рет қаралды 175,889

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер: 241
@ישראלצדוק-ג1נ
@ישראלצדוק-ג1נ 5 жыл бұрын
ቃል ኪዳን ተጋዳላይ፥ ኣብ ርስቱ ኣብ ታንኩ ኣብ ብጾቱ ኣብ መሬቱ ሓለፋ ኣለዎ!!!
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ህዝባዊ ግንባር ከማኹም ጂግና የለን ካብ ኣፍ ዝብኢ ኣድሕንኩማ ሃገር ብሳላኹም እዩ 💥💥💥ጻሓይ ርኢና ☂️🇪🇷💕🇪🇷ባንዴራና ክንደይ ከ ትምዕርግ ኤረትራዉያን ኢና ንብል ሳላ 🌹🔥🌹ስዋኣትና
@gergishzeraes7523
@gergishzeraes7523 5 жыл бұрын
ብኤርትራዊያን ተጋደልቲ ዝተፈጸመ ታሪክ መቸም ኣብ ዓለም መዘና የብሉን ከሙ ስለዝኮነ ድማ ኤርትራዊያን ብታሪክና ንሕበን ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታት ኤርትራ።
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 4 жыл бұрын
Entay emo nebere edo kone bro
@meronmeles5602
@meronmeles5602 4 жыл бұрын
🖒🖒🖒
@Hagere214
@Hagere214 4 жыл бұрын
አወት ንሐፋሽ👍👍👍👍
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 2 ай бұрын
ብታሪክ ትሕብን ብሓርነት ናጽነት ብሕግን ቁዋምን ኣብ ሃገር ዘይትማሓደርን ዘይትሕብሐብን ተኮይንካ ታሪክ በይኑ እንታይ ይገረልካ ናጽነትን ሓንርነትን ኣይኮነካን እዩ።
@reasmara4352
@reasmara4352 2 жыл бұрын
ዘለአለማዊ ከብርን ሞጎሰን ን ሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@fitwitekeste2342
@fitwitekeste2342 4 жыл бұрын
ዘላእለማዊ ዝኽርን ክብርነ ንስዋኣትና ።
@HAREGU1
@HAREGU1 5 жыл бұрын
ዘላአለም ዝክሪ ስዉአትናን ጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semeretekia4044
@semeretekia4044 5 жыл бұрын
Thank u ደኺ ኤራይ ሓላላት 🇪🇷💯👍💪💪🙏
@nevergiveup8614
@nevergiveup8614 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝበለጸት መደብ ከምዝታት ታሪኽ ኣቦታትና ኣይትብቀቑልና።
@awetgebreab7536
@awetgebreab7536 2 жыл бұрын
ሓርበኛ ኣይነብርን ዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ። ዓወት ንሓፋሽ ዝኽሪ ንሰማእታትና።
@ፍቅሪዩእምነተይ-ደ8ገ
@ፍቅሪዩእምነተይ-ደ8ገ 5 жыл бұрын
ንጀጋኑናን ንስውኣትናን ዘልኣለማዊ ዝክሪ
@yohannesangesom5716
@yohannesangesom5716 5 жыл бұрын
ታሪክና ርስቲ ህላወና"ዩ መላግቦ ወሎዶታትና ውን"ዩ ብደሞምን ዓጽሞምን ጀጓኑና ገንሸል ዝኮኑልናን ብደሞም ዝተጸፈናንን ዝተዓደግና ኢና"ሞ ክብሪን ኩርዓትን እስመዓኒ ምክንያቱ ተለጢፉን ተደጊፉን ብሳንቦ ሳንቦ ዝመጸ ታሪክ ስለ ዘይብለይ ነባሪ ክብሪ ንሰመኣታትና ዓወት ንሓፍሽ !
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 5 жыл бұрын
🇪🇷💖Amazing History of our Eritrean Martyrs of unconditional love of Nationalism for Brightest future of Eritrean people live for ever 🇪🇷🇪🇷🏅🏅🏅Thanks FOR SERVING THE PUBLIC Zara Feltet👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️👌👌👌
@nakfaeritrea5622
@nakfaeritrea5622 5 жыл бұрын
እወ !! ባሓቂ ኤርትርዊ ዘይሰሮሕ ቅያን ዘይሓላፎ መስገደል የለን'ዚ ክኣ ምእንቲ ህዝብን ሃገርን ኢዩ: :ንዓና ኤርትራዊያን ካኣ መሐበኒናን መግለጺ መንነትናን ኮይኑ ንዘላኣለም ክነብር'ዩ::ዘላኣለማዊ ዝኽርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና!!! ዓወት ንሓፋሽ!!!
@asassa1751
@asassa1751 4 жыл бұрын
ዘለአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስማእታትና
@fthawitesfu8797
@fthawitesfu8797 5 жыл бұрын
ንሕና ኮ ኤርትራውያን ኢና በስ ኣኸለ
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 5 жыл бұрын
ሃግርይ ኤረትራ ቡዙሕ ዩ ዋጋኪ ቡዙሕ ዩ ምስጢርኪ ክትነብሪ ኢኪ ክአ ንዘልአለም
@gherekiflay8502
@gherekiflay8502 3 жыл бұрын
ሎሚ ናይብሓቂ ታሪኽ ክዝንተወልና ጀሚሩ ነዞም ናይለሚ ወሎዶ ከምዚ እዩ ዘድልየና
@meley4278
@meley4278 Жыл бұрын
Zeytenegre ember zeytegebre yelen. Zelalemawi Kbri nsemaetat Eritrea 🇪🇷 ♥️
@temesghenmehari2057
@temesghenmehari2057 4 жыл бұрын
ቅድሚ 2000ዓ.ም ነዊሕ ግዜ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ዓምዲ መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት ኣንቢበያ ፡ ኣዝዩ ካብ ዝመሰጠኒ ውዕለት ጀጋኑና !
@russomteame3692
@russomteame3692 5 жыл бұрын
hero for ever jgnenat betbat meketomo deki eray jgnu ketmno zexgm tark
@fshktaameley4673
@fshktaameley4673 Жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ክብርን ንሰማእታትና።
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 5 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር
@alexandermulugeta4807
@alexandermulugeta4807 5 жыл бұрын
እዚ ዛንታ ዛንታ ኮይኑ ከይተርፍ ደጊምና ንጽሓፎ ወለዶ ሎሚ። ዛንታና ከምዛንታ ጀጋኑና ኮይኑ ክንገር ታሪኽ ንስራሕ።
@Hagere214
@Hagere214 4 жыл бұрын
Glad to be ERITREAN ኤርትራ ንዘላለም ትንበር👍👍👍👍👍👍🙏
@yassinsalih6871
@yassinsalih6871 5 жыл бұрын
zelalemwi zikri nisiwat
@ngussemehari5329
@ngussemehari5329 2 жыл бұрын
No coment Great story continue pls bro🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆🎆🎆
@meryemabdelkadr432
@meryemabdelkadr432 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ኣበራርባ ።ዕድመ ይሃብካ ሓወይ ማዓረይ።ኤሮትራውነት ክቡር መንነት። ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👏👏👏👏🌹🌹🌹
@solomonsium9236
@solomonsium9236 5 жыл бұрын
አዚኣ ነትዮም ኣብይ ኡ ኣድካ ? አንትያ ኡ ኣውራጃኻ ? አንትያ ኡ ህምኖትካ ? ዘብሉ ዓብይ ትምህርት ኢኣ ! ታሪክ ህ ዝ ግ ኤ ሃኢማኖት ዓዲ ኣውራጃ ክይበለ ኣብ ዓውት ዝትጋናስፌ
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 2 жыл бұрын
Rest in peace all our liones😭❤🙏nzelewu edmen tnan
@vandamzerigake744
@vandamzerigake744 5 жыл бұрын
Tarikna ah anes shiu kifter neruni!!!!!!
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 5 жыл бұрын
ኣታ ዓስታኽ ወለዶ ክትጻረፍ ትውዕል ዘለኻ ተማሃር ካብዚ ናይ ኣቦታትካ ። ፍቕሪ ኣጋባብ ኢዩ ዝፈቱ ኣስተውዕለሉ።
@habtuhabtu2776
@habtuhabtu2776 5 жыл бұрын
berihu Hadish yrdani eyu mxrafka sle teredani kgelxelka kea agedasi aykonen gn kenestwelelu nkel kemmot tetxhf des mbeleni
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 5 жыл бұрын
እወ ሓቅኻ ዝዓርከይ ስለቲ ሃናጺ ሪኢቶኻ ብጣዕሚ የመስግነካ።
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 жыл бұрын
Berihu hadish ኣታ ጉሓፍ ! መን ኮንካ ኢኻ ወለዶ ትጸርፍ ? ብታሪኽ ኣቦታቱን ኣያታቱን ዘይሕበን ኤርትራዊ የሎን ። ዝጻረፍ ክኣ 'ሞ ዘይሕሰብ ' ዩ ። ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኮራኩሩ ሒደት መራሕቲ ህግደፍን ዘይተጸርፉ ግን መን ክጽረፍ ይኽእል ? ? ? ነዞም ሰብ ታሪኽ እዚ ጣሊሞም ንህዝቢ ኤርትራ ዘሽካዕልልሉ ዘለዉ፡ንሶም፡ዶ ኣይኮኑን ። ነፋጥ፡ኩርኩር
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 4 жыл бұрын
ማሕበር ፍቕሪ ሃገር ስማዕ እንዶ ወድሓውበይ ኣነ ተጻሪፈ ንስኻ ውን ጸሪፍካኒ እሞኸ ድኣ ካባይ ብምንታይ ትፍለ ? ልዝብ ኢልካ ከም ዝተጋገኹ አንተትሕብረኒ ብልቦናኻ ኣጸቢቐ ምዓገብኩ ።
@asterhabtemariam4176
@asterhabtemariam4176 5 жыл бұрын
Jeganu wetru ab lebena ekumm,
@jaki9653
@jaki9653 5 жыл бұрын
ዘላለማዊ ዝክሪ ንሰማአታትና ።
@WediEndayGobez4222
@WediEndayGobez4222 4 жыл бұрын
አዛ ሃገር ረዚን መስዋአቲ አዩ ተከፊልዋ ፡ ነስተውአል ፡ ፍልልያትና ነስብብ ።
@ተመስገንአምላኽ-አ4ነ
@ተመስገንአምላኽ-አ4ነ 3 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
@SamuelAbrahamborn
@SamuelAbrahamborn 5 жыл бұрын
jeganuna Wetru ab Lbana Ab Aserkum alena Sematat Eritrea Hubunat Eina ba Hagerna
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
Suwu tanki zzwur uff away yehwatey 😭😭😭 rest in peace all deli Eri jeganu thank you.
@robiwedikbrierobiwedikbrie3437
@robiwedikbrierobiwedikbrie3437 5 жыл бұрын
ያ በጃካ ካልእ ታሪካት ከኣ ኣቅርበልና
@blockbosses3860
@blockbosses3860 3 жыл бұрын
ተጋዳላይ ህ ግ እንታይ ዓይነት ፍጥረት እዩ ኣቶም ሰባት መግለጺ ዝተሳኣኖ ጂግንነት
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 Жыл бұрын
እቲ ክሊፕ ብጣዕሚ ስለዝረበሸ ክውድኣ ኣይከኣልኩን 😭
@SMARA291_LDN44
@SMARA291_LDN44 3 жыл бұрын
This is too emotional ....Eternal glory to our martyrs 🥺😢😭💉🇪🇷🩸
@afewerkigeremedhn6907
@afewerkigeremedhn6907 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዚክሪን ሞጎስን ንሰማእታትና
@tfyfy7614
@tfyfy7614 5 жыл бұрын
ዛራ ፍልጠት የቀኒየልና ስለ ኩሉ ትዝርግሕዎ መደባት ♥♥♥♥♥
@eriasmara4355
@eriasmara4355 5 жыл бұрын
Zara feltet tarikena kenfelt tegebrewo zelekum bejakum keseluwo pls zelalemawi ne sematatna
@amanzeremariam3156
@amanzeremariam3156 Жыл бұрын
Anat dember ezo abotatna tedgimom eyo nay bahqi etom kalay derja eritrawin ena emberr eto qedamot si fuluyat fturat eyo ,ente kila zara flten eza nay qetan sgalet nay tanktat znebert mbtak qetan sgalet bejeka amxelan,kulu kfelto zelewo eabi tarik eyu hade ewan,neshteyy keleku qemi 5 eamet yikewn entze tegagig ab radio semiya nire slezi kemdelwa ente tdgemlna xbuq niru
@tekle9
@tekle9 5 жыл бұрын
ምስጋናይ ይብጻሕኩም ዛራ ፍልጠት። ቅያታት ቃልሲ ኣብ መደባትኩም ካብቲ ዝምስጠኒ እዩ ቀጽልዎ
@okbeabsandrad9760
@okbeabsandrad9760 4 жыл бұрын
🇪🇷 jganu deki eri etay emo abakum terfu taki harbena kinebr nyrwo
@ራኢኤርትራ
@ራኢኤርትራ 5 жыл бұрын
Thanks God Enkae Eritrawit konku
@ariammicheal2659
@ariammicheal2659 3 жыл бұрын
እዛ ታሪኬ ኣብ ሳዋ ናይ ፖለቲካ አና ተማሃርና ከለ ብመምህርና አያ ተነጊራትና ኩሉ ሰብ እዩ በኩ ርዚን ኪብሪ ንስዋኣትና ሶፍያ መስኪነይቲ ፡ ጂግና ኣይነብርን አዩ ታሪኩ እዩ ዝውረስ
@eyorzeray6797
@eyorzeray6797 2 жыл бұрын
our heros for ever we shall not forget u
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 4 жыл бұрын
ታሪኽ ዝባሃል ዚ ፍጻሜታት ዚ ዩ ታሪኽ ዝባሃል፣ ብፍላይ ከኣ ታሪኽ ደቂ ኣንስትዮና፣ ደቂ ኣንስትዮና ኤርትራውያን ። ልዕሊ ዚ ካልእ ጅግንነት ኣይተራእየን ኣይተገብረን ከኣ። እንቆዓ ሓውኹም ኮንኩ።
@eliastemesghen6385
@eliastemesghen6385 4 жыл бұрын
Anes nayzom kiya zfexemu jeganu zeykone zeghuyeni nazom lomi ertrawi eye nbl xegurna anwihna nkeyd
@youditsium-adam8910
@youditsium-adam8910 3 жыл бұрын
Nay Tekle acido zanta intetinegruna kaa xibuk neru why acido ilomo? tnx
@abrhamkahsu7260
@abrhamkahsu7260 Жыл бұрын
Jeganuna zeyfexemwo tarik yelen kabzi zbelx kabzi zkefen zetesenede tarik jeganuna alo etom senedti tarikna ajelum berbrwo btami nfue des zbl anabiban agelalxan zelelemawi Kbrn mogosn nsemaetatna Awet nhafash!!!!!.
@merhawifrezghi9530
@merhawifrezghi9530 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ን ስወኣትና ቅሰኑ ሰማታትና ወትሩ ኣብ ልብና ዓወት ነሓፋሽ
@ማንይናትድ
@ማንይናትድ 5 жыл бұрын
ኣበት ጅግንነት እንታይ እሞ ብዓል ኣነ ከከም ዝጥዕመና ምንባር ጀሚርና ስረና ፈቲሕና ኹናታ ኣብ ፈይስብክ ኣብ ዩትብ ጀሚርና ተናጻጺልና ኣብ ፈይስብክን ዩቱብን ወረጃ ከይኑ ዝቀረበ ብስሚዒት ጅግና እንዳበልና ንሕለቀሉ ዘስደምም እዩ ንሕናስ እንታይ ክንብሃል እና
@danisolomon3750
@danisolomon3750 5 жыл бұрын
እንታይ ዘይገበርና ተጋዲልና ዝብሉ ዘይውዳእ መከራ ኣምጺኦምልና እንበር
@ማንይናትድ
@ማንይናትድ 5 жыл бұрын
@@danisolomon3750ንሶም ናጽነት ኣምጽዩም ንሕና ክኣ ትብዓት ስእና ክስብ መዓስ እና እንዳመክነና ክን ነብር ኣብ መሰልና ክንብጽሕ ነብስና ፈቲና ንሶም ኣበይ ከይኖም ተቃሊሶም ንሕናከ ኣበይ ከይና ነጋሃህር ኣለና እዚ ዶ ኣይከነን እቲ ሓቂ ስሌዚ ንሕና ንለፍልፍ ንስም ክኣ ክሳብ ብሂወት ዘለው ይባራርይልና ኣታሓሳስባና ፍልልይና ካይጽበብና ስረ ናይ ኣቦታትና ኣሕዋትና ከይ ዓጠቅና ትብዓት ናይ ኣድታትና ከይ ወርስና ዕለተሞቶም ንጽበ
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 4 жыл бұрын
Zelalemawi zkri ne keburatn jeganun semaetatna kebrin megosen neakum ykun zara fltet kea thanks agdasien mesatin tarik kexlewo
@esayastewelde75
@esayastewelde75 5 жыл бұрын
Jigna zbehal tegadalay yelon isayas zblom zgebrus ,************** deks enteEluwo ydkis tesi eluwo ztsiE jgna ybehaleleyyy*********
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 5 жыл бұрын
Ata hawey iseyas baelu eko tegadaley eyu nieru etom zehalefu dea jeganu ewe nierom kab tanki ay ferhu Kab bonbi hji gn natna gde ember nsoms keydom eyom wedey etom kabeatom zterefu jeganu kea ab thti meret sefirom alewu ab godagudi nay eritrea also natna hmeq ember kalie aykonen niseyas zesaerro delo nhna nnebsna nxref gday natna ms bexehe Ena hamiqna
@habtuhabtu2776
@habtuhabtu2776 5 жыл бұрын
haweni eza hibkaya zeleka natna eyu deqsu tebahlan ndqs teseu tebahlna ntse nhna ena ms mererna kea hadmna abzi zelena alona eber nezom zhalefo jeganu anen nsakan nferdom aykonan abi gaga tegagka kemeu mbalka mknyatu nsxnet ber barnet ayemxeun
@habtuhabtu2776
@habtuhabtu2776 5 жыл бұрын
@@eyesusamlakeymaryamadey2046 ja
@ኣለኹየዝብል
@ኣለኹየዝብል 4 жыл бұрын
ረዚን ዘሐብን ታሪኽ ብ ኤርትራውነትኩም ኩርዑ ብግዜ ደርጊ ብዉሑዳት ተጋደልቲ ንኣሻሓት ጦር ሰራዊት ሕጂ ከኣ ቡዙሓት ኤርትራውያን ንዉሑዳት ህግደፍ ንምቡሕጋጎም ንሕና ኣብ ሓደ ቅኒት ንምጻእ።
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 2 жыл бұрын
Abyet Tbat ertrawnet mezena albo Nhadera Zkulai kem Lithi↩ Eritrawnetay Yhban Nslatom Hlawana zhalfu Jeganuna Kibri ysemayom Wetru ab libna ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@terhasessam5732
@terhasessam5732 4 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ንህዝባዊ ግንባር አብ ዓለም ውን ተኾነ ንጅግንነቱ ዝወዳደሮ ሐደ የለን ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 4 жыл бұрын
ብሓቂ ምስትንክር ደቀባት ኤርትራ ዝፈጸሙዎ ጅግንነት:: ከምዚ ሎሚ ብመጽነቲ ኢሰይስ ኣይታሪ ኣይሓወልቲ ኮይኖም ከይተጠለሙ::
@mebrahtomtsegay9330
@mebrahtomtsegay9330 Жыл бұрын
Belabelow were gdefff zmotes yae yzwr eyu
@senaitghebray1747
@senaitghebray1747 5 жыл бұрын
Thanks zara fltet
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 5 жыл бұрын
እወ ሓቂ ሕሉፍ ቅያታ ናይ ጀጋኑ ዛንታ ኢዩ ኣብ ምድላይ ናጽነት ዚተፈጸመ ትብዓትን ጅግንነትን ከምዚ ሕጂ ባህጎም ተዓምጺጹ መብጽዕኦም ተጠሊሙ እታ ባጃ ዚሓለፉላ መረት እሳተጎመራ ተቀይራቶም ተካእቲ ወለዶ ጥንጢኖማ ክነፍጹ መርገጺ እግሮም ስኢኖም ክነፍጹ ከለዉ ውላዶም :እንቋዕባ እባ ተመሊሶም ዚሪእዎ ኣይኮኑ ::መቸም ኣብ ዓለምና ሃገራት ካብ ውሉድ ወለዶ እናተሰጋገራ ኢየን ዚመሓላለፋ ንሕና እውን ከም ኩሉ ስነሞጎታዊ ተፈጥሮ እዚ ሕግዚ ክትግበር ናይ ግድን ኢዩ :ኣብ ሃገርና ግን ፍሉይ ዚገብሮ ተርኢዮታት ኣንጻር ታሪክን ጅግንነትን ወለዶ ክትሪኢ ከለኻ ይገርመካ ካብ ኣብሸዊት ዕድመኻ ባጃ ህዝበይን ሃገረይን ክሓልፍ ኢየ ኢልካ ዚዓቢ የለን እሞ ዘይ ነዚኦም ኢዮም ብራይት ፊቸር (Brayt Futur) ሸፋቱ በራዩ ኢሰያስ እናበሉ ንደቆም ታሪክን ጅግንነትን ወለዶም ከምዚጸልኡ ገሮም መባሃቅቲ ብታሪክ ስግር መረብ ክገብርዎም ድቃስ ስኢኖም ኣብ ትሕቲ ዓባይ ትግራይ ተዓቁቦም ተጋሩ ኢናክብሉና ዚውዕሉ ዘለዉ :: የቀኒየልና ተረክቲ::
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 жыл бұрын
@ሰላምኪ የብዘሓዮ ኤረይ Jesus is my lord ክክክክክክክ ጠሊሙ ኣንታ ሕፈር መን ክሓፍረልካ መን ተሪፉ ኢካ ኩሉ ተሰዲዱ ከም ዝወጽእ ተጌሩ ብዝተፈላለየ ምክንያት ድኩም ሕልንኡ ዝሸጠ ንሕና ንሱ ዲካ ብሃም ጠላሚ ህዝቡ።
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 2 жыл бұрын
ንፉዕ በርትዕ ኣጆኻ
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 5 жыл бұрын
Tarik jeganu wetru ab lbna 🕯🕯🕯
@michaelberhane5025
@michaelberhane5025 2 жыл бұрын
እዚ ክእመን ዘይክእል ብልክዕ ኤርትራውያን ታሪክና እምበር ናይዞም ሕጂ አብ ስልጣን ኮይኖም ኢሰያስያስን ሰዐብቱን ዘጽኑቱና ዘለዉ ከምዘይኮነ ግን ክፍለጥ ይግባእ
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 2 жыл бұрын
በ'ላዕ ሳዕሪ ጉጅለ ህግደፍ ሸቃጢ፣ ብሰማታትናን፣ ሓርበኛታትናን እናሸቀጠ ሃገር እናዕነወ ስልጣኑ የናውሕ ኣሎ። ህግደፍ ሃገርናን ሀዝብና ግደፍ!
@mebrakghebreweldi9650
@mebrakghebreweldi9650 8 ай бұрын
This happened 40 years ago in Grat 27th of April 1984. The battle of Grat. The price we paid for our independence.
@martagebre7698
@martagebre7698 5 жыл бұрын
N sele naxente eritrea zytnger ember zytgber yelene memanu zexgem jegnente zelalemawi zekrei n semetatena
@sevenaraya5972
@sevenaraya5972 2 жыл бұрын
ኣሕ ኣየ እወ እዚ ኩሉ ጅግንነት ሓሊፉ ክንደይ ቀያሕቲ ጅጋኑ ከፊልካስ ቀሲንካ ዘይትነብረሉ ዓዲ ኤርትራዊ ማለት
@kidanzekarias
@kidanzekarias Жыл бұрын
Zellalemwiy zikiriy nsematatina Harbejh aynbrin tariki iyu zwires 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💪🏽
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 2 жыл бұрын
🕊❤️🇪🇷🕯📜✍️🕊⛪️📖🕌🕊✍️📜🇪🇷❤️🕊selam kemzen zebel korazat deki sebat wedom amalem aytrayen alem zedneke tarik nwild weldena zhebin zekurana werkawi tarik weldena nwildid eldo kemwerki yhdes alo khliyu nweld weldo tari weldena werst kona kurbat ena✍️📜🕯🕯❤️🇪🇷🕊
@me-yo7zy
@me-yo7zy 2 жыл бұрын
Zelialemawi kbrn mogosn zkrn nswuatna!! Esey esey anbelibila bandierana qsenu semaetatna qsenu semaetatna!!!!
@jositayson7912
@jositayson7912 4 жыл бұрын
wedi medhin ende mo hgi bswuat ahwatna Kumar texawitu
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
It's a heart touching story but I can't really focus because is the music it is distracting me from hearing the actual story. Thank you that's just my preference.
@Waytogo-g6l
@Waytogo-g6l 2 жыл бұрын
አየ ጽንዐት ጅግንነት ኤርትራዊ 🇪🇷⚔🇪🇷⚔🇪🇷⚔💪❤🇪🇷
@yonaselias2269
@yonaselias2269 5 жыл бұрын
Bteami des zebl kexlo Bruder
@yassim9143
@yassim9143 4 жыл бұрын
Ygerm eyu kya tegadalay hzbawi gnbar
@semurasemura1176
@semurasemura1176 2 жыл бұрын
Zelealemawi keberi nesematatena
@senaitaraya2589
@senaitaraya2589 2 жыл бұрын
Eti aqerarbaka hdi entezibli xebuq nru
@ermiasweldeab
@ermiasweldeab 5 жыл бұрын
Wedi meriyet, neziom iyu krsiy ksrehalem zgbio kab nay beal pushkin
@EriAsmara6011
@EriAsmara6011 4 жыл бұрын
ኣየወ ትብዓት ኤርትራውያን መን ክወዳደሮም።
@eritrea8881
@eritrea8881 5 жыл бұрын
Kedem adey ktzentweley kela temesite yseme nire 😳lomi gn jemire ayeudon haki thaysh des aybleni bka bsenki nkux entay eyu zbual bsenki higdef kulu xenienayo
@habeshapage755
@habeshapage755 3 жыл бұрын
Ata neza lomi eshok etkewn hager akkkk😭
@ትግርኛናሽናሊስት
@ትግርኛናሽናሊስት 2 жыл бұрын
እዚ ዩ ህዝባዊ ግንባር 100ካብ 100 ናይ ትግርኛ ውድብ ኤርተራ ውን ናይ ትግርኛ ሃገር
@wedieri1957
@wedieri1957 5 жыл бұрын
Nice job bro gad bells you this is my history of my bit full country
@haftommsgna2154
@haftommsgna2154 5 жыл бұрын
tarik jeganu aytatna anbibka aywdan eu zelalmawi zekri neswatna awet nehafash
@matenzoshow9913
@matenzoshow9913 4 жыл бұрын
ከምዚ ጌርኩም ዳኣ ታሪኽና ኣፍሉጡና እንበር ሎሚ ሎሚ ሲ ኤርትራውነት ኣይግድን
@dannafonso2016
@dannafonso2016 5 жыл бұрын
Tank zara fltet
@filmontekleab7538
@filmontekleab7538 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏✊✊✊💪💪
@devibelay2624
@devibelay2624 4 жыл бұрын
ብከምዚ ዓይነት ዋጋ ድመጸት ሃገር ክትዕንብብን ክትብልጽግን ዜጋታታ ኣብድሞክራሲያዊት ክነብሩላ ትምነ እምበር ብከምዚ ዓይነት ክትርመስን ህዝባ ድማ ኣምሳይኡ ክጠፍእንሲ ናይ ሞት ሞት ዩ ::ድሓን ግን እቲ ብርሃን ክመጽእዩ እቲ ጸበባ ድማ ክሓልፍዩ ሃገረይ ክብረተይ::
@tesfaytewelde1245
@tesfaytewelde1245 5 жыл бұрын
ናይብሓቂ ኑሱዩ ትሓቂ ቅጽሎ ታሪኽቶምጀጋኑ ዝርድኦም ዳኣየለዉን እንበር እወታ ህዝባዊግንባር ዳንጻርታሪኾም ዝቃለሱ ሓሶት ዝቀለቦም ታሪኽወለዶም ዘይሓቱ እዮምእምበር
@bereketweldehanis2066
@bereketweldehanis2066 4 жыл бұрын
Zelalmawi zkri nswatna wotru ablbna alekum
@alemhaile9242
@alemhaile9242 4 жыл бұрын
Stinat tegadalay❤️❤️
@michaelweldemariam2957
@michaelweldemariam2957 4 жыл бұрын
Zara feltet ajokum berteau nay behkey abey temhertey eu edman teanan yehabkum
@mulugetaweldetnsa4267
@mulugetaweldetnsa4267 Жыл бұрын
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@tesfayesusteweldebrhan2207
@tesfayesusteweldebrhan2207 2 жыл бұрын
Wedigoma jagana etay imo guday hger konka
@azebokube3924
@azebokube3924 2 жыл бұрын
✌🌹🌹❤❤👌🙏🏾🙏🏾🙏🏾
በላየ ወጣብኝ !! 🤣 አዲስ ምርጥ የገጠር ኮሜዲ ድራማ።
17:50
Fikat Entertainment - ፍካት ቲቪ
Рет қаралды 2,3 М.
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
Players vs Corner Flags 🤯
00:28
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 80 МЛН
ደባሲየይ #ሓቀኛ_ዛንታ
22:49
Mahustar
Рет қаралды 71 М.
ዮአዳን (ክፍል 32)
37:43
ለዛ
Рет қаралды 117 М.
ጽሕፍቶ ድዩ ወይስ ኣጋጣሚ? ሓቀ ኛዛንታ
19:41
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 164 М.
ሉላ - Lula - ሓጺር ዛንታ By Robiel Habtemichael
17:16
Eri Meskerem
Рет қаралды 10 М.
ዳኒ ዛሬም ለሷ ቦታ አለኝ አለ.እውነታው ወጣ😱😭😭
26:22
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 54 М.
ዛንታ  ደግያት ንጉሰ ወዲ እልፉ
42:07
Mosaic Bahli
Рет қаралды 364 М.