Kal-New series Tigrigna Film By GereEmun part 14 ( ቃል-ሓድሽ ተኸታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ክፉል14 (Official Video 2023)

  Рет қаралды 20,736

Flamingo Entertainment

Flamingo Entertainment

Күн бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ፍላሚንጎ ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Flamingo Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you! Flamingo entertainment

Пікірлер: 266
@mery0141
@mery0141 Жыл бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ ተጋሩ ሰሱኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ እንካዕ ኣብፀሐና 2016 ዘመን ቅሳነትን ራህዋን ይግበረልና🎉❤❤❤
@galmhrey
@galmhrey Жыл бұрын
ሃይማኖት ሓፍተይ ማዕተብ ግበሪ ምሰ ሰናይ ይቅርታ ካብ ምፍታው ዝተላዓለ እዩ ❤❤
@milimili8358
@milimili8358 Жыл бұрын
መበል 11 ኮመንቲ ይውቅጥ እለኩ ሎምስ ክንደይ ግዜ ክቅደም ላይክ ሃብኒ ናጳጌመን እንኻዕ ሰላም መፃእኩም ብሃንቀውታ ዝፀበያ ድራማ
@betimodel6712
@betimodel6712 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ገሬ❤ ኮሜ ነባራታዓዮም ዓጋመታይ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Жыл бұрын
ገሬ እሙን ጥበበኛ ሙዃኑ ካብዛ ተዋሰኦ ምርግጋጽ ይካአል
@Sara-en3gb
@Sara-en3gb Жыл бұрын
ተጋሩዋይ በለስ ኣህሪፍኩምና😢😢❤❤
@swswots6782
@swswots6782 Жыл бұрын
ኣብዛ በለስ ላበልዑ መን ኣሎከማይ ኣፉማይ ልመለአ😮😂❤ታይጌርናኩም ለለስ ኣንዉሕሕሕ ኣቢሎምዋ
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Жыл бұрын
ጻህያይ ከሀክየኒ ነበረ አነስ 😂 በለስ ጥዑምምም 😘
@abiabi-vl6qz
@abiabi-vl6qz Жыл бұрын
ሀመይ ድየ ፎትየያ ተጋሩዋኒ🤕🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 💛💋💛💋
@hehhggd
@hehhggd Жыл бұрын
አንካአ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀ ሓኩም ኣብፀሓና ትግራውያን ዘመን ሰላም ራህዋ ፍቅራዊ ሓድነትን ይግበረልና 🙏 ሃገረይ ትግራይ ንዘልኣለም ትንበር
@Haregte
@Haregte Жыл бұрын
መፂእኹም ብርሃን ገፀም ሰናይ ሓዱሽ ይኹነልና ኣሕዋት ፍትሒ ዝነግሰሉ ዝተፈናቀለ ዓዱ ዝምለሰሉ 😢 ስደትና እውን የሕፅረልና🙏 🎉🎉🎉🎉
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 Жыл бұрын
ደቂ ሓላል መሬት ብጣዕሚ ጥዑም ድራማ ቀፅልሉ 100/100💊💊💊💊💊
@shalom5798
@shalom5798 Жыл бұрын
ውርቂ ዝኮን ስራሕ❤
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
የስስስ ንመጀመርታ ግዜ ቀደመይቲ❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ጥዑማት ላዛ ተጋሩዋኒ❤❤❤ሳፕስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ😂❤
@shoshosho5438
@shoshosho5438 Жыл бұрын
ኣሽዓ ቃዲምክኒ ኣብዙይ ዲኪ ሓዲርኪ😂 ህያበይ ❤
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
@@shoshosho5438እወ 😂😂😂
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Жыл бұрын
እንኳዕ ናብ ሓዱሽ ዓመት ብሰላም አብፀሐና ክቡራት ወለድና ተባረኩ ብሓቂ ደስ ክብል❤❤❤❤
@selambrhane5825
@selambrhane5825 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሕቢሩ እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🥰🥰🥰
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Жыл бұрын
እዛ ፍልሚ ብሓቂ ደስ ክትብል ቡዝሕ ት/ቲ ዘለዋ ብፍላይ አዴታትና❤❤❤
@አርያማዊት
@አርያማዊት Жыл бұрын
አንክዓ አብፅሐና🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻ተጋሩዋይ🌾🌾2016❤❤❤❤❤አሜን(3)🌻🌻🌻😍😍😍😍😍🍀🍀🍀
@ssll4551
@ssll4551 Жыл бұрын
ኣሰይ ኣቱም ቡርካት ዘርኢ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏እንካዕ ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐና ኣብፀ ሐኩም ንኩሉኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣብ ዘሃለኩም ሃልኩም 🙏🙏🙏
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Жыл бұрын
ዛ ሓፍተይ ጽቡቅ ስራህ ሰሪሒኩም ቡን ዶ ቡና ቡና ኣምሓርኛ ኣዩ ቡን ደዓ በሊ ካልዕ ግና ጽቡቅ እዩ ቀጽልሉ የኢስ እዩ።
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw Жыл бұрын
100%ክነስተካኽል እና
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ Жыл бұрын
ደስ ዝብል ክራማት😊❤❤❤ ኣፅቢስ ዓይንና ዝሪኦ ቆፅሊ ሓሪሙና😢😢
@kasaakasa6285
@kasaakasa6285 Жыл бұрын
ሰላም ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ❤❤❤❤❤
@MB-fn6nz
@MB-fn6nz Жыл бұрын
ተጋርዋይ ኣሜን እካዓ ሓቡሩ ኣብፀሐና👏👏♥️
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 Жыл бұрын
አይይይይ በለስ ናፋቆዩ አምላክ አቦይ ሰደትና ይሕፅረልና ብሰላም ናብታ መረበትና መለሰና 😢😢
@ተቲየጋልተዋህዶ
@ተቲየጋልተዋህዶ Жыл бұрын
ኣሜን እንካዕ ኣሕቢሩ አብፀሐና እንካዕ ብስላም መፅእኩም ተጋሩዋይ ብሩክ ዕለት ስንበት ይግበረልና❤❤❤❤
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 Жыл бұрын
አሜን ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ይግበረልና💊💊🏖🏖🏖🏖
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw Жыл бұрын
ኣሜን ንኩሉ ፍጡር ሰላም ይግበረሉ ብፍላይ ንትግራዋይ
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 Жыл бұрын
ኣሕብሩ አንካዓ ኣብጸሕና ዘመነ ሰላም, ራህዋ, ቅሳነት ይግበሮ ትግራይ ዓድና ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ
@ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ Жыл бұрын
ናይ ሓድጉ ትሕትና👌👌👌 ተጋሩዋይ ኣምላኽ ዘምንና ይቐይረልና ሰላም ዝዓሰሎ ፍቕሪ ዝነገሶ ዘመን ይኹነልና ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና🥰🥰🥰🥰🥰
@th1825
@th1825 Жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ተጋሩዋይ ሓላለት
@mulurom3315
@mulurom3315 Жыл бұрын
እንዃዕ ኣብፀሐኩም ጥዑማት ላዛ ❤❤❤❤❤❤❤
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Жыл бұрын
ዋይ ኣታ ትበለሰ እንዶ ኣፍና ማይ መሊኡ 😮😮❤❤ካብ ዓይነይ ይምሓርኩም 🙏ተጋሩዋይይይ❤
@Amina-yb7vw
@Amina-yb7vw 10 ай бұрын
😂😂Ayzona gl Adey
@FgfffHy
@FgfffHy Жыл бұрын
እቃዕ ዳሓን መፃእኩም ጀጋኑ❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Жыл бұрын
ቡና ትብል ቃል ናብ ቡን ትብል ቃል አስተኻኽሉዋ
@agamawit
@agamawit Жыл бұрын
እማን ❤ ቡን ኢና ንብል❤
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw Жыл бұрын
100%ተቀቢልና ኣለና
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Жыл бұрын
ንስኹም ንህዝብኹሙን ንታሩክሙን ናይ ዕቤት ምዕራብ ኢኹም ቀጽሉዎ
@صقرخرمي-ط7ظ
@صقرخرمي-ط7ظ Жыл бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ሪመይ ሰላምን ቅሳነተን ንህዝብና ❤❤💛💛💛💚💚💚💙💙
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Жыл бұрын
ፁቡቅ ስራሕ ፁቡቅ ሓድሽ ዓመት የግብረልና ዘመነ ስላምን ራሃዋን ቅሳነትን ህዝብና ዝቀስነሉን ይግብረልና 🙏🙏🙏❤❤
@melestesfay5687
@melestesfay5687 Жыл бұрын
😂😂 መዝገቦ ተባዕታይ ተገናዝዩዋ እዛ በለስ አሕሪፍኩምና እኮ ጮማ ዝኾነ በለስ
@samehsammm8683
@samehsammm8683 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@fhfh1940
@fhfh1940 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ኣቱም ብሉፃት ደቂ ገጠርና🕊🥰🥰❤💙
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ተጋሩዋይ ተሃረፍቲ ፍጥረት እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንኳዕ ድማ ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም❤❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🙏🙏🙏🙏
@user-brye-endertawit
@user-brye-endertawit Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ ❤❤
@sratasrata5383
@sratasrata5383 Жыл бұрын
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ንኩላትና ደቂ ልዑል እግዚኣብሄር እንኳዕ ብዳሕን መፃእኹም ዝፈትወኩም ኩቡራተይ ❤💛❤🙏🙏🙏
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና ገሬ እሙን
@Haregte
@Haregte Жыл бұрын
ሚኪዋይ ኣሜን እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ርሑስ ሓዱሽ ዓመት🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰
@mmmn7702
@mmmn7702 Жыл бұрын
እፉፉፉፉፉፉ በለሰ ክንደይ ደሰ ክብል እዩ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ ❤❤❤
@galmhrey
@galmhrey Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ደቂ ዓባይ ትግራይ ርሑሰ ሓዱሸ ዓመት ይግበረልኩም!❤️ 🌾ዘመነ ----🌻ሰላም 🌼----ራህዋ 🌹ዘመነ ---🌻ፍቅሪ-- 🌼---ጥዕና 🌾ዘመነ----🌻 ቅሳነት🌼 ሓልዮት 🌺ዝሓመመ🌻ዝፍወሰሉ 🌺ዝዓረቀ 🌻ዝክደነሉ 🌺ዝጠመየ 🌻 ዝፀግበሉ 🌼ዝፀመእ 🌺ዝሰትየሉ 🌼 ዝደኸመ 🌺 ዝዓርፈሉ 🌼 ዝተሰደተ🌺 ዓዱ ዝምለሰሉ 🌻ዝተጨነቀ🌹ዝሕጎሰሉ 🌻ዝፀልመቶ🌹ዝበርሀሉ 🌻ዘይ ወለደ 🌹ዝወልደሉ 🌹 ሰናይ ዘመን----መሓጎሲና ርሑሰ ሓዱሸ ዓመት ይግበረልና።ኣብ ሰደት ዘለናውን ሰደትና የሕፅረልና ብሰላም ናብታ ንናፍቃ ሕቁፎ ኣደና ብሰላም ይምለሰና ።ኣሜን ❤❤❤❤❤
@HccJc-gh1de
@HccJc-gh1de Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ መዓረይ ጥዑማት ላዛ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ds3zs9
@ds3zs9 Жыл бұрын
5ይቲ እንቋ ዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤
@norahabashi6554
@norahabashi6554 Жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ተናፍቅቲ❤❤❤❤
@solamsalma7429
@solamsalma7429 Жыл бұрын
ማዓረኒ ማዓረየ ክፈትወኩም ኣነስ ❤ ኣይትደንጉያና❤
@senaithaftu7189
@senaithaftu7189 Жыл бұрын
ኣሰይ ዝዓድናስ ክንደይ ይጥዕም ናፍቆት ኣይከኣልናን ስደትና የሕፅሮ
@mediwukro6662
@mediwukro6662 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻእኹም ህዝበይ ሓላል ❤ ኣቤት ድርስተን ተዋሳእትን ምስ ጥዑም ላዛ 100 ። ❤❤❤
@atsbiyoutube
@atsbiyoutube Жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና❤
@Marym-bb1su5jv3k
@Marym-bb1su5jv3k Жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘመን ቅሳነትን ራህዋን ይግበረልና ተጋሩዋይ 🌻🌻💐💐💐🌻🌻 🌻🌺 እንኳዕ 🌺🌻 🌻🌹ኣብፀሐኩም🌹🌻 🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
@gvbhb3798
@gvbhb3798 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሓደሸ ዓመት ይግበረለና ተጋሩዋኒ🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@emmaq1588
@emmaq1588 Жыл бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ ላዛ ሃገረሰብና ክጥዕም ኣየ ሰደት ዓደይ እንበይ ናፊቀ
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw Жыл бұрын
ኣዮና ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ Жыл бұрын
ደስስ ክትብል ዛድራማ ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ ደስስክትብልዛድራማተጋሩሕበሩስመሩ
@HccJc-gh1de
@HccJc-gh1de Жыл бұрын
በለሰ ቃሕታ ናድሕሪ ገዛና ትዝታ
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ቡሩካተይ ኣሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና ሃገርና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ፍቅርን ሓድነትን ይዓድለና በርትዑ ቀፅልሉ
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame Жыл бұрын
❤❤❤ካልአይቲ ባዕለይ እንካዕ ደሓን መፃኩም ጥዑማት ላዛ❤❤❤❤
@ትምኒትጓልቀሺ
@ትምኒትጓልቀሺ Жыл бұрын
ተጋሩየ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ትንሳኤ ትግራይ ይርኣና ፍጣሪ 🙏ከመይ ከምዝፈትዋ እዛ ድራማ ስድራቤትይ ዘዐበየኒ ሂወት ♥️🌹
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና
@sameralibis6724
@sameralibis6724 Жыл бұрын
እንኮዕ ኣብፀሐኩም ፍትዋተይ ንባዓል ሐዱሽ ዓመት❤❤ 🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻
@alimehar113
@alimehar113 Жыл бұрын
ኣቱም ፅሩያት እንዃዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤❤❤❤
@TigraihomeDelivery
@TigraihomeDelivery Жыл бұрын
ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ❤
@Fakelife-fn5he
@Fakelife-fn5he Жыл бұрын
እንቋዕ ደሓን መፃኩም ተናፈቅቲ እንቋዕ ንሓዱሽ ዓመትለ አብፀሐና ናይ ሰላምን ፍቅርን ዓመት ይግበረልና እዞም አቦይ ገረኪአል ግን ደላዪ ነገር ኾይኖም
@merontgraweyti5916
@merontgraweyti5916 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ተጋሩዋይ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራተይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ቓፅሉ ጥራሕ ሃየ ኹሉና sher sub lik ኣና ገብርና ባህል ዓድና ንምሃር ኣነስ እዝ ጥሕሎ ማኣዝ የአ ድጥዕሞ እስኪ ድቅ ዓጋመ ካብ ሰደት ምስትመለስና ኣጋይሻን አነለ ራያ ክወስደኪን የአዋ ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይናን ህዝብናን።_
@brhaneye
@brhaneye Жыл бұрын
ኣጆኺ ጓል ራያዋይ ባዕለይ ክወስደኪየ ምፂ ጥራሕ 😘💞
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
እሽኒ እዛምበይተይ ክመፅእየ ስደትና የሕፅረልና
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ Жыл бұрын
ብመጀመሪያ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሰድራ ገሬ እሙን አሜን አሜን አሜን ሰናይ ርሑሰ ሓድሸ ዓመት ይግበረልና እግዚአብሔር አምላክ 🌻🌻🌻🌻💐💐💐
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 🌻🌻 ዘበነ ፍቅሪ 🌻🌻 ዘመነ ቅሳነት🌻🌻 ዘመነ ሰላም 🌻🌻 ዘመነ ምትሕውዋስን ይግበረልና 🌻🌻 ሰላምን ፍቅርን ንኩሉ ዓለም ይኩን 🌻🌻💐💐💐🌻🌻 🌻🌺 🌺🌻 🌻🌹🌹🌻 🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻እግዚብሔር ኣምላክ ሙሉኡ ሰላም ይግበረልና 🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌻🌻🌻🌼🌼🌼 🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 🌻🌻️ 🌻🌻 🌻🌻 🌻🌻 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
@solamsalma7429
@solamsalma7429 Жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ብሃንቆውታ ዝፅበያ ድራማ ጡዑማት ላዛ ምስባህሊ ዓዶም ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ሰላም ንትግራይና❤❤
@newuaq1125
@newuaq1125 Жыл бұрын
ቃል ብልፅቲ ድራማ ኤንኳዕ መፃእኹምልና ጀጋኑና🙏🙏🙏💛💛❤❤🕊🕊🕊💋💋💋
@ልበይምስትግራይዓደይ
@ልበይምስትግራይዓደይ Жыл бұрын
ተጋሩዋይይይይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋🌹🌹🌹🌹
@teklitgebremaryam-ve8yv
@teklitgebremaryam-ve8yv Жыл бұрын
ፆብቅ ስራሕ ብጣዕሚ ቀፅሉ።
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq Жыл бұрын
ኣሜን እኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ጌሬ እሙን❤❤❤❤
@Sra-jt6sh
@Sra-jt6sh Жыл бұрын
አንዉሕ አብልዋ ተጋሩዋይ መዓረይ😘😁😘😘😔
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና Жыл бұрын
ኣሜን አሜን አሜን
@saraaman2011
@saraaman2011 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤🎉
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw Жыл бұрын
እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ተጋሩዋ❤❤
@brktitekle801
@brktitekle801 Жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ተናፈቅቲ❤❤❤
@Melawitchanel
@Melawitchanel Жыл бұрын
ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ ሰናይ ዘመን ይግበረልና🙏❤️❤️❤️
@samisaud4936
@samisaud4936 Жыл бұрын
ንፉዓት ቀፅልሉ 💚💚💚💚
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv Жыл бұрын
ዉዉዉዉዉ ቀፅሉ ደቂ ትግራይ❤🎉😊
@aaaall7364
@aaaall7364 Жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሓላለት💖💖💖
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Жыл бұрын
ዋውውው በዛ ድራማ ክፅለል እየ ኣነ ❤❤❤❤
@kahsayemane335
@kahsayemane335 Жыл бұрын
ኣቱም ተናፈቕቲ❤ ስራሕኹም ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብል መሲልኩም ዘይኮንኩምስ ኮይንኩም ስለ እትሰርሕዎ።
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw Жыл бұрын
ርሑስ ሓድሽ ዓመት
@ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ
@ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ Жыл бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ቅሳነት ይግበረልና🙏🙏🙏😍🥀🥀🥀🥀
@measrat7519
@measrat7519 Жыл бұрын
ተዋሳእቲ ትግርኛ ሕዚ ረኪባ Acting 100% perfect !!
@dswffeef9659
@dswffeef9659 Жыл бұрын
በለስ ናፊቅና
@SalamSalam-du3pl
@SalamSalam-du3pl Жыл бұрын
ኣታ በለሰ ኣፍና ማይ መሊኡ🥺♥️
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ፅሩያት ርሑሽ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋኒ💐💐🥰🥰 እዋይ በለስ ኣዘርቢብኩምና😁
@esetmekonen3856
@esetmekonen3856 Жыл бұрын
መዓረይ መዓረኒ❤❤❤❤❤
@mdsaudi3306
@mdsaudi3306 Жыл бұрын
💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 🌻🌺 መልካም 🌺🌻 🌻🌻 በዓል! 🌻🌻 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@ትጂቆልዓሰነገደ
@ትጂቆልዓሰነገደ Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BerheBirhanu-f9t
@BerheBirhanu-f9t Жыл бұрын
አሜን አሜን አሕዋተይ
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣይ ፅህያይ ደስ እሉኒ ብሓቂ ገጠር ጥዑም
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw Жыл бұрын
እማን
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
በለስ ኣህሪፍኩና ተጋሩዋኒ❤❤😳
@ጣዕሞጋልትግራይ
@ጣዕሞጋልትግራይ Жыл бұрын
እንኳዓ ብስላም መፃእኩም
@meronmeron3972
@meronmeron3972 Жыл бұрын
እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋርዋኒይ ረሑስ ሐዱሽ ዓመት❤❤❤
@سميرهة
@سميرهة Жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋርዋይ❤❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
መዝጎዎ ረዳ ቆብ ኣብኩም ወአ😂❤
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf Жыл бұрын
እንካዕ አብፀሐኩም አብፀሐና 2016ዓ ,ም ዘመን ፍቅርን ዘመን ሰላም ይግበረልና❤❤
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 58 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 126 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,4 МЛН
Anaya Vampire 🧛‍♀️ Ban Gayi 🥵
0:20
Anaya Kandhal
Рет қаралды 25 МЛН
【続続】俺が写真を撮らない理由...Why I don't take pictures
0:31
純悪【悪役俳優ユニット】
Рет қаралды 3,3 МЛН
Ghost of childhood
0:23
ARGEN
Рет қаралды 7 МЛН
Дочка поразила СВОЕГО ПАПУ! 😮
0:25
КиноСклад
Рет қаралды 2 МЛН