New Orthodox Mezmur (ንዑ ንሳተፍ) By D. Teams Segid

  Рет қаралды 203,339

KABATRANOS TV

KABATRANOS TV

Күн бұрын

Пікірлер: 404
@mdreeritreayoutube3357
@mdreeritreayoutube3357 3 жыл бұрын
(ንዑ ንሳተፍ) ንዑ ንዑ ንሳተፍ ናይ ማርያም ፍልሰት ንዑ ንዑ ምስ ሓዋርያት ንሳተፍ ብኀብረት ንዑ ንዑ ንወድስ ንድንግል ብኀሴት ንዑ ንዑ ምስ ቅዱሳን ነቕርበላ ማኀሌት ቶማስ እና ተጓዕዘ ብኽንፈ ደበና ሰማይ እና ዓረገት ድንግል ብምስጋና ጎፍ ንጎፍ ረኣያ ብርሃን ተኸዲና ነሕዋቱ ሓዋርያት ምእንቲ ኺነግር መግነዛ ሂበቶ ኪኾኖ ምስክር ንዑ ንዑ ብዝማሬ ንኽብራ ንዘምር ጸሎተ ሱባኤ ሃንቀውታ ሓዋርያት መልሲ ጉይታ ኂዙ መጺኡ ካብ ሰማያት ንማርያም ኣደኦም ርእዮማ ብስብሓት ከመይ ዘይትንስኣ መንግስቱ ኸውርሳ ተቦታ መቕደሱ መኀደሪቱ'ያ ንሳ ንዑ ንዑ ምስ ሓዋርያት ንዑ ንወድሳ ንድኀነትና ከብል ኣልፋ ወ ኦሜጋ ካብኣ ዚተወልደ ንኺለብስ ስጋ ከመይ'ሉ ይሰኣኖ ናብ ሰማይ ከዕርጋ ካብ ሰማይ ትዓቢ ሰማይ እንተ ዓረገት ኣደ ብርሃንና'እንድያ ጸሓይና ዚጸረት ንዑ ንዑ ነኣደ ኢየሱስ ነኽብራ ብሕብረት 'ታ ሓሳብ ልቢ ብዙሓት ከተግህድ ንሕዝባ ሴፍ ሓዘን ብጓሂ ዚሰንጠቐ ልባ ኣደ ንጉሥ'ያ'ም ናብ ሰማይ ደይባ ይትረፍ ንኣደ መድኀን ልዑል ዝባሃጋ ንንስሕቲ ነፍሲ'ኳ ኣብ ሰማይ ዘማዕርጋ ንዑ ንዑ ብፅዕቲ ንበላ ንምልእተ ጸጋ ወስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት ይስማዓልና ዲያቆን ሓዉና🙏🙏 ኣምላክ ስደትና ይሕጽረልና ብሩኻተይ 👉#subscribe ግቦሩለይ ኣይትሕደጉ የሕዋተይ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 3 жыл бұрын
Kbret yhabelna
@robelrobel7876
@robelrobel7876 3 жыл бұрын
Nfqti .... Zmarie melakt yesmeqalna kulatkum yehwat
@saronyonas6259
@saronyonas6259 2 жыл бұрын
No i
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
"ድያቆን ጠዓመ ሰጊድ " እንቋዕ ብሠላም መፃእካ እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዝሓልካ 🙏🏿 ኣሕዋተየ ኣብ ዝኃለኹም ኃሊኹም ድንግል ማርያም ፅላላ ተንብረልኩም 🙏🏿💚🖤
@alemtube2343
@alemtube2343 3 жыл бұрын
አሜን ዝሓወይ
@ራህዋየድንግልማርያምልጅ
@ራህዋየድንግልማርያምልጅ 3 жыл бұрын
አሜን
@ye-q-yiorgis23-lij
@ye-q-yiorgis23-lij 3 жыл бұрын
ኣሜንንንንንን ኣሜንንንንንን ኣሜንንንንንን
@ItsMi_1.
@ItsMi_1. 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን የሕቢሩ
@semharberhane805
@semharberhane805 3 жыл бұрын
Amennn
@user-mn2ko8il5k
@user-mn2ko8il5k 3 жыл бұрын
ኦ ፍቁረይይይይ መምህረይ ክንደይ ደስ ትብል መዝሙር በሉ ንዑ ስምዑ ንዑ ንዑ ጸግኡ የብዝሕ መምህረይ ሸር ንበሎ ንሓግዞም ሳብስክራብ ንግበር ኩላትና
@elsamehari742
@elsamehari742 3 жыл бұрын
ሰላም ዉሰናይ ክብር ሓወይ ብሓቂ ይክበር ይመስገን ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡረይ እመ አምላክ ምስ ክላትና ትኩን 🙏🙏🙏
@lave9644
@lave9644 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 3 жыл бұрын
ንዑ ንዑ ንዑ ንሳተፍ ናይ ማርያም ፍልሰት ንዑ ንዑ ምስ ሓዋርያት ንሳተፍ ብሕብረት ንዑ ንዑ ንዑ ንወድስ ንድንግል ብኅሤት ንዑ ንዑ ምስ ቅዱሳን ነቅርበላ ማኅሌት ኣዝ👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🙏 ቶማስ እና ተጋዓዘ ብክንፈ ደበና ሰማይ እና ዓረገት ድንግል ብምስጋና ጎፍ ንጎፍ ረኣያ ብርሃን ተከጊና ነሕዋቱ ሓዋርያት ምእንቲ ኪነግር መግነዛ ሂባቶ ኺኾኖ ምስክር ንዑ ንዑ ብዝማሬ ንክብራ ንዘም ኣዝ 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽❤️🙏 ጸሎተ ሱባኤ ሃንቀውታ ሓዋርያት መልሲ ጎይታ ኂዙ መጺኡ ካብ ሰማያት ንማርያም ኣደኦም ርእዮማ ብስብሃን ከመይ ዘየተንሥኣ መንግሥቱ ከውርሳ ታቦት መቅደሱ መኅደሪቱ ያ ንሳ ንዑ ንዑ ምስ ሓዋርያት ንዑ ንወድሳ ኣዝ 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽❤️🙏 ንድሕነትና ክብል ኣልፋ ወ ኦሜጋ ካብኣ ዚተወልደ ንኪለብስ ስጋ ከመይ ሉ ይስኣኖ ናብ ሰማይ ከዕርጋ ካብ ሰማይ ትዓቢ ሰማይ እንተ ዓረገት ኣደ ብርሃንና እንድያ ጸሓይና ዚፆረት ንዑ ንዑ ነደ ኢየሱስ ነክብራ ብሕብረት ኣዝ 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🙏 ታ ሓሳብ ልቢ ብዙሓት ከተግህድ ንሕዝባ ሴፍ ኃዘን ብጋሂ ዚሰንጠቀ ልባ ኣደ ንጉሥ ያ ሞ ናብ ሰማይ ደይባ ይትረፍ ንኣደ መድኅን ልዕል ዝበሃጋ ንንስሕቲ ነፍሲ ካ ኣብ ሰማይ ዘማዕርጋ ንዑ ንዑ ብጽዕቲ ንበላ ንምልእተ ጸጋ ድያቆን ጣዓም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ዝማሬ መላኽቲ የስማዐልና ናይ መላእክቲ ክብሪ ቕዱስ ኣምላክና ይሃብኩም ናይ ቅዱሳን ዕምሪ 🙏👏🏽🙏🙏
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 3 жыл бұрын
Kbret yhabelna
@Redae.Kesete
@Redae.Kesete 3 жыл бұрын
ንዑ ንዑ ንዑ ንሳተፍ ናይ ማርያም ፍልሰት ንዑ ንዑ ምስ ሐዋርያት ንሳተፍ ብኅብረት ንዑ ንዑ ንዑ ንወድስ ንድንግል ብኃሤት ንዑ ንዑ ምስ ቅዱሳን ነቕርበላ ማኅሌት። ቶማስ እናተጓዕዘ ብኽንፈ ደመና ሰማይ እናዓረገት ድንግል ብምስጋና ጎፍ ንጎፍ ረኣያ ብርሃን ተኸዲና ነኅዋቱ ሐዋርያት ምእንቲ ክነግር መግነዛ ሂባቶ ኪኾኖ ምስክር ንዑ ንዑ ብዝማሬ ንኽብራ ንዝምር። ጸሎተ ሱባኤ ሃንቀውታ ሐዋርያት መልሲ ጐይታ ኂዙ መጺኡ ካብ ሰማያት ንማርያም ኣደኦም ርእዮማ ብስብሐት ከመይ ዘየተንሥኣ መንግሥቱ ከውርሳ ታቦተ መቕደሱ መኅደሪቱ'ያ ንሳ ንዑ ንዑ ምስ ሐዋርያት ንዑ ንወድሳ። ንድኅነትና ክብል ኣልፋ ወኦሜጋ ካብኣ ዝተወልደ ንኽለብስ ሥጋ ከመይ'ሉ ይሰኣኖ ናብ ሰማይ ከዕርጋ ካብ ሰማይ ትዓቢ ሰማይ እንተ ዓረገት ኣደ ብርሃንና እንድያ ፀሐይና ዚፆረት ንዑ ንዑ ንኣደ ኢየሱስ ነኽብራ ብኅብረት። 'ታ ሓሳብ ልቢ ብዙኃት ከተግህድ ንሕዝባ ሴፍ ኃዘን ብጓሂ ዚሰንጠቐ ልባ ኣደ ንጉሥ'ያ'ሞ ናብ ሰማይ ደይባ ይትረፍ ንኣደ መድኅን ልዑል ዝበሃጋ ንንስሕቲ ነፍሲ'ኳ ኣብ ሰማይ ዘማዕርጋ ንዑ ንዑ ብፅዕቲ ንበላ ንምልእተ ጸጋ። እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝኃልኩም።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 3 жыл бұрын
Yeqenelna Qesis
@habenhadgu9526
@habenhadgu9526 3 жыл бұрын
Bselam enkae mexaka D.Teame hawey des zebl mezmur zmare melaekt yesmealna ንዑ ንዑ ንዑ ንሳተፍ ናይ ማርያም ፍልሰት ንዑ ንዑ ምስ ሃዋርያት ንሳተፍ ብሕብረት ንዑ ንዑ ንዑ ንወድስ ንድንግል ብሃሤት ንዑ ንዑ ምስ ቅዱሳን ነቕርበላ ማሕሌት(2) ቶማስ እና ተጋዕዘ ብኽንፈ ደመና ሰማይ እንዳዓረገት ድንግል ብምስጋና ጎፍ ንጎፍ ረኣያ ብርሃን ተኸዲና ነሕዋቱ ሃዋርያት ምእንቲ ክነግር መግነዛ ሂባቶ ክኾኖ ምስክር ንዑ ንዑ ብዝማሬ ንኽብራ ንዘምር። ጸሎተ ሱባኤ ሃንቀውታ ሃዋርያት መልሲ ጎይታ ሒዙ መጺኡ ካብ ሰማያት ንማርያም ኣዲኦም ርእዮማ ብስብሃት ከመይ ዘየተንስኣ መንግስቱ ከውርሳ ታቦተ መቕደሱ መሕደሪቱ'ያ ንሳ ንዑ ንዑ ምስ ሃዋርያት ንዑ ንወድሳ። ንድሕነትና ክብል ኣልፋ ወ ኦሜጋ ካብኣ ዝተወልደ ንኽለብስ ስጋ ከመይ'ሉ ይሰኣኖ ናብ ሰማይ ከዕርጋ ካብ ሰማይ ትዓቢ ሰማይ እንተ ዓረገት ኣደ ብርሃና እንድያ ጸሃይና ዝጾረት ንዑ ንዑ ንኣደ እየሱስ ነኽብራ ብሕብረት። ታ ሓሳብ ልቢ ብዙሓት ከተግህድ ንህዝባ ሴፍ ሃዘን ብጋሂ ዝሰንጠቐ ልባ ኣደ ንጉስ'ያ'ሞ ናብ ሰማይ ደይባ ይትረፍ ንኣደ መድሕን ልዑል ዝበሃጋ ንንስሕቲ ንፍሲ'ካ ኣብ ሰማይ ዘማዕርጋ ንዑ ንዑ ብጽእቲ ንበላ ንምልእተ ጸጋ።
@awita2732
@awita2732 3 жыл бұрын
Kibrin misganan negzabher amlak nweladitu kidste kudusan dngle mariam ykun Zimare melakty yesmealna
@kbromulemelaekt9922
@kbromulemelaekt9922 2 жыл бұрын
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ *ንዑ ንዑ ንዑ ንሳተፍ* ንዑ ንዑ ንዑ ንሳተፍ ናይ ማርያም ፍልሰት ንዑ ንዑ ምስ ሓዋርያት ንሳተፍ ብሕብረት ንዑ ንዑ ንዑ ንወድስ ንድንግል ብሃሤት ንዑ ንዑ ምስ ቅዱሳን ነቕርበላ ማህሌት ቶማስ እናተጓዕዘ ብኽንፈ ደመና ሰማይ እና ዓረገት ድንግል ብምስጋና ጎፍ ንጎፍ ረኣያ ብርሃን ተኸዲና ነሕዋቱ ሓዋርያት ምእንቲ ኽነግር መግነዛ ሃበቶ ክኾኖ ምስክር ንዑ ንዑ ብዝማሬ ንኽብራ ንዘምር ጸሎተ ሱባኤ ሃንቀውታ ሓዋርያት መልሲ ጎይታ ኂዙ መጺኡ ካብ ሰማያት ንማርያም ኣዲኦም ሪኦማ ብስብሓት ከመይ ዘየተንስኣ መንግስቱ ከውርሳ ታቦተ መቕደሱ መኅደሪቱ'ያ ንሳ ንዑ ንዑ ምስ ሓዋርያት ንዑ ንወድሳ ንድሕነትና ክብል ኣልፋ ወ ኦሜጋ ካብኣ ዝተወልደ ንኽለብስ ስጋ ከመይ'ሉ ይሰኣኖ ናብ ሰማይ ከዕርጋ ካብ ሰማይ ትዓቢ ሰማይ እንተ ዓረገት ኣደ ብርሃና እንድያ ጸሓይና ዚጾረት ንዑ ንዑ ንኣደ ኢየሱስ ነኽብራ ብሕብረት 'ታ ሓሳብ ልቢ ብዙሓት ከተግህድ ንህዝባ ሴፍ ሓዘን ብጓሂ ዚሰንጠቐ ልባ ኣደ ንጉስ'ያ'ሞ ናብ ሰማይ ደይባ ይትረፍ ኣደ መድሕን ልዑል ዝበሃጋ ንንጽህቲ ነፍሲ'ኳ ኣብ ሰማይ ዘማዕርጋ ንዑ ንዑ ብጽእቲ ንበላ ንምልእተ ሰብሃት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀ ክቡር
@azutesfagergish4091
@azutesfagergish4091 3 жыл бұрын
Enkae bselam mexaka dyakoney tiemti mezmur zmare melaekti yesmealna edmen tienan yhabka
@duxj4999
@duxj4999 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@okbazgiembay1954
@okbazgiembay1954 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእ መላእ መላእክቲ የስመዓልና🙏🙏🙏🙏🙏
@ቢኒወዲሰሌሰለሙን
@ቢኒወዲሰሌሰለሙን 3 жыл бұрын
ንዑ ንዑ ንሳተፍ ናይ ማርያም ፍልሰት ንዑ ንዑ ምስ ሃዋርያት ንሳተፍ ብሕብረት, ኣሜን እግዚኣብሄር ይመስገን ነዚ ልቢ ዘረስርስ ተስፋ ዘስንቕ መዝሙር ናይ ፍልሰታ ኣዴና ቕድስተ ቕዱሳን ድንግል ማርያም ዘስማዕካና ኩቡር ሓውና እግዚኣብሂር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ , ንቕዱስ ያሬድ ምስጢር ናይ ዜማታት ዝገለጸሉ ይግለጸልካ, እመ ብርሃን ውን ንኤፍሬም ሶርያዊ (ኣፈ በረከት) ውዳሴ ድርሳናት ክናገር ዝባረኸቶ ንዓኻ ውን ትባርኸካ ዝሓወይ , ቐጽሎ ኣይትሕመቕ እግዚኣብሄር ይኹን ምሳኻ , ናይብሓቒ ደስ እትብል መዝሙር ኢያ እመብርሃን በረኸታ ተብዝሓልካ ,ብድጋሜ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና,
@abenezerdaniel5610
@abenezerdaniel5610 3 жыл бұрын
ጥዑማይ ሃወይ ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የሰምዓልና
@yemanejone526
@yemanejone526 3 жыл бұрын
ንዑ ንዑ ኣሕወተይ ሓቢርና ነመስግን ንኣደ ኣዶናየ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
@seniorthodoxorthodoxnzelae245
@seniorthodoxorthodoxnzelae245 3 жыл бұрын
Asey kbur dyakon hawna edmen tenan yhabka egziabhier amlak xegu yebzhalka🙏🙏🙏
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 3 жыл бұрын
Aesyy kndey des zebl tum mezmur Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllll Zimare melekti yesmelna Amen Amen Amen 🙏🤲hawna diyaqon Teame xega bereketu yebzhalka fetari 🙏 nay zemena legend qexlo 💐💐💝💝edmen tenan yhabelna 🙏🙏👏👏
@nkulubfqri2234
@nkulubfqri2234 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና እግዚአብሔር ጸጋ ናብ ጸጋ የስጋግርኩም
@azusam
@azusam 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዑ ንዑ ንወድስ ንድንግል ነቅርበላ ሃሴት ዝማረ መላእኽት የስመዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ፥ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣገልግሎትካ ባሪኹ ኣብ ዝለዓለ ማዕርግ የብጽሕካ።
@yorsalemamenadal9506
@yorsalemamenadal9506 3 жыл бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 Alllllllll zmare mlakt yesmalna ademen teanan yhabka fetari
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ 3 жыл бұрын
ዝማሬ ቅዱሳን መላእክት የስመዓልና። ጸጋን ብበረኸት ን ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኻ ን ምስ ኩልናን ይኹን። ኣምላኽ ሓይሊ የብዝሓልካ።
@tesfuoqubay6385
@tesfuoqubay6385 3 жыл бұрын
ዝማረ፡መላእክቲ፡የስማዓልና፡እግዝኣብሄር፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብካ፡ድንግል፡ማርያም፡ብጾሎት፡ትደግፍካ፡ትደግፈናን፡
@lave9644
@lave9644 3 жыл бұрын
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዛሃልካ
@biniamkesete9404
@biniamkesete9404 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna nay zmare melaekti yesmalna nay agolgulot zemenkum ybarkelkumn yqedselkumn Qdus Egziabhier
@hanihani-bm3lm
@hanihani-bm3lm 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zimare melaekit yesmalna dyaqon hawina 🙏🙏🙏
@abrhitakalu5013
@abrhitakalu5013 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ሓዉና ዘማሪ ዲያቆን ጠዓመ ንዑ ንዑ ንዑ ንሳተፍ ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና አሜን
@bemnetselemun7009
@bemnetselemun7009 3 жыл бұрын
ኣሜን ስለ ቃላቱ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክና ይክበር ይመስገን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን
@nigistitesfamichael1150
@nigistitesfamichael1150 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zimare melaekit yesmalna dyaqon hawe may God bless you 🙏🏽✝️💒✝️💒❤️🌿🌿❤️🌿❤️🌿❤️🌿❤️🌿❤️🌿❤️
@nebiatfshastion7029
@nebiatfshastion7029 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ሓውና ጸጋ በዲበ ጸጋ ተዓደል ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ!!! ብጣዕሚ ደስ ዝብል መግቢ ነፍሲ ዝከውን ዝማሬ!!!
@muluemehari6914
@muluemehari6914 3 жыл бұрын
ድያቆነይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ጸጋኡ የብዝሃልካ እግዚኣብሄር ድንግል ማርያም ምሳካ ትኹን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ
@samueltesfaldet5509
@samueltesfaldet5509 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ናይ እመብርሃን በረከታን ጣዕማን ኣይፈለየና፡፡ እግዚአብሄር ጸጋ ኣብ ጸጋ የሳጋግርኩም፡፡፡
@חוריטוולדה
@חוריטוולדה 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጾሎታን ኣማላድነታን ናይ ቅድስተ ቁዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣደ አምለኽና ምስ ኩላትና ዩኹን አሜን
@ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
@ሩፍታልበይኢኪማርያመይ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልል 💐🌾💐🌾💐❤💐🌾💐🌾💐🌾❤❤️🤲💛 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓዉና🤲🤲🤲🤲🤲🤲#
@lwambeyene2777
@lwambeyene2777 3 жыл бұрын
Amen zmar melakti yesmalna diyakon hawna egziabher amlak xega yebzh❤❤❤🙏🙏🙏💒⛪💒💒
@natsinethabtegergs8757
@natsinethabtegergs8757 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣቢሄር ይባርክን ይቀድስን።
@elentesfation8345
@elentesfation8345 3 жыл бұрын
ኣሰስይይይ ክንደይ ደስ ይብል ልብኻ ዝምስጥ መዝሙር ጸገኡ ይብዛሓልኩም ድያቆን ሓውና ።
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ብርሃንኩም እንዳበርሄ ይንበር ነዚ ቅዱስ መዝሙር ክተዳልዉ ዘናቃቀሐ ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
@birhanemebrahtu2869
@birhanemebrahtu2869 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋ የብዝሕ
@ሙሉአ
@ሙሉአ 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላኢክቲ የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ድያቆን ሓወይ አግዚኣብሄር ስደትና የሕጽረልና
@softmaker5298
@softmaker5298 3 жыл бұрын
ንዑ ንዑ ንሳተፍ ። ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲ/ጠዓመ ሓውና። እመ ኣምላክ ምሳኻ ትኩን።
@adyamhaile8251
@adyamhaile8251 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Zmare Melaekti Yesmalna
@konstantinosasgodom5515
@konstantinosasgodom5515 3 жыл бұрын
Asey des zebel Mezmur❤️ D, hawey Egzabher Amlakna xegu yebzhalkum 🙏 Neu bel nhna Kea yehwat nemesgen 🙏🙏❤️
@ተመስገንመድሃኒኣለም
@ተመስገንመድሃኒኣለም 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና🙏🙏🙏
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 3 жыл бұрын
Xega yebzhalkum Diyakon hawna Egzabeher Amlak Xega yebzhalkum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✝️💒🙏🙏🙏✝️🙏
@ye-q-yiorgis23-lij
@ye-q-yiorgis23-lij 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሓቂ ልቢ ዘለስልስ መዝሙር ኣምላከ ቅዱሣን ጸጋኡ ይብሓልኩም
@atakltiyrgalem6792
@atakltiyrgalem6792 3 жыл бұрын
ጸሎታን ኣማላድነታን ተረዳእነታን ናይ ኣደና ቕድስት ደንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ኣይፈለየና ብ ምኽረይ ሊቐ መልኣኽት ቑዱስ ሚካኤልን ብ ኣበሳሪ ልደተይ ኣብ ቤተልሄም ሊቐ መልኣኽት ቑዱስ ገብሪኤልን ቓል ኪዳን ኣተልኪ ኣለኩ ዝበልኽኒ ከም ዝሰዓኪ ድንግል ወላዲተይ ከም ዝበላ ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ድንግለይ ብጽሎታ ትሓግዘና
@ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
@ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ 3 жыл бұрын
ኣሜን፫ ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ድያቆን ሓወይ።
@ማርያምሆይኣማልድሽ
@ማርያምሆይኣማልድሽ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣዲና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣማላድነት በረከት ፅጋን ምልጃን ምስ ኩላትና ህዝበ ተዋህዶ ይኩን ብሓቂ ጠሊ ዘለዎ ዝማሬ ድያቆን ጠዓመ ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስ ቅድስት ኣዲኡን ፃድቃን ይባርክ 💒🙏❤
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 3 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ድያቆን ሓውና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ሰላም ሰላም ስድራ እግዜኣቤሔር ላይክ ኮመንት ምጽሓፍ ሸር ምባል ኣይንሕመቕ ድያቆን ሓውና ጸጋን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየካ
@ghidegerkiel5733
@ghidegerkiel5733 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲ/ጠዓመ ሰጊድ ሓውናን መምህርናን ስም ይመርሕ ጡፋፍ የብርህ ክብሉ ኣቦታት ዝመሰልዎስ ኣባኹም ንርእዮ እለና ከምቲ ጥዑም ስምካ ጥዑም ብጥዑም ዝማረን ብስቡር ልቢ ብትሕትናን ብመንፈሳዊ ርድኢትን ፍቅሪን ዝፍልፍል ካብ መዓርን ጸባን ዝሕረ ዝማሬ በኡኖት እዞም ኣብ ደርፍን ፊልምታት ዓለም እንውዕል ሲ እንበር ዶ ተዋህዶ ኢና ክንብል ኣቤቤቤት ይሕፍ ኢዩ። ክንዝምር እኳ እንተዘይከኣልና ስሚዕናን ላይክ ብምግባርን ሳብስክራይብ ብምግባርን ሸር ምብግባርን ውን በርኸት ተኻፈልቲ ንኹን ደቂ እመብርሃን ደቂ ወንጌል ኣሕዋተይ። እግዚአብሔር ጸጋ በዲበ ጸጋ የዓድልኩም ዲያቆን ሓውናን መምህርናን ከማኩም የብዘሓልና ሃይማኖትናን ሃገርናን ናይ መንፈስ ቅዱስ ፍረ ክትመልእ። ነዓኩም ዘሃበና ኣምላከ ቅዱሳን ብሓቂ ካብ ኣጽናፍ ኣለም ክሳብ ኣጽናፍ ዓለም ይኽበር ይመስገን ኣሜን።
@kodenkesete8608
@kodenkesete8608 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmealna diuakon hawna ezgaabher xegue yebzehalkum
@simretgebremeskel8661
@simretgebremeskel8661 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ንዑ ንሳተፍ ናይ ማርያም ፍልሰት ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና
@hagosatesfamariam5061
@hagosatesfamariam5061 3 жыл бұрын
አሜን 🙏🏾 አሜን 🙏🏾 አሜን 🙏🏾 እልልልልልልልልልል 🙏🏽 እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኽኩም ዕድመ ጥዕና ይሐብኩም 🙏🏽 አሜን 🙏🏽🙏🏽🙏🏾
@fiyoriredae8206
@fiyoriredae8206 3 жыл бұрын
Amen 🙏 zmare melaekti yesmaelna 🙏❤️✝️
@ferawinnie4996
@ferawinnie4996 10 ай бұрын
ኣሜን ዘሓዉና ዝሜሬ መላእቲ የስመዓና
@biniabe
@biniabe 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና 3x ካብቶም መሃርትን ገስጽትን ዝኮኑ መዝሙራትካ ምስማዕ ዝህበኒ ባህታን ሓጎስን መግለጺ ኣይረክበሉን እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግ ኡ የብዝሓልካ ። ካብቶም ንእግዚኣብሔር እምበር ንሰባት ዘየገልግሉ ክትከውን እግዚኣብሔር ኣብምሉእ ሕይወትካ ምሳካ ይኩን። ኣሜን
@gdvjuf4067
@gdvjuf4067 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@ItsMi_1.
@ItsMi_1. 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
@freweynihailemichael3750
@freweynihailemichael3750 3 жыл бұрын
Ellllllllllllllllll Elllllllllllllllll Ellllllllllllllllll zimare melaiķki yesmealna diyakon hawina 🙏🙏🙏🙏🙏⛪💒⛪💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪
@habtomtesfay6971
@habtomtesfay6971 3 жыл бұрын
ጸሎት ቅዱሳን ኣይፈለይካ ሃወይ ናተይ ናይ ብሃኪ ንልቢ ዝትንክፍ መዝሙር 😍😍😍👍🏻
@nabukeshikifle2675
@nabukeshikifle2675 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስመዓልና ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር መግለጺ የብሉን ፡ድንግል ማርያም ወትሩ ኣብ ዝሩያኻ ትኹን ዲያቆን ሓወይ ።
@jerusalemgaim4665
@jerusalemgaim4665 3 жыл бұрын
Zemari meliaket yesmalina nay agelgilot gezakum yebarek kab betu ayfeleyekum 🙏🙏🙏
@mebrahtomatobrhan2394
@mebrahtomatobrhan2394 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmalna D/n teame egziabher edmen tanan yhabka fetari
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 жыл бұрын
Kdus egzabher nay agolgulot ybark kburat ahwat.
@BiniamDebretsion-r3x
@BiniamDebretsion-r3x 3 ай бұрын
Zemar melaekti yesmalna deyaqoyyyyy haweyyyy xegueu yebzhalkum berkta rediata nay eme amlak meskulna yekun xomna beselam ajmiru beselam yefxemna
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@teamehaile9355
@teamehaile9355 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና
@banaweldegergesh43
@banaweldegergesh43 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare mlakt yesmalna
@michaelabedom373
@michaelabedom373 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ኩሉ ጉዕዞኻ ድንግል ማርያም ምሳኻ ትኹን ክቡር ሓወይ
@tsgehanaberhane7781
@tsgehanaberhane7781 3 жыл бұрын
Asey betmi des tebil mezmur kubr hawena deykin tamie egzabher amlke aezeezu ybarka zemare melakt yesmalna.
@fanuelamare2116
@fanuelamare2116 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልካ ሊቀ መዘምራን ድ/ጠዓመ ጥኡመ ልሳን ናይ በሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ዝማረመላእክት የስምዓልና ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ ኣምላከ እስራኤል፨
@abieltesfabrhan4111
@abieltesfabrhan4111 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይ እልልልልልልልል ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና ሓዉና ድያቆን ጠዓመ ሓዉናን መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ምሳኩም ትኹን ።
@Abberhe8768
@Abberhe8768 3 жыл бұрын
ዝማሬ ቁድሳት መልአክት የስምአልና ሀውና እድሜን ጥእና ይሃብካ
@ghideymehariberhe760
@ghideymehariberhe760 3 жыл бұрын
Ellllllllllllllllllll Elllllllllll Elllllllllllll Ellllllllllllllllllll aseyyyyy zmare melekti yesmana amlak amen 🤲
@selemuntnsae1484
@selemuntnsae1484 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማኣልና
@frewoinykahasaye3582
@frewoinykahasaye3582 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
@akberetyemane8998
@akberetyemane8998 3 жыл бұрын
Elllllllll Ellllllllll Ellllllll zmarie melaekti yesmealna 🙏💒🙏💒
@fiorimicheal1063
@fiorimicheal1063 3 жыл бұрын
Ellllllll Elllll zimare melaekiti yesmealna dakoni hawena ❤❤❤❤🙏🙏🙏
@tirhasgrmay6669
@tirhasgrmay6669 3 жыл бұрын
ድያቆን ሓውና እንቋዕ ብሰላም መጻእካና እግዚአብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሄር ኣምላኽ ይኽበር ይመስግን መድሃኔ ኣለም ሰላሙ ይልኣኽልና ብምሕረቱ ይጠምተና።
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 3 жыл бұрын
Amien amien amien zmare melakti yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum diqon hawna
@berakikesete9517
@berakikesete9517 3 жыл бұрын
ድያቆን ጣዓመ ሓወይ ከምዚ ዓይነት በረከትን ተውህቦን ኣይራኣኹን እግዝትንየ ድንግል ማርያም ኩሉ ህባትካ ኢያ ኢሞ ኣነ'ውን ዕድመን ጥዕናን ይምነይልካ።
@ዓጋመእየትግራወይቲ
@ዓጋመእየትግራወይቲ 3 жыл бұрын
እልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኩብር ሓውና ጠዓመ ሰገድ 🙏
@zemedateka1919
@zemedateka1919 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ዲ/ን ጠዓመ ሰጊድ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን
@kabrtyss5863
@kabrtyss5863 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zemar melaeki yesmaelna
@ሳሙኤልሑሩይ-ሰ7ሐ
@ሳሙኤልሑሩይ-ሰ7ሐ 3 жыл бұрын
ድያቆን ሰጊድ ሓወይ ዝማረ መላእክት የስምዓልና ። ናይ እመብርሃን ነይ ፍልሰታ በረኸታ የካፍለና። ንዓኻ ድማ ልሳን ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ ከም ዝባረኸት ብሙኡዘ ጥበብ ልሳንካ ትባርኽ ድያቆን ሓወይ ።
@weldayhagos6996
@weldayhagos6996 3 жыл бұрын
ልቢ ጨካናት ዘረስርስ መዝሙር ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይሃብካ ፈጣሪ ዓለም
@merhawighirmay1352
@merhawighirmay1352 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እንቋዕ ንስኻስ ናትና (ናይ ተዋህዶ ሃይማኖት ፍረ) ክንካ ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ፡ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፡ ሊቀ መዘምራን ቀ/ጠ/ሰ ሓውና።
@danielyosef4951
@danielyosef4951 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መልዓክቲ የስማአልና።
@hntsabyirgalem6086
@hntsabyirgalem6086 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna
@dyakontekle1607
@dyakontekle1607 3 жыл бұрын
ስማይ እያ ንሳ ናብ ስማይ ምዕራግ ቀልል እዩ ንድንግል ኣትገርሙ ዓርጋ ትብልና ።ክብርተ ኣዲና
@azebghidey6457
@azebghidey6457 3 жыл бұрын
እልልል እልልልል እልልል ንዑ ንሳተፍ ንዑ ንወድስ አሜን አሜን አሜን ጽሎታ ልማናኣ ኣይፈለየና ናይ ኣዴና
@yodittewelde7053
@yodittewelde7053 3 жыл бұрын
ZMare malakt yesmana dyaqon hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤medhanye tegau yebzahalka
@Nkulugizealo
@Nkulugizealo 3 жыл бұрын
Amen amen amen zimare melkati yesimalina ✝️🙏🙏🙏.
@hantihaymanot9873
@hantihaymanot9873 3 жыл бұрын
ንዑ ንሳተፍ ንዑ ንዑ ንዑ ንሳተፍ ናይ ማርያም ፍልሰት ንዑ ንዑ ንዑ ምስ ሓዋርያት ንሳተፍ ብሕብረት ንዑ ንዑ ንዑ ንወድስ ንድንግል ብሃሴት ንዑ ንዑ ንዑ ምስ ቅዱሳን ነቕርብ ማህሌት ቶማስ እና ተዳታጋዕዘ ብኽንፊ ደመና ሰማይ እና ዓረገት ድንግል ብምስጋና ጎፍ ንጎፍ ረኣያ ብርሃን ተኸዲና ነሕዋቱ ሓዋርያት እንቲ ኺነግሮም መግነዛ ሂባቶ ክኾኖ ምስክር ንዑ ንዑ ብዝማሬ ንኽብራ ንዘምር ጸሎተ ሱባኤ ሃንቀውታ ሓዋርያት መልሲ ጎይታ ሒዙ መጺኡ ካብ ሰማያት ንማርያም ኣዲኦም፡ርእዮማ ብስብሃት ከመይ ዘየተንሳ መንህስቱ ኸውርሳ ታቦተ መቕደሱ መሕደሪቱ ያ ንሳ ንዑ ንዑ ምስ ሓዋርያት ንዑ ንወድሳ ንድሕነትና ክብላ ኣልፋ ወ ኦሜጋ ካብ ኣ ዝተወልደ ንኽለብስ ስጋ ከመይሉ ይሳኣኖ ናብ ሰማይ ከዕርጋ ካብ ሰማይ ትዓቢ ሰማይ እንተ ዓረገት ኣደ ብርሃን እንድያ ጸሓይና ዝጾረት ንዑ ንዑ ንኣደ ኢየሱስ ነኽብታ ብሕብረት ታ ሓሳብ ልቢ ቡዙሓት ከተግህድ ንሕዝባ ሴፍ ሓዘን ብጋሂ ዝሰንጠቐ ልባ ኣበ ንጉስ ያ ሞ ናብ ሰማይ ደይባ ይትረፍ ን ኣደ መድህን ልዑል ዝባሃጋ ንንስሕቲ ነብስኮ ኣብ ሰማይ ዘማዕርጋ ንዑ ንዑ ብጽእቲ ንብላ ንምልእተ ጸጋ
@hantihaymanot9873
@hantihaymanot9873 3 жыл бұрын
ነዛ ኮሜንት ትሪኡ ዘለኹም ኣምላኽ ሰላምኩም የብሓልኩም እናበልኩ ኣብዛ ናተይ ቻነል ኣቲኹም ድማ ሳብክራይብ በሉ
@tekianguse5133
@tekianguse5133 3 жыл бұрын
Amen zemar melaki yesmalna egzabeher nay aglglot zmnkum yebrk
@mehariyemane3289
@mehariyemane3289 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ጸግኡ የብዝሓካ ኣምላክ ድያቆን ጠዓመ ሓወይ።
@ambesjon3075
@ambesjon3075 3 жыл бұрын
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሕ ንኣዕጽምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘረስርስ ንስጋ ዝቅድስ ዝማሬ!!!
@elsakflemariam7090
@elsakflemariam7090 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏
@awetteamrat5307
@awetteamrat5307 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna dyakon hawna xegu yebzhalka🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@haidihaidi738
@haidihaidi738 3 жыл бұрын
Zmare meleakt yesmealna dyakon hawina
@tewoldegebrewoldi9241
@tewoldegebrewoldi9241 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ መንፈስካ ዝሕድስ መዝሙር ጸጋኻ የብዝሓዮ ኣምላኽ ድያቆን ሓውና በረኸታ ምስኩልና ይኹን ፍቕራ ንዘልኣለም ካባና ኣይፈለ።
@yors362
@yors362 3 жыл бұрын
Elilillllllllllllll zmarie melakt yesmalna kbur diyakon teame hawna bereketn nay ezgabher ayfekeyena amen
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ድያቆን ጣዓመ ሓዉና ኣዕጽምቲ ዘለምልም ዝማሬ እዩሞ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ትባርከልካ ፀሎት ቁዱሱን ኣይፈለይካ🤲🙏🤲🙏🤲🙏❤
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,7 МЛН
Mia Boyka х Карен Акопян | ЧТО БЫЛО ДАЛЬШЕ?
1:21:14
Что было дальше?
Рет қаралды 10 МЛН
Wait… Maxim, did you just eat 8 BURGERS?!🍔😳| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 9 МЛН
Trapped by the Machine, Saved by Kind Strangers! #shorts
00:21
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 32 МЛН
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 106 МЛН
ስምኻ ተደጊፈ/Semka Tedegife New Orthodox Tigrigna Neseha Mezmur vol.1 ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari2023
1:35:03
ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari official tube
Рет қаралды 412 М.
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 544 М.
ዕፀሳቤቕ TV - (በቲ ሓይሊ ዝህበኒ) by  Zemari Bereket Tikue : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
8:51
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 2,7 МЛН
Mia Boyka х Карен Акопян | ЧТО БЫЛО ДАЛЬШЕ?
1:21:14
Что было дальше?
Рет қаралды 10 МЛН