ካብ ቃላት'ቲ ኣብኣ ዝነበረ ናይ ቃል ምስክር!!

  Рет қаралды 31,580

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ

BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ

Күн бұрын

Пікірлер: 39
@eliaskidane391
@eliaskidane391 10 ай бұрын
ኣናብባካ ኮነ ኣቀራርባ መደብካ መሳጢ እዩ'ሞ ኣጆካ ቀጽሎ ።
@TesfalemTeklay-sd2ww
@TesfalemTeklay-sd2ww 10 ай бұрын
ዋውውው በጃካ ከምዚ ታሪክ ኣምጻልና
@freedomhaile8307
@freedomhaile8307 10 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ከምዚእታት መደብ ኣቅርበልና pls
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 10 ай бұрын
ANE BXAMIY DES ZBLENY BRO LAKE HEBEKA ALEKU MEDEBKA THANKS 👍 👍 👍 👍 👍 👍 👍
@josephabraham7788
@josephabraham7788 10 ай бұрын
very well narration! I also like the way you saved the audience time at the beginning of your program! I would advise to all Eritrean KZbinrs to use this kind of method!
@MardokayMeseret-ts6po
@MardokayMeseret-ts6po 10 ай бұрын
Woww😮😮😮😮 መሳጢ ታሪኽን ኣተራርኻን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊
@twt6750
@twt6750 Ай бұрын
Thanks 4 tarek semea keep it up 🎉
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 9 ай бұрын
Outstanding report brother. Keep it up !!!!
@ዓይኒዓሳ
@ዓይኒዓሳ 10 ай бұрын
መንግስቱ ዘጽነቶ መንእሰይ ደሙ እንተ ዝእከብ ንዓለም ከም ዉሕጅ መዕለቕለቓ ነይሩ መንግስቱ ብዙሕ ህይወቱ ኢዩ ወስዱ ስለምንታይ ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ንሞተ ዘይተፈረደ ይገርመኒ'ዩ
@yoni8181
@yoni8181 10 ай бұрын
መን ኢዩ ሞ ኣብ ሕጊ ከቅርቦ .ኢሰያስን መለስን ኢዮም ከቅርብዎ ዝግቦኦም ኣይገበርዎን .ኢሰያስ ከኣ ተመሊሱ ካብ ደርጊ ዝኸፍእ ኮይኑ የጥፋኣናሎ
@habenb3489
@habenb3489 10 ай бұрын
Like and share deki eri 🇪🇷❤️keep it up 👍
@radyaesmael-ex7vk
@radyaesmael-ex7vk 5 ай бұрын
Wedi eri bixami eya zednikeka biravo 🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍🙏
@Fishtsigab
@Fishtsigab 10 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ኣለካ ካብ ኣድናቒኻ። እስኪ ከምታ ናይ መወዳእውታ ቃል ዓቢዓሳ ንንእሽቶ ዓሳ ተበልዕ ዘገርም ኣይኮነን መደምደምታኣ። ከመይ ነበር ገድሊ ጀብሃን ሻዕብያን ካብ በረኻ ክሳብ ኣስመራ፡ኮሙ ድማ ክሳብ ሕጂ ጽሙቕ ኣቢልካ ገለ በለና ወዲ ጽብቕቲ። ትጽቡቕ ክንስዕቦ፡ ነቲ ሕማቕ ክንክዕቦ?
@fanielkahsay4587
@fanielkahsay4587 10 ай бұрын
Good job & nice narrating bro
@HAGEREY-lw4bd
@HAGEREY-lw4bd 10 ай бұрын
Well done brother
@mengshagos3783
@mengshagos3783 10 ай бұрын
ክንሓተክ'ባ ኣብ ውሽጢ ቤት ማእሰርቲ ባዕልኻ'ወን ጠቒስካዮ ሓድሕድ ምትእምማን ኣብ ዘይብሉ እዋን ከመይ ኢሉ'ዩ ሓደ እሱር እሞኽኣ ዓቢ ፕለቲካዊ ገበን ክልተ እሱራት እሞ ኸኣ ኣቕዲሞም ዘይፋለጡ ከም ቃለ መጠየቕ መልክዕ ኣቕሪብካዮ ንናይ'ቲ እዋን'ቲ ወለዶ ዝእመን ኣይኮነን።
@mengshagos3783
@mengshagos3783 10 ай бұрын
ምኽንያቱ ኣብ'ቲ እዋን'ቲ እሱራት ተመሲሎም ሰለይቲ ስለዝነበሩ።መእሰሪኻ ግዳይ ንማንም ዘይትፈልጦ ከም ተራ ነገር ኣይትዛረብን'ኻ ዝእመን እቀራርባ ተጠቐም።
@Shammengs-b8o
@Shammengs-b8o 10 ай бұрын
ዋውውውው❤❤❤🎉🎉
@geze3185
@geze3185 10 ай бұрын
Thanks I like your stories
@Samiandeer
@Samiandeer 10 ай бұрын
Thanks alot. Xbuk mexeb
@y0onatanzekarias4
@y0onatanzekarias4 10 ай бұрын
🎉🎉🎉 nice zarekyyy atreaka betami xbuq qexalo kemzi aynet abzehieka aqreab zerkyyyy🎉🎉😢
@mussieande2190
@mussieande2190 10 ай бұрын
Wawww des zbl tariki❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@geneteden4343
@geneteden4343 5 ай бұрын
ፌሪሆም ሕዝቢ አፍሪካ ብፅኑእ ክንዲ ተረጊፁ ንክስእበካ ትገብሮ ህዝቢ እዩ 💔💔💔💔
@RBT._F
@RBT._F 10 ай бұрын
ናይዞም እጅግኦም ሰብሲቦም ናይ መንግስቱ ስራሕ ብዝለዓለ ደርጃ ዝቅጽልዎ ዘለዉ ሸፋቱ ድማ ጽባሕ ንግሆ ክንበብ እዩ::
@azebgebri6695
@azebgebri6695 10 ай бұрын
Shegeri Eritreawan buzhi eu
@tadesetewelde4902
@tadesetewelde4902 10 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉zegerm eu
@zaidtiquabo7584
@zaidtiquabo7584 10 ай бұрын
Halifu eiyu Eizi zemizkaru Akili zetibib/ high tirah Rahwan selamin yigberelina Tebarek hawina❤🎉
@MeleseBaraki
@MeleseBaraki Ай бұрын
😂😂😂
@AsmeromMahari-x2c
@AsmeromMahari-x2c 10 ай бұрын
Brother thx kemti zfetwo medeb
@yaphu2909
@yaphu2909 10 ай бұрын
🤙🤙q
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 10 ай бұрын
መንግስቱ ሸይጣን ኢዩ
@Deadkiller3696
@Deadkiller3696 10 ай бұрын
Great narrating
@dawitabrha9079
@dawitabrha9079 10 ай бұрын
Dergi communist dyu niru?
@BUFERI
@BUFERI 10 ай бұрын
ewe hwswas sraat yu zktel neru. hansab leninim ,marxism, communism hade akayda ayneberon.
@dawitabrha9079
@dawitabrha9079 10 ай бұрын
Bemejeria enqua kab mote dihnka nezahalfe leli 40 amet behiwet xnahka..nezi tarike mezentawka kia betami misgana yegbaka eyu.
@AdayHiwet
@AdayHiwet 10 ай бұрын
እወ፡ ዋላ ህዝባዊ ግንባርውን ብኸምኡ ጽልዋ ዝተመስረተ እዩ፡፡ ብዓል ኢሳያስ ውን ኣብ ሩስያ ስልጣነታት ይወስዱ ነይሮም እዮም። ኣብ ጊዜ ደርጊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ዝነበሩ ኤርትራውያን ንትምህርቲ ዝኸዱ ነይሮም እዮም፡ ገሊኦም ናብ ኤሮፓ ካብኡ ናብ ኣሜሪካ ዝመጹ ኣለው፡ ገሊኦም ከኣ ንሜዳ ዝኣተው።
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 10 ай бұрын
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 19 МЛН
ወፍሪ ኣዲስ ኣበባን ሽርሕታቱን// ንታሪኽ ይቀመጥ 1
54:12
ክሳብ ሕጂ ዝተዓቑረ ምስጢር እንክቕላዕ....
17:28
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 52 М.
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 19 МЛН