ካብ ጻዕዳ ወሊድኪ ዘርእኪ ጠፊኡ ንትብሉኒ,,,- My 3 KIDS taken by Government

  Рет қаралды 117,001

zomay channel

zomay channel

Күн бұрын

Пікірлер: 372
@zomaychannel
@zomaychannel Жыл бұрын
ከም ወትሩ ደገፍኩምን ፍቅርኩምን ስለዘይተፈለየና ኣዚና ኢና ነመስግነኩም ❤️ ደቅና ሒዝና ዓድና ንኣትወሉ ግዜ ይሃበና 🙏🏽 kzbin.infoddLJbyYmXZ8?feature=share kzbin.info/www/bejne/kKW3iIKplKutock kzbin.info/www/bejne/r3OWpXitnbBqnbs
@SB-en6ev
@SB-en6ev Жыл бұрын
Amen💖🙏
@rahmasuleman740
@rahmasuleman740 Жыл бұрын
ኣጅኺ ሓፍተይይይይይይይ ሰደት በዲሉና
@EdenAbraha-im3cr
@EdenAbraha-im3cr Жыл бұрын
Sweet sis l aprshete u!!
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 Жыл бұрын
Amen ja ja
@MercyChannel-zm2jl
@MercyChannel-zm2jl Жыл бұрын
Amen
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs Жыл бұрын
ኣብ ዓለም ካብ ዘጨንቀንን ከብደይ ዝገማጥለንን ሓደ ንብዓት ጓል ኣንስተይቲ እንድዩ ምስ ነብዐት ብጣዕሚ ከብደይ በሊዓትኒ እዛ ሓፍትና።ኣምላክ ባዕሉ ጸገማ የቃልለላ ።ግን ኣነ ሪኢቶይ ክህብ።ንዝኮነ ነገር መበገሲ ኣለዎ።መጀመርያ ነገር እዛ ሓፍትና ኣብ ዘረባኣ ብዛዕባ ኣቦ ደቃ ዝኮነ ነገር ኣይበለትን ስለዚ እዛ ጓል ከምተን ብሰንኪ ፍትሕ፡ምፍልላይ ድዩ ወይ ካልእ ምክንያት ብዘየገድስ ከምዘን ሲንግል ማም ንብለን ንበይነን ደቀን ዘዕብያ ኣደ ኢያ።ኩሉ ግዜ ከኣ ኣደ ልዕሊ ኣቦ ኢያ ን ደቃ ትኣሊ ትከናከን።ስለዚ እዛ ጓል ከም ግምተይ ጉድለት ረኪቦምላ ኣለዉ።ቀድማይ ነገር ኣብ ኣዘራርብኣ ብስለት ወይ ክእለት ኣዘራርባ ዝጎደላ ትመስል። 1ይ)ፖሊስ ሕጋዊ ሰብ ዩ ኣውስቫይስ ወይ ፓስፖርት ክብላ ከሎ ዋላ ይውደቅ ክትህቦ ይግባኣ።ክትከልኦ ኣይግባእን ኢዩ። 2)ወረቀታ ክሳብ ዝወድቅ እንታይ ትገብር ነራ።መንበሪ ወረቀታ ክወድቅ 3 ወርሒ ክተርፎ ከሎ ክትሕብር ይግባእ።ክሳብ ተሓዲሱ ዝመጻ ድማ መጻንሒ ክትሕዝ ነርዋ።ምክንያቱ ብዘይ ወረቀት ኮፍ ክትብል ግቡእ ኣይኮነን።እዝን ካልእን ተደሚሩ ኣብ ልዕሊ እቲ ረኪቦምላ ዘለዉ ጉድለት ዝበልዎ ተወሳኪ ሕማቅ መለክዒታት ኢዩ ነዛ ሓፍትና።ስለዚ ኣብ ጀርመን ዘለኩም ነዊሕ ዝገብርኩም ወይ ደቃ ክትመልሰሉ ትክእል መንገዲ ትፈልጡ ሰባት ብዝተካአልኩም መጠን በጃኩም ሓግዝዋ።ብተወሳኪ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ብዘይመደብን ድሌትን ናብ ውላድ ተምርሓ እንዳ በዛሕክን ትከዳ ኣለኪን።ተመሃራ፡ፍለጣ፡ነብስክን ክኣላ፡ኣብ መወዳእታ ብስሚዒት ተደፋፊእክን ዘይሓስብክንኦ ዘይኮነ ብመደብን ዕላማን ናብ ሓዳር ወይ ውላድ እተዋ።እዚን ወዲ ከምዚን ዘምጽኦ መዘዝን መዓስን ኣበይን ካብ መንን ትወልዳ ዘይምፍላጥክን ኢዩ ንዝበዛሕክን ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ሎሚ ሲንግል ማም ኮንክን ንበይንክን ብዘይ ኣቦ ደቅኽን ከተዕብያ ዝፈርደክን ዘሎ።እቶም ኣወዳት ወን እንተኮነ ወሊድና ደቅናን ኣንስትናን ኣይንደርቢ ተሳኒና ብሓባር ደቅና ነዕብየሉ መንገዲ ንፍጠር።ከም ውጺኢቱ ድማ እዚ ከምዚ ዓይነት ሽግር ዝገጥመክን ዘሎ።ኣብ ርእሲኡ ድማ ክንደይ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ኣለዋ ደቀን ኣደቂሰን ፈቅዶ ቲክቶክን እንዳ ዲስኮ ሽሻ ክጽለላ ዝሓድራ።ኣብ ዓለም እንተወሊድካ ንውላድካ ኢካ ትነብር ሓላፍነት ክስመዓክን ኣለዎ።በጃክን ኣይትንኣሳ።ኩሉ ድሕሪ ውላድክን እምበር፡ ንምዝንጋዕ ቲክቶክ ዲስኮ ቅድሚ ውላድክን ኣይትስርዓ።ከይሰልጠንካ ናብ ስልጡን ዓዲ ምምጻእና ንለወጠሉ እምበር መልሲና ኣይነግድዶ።ከምቲ ኣካልና የእሙረና ወን ኣብ ኤውሮጳ ከም ዝህሉ ንግበሮ በጃኪን😢
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 Жыл бұрын
Bravo nay bhke
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs Жыл бұрын
@@wintamekonen5003 ❤️👍
@rahwahailemariam3233
@rahwahailemariam3233 Жыл бұрын
ብሽም የሱስ ክርስቶስ አዞም ቆልዑት ብሰላም nab ሑቁፋኣ ይመለሳ አቲ ንሰብ ዘይካሎ ን ኣምላኽ ይክኣሎ አዩ ሓፍተይ ካ ሸጋ ኣምላኽ ይብዛሓልኪ 🙏🙏🙏🙏🙏.
@tsegagebretatios1356
@tsegagebretatios1356 Жыл бұрын
Amen 🙏
@Gl.f
@Gl.f Жыл бұрын
ስቕ ኢልና ኣይነመኽኒ ሎሚ እዚ ሕብረተሰብና ይወልድ እምበር ግዜ ኣይህብን ኢዩ ንውላዱ ። ኣብ ቲክቶክ ኣብ ይቱብ fb ኣብ ወረ ብዙሕ ግዜ ኢዩ ዝጥፍእ
@delinamarta4184
@delinamarta4184 Жыл бұрын
Nay bhaki xbuk zereba nwladen fkrn gzi ayhabomn eyen
@selamzaid8539
@selamzaid8539 Жыл бұрын
Ya naybhaqi key kone wegn keytesebre xegn yblu weledna
@lwamabraham2533
@lwamabraham2533 Жыл бұрын
True
@aloniab93
@aloniab93 Жыл бұрын
Hakiiiiiii
@filmontesfit
@filmontesfit Жыл бұрын
Abzi europa welidka entay trgum alewo zeywelede zhgoselu gze bexihna wela etom qolu gbuz ms belu ab lili weldom zeriywo niqet wawa entay gedesheka tweld hmam mssn
@yordanegede7623
@yordanegede7623 Жыл бұрын
ሰላም ከመይ ኣለኺ ቤሉል ሓፍተይ ብኸመይ ክረኽባ ይኽእል እዛ ሓፍትና ኣነ ካብተን ከምኡ ኣጋጢምኒ ዝሓለፍኩ እየ እሞ ካብቲ ዝተጠቐምኩሉ መማኸርኩዋ ኔረ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ደቃ ብሰላም ይምለሰላ ኣብ ጀርመን እየ ዘለኹ
@yemanew50
@yemanew50 Жыл бұрын
ንፍዕቲ አብነታዊት አደ።ዕድመን ጥዕናን፡ይሃብኪ።ብውላድኪ ተሓጎሲ።አምላክ ንቤትኪ ይባርክ
@welidwelid3924
@welidwelid3924 Жыл бұрын
ቤሉል ሓፍተይ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኢኺ ኣምጺአኪ፡ አቲ ሽግር ኣብ ኩላትና ኢዩ፡ ንደቅና ክብሪ ዘይምሃብ ኢዩ። ገለ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ብጣዕሚ ኢየን ዘደንግጻኒ፡ ጠኒሰን ሓሪሰን ቆልዑ ኣብ ዘዕብያሉ ኣሰብኡተን ገገዲፎመን ንኻልአ ይኸዱ አሞ፡ ሽዕኡ ናብራ ቆልዑት ምዕባይ ይኸብደን፡ ክሳብ ናብ ጭንቀት ይበጽሓ ኣለዋ። ስለዚ በቃ ኣጆኽን ሓያላት ኩና።
@senaittesfamichael3635
@senaittesfamichael3635 Жыл бұрын
ሽኮሪና ሐብተይ ነዚ ዝበላኪ ስባት ንስን መአስ ብስላም ይነብራ አለዋኤን ዘርኢ አሌት ሕብሪ ዘይኮነ አገዳስነቱ ፍቅሪ ምክብባር ምትሕልላይ እዚእዩ ዘድል ሱቅ ኢልካ ሐዳር ውላድ ስለዝገበርካ አይኮነን ንስኪ ሐብተይ አብዝጥአመኪ ፅቡቅ ትነብሪ አለኪ ክብረት ይሕበኪ ከምድላኪ ተስማሚእኪ ብሐጓስ ትነብሪ አለኪ ሞ አይትስምእዩም ምስ ሐበሻ ኮይነን እንድየን ዝነብአ ዘለዋ ስለዚ እይትጨነቅሉ አጆኪ ከም ቀደምኪ ተሐጐሲ ርሻነይ ሽኮሪና ግደፍዩም ስብ ዘይተብሐለ ዝብል እዩ ሞ እይትገደስሎም ናትኪ ግበሪ
@hani6817
@hani6817 Жыл бұрын
ሕማቅ ስማዕ እህ ማረይ ጉድ ረኪባ😢 ኣምላክ ምስ ደቅኪ የራክብኪ ፆሎት ግበሪ ትንሰብ ዘይካኣሎ ንእግዚኣብሔር ይካኣሎ አዩ ኣጆኺ🤲🥺♥️
@yoyoemma1302
@yoyoemma1302 Жыл бұрын
There are millions of Eritreans who love and adore you. Thousands of Eritrean heroes gave their lives to give you the Eritrean identity and the freedom to live your life the way you want to live it. Your children are indeed lucky to have the Eritrean blood and a wonderful mother who is proud of her Eritrean identity, culture and values. You are one in a million! An Eritrean Diamond. I'm glad that you are my dear sister. I love you!
@teklemarimbekit116
@teklemarimbekit116 Жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ከቢድ,ዩ አብዚ ከምዚ እንተ ደኣ በጺሑ ምስ ነብስኻ ተራጋጊእኪ ስራሕኪ እናሰራሕኪ ከምቲ ንሶም ዝብልዎ ዘይኮነስ ብደቅኺ ከም ትግደሲ አብርህሎም ጠበቓ ውን ክትገብሪ ሐጋዚ,ዩ ንዓኺ ትብዓትን ዓቕልን ብጽንዓት ሰሬኺ አሪእዮም እዚ መለለዪ ኤርትራዊ ኢዩ ወድሐንኪ።
@ሃናኤርትራዊት
@ሃናኤርትራዊት Жыл бұрын
አዚ ሓፍትና ቁርብ ጸገም ደለዋ ይመስልኒ ኣቲ ጽገም ንዖም ጥራይ ኣይነልግበሎም ሰለዚ ብስለት ዝጎድል ይመስለኒ ሰልዚ ጉቡእ ሕኽምና ይድልያ ይመስለኒ ምሕረት ይውርድልኪ ሓፍተይ ኣምላኽ ንሃገርና ህዝብና ምሕረት ይዉርደልና ኣተን ደቅንስትዮ ካብ ምስሚድ ወጽኽን ንዓኽን ንደኽቅን ዘመህር ሕሰባ በጀክን ::
@bettyk7810
@bettyk7810 Жыл бұрын
Hmmmm wise woman! Zewaseki meriski Aleki! God bless you and your family❤️
@tibletsabraham3019
@tibletsabraham3019 Жыл бұрын
እውይ ሓፍተይ ኣጆኪ ንመን ኣለዎ እግዝኣቢሄር ኣለዎ
@miriamtecle3158
@miriamtecle3158 Жыл бұрын
You are amazing very wise lady. I wish all the women who got the courage to come out on media are as responsibele as you are. Keep it up.
@muluemehari6914
@muluemehari6914 Жыл бұрын
❤ ኮሚኒቲ ይድልየና ኣሎ ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐክን ዘመስግንክን ርሻን ሓፍተይ ቀጽልዮ
@Eden-bg2mw
@Eden-bg2mw Жыл бұрын
Btame eu Eritrean 😭😭🥰
@danuhiyab6192
@danuhiyab6192 Жыл бұрын
Belul haftey kemzi gerki mzrabki nay bhaki nfeti eki sebna zebelashiwo zelo ezi mediatat eyu mlue mealti ab tik tok mwal dekika kwesdwom endhr koynom kea mknyat alewo dege sle ztexawetu trah kkewn aykeln eyu bzuh zsemula wey zreaylu ewn khlu ykel eyu wela gorebet ewn ynegrulka eyom zkone mis zreyu dehan NSA gn eti gudletat teryo bdhriu deka kmlesa eyen amlak misa ykun ❤❤
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ሰብ መሰሉን ግቡኡን ክፈልጥ ኣለዎ:ስለዚ እዚ ናቶም ጌጋ ኣይኮነን:ኩሉ ብጌጋ ክንወስዶ ጽቡቕ ኣይኮነን:በቲ ሕጊ ናይቲ ሃገር ክትነብር ከኣ ግድን ዩ:ከማን ስደተኛ ስለዝኾንካ ብዙሕ ግፍዒ ይወርደኻ ዩ:ከምዚ ከይመጸካ ምጥንቃቕ:እንተ ኣጋጢሙ ከኣ ናብ መፍትሒ ምእታው ጽቡቕ ዩ:ንስኻ በኺኻ ግን ጸገምካ ተፈቲሑ ማለት ኣይኮነን:ስለዚ ኣብ ኮሚኒቲ እመኑ:ጥርናፈ እንተ ኣለኩም ግን lawyer ገይርካ:ብሕጊ መስልኩም ተኽብሩ ማለት ዩ:: ኣብ ንሓድሕድኩም respect ምግባር ተማሃሩ:ብምክብባር ተዛረቡ:ኣብ ኩሉ ነገር ሓላፍነታውያን ኩኑ:ናብ ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ጠምቱ:positive minds ክህልወኩም ኣለዎ:ካብቲ ሕማቕ ነገራት ብዙሕ ተማሃሩ:: May God bless you all, God will change our country soon,
@misszebib3969
@misszebib3969 Жыл бұрын
You are right most of Eritrean men's they don't care about the childern's most of women,s & childern's suffering it's really sham .
@WegahtaTeweldebrhan
@WegahtaTeweldebrhan 9 ай бұрын
Offfff 😢😢😢😢😢 Nay bahqi kabid EU haftay marey ajiki egzabhir alo kulu zekalo 😢😢😢
@joharamohammed7903
@joharamohammed7903 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ትሕዝን ፈጣሪ ደቃ ብሰላም ይምለሰላ🙏💔
@sarahtesfay8106
@sarahtesfay8106 Жыл бұрын
Thank you Rishan haftey btami mahari arsti. Kulu seb nebsu yfetsh
@gebreamlakbahta9757
@gebreamlakbahta9757 Жыл бұрын
እዛ ሰብ ሓገዝ የድልያ ኣሎ ከም ሰብ ሓላፍነት ስድራ ኣይተሰከመትን ንኻልእ ከተማርር ጥራይ ትስማዕ ኣላ። ናተይ ምኽሪ ካብ ምድያ ውጺ ደቅኺ ርኣዪ። ሓዳርኪ ግበሪ።
@nohgidom2494
@nohgidom2494 Жыл бұрын
Ezi tblya zeleki habtna yfelta eye kedamay neger 2 eyen deka kaleay kea kulu nata gega eyu
@elim4024
@elim4024 Жыл бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ ኣነ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ social worker eye እሞ ምእታዎም ብዘየገድስ እንተ ተሓባቢርካዮም ይሕግዙ እዮም:: ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ክፈላለ ይኽእል እዩ እቲ ወላዲ ግን ነብሱ ከረጋጋእን ከማዕብል እዩ ዘድሊ
@SlamhAlnassr-uw9nb
@SlamhAlnassr-uw9nb Жыл бұрын
ዋይ ዕድኻ ዝመስል ክብረትስ አበይ ይህሎ
@mesfneyestif3704
@mesfneyestif3704 Жыл бұрын
It's good advice I hope alot of people having in such trouble may get enough information. Keep it up
@samrawitbrhane3409
@samrawitbrhane3409 Жыл бұрын
❤❤ የቀንየልና ቤሉል ሓፍቲና ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ስድራቤትኪ፡፡፡ ❤❤ ኣምላክ ይሓግዛ 😢 ደቃ ብሰላም ይምለሰላ ነዛ ሓፍቲና ❤።
@hizbawit
@hizbawit Жыл бұрын
thank you so much Zemoy hafftena for this important topic which many children have pain. I myself work at a guardianship institution, so I don't directly deal with placing children out of the home, but I mainly assess whether children's rights have been taken away. in other words we give advice why we think that the child should be taken away from its parents Jan. eventually the judge will make a ruling on this. ---- going back to our sister's story. 3 children play outside without supervision. she has not told how old the children are. if one of the children is younger than 4 years old then I think this mother is not able to see danger. In addition, the Child Protection Board did not decide at that time to take the children with them, they never do so on the same day. there must have been many incidents beforehand and this time there is another incident that put the safety and health of mother at risk. the report of the judge's decision clearly states why the children are unsafe. this mother apparently has not read and makes up her own story. ---- where is the father of these children. someone who can help them? Eritrean fathers are the worst fathers I know. none of the children who have been taken from home have had a father come to help them. sad
@NOnonon89325
@NOnonon89325 Жыл бұрын
🥺እዛ ኣደ ኣዛራርባኣ ብስልቲ ኣይኮነትን why?, ጸዓዱ ብዘይ ዝኮነ ምኪንያ ደቃ ኣይወስውምን እዮም እዚ ዝሕዝን ሓቂ እዩ, ንምንታይ ደቃ ከም ዝተወሰዱ ከማን ክትፈልጥ ኣይከኣለትን ዘላ እዚ ማለት ከኣ ጸገም ኣለዋ,በዚ ኮይኑ በቲ ግን ኣደ ብዋልዳ ክትቅጻዕ ደስ ኣይብልን እዩ😢, ኣቦ ደቅ ከ ኣበይ ኣሎ? ኣብዚ ገዛውተይ ዝጋጠመ ክነግረኩም ሰብ ሓዳር ሓበሻ ደቆም ብመንግስቲ ተመንጢሎም እቲ ምክንያት ከኣ ኣብ ውራዮም ሰባት ዓዲሞም ክሳብ ሰዓት 12.00 ለይቲ ስለ ዝዕለሉን ዝተዛናጉዑን,ደቆም ከኣ 3ን 5ን ዝዕድሚኦም ከይደቀሱ ስለ ዝረኣይዎም,ደቁኩም ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ ዘይደቀሱ ኢሎም ወሲደሙሎም,ድሮ 5 ወርሒ ኮይኑ ኣሎ ካብ ዝውሰዱ🥺
@alemey6111
@alemey6111 Жыл бұрын
Abey Hager
@solisoli6229
@solisoli6229 Жыл бұрын
Omg
@babyshark6656
@babyshark6656 Жыл бұрын
ኣበይ ሃገር ዩ ፕሊስ?
@arameyob9345
@arameyob9345 Жыл бұрын
Bzey miknayat gele aytbel mes werdka ketflto eka ketfeltiyo eki neaka bzeyredaka deqeqti hetot achanikom zerduka mesluka tezarebom kindey chenqi zelo manim seb kisab ab hiwetu zemxo ferday eyu.
@NOnonon89325
@NOnonon89325 Жыл бұрын
@@arameyob9345 ኣነ ንክንጥንቀቅ ኢለ እየ ኮመንት ጺሒፈ እንበር ይምካሕ ኣይኮንኩን ዘለኩ,ምጀመርታ እንታይ ከም ዝጸሓፍኩ ጹቡቕ ገርካ ኣንብቦ, ክርሳዕ ዘይብሉ ከኣ ሓበሻ ኣተዓባብያ ቆልዓ ንፉዓት ኣይኮናን, ምኪናቱ ናትና ኣተዓባብያ ኣብ ደቅና ኢና ንደግሞ ዘለና,ኣብዚ ምዕቡል ዓለም ከም ዓድና ኣይኮነን ቆልዓ ዓቢ ሓላፍነት ዝሕትት እዩ,Thanks🙌🏽
@ኤፍታሕተኸፈት
@ኤፍታሕተኸፈት Жыл бұрын
ኣንበሳ ቤሉለይ እዛ ሓፍተይ ይፈልጣየ ርክብ እውን ኣሎኒ ንእሽተይ ያ ኣይበሰለትን ክትቅየር ኣለዋ እቲ ጸገም ከበርትዓ እምበር ከውድቃ የብሉን ፡ዳሕራይ ድማ ቲክቶክ ስለትጥቀም ኩሉ ሰብ ከምጽልልቲ ዩ ዝሓስባ ወገን የብላን ።ስለዚ ኣሕዋት ብዙሕ ጸገም ኣለዋ ጸሉይላ
@hiyabhabtom2406
@hiyabhabtom2406 Жыл бұрын
Negsh diya
@tigisteshetu1092
@tigisteshetu1092 Жыл бұрын
Belul haftey btami hagez naycomminti ydelena alo ,kemaki zeamsele ydelena alo. Live seat 21.00 etwi❤
@TesfagabrMehari-lc4ud
@TesfagabrMehari-lc4ud Жыл бұрын
Behakie ab Germany 🇩🇪 zelewa Diqui Anstyo giega aleeen ke hawiki tesfagabr kab Germany Nebarie iye kierekbekie mdeleku beylul haftey
@akberethaile2320
@akberethaile2320 Жыл бұрын
ለባም እዛ ጎለይ ለባም ከም ኣዴታትኪ ምዕዶኪ ኣብ ልበን የሕድሮ እግዝኣቢሄር ይሀሰግዝኪ።
@fifififo4529
@fifififo4529 Жыл бұрын
አንታይ ሰል ዘግብራ ውላድካ ኡኳ ካብ ጽሊም ዲዩ ጻዕዳ ደቅካ ኢዪም ጀርብን ጊን ካብ ከብ ዜሮ ትበጊሶ ኣይውሰዱን ኢዮም ግና እዘን ሒጂ ዘመጻ ምምጺኢን ረሲዔን አንሕሪ ኣብ እንዳ ሹሻ አብ ዲሰኮ ኣብ ቲከቶከ ቆሉዑ ኣደቂሰን አዚኤን ንቶም ውላደን ሓሪኤኖም ኢየን ውልፊ ምንዝርና ዘልውን ኢየን ዶርሆ ኡኳ ደቃ ትዕቢ ሓሙሸተ ሸዲሸተ የዕቢና አንሕሪ ጹቡቅ የዐቢካዪም ቁሊሕ ኢሎም አይሪኢካን ኢዩም ጀርብን ምሰ ጠርጠካ ማዓኮ ይእከብ
@senudani5676
@senudani5676 Жыл бұрын
እዛ nebsomn deqomn ዘይኣለዩስ bguday poltika kzerebu zwolu እወ.
@sabamengsteab1240
@sabamengsteab1240 Жыл бұрын
Ygrem eu emo ka ab tiktok tgtrka ktwel ktsreh alka nsom wen yktatluka eyom singel mom nfeti ktkwen alwa gzea wen yablnan nab tiktok knwel kamay eln abu ywela endi 😢
@praiselordamen4328
@praiselordamen4328 Жыл бұрын
As long as you are respected and happy that is life so bless your family🙏❤️💯🇪🇷
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 Жыл бұрын
ናህና ናይ ሐበሻ ጉድለት ኩልጊዜ ናይ ባዕልና ጌጋታት ክንሽፍን ኢና ንጽዕር እንድሕር ዓዲ ጓና አለና ህግታት አክቢርና ክንነብር እዩ ዘለና ንሶም ኸአ ደቅና ንኸይብደሉ ክብሉ እዩም እንበር ንአአቶም ወላሐደ መክስብ የብሎምን ስለዚ ከም አተዓባብያናን ባህልናና አይኮናን ክንብር ።
@etsegenetandeberhan1575
@etsegenetandeberhan1575 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ አብ ቲክ ቶክ ተሰጢሓን እንዳወዓላ
@meazakrstos3209
@meazakrstos3209 Жыл бұрын
Ajoki Brikti Egzabhar Amlak senay eu Tesfa ay tquretse. Bzaeba gezae reski tsbuq hsebi posetiv hsebi
@kidisty.woldez6974
@kidisty.woldez6974 Жыл бұрын
እቲ ጸገም አብ ወጻኢ, ከምቲ ኣብሃገርና ክንክውን ንደሊ ግን ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ ::ንኽና ናይቲ ሃገር ንቕመጠሉ ኣጋባብ ክንክተል ኢዩ ዝሓሸ, 1, ቆልዑ ካብ ሰዓት 7, ናይ ምሸት ንደገ ክወጹ የብሎምን 2, አብ ቁሪ ግዜ ብሸበጥ ሳእኒ ንደገ ወይ ንትምህርቲ ክኸዱ የብሎምን 3.ንጉሆ በጋባባ ቁርሶም ክበልዑ ኣሎዎም.4.ቆልዑ ደቂ 3ዓመት ስጋብ 7, ዓመት ሰዓት 7. ክድቅሱ ኣሎዎም ኣድላይ ስለዝኾነ. አብ ሆላንድ ሰኑይ መጸ ይሓትዎም ኢዮም እንታይ ገርኩም ቀዳምን ሰበትን. እቶም ደቂ ሆላንድ ኩሉ ኣብገዛ ዝተገበረ ኢዮም ዝነግሩዎም ደቅና ግን በቲ ንምህሮም. ንሕናውን በቲ ዝዓበናሉ ናይ ብዛዕባ ወለድኻ ወይ ዘተገበረ ይጸብቕ ይሕመቕ. ኣይንዛረበን እና. ቐጻሊ መንግስቲ ሆላንድ ብዘይ ምኽንያት ኣይወስዱን ኢዮም, ወይ ትወቕዒዮም ትኾኒ, ወይ ወድቃ በሰላ ዝተሓሰየቶ ይሕልው ይኸውን ብዘይ ጭቡጥ ነገር ኣይወስዱን ኢዮም ::
@Efrem-tz4iz
@Efrem-tz4iz Жыл бұрын
ደቀን ዝወስድለን አቦታቶሞ ኤረትራውያን እስኽን ደቅኺ ዐዶሞ ስለዝኾነ መን ክወስደልኪ አየ ግዜ ድቃላ ወሊድካ ትነብረሉ ግዜ
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 Жыл бұрын
Neachi Weladit Teegesti Yehabki Neaan can Have Mealti Yemethachi Thelot geberi Tiegesti The haftey Ajochi ❤
@selamhisabu6782
@selamhisabu6782 Жыл бұрын
Beluley eta nay siwz zela kihgza eye
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኪ። ኣገዳሲ ሓበሬታ፡ ግን ኣብ ቲክቶክ ምውዓል ነወግድ ኢልኪ ኣመሓላልፍልና። ሎሚ ንኹሉ ሓዳርን ምዕባይ ቆልዑን ጸገም ኮይኑ ዘሎ ኣብ ቲክቶክ ዘይጠቅም ሕሱርን ሂወት ክትርእዩን ክርእያ! ስለዝውዕሉ ኢዩ።
@Mur_Channel
@Mur_Channel Жыл бұрын
Atekakima dey mekeal eu yehiwate
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 Жыл бұрын
Eti kulu zekeil fetari Yihagziki haftey, Reshu thank u for sharing God bless you with your family ❤🙏
@saradaniel5579
@saradaniel5579 Жыл бұрын
Rushu haftey btami nfeti .eza deka yekla endiya gn gega ya mknyatu deki anstiyo 45 -50 period sle zkarx mmzbalat nay hormon u kemu zgebren.❤❤❤❤❤❤❤
@mihretdirarkidane4323
@mihretdirarkidane4323 Жыл бұрын
Habety naty don't give up you have to fighting for your kids God bless you
@berhaneabadi6609
@berhaneabadi6609 Жыл бұрын
No worries what people say about you. I have seen some of your videos have good lessons. I think you are nice couples your husband speaks sweet Tigrina. God bless your marriage and your kids.
@sandycheeks1580
@sandycheeks1580 Жыл бұрын
😢This is why Africans must keep Whites out of their countries!!! Wherever they go, they convince you they’re friendly & harmless. They are racist & vulgar with curiosity of the “savages”. Always desperate to be invited into your circle, homes, & culture. They are culture vultures. Worse… they carry their evil culture with them. One evil is CPS or child protective services. They really do take children away for lies, small reason, or no reason at all! 😢 it leaves, parents confused, shamed, sad, angry, & extremely self critical. They do it as a government revenue 💰 source & for furthering western colonialism😮😢😢😢😢
@feruzbrhane6953
@feruzbrhane6953 Жыл бұрын
Beluleye bereikiti I wishe I can give you more than 1 like you are incredible mo. Proud of you 👏 sister ❤️
@selineceline3596
@selineceline3596 Жыл бұрын
I agree 100% with you! I hope she will have her kids back as soon as possible.
@2024-c3b
@2024-c3b Жыл бұрын
Belul haftey plz kemzi aynet tmhrti n hbretesebna azyu xubuk eyu, kab seat 8:00 pm nnyew kkewn ymrex ybl ane
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 Жыл бұрын
ርሻን ሰበሀቶ ነኢሪቲራውያን ዐቢ ሀበቲ ሰበሀቱ በሐቂ ኢና ነፈቲወካ❤
@Zebib.Goitom
@Zebib.Goitom Жыл бұрын
ጽብቕቲ ምኽሪ ንሰብኡት ተዛሪብኪ በይሉል "ብዛዕባ ደቁ ዘይሓስብ ሲ ምሉእ ምሸት ብዛዕባ ፖለቲካ ክህውትት የምሲ፥ ጽባሕ ንግሆ ነታ ክሃንጻ ትብላ ዘለኻ ሃገር በየኖት ቆልዑ ኢኻ ክትሃንጻ?" ሓቂ 100 %
@sababberaki-gm4ij
@sababberaki-gm4ij Жыл бұрын
Tank you god bless you👍💕💞🙏
@temesgenamlakey3881
@temesgenamlakey3881 Жыл бұрын
Ewey Bsmam Ajoki Haftey Marey Eway Weldi Zrekbo
@LuchoaEmbaye
@LuchoaEmbaye Жыл бұрын
ወላ ንሓንቲ ሰከንዲ ከቢድ እዩ እምበሪ እዋይ ኣምላኽ ከመይ ዝበለ ፀገም እዩ ብሽም እየሱስ
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 Жыл бұрын
ናይ ባሐቂ ወረጃ ዛጓለይ ጽቡቕ ማዕዳ እዩ
@Josephsol55
@Josephsol55 Жыл бұрын
You love who you love, you don’t have to prove yourself to anyone!! As long as you are happy that’s what matters.
@tighereda7382
@tighereda7382 Жыл бұрын
Absolutely
@aziebtekle9559
@aziebtekle9559 Жыл бұрын
Ajoki haftey nab Jesus tray tezegyi eti jesus msa zelewo seb eti hayal wey eti rgum zbhal seb aysiron eu. Njesus emeni jesus balu ndekki gezaki kmelselki eyu haleluya kbri nezi mewedadrti zey le amlakna ykun amen
@lindasamuel5931
@lindasamuel5931 Жыл бұрын
Ajoki eza haftey. Dekiki kimlesa eyen. Lawyer wey hgi zifelit seb kuseri. Kitzarebi keleki hidie elki zeigib melsi habyom. Amlak yihagzki. Kab ade nilaeli nideku sbuk geru keebi zikiel yelen. Nidekiki kitbli meantaki shet abli. God bless you Rshan for focusing on social issues that affects our people.
@FretaTareke-oo8kz
@FretaTareke-oo8kz Жыл бұрын
N wlad kab sdreu nlaieli kihalyelu zkiel yelen hmak weladi zbehal yelen hmak aytzarebu please
@welkaityesewlije8817
@welkaityesewlije8817 Жыл бұрын
Tkkl ayekonen gera nementay keleu kemezey seded tefelt alewa abe merabawon enaneberk kelut ketesedet gega eyu nementy nay weladey cheger alo eyu, betam yehezn😢
@lelalove5258
@lelalove5258 Жыл бұрын
Beluley Gigna 👏🏿👏🏿👏🏿
@beBold2023
@beBold2023 Жыл бұрын
ክትድነቂ ዝግበኣኪ ሓፍቲ ኢኺ። ምናልባት እንተዘይርኢኽያ ኣብ netflix, Mrs Chatterjee vs Norway ትብል ኣብ ኣተሓሕዛ ቆልዑ ኣብ ኤዉሮጳ ( ነርወይን ህንድን እያ ተሰሪሓ) ትገልጽ ጽብቕቲ ፊልም ኣላ ። ንትገብርዮ ምንቕቃሕ ኮነ ሓበሬታ ግን ደጊመ ከመስግነኪ እደሊ። moge God je zegenen.
@adiamokbamikael7820
@adiamokbamikael7820 Жыл бұрын
Ja ane reia btami eya thznka nhena ewn edle knhbome yblnane btami eyu zhezn 😢
@beBold2023
@beBold2023 Жыл бұрын
@@adiamokbamikael7820 እቲ ዝገርም ንሕና ከመይ ጌሮም ልዕሊ ኢሕ ፍንጭሕ ኢላ ጻዕረ ሞት ሓሊፋ ዝወለደት ኣደ ኮይኖም ደቅኺ ቀጺዕኪ ደቅኺ ኣይተኸናኸንክን ኢሎም ይምንጥልዋ ኢልና ኢና ሓዚና ስቕ ክንብል ከለና ንሳቶም ግን ቢዝነስ እዮም ዝሰርሑ፡ እታ ፊልም ምስረኣኻ ሕጊ ካልእ ንሳቶም ዝሰርሕዎ ካልእ ምዃኑ ኢካ ትርዳእ፡ ክሳዕ ክንደይ ሓለይቲ መሲሎም ብደቅና ከምዝነግዱ ኢኻ ትርዳእ። ኩሉ ስደተኛ ክርእያ ዝግባእ ፊልም እያ።
@46hbs
@46hbs Жыл бұрын
Away haftey abta ztecheneketla rekiboma koynom eritrean keyda gin men deka kmelsela ajoki tesfa aytkurexi zhaftey snki nekiski ktregagiei nebski keteleli fetni dehar abti gze hmak nere eila kemtekeyeret hji hiwet kemzeykebda deka bhagos ktali kemtikil teregagia ktrekbom alewa smieita habia kab frhin hrkann rihika nebsa teleila hrik hrik tezey eila brdeit tesfa keykorexet terekibatom kmelsula ayom tbeki tenxerxir tekoyna gin ayrdualan ayom chinket alewa ayom zblu egzabher yhagizki ajoki bellna belu❤
@delamieri1747
@delamieri1747 Жыл бұрын
Mrs Chatterjee vs Norway tibil film reayea. Mszi tblo dela keberteakin moral kit hbekin eya. Tesfa aytqurexa
@genettedla4209
@genettedla4209 Жыл бұрын
Be strong it will be OK sister I new it's hard you live with out your kids you are not alone 🙏
@semhargebreyonas9242
@semhargebreyonas9242 Жыл бұрын
God bless you Bielu ezi nay kominti hsab keae kgber zelwo hasab eyu
@edenmehari5249
@edenmehari5249 Жыл бұрын
Eza haftna bezkon seb tebdel ndeka waga eda zetu kekwen yeblun maltey kulu kiela netom zewldeten deka ketriey alwa hayal da enber nebait ketkwen yeblan gelin mes sebayen enta tebsin nedken eyen zharman ztsrfa so komu ketkwen yeblnan please ende gena ka nefiety aytmsln eiya geza atsrya nebsa tehtstiba deka kem znafqet ketreyom alwa seb knday sger eu zkel ab sdet n dekika aboka adika haftiy hawey haten hawobo kulu ade eya tekonelo nebom kettmet yeblka neska abom ketriey dekka kewsdka yekulu eyom so neska nedekeka kemtiy adeka naka neska ka n dekika ketkewen eu zelka ❤
@loveyoumami8372
@loveyoumami8372 Жыл бұрын
Ja ane ade Ende gn nay wludka sheleltnet ayedln yu ezia kea bslet yeblan mesleni ena belka bwludka zteankefela mealti wn nfeti ade ay Tresen ya
@rahelalula551
@rahelalula551 Жыл бұрын
Eway hafetey bedemts si Helen mes dekey eiya meselni abe siwss zela
@sabag2099
@sabag2099 Жыл бұрын
Thanks queen ❤please do for the habesha people in the areas of their weaknesses
@Elorateweld7025
@Elorateweld7025 Жыл бұрын
Addeta please telephone kithiza kelekin ghedeb ghiberalu kem single person (eskabuli) aytukuna,
@fqrinkuluftur7954
@fqrinkuluftur7954 Жыл бұрын
Mes hadarkn keytnebra ab sebutken neqet aleken even ab eritrean or ethiopian awedat yehdugeken balken tfelta haqi merar eya teqebeleo kem zelewo
@asmerettekle55
@asmerettekle55 Жыл бұрын
She needs to fight for her kids she doesn't said she has to go back Eritrea it is not good she have to show them she is strong
@lamkekeste5853
@lamkekeste5853 Жыл бұрын
Btami nfati gdst eritreatrawet kexlyo btami eye zednkeki
@sese280
@sese280 Жыл бұрын
No No ....Aytemekeye....ayteflten eki entaykmdegatemeki......zeada temerekimo...dehan alike malaletm....AYKONEN
@segenm950
@segenm950 Жыл бұрын
ቆልዓ ክትዕቢ ኣይትክእልን ኢያኢሎም ኢዬም ንእሽቶ እንተረኪቦም ኣብቅደሚ ስብ ከ ትጸሊ ደካ ?? ገለ ጉደለት ኣለዎ ንሕናዘይንርደኦ
@seltenetberhe8363
@seltenetberhe8363 Жыл бұрын
Betami eyea tdngxka kam ade betami betami eu kabid gn kab werde gn Enty kamtmls Enty elka tzatbi thasb kalka ezom xadu ka betam hayl bmkanka ktmenom alka entwhade kamn ab somon hade gzy karbki eyom amlak mesaki ykon
@abielkifle5119
@abielkifle5119 Жыл бұрын
Ajeki iza haftey aytishger hidie eliki hiseb abzahat zegat iyu mefat yiwisen
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 Жыл бұрын
ቤይሉል ሃፍተይ እዛ ጋል ሰነስርዓት የብላን ንርእሳ አመላልስኣ ክሓትዋ ኮለው ሰልምንታይ ብሰነስርዓት ዘይትምልሳሎም በጃኪ ኢለኪ አይስምዓንየን ገታራትየን🤦🤦🤦
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 Жыл бұрын
Kkkk ewe deka yekila deia semiya aleku hakeki❤
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 Жыл бұрын
ቤይሉለይ ብልጽቲ ስለ ትገብርዪ ኩሉ ትምስገኒ ኢኺ፡ ቀጽልዪ ኣጆኺ። ነዛ ሓፍትናን ከምኡ ዘጋጠመን ብዙሓት ኣሕዋትናንን ምኽረይ፡ ምስ ኮነ ንኽምለሱ ዘሎ ተኽእሎን ተረዲእካ ክትገብሮ ትኽእል ጥራይ ምግባር። ኣብ ዓዲ ሕጊ ክሳብ ዘለና ቆልዑት ከመንጥል ዝኽእል ነገራት ክትርደኦ ምኽኣል ኣገዳሲ እዩ፡ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ሕጂውን ኣድህቦኽን ሓይልኽን ኣብቲ ክግበር ዘለዉ ይኹን፡ ክምለሱን ከይምለሱን ኣብቲ ንስኺ ተርእዪ ለውጥታት ይምርኮስ እዩውን ስለዚ ኣጆኺ።
@waletgebremdhin8182
@waletgebremdhin8182 Жыл бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ይሓግዝኪ ክትጽዕሪ እሎኪ ከይተሓአልኪ
@semerefesum663
@semerefesum663 Жыл бұрын
Adi hgi kkkk aye habesa😢😢😢
@sandycheeks1580
@sandycheeks1580 Жыл бұрын
😢This is why Africans must keep Whites out of their countries!!! Wherever they go, they convince you they’re friendly & harmless. They are racist & vulgar with curiosity of the “savages”. Always desperate to be invited into your circle, homes, & culture. They are culture vultures. Worse… they carry their evil culture with them. One evil is CPS or child protective services. They really do take children away for lies, small reason, or no reason at all! 😢 it leaves, parents confused, shamed, sad, angry, & extremely self critical. They do it as a government revenue 💰 source & for furthering western colonialism😮😢😢😢😢
@fortunam2729
@fortunam2729 Жыл бұрын
Mrs Chatterjee Vs Norway እዚኣ Film ረኣይኣ ኣብ Netflix .ኩሉ እቲ ምስጢር ትገልጾያ .
@ሳምሪዬፍቅር
@ሳምሪዬፍቅር Жыл бұрын
አውሮፖ ከምዝይ ተኾንስ ጥቅር ይበል።
@dani-is9cr
@dani-is9cr Жыл бұрын
ሓዳር ክብረት'ዩ ጌጋ ክጋጥም ይኽእል እዩ ምስ ሰብኣይኪ/ ሰበይትኻ ወይ ኣቦ ደቅኻ ምፍልላይ ከምዚ'ዩ መወዳእትኡ፡ ስለዚ ምክእኣል የድሊንኩሉ ሽግራት ንምፍታሕ
@hagerkiflay8166
@hagerkiflay8166 Жыл бұрын
Ajoki zehbteyyy mearyyy amelak alo mesaki behayli amelak kea dekeki kemlsluki eyom
@meram30
@meram30 11 ай бұрын
Amlak Yhagzki hayli yhabki Negsh 😢
@abieltarik1907
@abieltarik1907 Жыл бұрын
Amlak yhagiza btami tehzin gin eza gali gin haftey liley 3 amet ab live tiktok ketrin leytin eya twil yblwa yxhfla nerom abu amsya thadir mejemrta kab media wexya srah misjemret kmlsula eyom mknyatu yktatelwa eyom kndey sat ab media tehlfo ajoki kbla ydely tetnkeka bflay media titkema kolut zelwkun
@sabamengsteab1240
@sabamengsteab1240 Жыл бұрын
Ja btkkl bzuh gudlte alwa ftari yhagza b wladka kbed eu 😢
@martahidad483
@martahidad483 Жыл бұрын
Agoki haftey amlak misaki ykun
@rflruth9854
@rflruth9854 Жыл бұрын
Ohh it's so difficult but going to eritrea is not solve the problem just fight them you will win
@amanuel5687
@amanuel5687 Жыл бұрын
እግዝኣቢሄር ይርአየልክን ይሐግዝክን ሐፍትና
@tesgaytesfamicheal4755
@tesgaytesfamicheal4755 Жыл бұрын
Keber aytgbrelom nzom hsadat🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@liyuhbt9443
@liyuhbt9443 Жыл бұрын
Btami eyu zhzn fetari yhagza mskin kebid eyu sdet abzi Europ kebid eyu ntenkek yhwatey dekna nhalu 😔 thanks kea beluley kurub enda amseki live ktatwi keleki kurub akdm abli iki seat 9:00pm gele❤❤❤🙏
@semiraghebruemaha4541
@semiraghebruemaha4541 Жыл бұрын
Bilu izi temxyo medebat btami indyu xbuq gn ab mebzahtu zerebaki nay xadu deqenstyo abnet inda habki iki tzarebi so nezia ktrmya mdeleku coz natna bahlna feximu zeyqyer ab zkedka kiedka sle zkone
@SelamFitwi-re8td
@SelamFitwi-re8td Жыл бұрын
Eway haftey marey ajoki nski kthamki yeblkn ezi abaki aykonen tejemiru abzi nera Oromo msana ade klte kolu temermira gn chnket aleki tebahila darga amet gerom wexyom ajoki
@merymehari350
@merymehari350 Жыл бұрын
Belulayyy sekorrr lebam anas kefteweki ❤❤❤
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 Жыл бұрын
Halifax eyou Ajochi mafetihi Kemethieyou Ajochi
@asternegasi9064
@asternegasi9064 Жыл бұрын
Bieluley shikor sle kulu tegedski hasabki tekaflina thanks more GBU my proud
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 Жыл бұрын
Btami nifati belul egzabiher ka naki akilon bidhon ehabki
@senaitkahsai
@senaitkahsai Жыл бұрын
Ajoki hefty Egzabhar misaki ykun😢
Why no RONALDO?! 🤔⚽️
00:28
Celine Dept
Рет қаралды 61 МЛН
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
A4
Рет қаралды 52 МЛН
Don't underestimate anyone
00:47
奇軒Tricking
Рет қаралды 16 МЛН
ስባህቱ ዓጺድ ዘይፈቱ - New Eritrean comedy 2024
20:43
GERE EMUN PART 205 | ገሬ እሙን ክፋል 205
41:12
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 24 М.
Why no RONALDO?! 🤔⚽️
00:28
Celine Dept
Рет қаралды 61 МЛН