ካብዞም ደቆም ዝተሓደጉ ወለዲ ሰሚዕና ንመሃር - Reasons / Highlights

  Рет қаралды 66,441

zomay channel

zomay channel

Күн бұрын

Пікірлер: 193
@zomaychannel
@zomaychannel Жыл бұрын
ከም ወትሩ ደገፍኩምን ፍቅርኩምን ስለዘይተፈለየና ኣዚና ኢና ነመስግነኩም ❤️ ሕማቅ ግዜ እዩሞ እግዚኣብሄር ረድኤቱ ይልኣከልና 🙏🏽 kzbin.info/www/bejne/nmTWXniua6-MrLc kzbin.info/www/bejne/b6qadJaNhtqYm7s kzbin.info/www/bejne/a5jNdamnpb-Gnbs
@wedikeren6264
@wedikeren6264 Жыл бұрын
Hy belul why Block gerkni? Lele entay malet eyu zbl hto sle zhatetku adnakiki eye nere gen akmki eki gerki 😮😮
@helentesfay7541
@helentesfay7541 Жыл бұрын
Amen amen amen
@efrempersonal2030
@efrempersonal2030 Жыл бұрын
እዛ ካብ 40-60 ደቂቐ ዘዕለለት ኣዝያ ለባም ሰበይቲ ነገራት ናብ ዘየድሊ መገዲ ይከዱ ከም ዘለዉ ኣስተዊዒላ ሓዳራ ዘዐረየት። እቲ ቅድሚ ምቅያራ ትሓስቦ ዝነበረት ሕጂ ኣብ ገዛይ ኣሎ ምናልባት ካብዚ ብዙሓት ክመሃራይክእላ እየን። ኣሕዋትናን ኣንስትናን በጃክን ምስ ሓዳርክን ልዝብ ይሃልክን ካብ ምስ ግዳማዊ።
@habteredae6046
@habteredae6046 Жыл бұрын
Betaime xebuke perograime alke my Sweet
@jfty3ye441
@jfty3ye441 Жыл бұрын
ምስኪነይቲ ኣታዮ ፍልጠትት ዘለኩም ሓግዝዋ ክምለሱ እንተኮኖም እንታይ እያ ጌራከ ዝኩሉ ስቃ ጾሎት ግበሪ ክርስትያን እንተኮንኪ ተማህጸንያ ንኣዶ ኣምላክ ድንግል ማርያ ሓሳብኪ ናብ ኣምላክ ጥራሕ ጌርኪ ናይ መንፈስ ክከውን ይክእል እዩ ነቦታት ብጾሎት ሕሰቡኒ በልዮም👏
@FioriBeyene-vn3vs
@FioriBeyene-vn3vs Жыл бұрын
እዚ መደብ ብጣዓሚ ጽቡቅ ሓንቲ ነገር ክብል ከምሰብ ንሕና ሓበሻ ሸለልትነት ኣለና ካብክእለት ዲዩ ወላስ እንዲዒ ካብደቅካ ሓንቲ ማዓልቲ ውን ከቢድ ኢዩ
@ድንግልማርያምዋሕሰይ-ለ1ዘ
@ድንግልማርያምዋሕሰይ-ለ1ዘ Жыл бұрын
❤❤❤
@merafyousif3901
@merafyousif3901 Жыл бұрын
Bless you more sister you're so grateful may God bless you & your blessed family ❤❤❤
@merrygt1956
@merrygt1956 Жыл бұрын
በጃኺን ለባማት ኹና እዝ ቲኽ ቶኽ ግደፎኦ ናብራኽን ሓዳርኽን ተካናኸና ቆሉዑ ኣይትኹና ሰብኡትኽን ኣኽብራ ሓዳርኽን ኣኽብራ በጃኽን ሓዳርኽን ኣይትበትና ሓዳርኽን ተኻናኸና እቶም ሰኑኡት ኻኣ በጃኹም ኣኽብርወን ተኽናኸንወን ኣደ ደቁኹም እየን ኣይትንኣሳ ኻኣ ኩላትኽን የሕዋተይ በጃኽን እንታይ ዝገበሩ ቆሉዑ እዮም ❤❤❤❤
@ruthyigzaw8522
@ruthyigzaw8522 Жыл бұрын
Finally ...an Eritrean utube I can listen to that makes sense. If we can all address something like this in our community circle. We wouldn't be in a shit hole in the 21st century. More power to mearey ❤
@shushangilazghi5588
@shushangilazghi5588 Жыл бұрын
እዋይ ኣሕዋተይ ዓድና ስኢናስ ደቅና
@mhretgebru8657
@mhretgebru8657 Жыл бұрын
Meryam Ayrefeda ms weda msaki tkun Amen 🙏 🙌 👏.
@semereom
@semereom Жыл бұрын
I appreciate your program and I like your audience. Please deepen and extension it. God Blessuren you.
@natsnetamare1505
@natsnetamare1505 Жыл бұрын
ሰላም ንዓኪ ብዛዕባ ቆልዑ ኣተዓባብያ ቑሩብ መብርሂ መሃኩ ግዜ ተረኪብኪ ጽሓፍለይ ሕብረተሰብና ክንነቅሕ ኣለና ውሉድና ናትና ክኮኑ እንታይ ንግበር ብዝብል ንሕሰብ።
@edentekeste6300
@edentekeste6300 Жыл бұрын
Even though I don't have kids, when I hear this kind, it breaks my heart.what we need build very strong. Community's Especially those who have experienced or been through this kind situation because they can Educated the youngsters. All so vary true what you said ❤
@ablelomg7913
@ablelomg7913 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ፡ቀጽልዮ ግን እዘን የሕዋትና ግን ጽቡቅ ገርኪ ዝገብርኦ ገጋ ተትገንሕየን ማዕረ ምክሪ፡ብፍላይ ገሊኤን ብጣዕሚ ዘሕዝን ገጋ እየን ዝገብራ ክትሰምዐን ከለካ፡ገይጋካ ምቅባል ጽቡቅ እዩ
@nurturingglobal2local473
@nurturingglobal2local473 Жыл бұрын
እዞም ደቆም ዝሕደጉ ዘሉዉ ክእለት አታዓባብያ ቖልዓ ስለ ዘየብሎም አይኮነን።ብድሕሪ ዚ ቡዙሕ ዘይንትፈልጥዎ ሴራ አለዎ።ብሐደ ድምጺ አብ አፍሪቃ ፍቕርን፣ሰላምን፣ሐድነትን ዝዓስለሉ ወሬ ንዘምር።
@ghber01
@ghber01 Жыл бұрын
ንፍዕቲ ቤሉል ጓለይ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🏾🌹
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 Жыл бұрын
God Bless You
@ሓቂንፍቶ-ፈ5ጐ
@ሓቂንፍቶ-ፈ5ጐ Жыл бұрын
ተማሃሪ በልየን ኢኺ ነዘን ንኣሽቱ መንእስያት፡ ገና ዕድመ ከለዎን፡ ኣብ ቆልዑ ን ገለን ዝኸዳ፡ ወላ እንተ ወለዳ ኸማን ሓደ ሕጽረት ናይ ቃንቃ ኣለወን፡ ዳርጋ መብዛሕትአን ክኣ ንኣሽቱ ኢየን፡ ስለዚ መጀመሪያ ነቲ ዘለኽንኦ ዓዲ ተለላይኦ፡ ቃንቃ ፍለጣ፡ ሞያዊ ትምህርቲ ውሰዳ ድሕሪ እቲ ቃንቃ፡ ዳርጋ መብዛሕትአን ንርእሰን ቆልዑ ይመስላ፡ ዓረብያ ናይ ቆልዓ እንዳ ደፍኣ ክኸዳ ከለዋ፡ ብጣዓሚ ኢኻ ትሓዝነለን፡ ካልኣይ ክኣ ኣብ 10 ኣውዳት ኣይትኽዳ፡ እቲ ቀዳማይ ፍቅራዊ ዝምድናኽን ክሰርሕ እንተ ዘይክኢሉ፡ ጽምም በላ ሂወት እንታይ ሙኻኑ ንኽትፈልጥኦ ጽዓራ፡ እቲ ቀዳማይ ዓርክኽን፡ ስለ ዝበደለክን፡ ናብቲ ምስኡ ዝኸይድ መካይድቱ ወዲ ዝምድና ትጅምራ፡ ኣብ ገዛኽን፡ ሹሻን፡ መስታታትን ዘይብላ ትከሰስ፡ ካብዘን ንኣሽቱ መንእስያት፡ ተመሊስክን፡ ኣብቲ ዩቱብ፡ ፌስቡክ፡ቲክቶክ ክኣ ትጽዕንኦ እቲ ክትሰርሖ ዝዋዓልክን፡ ስለዚ እዚ ኣይኮነን እቲ ፍታሕ፡ ሂወት ኣብ ገዛእ ርእስኽን ምርኩስ ጌርክን ፈትሽኣ፡ ድሓር ክሉ ክበርሃልክን ኢዩ፡ እዋእ ጌለኽን እኮ ኣብ ዓደ ሰብኣይ የለን ኢልክን ዝተሰደድክን ኢኽን ትመስላ፡ ወላ ሰብኣይ ምሓዛኽን ኢኽን ተሃድና ትውዕላ፡ ምስ ወልደክን ክኣ ፕሮግራም ይሃልኽን፡ ምዓስ ትትሳኣ፡ ካብ ዓራትክን፡ ምዓስ ትድቅሳ፡ ምዓስ ተቅርስኦም፡ ምዓስ ተምስሕኦም፡ ምዓስ ተድርርኦም፡ ምዓስ ገዛኽን፡ ተጸራርያ፡ ምዓስ ደቅኽን ተጽርያ፡ ግዜ ይሃልኽን፡ ገዛ ምውዓልክን ኣይተረፈክንን፡ ኣብ ገሊኡ ገዛ ትኸይድ ሕፍር ኢኻ ትብል ኣክንድአን፡ እቲ ቆልዓ ዝቆረሰሉ ወይ ኣብቲ ሳሎን ክጻወተሉ ይጸንሓካ፡ ወይ ክኣ ኣብቲ ኽሽነ ምስ መግቡ ተደርብዩ ይጸንሓካ፡ ግዜ የለን ንኸውርያ፡ ወይ ክኣ እዚ ናይዘመና ሕማም ስለ ዝተለበዳ ማለተይ በዚ ቲክቶክ ዝብሃል መርዚ ስለ ዝተልኽፋ፡ ስለዚ ቀዳምነት ውራይ ገዛኽን፡ ድሓር ተርክባሉ፡ ዝብላዕ ገንዘብ ኣለዎ ተበሉኽን ክሉኹን ኣብኡ ቁኒን ኣይተበላ፡ ዩቱብ እንተ ተጀመረ ኣብኡ ክሎን ዘልቅሳን፡ ዝእብዳን፡ ዝሰኽራን፡ ዘሳኽራን ይጸንሓኻ፡ ኣብቲ ቲክቶክ እንተ ኸድካ ከምኡ፡ ግዜ ይኸይድ ቃንቃ የለ ገለ የለ፡ ድሓር መንፍዓቲ ተባሂልለይ ጽዓዳ ተላልየ ኢልክን፡ ጉድ ናይ ገዛኽን ክርእዩልክን ተሰኪምክንኦም ትመጻ፡ ንሶም ክኣ ጉድክን ክላ ይሕሊፍ ኣቢሎም ይህቡኹን፡ በጃኽን ኣብ ቁመንገር ተረኸባ ግደፍኦ እዚ ሄል ሄል፡ ንስኺ ሓፍትና ክኣ ኣጆኺ ተስፋ ኣይትቁረጺ ሕጂ ውን ግዜ ኣለኪ፡ ተማሃሪ፡ ጽዓሪ፡ ኣብ ስራሕኪ ክኣ ኣድህቢ፡ ድሓር ክሉ ምስ ፈለጥኪ፡ እቲ ኣይትፈልጥዮን ኢኺ ዝብሉኺ ዝነበሩ ምስ ፈለጥኪ፡ ሽዑ ከይበልክዮም ደቅኺ ክመልሱልኪ ኢዮም፡ ኣይኮነን ንዕዖም ዘሕረቂ መሲሉኪ ሓድሽ ርክብ ጀሚርኪ ቆልዓ እንተ ወልዲኪ ግን፡ መሊሶም ኢዮም ከግድድዎ፡ እዚኣ ኣይትማህርን ኢያ፡ ወላሓደ ኣይርዳኣን ኢዩ ኢሎም፡ ደቅኺ ወልዲኪ ክትቀብጽዮም ኢኺ።
@Nataniya22
@Nataniya22 Жыл бұрын
ናይ ብሓኪ ተምሃራ ንብስክን ቅድም ካኣላ።ግሊኣን ምሻኪን ኣብ ካንቢ ኮይነን ይወልዳ ።ክልቲኦም ሓደ ትኾይኖም አቲ ዕድመ ናይ ምርድዳእ ጸገም አዉን ይፍጠር።ስለዚ ይሕዋተይ ተማሂርክን ክድም ስራሕክን ሂዝክን ንብስክን ካኣላ።
@Eden-bg2mw
@Eden-bg2mw Жыл бұрын
Eze lkulu zeblkay eu et sheger
@merrygt1956
@merrygt1956 Жыл бұрын
❤ኣነ ምሳኻ ወይ ምሳኺ እየ ዝሳማማዕ ኽማሃራ ኣይደልያን እየን ዓርኺ ይሕዛ ቆሉዑ ኸለወን ይንእሳ እየን ዘለዋ ኣዛራርባኣ ኸማን ምእረምታ ኸድልያ እዩ እዛ ሓፍትና ብዝኾነ ቆልዓ ስቅ እሎም ኣይሕድግወኒን እዮም ገለ ዝታዓዘብዎ ዝራኣይወን ኣለዎም ይብል ኣነ ኻብ ኣዛራርባኣ ዝወስድኽዎ እምበሪ ቡዙሓት ኣለዋ በይነን ቆሉዑ ዝዕብያ ኣየሕደግወኒን ቆልዑተን ስለዝ ምንፋዕ እዩ ዝድለ ቃንቃ ኻኣ ተናሃራ ቆሉዓ ምውላድ ተርኽባሉ እኺን።
@adayoflight8982
@adayoflight8982 Жыл бұрын
ነምስግነኺ ሳንዳይ ርሻን ❤🙏❤ ግን ጌጋና ምፍላጥ ጽብቅ እዩ ሽዑ ኢኻ ትዕወት ደቅኻ ምምላስ. ርእቶይ ኣትጽልዮ ❤🙏❤
@zebibteklay3565
@zebibteklay3565 Жыл бұрын
ጅግና እኺ ንስኺ ጎይታ ይባርኪ በይሉል ሓብትና ፍቅርቲ ቀጽልዮ❤❤❤
@mercyweldeabweldekidan9679
@mercyweldeabweldekidan9679 Жыл бұрын
God Bless you sister with your family GOD Glory Lord with you and your family
@salemaraya9182
@salemaraya9182 Жыл бұрын
Nifieti beluley shikorrr ❤❤❤
@hevennatey417
@hevennatey417 Жыл бұрын
ኡፍ በይ ተሴሩ አጆኹን ኩልኺን አዴታት ደቅኺን ዝተመንጠልክን ጽባሕ ካልእ መዓልቲያ ተስፋ ኣይትቅረጻ ደቂ ኤረይ
@delaytlove8297
@delaytlove8297 Жыл бұрын
Soliye mqrti Ajoki egziabiher Wladkum nab hqfkum ymleselkum🥰🥰💕💕🥰🥰🥰🥰💕💕💕💕
@ከምድላየይ-ቘ6ኸ
@ከምድላየይ-ቘ6ኸ Жыл бұрын
Eway yhawatey amlak yhagizikum kulu family 🎉🎉🎉
@gueshhabteab9652
@gueshhabteab9652 Жыл бұрын
ሰላም ዝሓፍተይ መእረምታ ፍትሕ ፍታሕ ኣኮነን ፍትሕ እጸልእ ኣለኩ ይብል እግዚአብሔር
@w13198
@w13198 Жыл бұрын
ካብ ምቅትታል ሰላም ዘይብሉ ህወት ፍትሕ ፍታሕን ፈረቃን
@almazmheretab9085
@almazmheretab9085 Жыл бұрын
Thank you so much beliye ajokun ahwatey natey kea🙏💔
@tegistikiflemaryam3097
@tegistikiflemaryam3097 Жыл бұрын
Egzeabher keltu yhabena sdetna yhxiru neadna yblna ❤🎉
@KisanetKisanetteklemariam
@KisanetKisanetteklemariam Жыл бұрын
Btaeim xbuq medeb beilul haftey ❤
@BeReketKelat-lb1kp
@BeReketKelat-lb1kp Жыл бұрын
ሰላም ሰላም በይሉ ሓብተይ እዚጋብሄር ኣምላኽ ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምን ቅሳነት ዕድመን ጥዕናን የሓበን 🙏 ምናልባት ኣነ እኮ ቡዙሑ ሓሳብ ክሓስብ ኣግብርን እዚ መደብኽ!!! መጀመሪያ መን እየ ኣነ ክብል አለን ሰበይቲ ረኺበ ኢለ (ወይ ሰብኣይ ረኺበ ) ኢልካ ንግዝኡ ንኽትሕጎስ ደይ ኮነ ምናልበት ሓደ ነገሪ እንተ መጸአ ከ ክብድህ ይኽእል ድየ!! ምባል ክሓስብ ኣለዎ ዝኾነ ሰብ ማለትይ እዩ :: ከላይ ካብ ደጋፍ ተቀዎም ኢልካ ዙሩብ ደይ ዙሩብ ክትዛረብ ምውዓል ነፍሰ ዎከፍ ሰብ መን እና ንሕና! እንታይ ከ ንገብሪ ኣለና ምባል ማሓሸ መስለን ብፍላይ ኣብዜን ክልተ ሃገር :: ኤረትራውያን :እተፕያውን ተጋሩን : ማሕበሪ መስሪትካ ኢሂን ምሂን እናተባህልካ ክንድ ምትሕግጋዝ ኣብ ዘይ ድል ሓሳብ ኣቲካ ሰብ ሓሳቡ ሰርካ ነሕድሑዱ ከም ደይ ራከብ ምግባር ባህል ዓድና ምጥፋእ ምስራሕ ምግባር ተተሕዘሞ ደለው ውሑዳት ሰባት ንኹሉ ሓበሻ በክሎሞ ደለው ዓገብ ድብል ተሳኢኑ ምስኦም ንህውትት ኣለና :: በጃኹም ብፍላይ እቲኦም ትምርት ኣለና ኢልኩም ትዛረቡ ቆንቆ ንፈልጥ እና ኢልኩም ትዛረቡ ንመን ድኣ ክትሕጉዙሉ ኢኹም!!! ምስ መን ከ ክትነብሩ ኢኹም ህዝብ ይጠፍእ ኣሎ :: ኣቱም ውላድ ወልድኩም ሸለል ኢልኩም ትሓልፉዎ ደለኹም ጽባሕ ናይ ኢድኩም ክትረኩብዎ ኢኹም :: ወዲ ይኹን ጎል ትኹን ብዘይ የገድስ :: ካብ ሊቢያ ሰኦሎ ጋሃነብ ዝከፍ ሕማቂ የለን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hintsayemane5124
@hintsayemane5124 Жыл бұрын
❤❤❤❤ቤሉይ ምቅርቲ
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 Жыл бұрын
aytihazeley kalay sebay sele zhazet eyom zeytegedeset mentiloma
@merhawitteklehaymanothabte6560
@merhawitteklehaymanothabte6560 Жыл бұрын
Ajeki haftna btami mehari tmhirti eki thibi doleki❤❤❤
@akberetamanuel5839
@akberetamanuel5839 Жыл бұрын
Hagazi agedadsi eu ajoki khbuki eyom trah xari kmelsulki eyom trah dekey beli ajoki❤
@yonasabraham1868
@yonasabraham1868 Жыл бұрын
እርሻን ምስ ስድራ ቤትኪ አምላኽ ሃዳርኩም ካብቲ ጸላኢ ሰናይ ይሃልወልኩም እወ እቲ ቀንዲ ጸገምና አብ ሞንጎ ሰብ ሃዳር አትዩ ዝፈላልየና ዘሎ እቲ ርጉም ጸላኢ ዲያብሎስ ምኳኑ ስለዘይርድአና ስለዘይንፈልጥ ክከውን፡ከሎ ነዚ ንምፍላጥ ድማ ናብ አምላኽ ምጽጋእ አብ ገዛና ኮይና ንአምላኽና ብጾም ብጸሎት ብሱባኤ ነቲ ሽግር ከርህቀልና ንአምላክና እቲ ጸገምና ምንጋር ምክፋል ስለምንታይ አብዚ ጌዜን ሰአትን ካብ ሰብ ምምካር ንአምላኽንና ምምካር ምንጋርዩ እቲ ዝበለጸ ሽኡኡ እቲ መልሲ እንረክብ ማለትዩ ሃዳር ማለት ፈተና ማለት ከምዝኮነ ክንአምን አለና ግን ነዚ ዝተፈላለየ ፈተና ክንሃልፎ እንክእል ድማ ብትእግስት ክከውን ከሎ ንሱ ድማ ካብ አምላኽ ጥራህዩ ዝርከብ ንህና ሃበሻ አብ ስደት ምስወጻና ኢና ጠፊእና ብሃቂ ማለትዩ አብዚ ጊዜን ሰአትን ቆልአ ምእባይ አይኮነን ተፈላሊካ ከይተፈላለካ ከማን ከቢድዩ እቲ ዘክብዶ ድማ እቲ በጺህናዪ ዘለና ጊዜዩ እቲ ጊዜ ሰይጣን ዝተፈነወሉ ግብረሰዶማዊነት ዝስፋፍሃሉ ማይክሮቺፕስ ዝጀመረሉ ጊዚን ሰአትን ከምዝኮነ እንፈልጥ አለና ዲና? እቶም ብቃልኪዳን ዝተመርአና እቲ ቃልኪዳን ዝገበርናዮ ምድራዊ ጥራህ ዘይኮነስ ሰማያዊ ከምዝኮነ እንፈልጥ ዲና?እወ አይንፈልጥን አኔውን ሃንቲ ሃፍትና አብ ሲውዘርላንድ ብአምላኽ መንፈስ ቅዱስ ተመሪሃ መጽሃፍ አብ ኢደይ በጺሁ ካብኡዬ ተረዲኤን፡ፈሊጠን ስለዚ አብ ሃዳር ዝለና ንአምላኽና ትእግስትን ተጻዋርነትን ክህበና ክንልምኖ አለና እቶም አብ ጸገም ዘለኹም ከማን ንሰብ ካብ ተማክሩ ንአምላኽና ብጸሎት ንገርዎ ምስ ክብርቲ ወላዲቱ ቅድስት ድንግል ማርያም ማለትዩ እቲ ዘለናዩ አዲ ንበአሉ አስተዋጽኦ ይገብርዩ ናብ አምላኽና እንቅረብ ዝኮነ ፍታህ ካብ አምላኽ ክከውን ከሎ አምላኽ ድማ ብመንገዱ ጌሩ ምሰብ የራክበካ ማለትዩ
@gualeritrea6533
@gualeritrea6533 Жыл бұрын
Ufffffff bejakn ezen neashtu meneseyat kabzen abeyti yehwatna nmhar deqn kemey aynet sebay eyu zedlyom mezina hasibna bxelot nrkeb xbah ngo adeda chnketn sqyatn keynkewn bejakn bejakn temahara 🥺❤️🇪🇷
@Gl.f
@Gl.f Жыл бұрын
ካብ ደቅቑም ትም ኢልኩም ትህብዎም ዓዶም ገዲፍኩምሎም ህደሙ ።
@abrehetestifanos9710
@abrehetestifanos9710 Жыл бұрын
Awdamet ms mexaki deqki hizki kabti addi hdemi
@makedatesfazgi4698
@makedatesfazgi4698 Жыл бұрын
Berkti haftena keep it
@kidanmuse4951
@kidanmuse4951 Жыл бұрын
Zomay❤❤❤❤ ane 1 wedey wesidomley ms haw tebaisu elom bztkaele ntenkek kulna. Btolk aynemkny gudletna.
@sonosonodonginoabdullah2956
@sonosonodonginoabdullah2956 Жыл бұрын
Selam belu galey neza haftna etom zlatom adi kulom ferimom yhabwa endhr nsom nfeti ade mkana xihifa fermuley tbelim habiba ❤
@seraytteklay8460
@seraytteklay8460 Жыл бұрын
ቤሉሐፍተይ ብጣሚ ጽቡቅ መደብ
@saratsegay6095
@saratsegay6095 Жыл бұрын
ኣምላክ ደክክን ኣብ ሕቑፎ ክን ይምለስልክን ይሕዋተይ 🙏💙😢
@amlaksenayu3030
@amlaksenayu3030 Жыл бұрын
እዛ ሰላም ናታ ጸገም ኮይኑ ይስምዓኒ 😢
@tzigheredacernuto1569
@tzigheredacernuto1569 Жыл бұрын
Nkuluna selamn fornisce yhabena.abi Shgr koynuzolo qndi ab mahbre kom zey mtrnafa kalay bzey programn mwlad ab Europa mwlad malet mexamdka dletu antay ayu mxnau. Ane ztesededku qdmi 40 amet ayu deqna, eabeylna kbri yhbom mahbere kom Ertrawyan ❤ayom hgiwn teternefu nkt.agot bztehababere qlxm seaeri ayu azen deqey keabilna ayom andabelkn aytwleda qdm srahkn gezakn ms geberkn tauy mexamdi rekibkn wleda ❤
@benamt9670
@benamt9670 Жыл бұрын
አዳም ብተፈጥሮ ናይ እንስሳ ባህሪ አለና ሰለዚ ሂዋን እያ ንአዳም ቅንዕ መስመር ተትሕዞ ብሐቂ 😂😂😂😂😂
@googleplayy8389
@googleplayy8389 Жыл бұрын
Away habtey , uff deqey mearey akakbo yfterelkum laul fetarina🙏🙏🙏❤❤❤❤❤😢
@beletsetmajor4316
@beletsetmajor4316 Жыл бұрын
Eway gzey anta amlak abey anes selest kolau alwni bkati ade koyne kabyom amlak hagzeni kabzi nsemao zelna😢
@selamawitberhane5832
@selamawitberhane5832 Жыл бұрын
Vary nic topic
@jfty3ye441
@jfty3ye441 Жыл бұрын
እታ ውላድ ኣቢኒ ትብል ዘላ ጾለት ግበሪ በልያ ጸበል ድርሳን ትጠቀም👏
@redferrari-qn9jy
@redferrari-qn9jy Жыл бұрын
Way haftey
@Orange_Mother_MEADI_777
@Orange_Mother_MEADI_777 Жыл бұрын
Selam Balu haftey, I appreciate your platform so much. Being a mother of 4 born in Germany and living in UK, it is important important for me to find ways to communicate with my brothers and sisters who are new to the western culture and its laws so they can make safe choices. Eritrean Communities are very important to integrate with support and protection. Thank you for bringing this reality up. xx
@merkebnamerkeb1786
@merkebnamerkeb1786 Жыл бұрын
😢😢😢 selam zeyhbeka guday
@negshey3692
@negshey3692 Жыл бұрын
ካበይ ኢኪ ጋለይ ተምጽእዮ ጸበልኩም ኣይልከየና
@natsnetamare1505
@natsnetamare1505 Жыл бұрын
እዚ ጽበል ኣይኮነን ተኮይኑ ከኣ ጸበል ኩልናዩ ንኩልና በሓደዩ ዝጽሉ። ከም ሕብረተሰብሓባራዊ ክንሓሰብ ሓላፍነት ናይ ኩልናዩ። ሰለዚ እዚ ጉዳይ ናይ ኩልና ምካኑ ክርድኣና ጽቡቅዩ። መፍትሒ ክንደሌሉ ወን ሓላፍነት ነፍሲወከፍና ኢዪ።
@brhaneghebremicael5315
@brhaneghebremicael5315 Жыл бұрын
Ewe hakiki😂😂😂
@Eritrean-Orthodox-ሰላም
@Eritrean-Orthodox-ሰላም Жыл бұрын
Eza movie ab Netflix ala “Mrs Chatterjee vs Norway” nazi nay Selam sheger melsi koyna tesemeani. There are people who are a target for certain agencies that generate their income. Their chain goes from higher hand to the last.
@tsegahaile6127
@tsegahaile6127 Жыл бұрын
ሰላም አምላክ ንአኪ ብምቅጻል ሂማን ሄር ሰለዝደለኩ ቁጽሪ ሞባይልኪ ጸሃፍለይ
@Pink-tj3ex
@Pink-tj3ex Жыл бұрын
We had a friend neighbor who had two kids (between 3-5 yo), she was Arab, they were new to Sweden, we were new to Sweden too, she was single mom, very sweet and very working hard to raise her kids, they took her kids, she fought really hard with the social to have her kids back but unfortunately she lost them, she became so depressed so she committed suicide by drowning in the cold lake. I think the reason why they took them was because the kids were outside for long time, and the mom was busy. They didn't had someone to take care of them properly, give them food, play with them, be with them...etc. The mom was sweet, love her kids and working hard. So sad my heart aches for her. They came to Sweden to live well but they suffered a lot. But another reason why the social take your kids is because the kid report the parent in school, especially if the parent beat, swear, stresses, parentified...etc the kid, in our culture it's normal but here in Sweden it's considered child abuse.
@flower525af4
@flower525af4 Жыл бұрын
Omg!! I feel sorry for those who lost their kids. I think here in canada is more better. I know who took their child by government but they have to have enough reasons.😢😢
@efrempersonal2030
@efrempersonal2030 Жыл бұрын
So sad history but you are a good narrative bro😅
@win655
@win655 Жыл бұрын
😔😔
@w13198
@w13198 Жыл бұрын
😢😢😢very sad my the story touches my heart RIP
@siedamahmud3728
@siedamahmud3728 Жыл бұрын
Bitami nifti❤❤❤❤
@redferrari-qn9jy
@redferrari-qn9jy Жыл бұрын
Thankyou Rishan for always bringing these important topics to our community. I don’t think you get enough credit for the work you do. ❤
@hannaeskasim
@hannaeskasim Жыл бұрын
ናይዛ ሰላም፡ሓፍትና ጉዳይሲ ብጣዕሚ እንድዩ ድሕዝነካን ደበሳጭወካን ግናስ ካብዚ ዝኸፍእ ከማን ኣሎ ምባላ ግናስ ድሕሪ ደቅኻ ምምንጣልሲ እንታይ ዝኸፍእ ኣሎ ? ንሳ ድማ ንፍዕቲ አክቲቭ እያ ትመስል ትሰርሕ ድማ ኣላ ሰለዝስ እንታይ እዩ እቲ ምኽንያት ደቃ ዘይመልሱላ ? እዋይ ሓፍተይ ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ በጃኹም ሓግዝዋ ምስኣ ዘልኹም
@Helen-dh6ug
@Helen-dh6ug Жыл бұрын
Kab azeraribea eza Seb nay meredai tsegem alewa ab Lili tseadu kea mara hmaq reddit hiza zela timesel kulu zbeluka nekigoduka zblu eyu zmesela kab zerebia alel abilom entezeyferimki merfei ketwegi eki kemey gerom yibluka gen eza gual torguami geromla aredoma fermulu eloma kelewu si zeyteredea neger ente Alo ayteredeanin eyiu ketbel zelewa ember bi tygryna gerkum tergumkum ametsewo entezeykoyni ayferemen eye malet mesatom tewehahidka neti qolea netsbuq misrah tabi kemzeleka eyiu zrediwo ati ab cump koyne ymuhruni nerom zbeleto zwesedwo tezebti alewom hafeshawi tenebrelu geza enkeleka bzeymknyat ab kump kof eyblukan eyom eza Seb gen ab nay tezibti bota Yom yetoma nerom Deqey zehdegini meknyatu tsegem ney torguami eyiu elato toygami gen tebehalo tray eyiu zetirgum aywesik ayegudel slezi kabti zerebia bizuh zeynetsur alo teqlala gen yehzen eyiu deqa bemwsadom
@chococurve318
@chococurve318 Жыл бұрын
ሲንግል ኮይነ ቆሪርኒ ጸምይኒ ጠሚኒ...... እንዳበልኩ ዘማርር ዝነበርኩ እዚ ናይዘን የሕዋትና ሽግረን ምስ ሰማዕኩ ተመስገን ኢለ ኣስታሕሚለ ከም ዝድቅስ ኮይነ 😇 thanks rshu 😚😚😚😚😚😚😚😚😚
@kltgeospace
@kltgeospace Жыл бұрын
🤔
@lulu-rv6id
@lulu-rv6id Жыл бұрын
Xebok medeb beilul haftay ❤❤
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Жыл бұрын
ክርስትያን ማለት እንታይ ማለት ዩ? ሰዓቢ ክርስቶስ ማለት ዩ:ስለዚ ድማ ኢዩ:ሃዋርያ ጳውሎስ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ ንሱ ከኣ እቲ እተሰቕለ ንኻሊእ ከይፈልጥ መደብኩ ዝበለ:ስለዚ are you ready now to accept Jesus christ? because this is the time to accept Jesus christ,otherwise no a chance to the heaven, John ዮሃንስ 3:18 👉ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ሮሜ 10: 9-11👉 እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።Luke ሉቃስ 4:8 የሱስ ከኣ፥👉 ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ 👉በይኑ ኸኣ ኣምልኽ፡ ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ካባይ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ ኢሉ መለሰሉ። Acts ግብሪ ሃዋ 4:12:👉 ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን:: SAY TODAY IS MY DAY,
@lindasamuel5931
@lindasamuel5931 Жыл бұрын
Rshan haftey. This is great what you are doing, but at the same I don't think it's all the parents problems. There could be targeting base of race going on. We need eritrean community that has lawyers and social workers to look into why so many cases in this recent times. The older generation never got into these problems.
@fortunagirmay4405
@fortunagirmay4405 Жыл бұрын
Beulieu . Please neza jaftena kab Holland wexe zebelet Please tegedsiki Akirya .ane betame kisema delete aloku. Bedankt schatje
@ruthberhe8327
@ruthberhe8327 Жыл бұрын
What you doing is very good😢
@FkroyKidane
@FkroyKidane Жыл бұрын
ኣዴታትና ተጸቂጠን ድየን ድጸነንከረ ኩነታት ተጻዊረን ናብዚ ደረጃ ኣብጺሐናና ንሕና ድማ ክንወልድ በቂዒና ነገር ግን እዘን ኣብዚ ኤሮጳ ደለዋ ደቀንስትዮና ናይ'ዚ ዓዲ system ተጠቂመን ሕማቅ ኪደት ይኸዳ ኣለዋ 70% ናይ ደቀ ነስትዮ ትዒቢት እዩ እዚ ኩሉ ድረአ ደሎ።
@sabateklezgi7780
@sabateklezgi7780 Жыл бұрын
Egzabger Amlak mesaki mes dekeki yekun ajkoki
@guidebejene4929
@guidebejene4929 Жыл бұрын
Hi betami sebuk serah kemey kerkbeki ykel 🙏
@meazakahsay2326
@meazakahsay2326 Жыл бұрын
Hello dear belul Could you let me how can I connect you privately please.
@ሙኩሕኤርትራዊ
@ሙኩሕኤርትራዊ Жыл бұрын
ሰክቲ እስኺ ባዕልኺ ፣ ሰላሊት ኢኺ / ንሰልዲ ተገዛኢት ኢኺ ፣ ንሰልዲ ክትብሊ ፣ ኣይትዋራዘዪ
@habeshaeritrea9393
@habeshaeritrea9393 Жыл бұрын
Btami eye natiki mesmer zfetwo.gin hanti kibleki Europa 1 alem eu Eritrea ka 3 alem eu kab 3 alem nab 1 alem mexika kitere azyu kebid eu slezi dekiansto Hagerna kindi kmahara kifelta dihru srah Alem kwafera kemu win .....digmetna meglexi yeblun plis kontakt gberni Rishan haftey geberna kenmerken ember wishtawi melke yeblnan.
@RaheelAregay
@RaheelAregay Жыл бұрын
Selam do haftey. Dekki kmlesalki entedeliki ms abodekki teareki. Ms abodekki bhade entekoynkum tray eyom dekki zhbuki.
@trezakubrom2793
@trezakubrom2793 Жыл бұрын
Ab .Aden. Kab zekone tekawemo kwexu alewom hangolom tekoxxirwo keyhelu zomay shanel belley
@brhaneghebremicael5315
@brhaneghebremicael5315 Жыл бұрын
Ah ezias mezmizoma eyom miskneti
@asirak3052
@asirak3052 Жыл бұрын
Ansteti anbesa , waero tebaha,😊
@brhaneghebremicael5315
@brhaneghebremicael5315 Жыл бұрын
Sik ela deka zeytebi kab arki wedi arki tbl kila tsegem ewun alekn
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Жыл бұрын
❤❤❤ ውላድ ዘይብሉ ሰብ የለን እቲ ግዜ ከመይ ጌርካ ትጥቀመሉ ኢዩ መብዛሓቲኣኤን የሕዋትና ዘጋጥመን ዘሌ ከተማርጻ ግዜ ትወስዳ ኣለክን ብዝያዳ ካኣ ኣብ ቤት ኣምላክ ምምልላስ ግዜ ወርቂ ኢዩ ግዜክን ተጠቀማሉ እተን ውላድ ኣቢና ትብላ ዘለክን❤❤❤
@behabelomhadishhagos8802
@behabelomhadishhagos8802 Жыл бұрын
Rshtu haftey edmen tenan yhabeki fetari ajoki nfeti
@behabelomhadishhagos8802
@behabelomhadishhagos8802 Жыл бұрын
Xbuq srah keqlyo ajoki aythmeqi nfeti azyu teqami mkri eyu lebam kemaki yebzahalna ab srahki awet asalto ymneyelki
@GirawerkiBerhane-lb4sr
@GirawerkiBerhane-lb4sr Жыл бұрын
Xybuk zyraba haftina hasabatiki des elina kindayxgem alana
@KISANETGALERI
@KISANETGALERI Жыл бұрын
ትደገም እዛ መደምብ
@qatarrayyan8772
@qatarrayyan8772 Жыл бұрын
haftey meskineyti ketehzneka amlak making.ykun
@amlesetwelea9840
@amlesetwelea9840 Жыл бұрын
Abayki habitey deqik ab hikfok ymileselk akilo yhabik fetari
@negesethailemichael
@negesethailemichael Жыл бұрын
Hiii biluley bwshtiy krekbeki ydeley aeleku
@diborates1416
@diborates1416 Жыл бұрын
Aza ab swiz zbelki ane abau aye zqmet. Ane kemau zketatel. Geyromley neyrom btaemi kttnqeqi aleki wala bzey qotsera ayen zmetsa andhr wala hanti zeyrekeba wala hanti ayblukn ayom agoki. Natey ako ms bal betey bhade ena neyrna natey. Kndey mesenakl aye yehlife gn agoki beqa zeleki kulu neger ndeqki keteamnyom aleki andhr yeaminkyom bdhriau wala hanti ayblkun ayom
@tiegstibgoita1681
@tiegstibgoita1681 Жыл бұрын
Eza nay swiz kemey kirekba kurub bakmey mhagezkuwa eye.
@merkebnamerkeb1786
@merkebnamerkeb1786 Жыл бұрын
💔💔dkas zklaka way dekey😢
@wegahtateklebrha1166
@wegahtateklebrha1166 Жыл бұрын
Offfffff ewayyyyy 😭 😭 😭 fetari abona
@habeshaeritrea9393
@habeshaeritrea9393 Жыл бұрын
Kulu habesha zizarebo hasot eu.
@lelaweldemichael6211
@lelaweldemichael6211 Жыл бұрын
Nay bhaki
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 Жыл бұрын
serah aloni elatikis kindey stunde tezariba rehaki bejaki hazaweet atewahiteleyn tihabalki ala
@googleplayy8389
@googleplayy8389 Жыл бұрын
Kkk
@ksanettekle1805
@ksanettekle1805 Жыл бұрын
ተጋራሲጥና እንታይ ዓይነት ዘረባ እዩ ኣነስ ይገርመኒ ቆሉዑት ድኹም ካብ ክልተስ ሓዲኦም ኣስፊሖም ክሓስቡ ኣይኽእሉን
@LuchoaEmbaye
@LuchoaEmbaye Жыл бұрын
ኣይሰብ እንድዮም ምግርፋጥን ባእስን ክህልው ይኽእል እዩ ፅቡቅ እዩ ናበልኩ ኣይኮንኩን ግንሲ ከጋጥም ይኽእልዩ እኽኽስያ ዘይተሓነቀ ይኽእሎ ድዩ ዝበሃል?!
@fintra26
@fintra26 Жыл бұрын
Selam ajoki qonqa tsubuq temehari mis dekiki kitezatebi
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 Жыл бұрын
Belul shkor nfwti
@yohannesyohannes4980
@yohannesyohannes4980 Жыл бұрын
Besimiam Eway Eritreawi zehlfo zelo Mekera. Bejakum hawey haftey nibhahal nidegagef.
@tsegahaile6127
@tsegahaile6127 Жыл бұрын
😢
@habeshaeritrea9393
@habeshaeritrea9393 Жыл бұрын
Rishan tigageyi aleki Abotat lewahat eyom
@ahmedromedan6793
@ahmedromedan6793 Жыл бұрын
Balom zibelu imber kali zaysomu rukas ah ab lili seb yixawetu alom
@SelamTewelde-n5b
@SelamTewelde-n5b Жыл бұрын
Hiii ❤
@senitsara8260
@senitsara8260 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@brhaneghebremicael5315
@brhaneghebremicael5315 Жыл бұрын
Democracy zey felt hzbi atsakakma democracy ytefo gena kalei kmetsana eyu
@efrempersonal2030
@efrempersonal2030 Жыл бұрын
Ab minut 50 zela qal tiemti
@MihretGebresadiqe
@MihretGebresadiqe Жыл бұрын
@TesfamaryamWeldamaniel
@TesfamaryamWeldamaniel Жыл бұрын
Et. Hgtat. Awropa meshaf. Kshafe alwa
@trezakubrom2793
@trezakubrom2793 Жыл бұрын
Abnnet adennet yesenu keyhlewu
@martahidad483
@martahidad483 Жыл бұрын
Xeadu bitaemi cegibom alewu
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
MrBeast
Рет қаралды 236 МЛН
Из какого города смотришь? 😃
00:34
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 2,6 МЛН
Do you love Blackpink?🖤🩷
00:23
Karina
Рет қаралды 21 МЛН
እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ  - Rap**d by her FATHER
2:08:27
zomay channel
Рет қаралды 80 М.
Eri film clip
5:14
Ben KOKOBE
Рет қаралды 469 М.
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
MrBeast
Рет қаралды 236 МЛН