No video

Kal-New series Tigrigna Film By GereEmun part 36 ( ቃል-ሓድሽ ተኸታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ክፉል36 (Official Video 2024)

  Рет қаралды 21,539

Flamingo Entertainment

Flamingo Entertainment

6 ай бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ፍላሚንጎ ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Flamingo Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you! Flamingo entertainment

Пікірлер: 232
@bxbbx7087
@bxbbx7087 6 ай бұрын
ንሓድጉ ዝፈትዉ 👍
@ggcf1371
@ggcf1371 6 ай бұрын
😢❤
@user-jr9gp5lp6l
@user-jr9gp5lp6l 6 ай бұрын
🙌 ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ብሰላም ብጥዒና ኣብ ስደት ዘለና ደቅኻ ንደጅሰላምካ ኣብቀዐና🙏🙏🙏
@frtay-is4ho7sl5x
@frtay-is4ho7sl5x 6 ай бұрын
ሓድጉ ግን ክንደይ ይልዉህ❤❤ወናኒ ሙሉእ ሕልና❤❤❤
@user-vb7kq8jt4f
@user-vb7kq8jt4f 6 ай бұрын
ኣሰይ ዙ ቤተክርስትያን ደስ ክብለካ ❤🎉❤☘️😘 ጸሎት መዝጎቦ ረዳ ደስ በሃሊ☘️😘😘☘️☘️😘
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ደሰ ክብለካ👌 💖💖💖💖
@shalom5798
@shalom5798 6 ай бұрын
ብሉጻት ተዋሳእቲ ብሓቒ ኣገነዕ!!!! ኣጠቃቕማ ቛንቛ ኣወዳድባ ቃላት ኣሰራርዓ ላዛ ቕዳማይ ኣዓንጊልኩምኒ ብሐቂ
@Hareg675
@Hareg675 6 ай бұрын
የዎ በቲ ኸባቢ እየ ድርቅ ኢልና ኢና😂😂😂
@shalom5798
@shalom5798 6 ай бұрын
@@Hareg675 የዎ ቕኑዕ ትግርኛ እዩ። እወ ድማ ወርሻ ኣምሕርኛ'ዩ። ኣዎ እንካብ ዝብል ቃል ሊሒኹ ዝሰረት ሰረት ኣልቦ ግን ዶማ ብዙሕ ሰብ ንዛረቦ'ዩ።
@Hareg675
@Hareg675 6 ай бұрын
@@shalom5798 እቲ ዝገርመካስ የዎ እንተልና የብሽቁና ዛላአንበሳ ፉሉጣት ኢሎም ይስሕቁና እቲ ዕሽነትና😥
@shalom5798
@shalom5798 6 ай бұрын
@@Hareg675 ዕርፊና ጥራሕ ነጽንዕ!! ።ኣብ ቛንቛና 100% ነድህብ። ኣብ ቛንንቛ መግዛእቲ ምዕባለ ዝመስሎም ዋሃብቲ ቃላትን ፊደልን እንዳሃለው እዞም ቃላት ባዕዲ ተለቂሖም ዝዛረቡ ምዕባለ ድማ ዝመስሎም ብደዎም ዝዓነዉ ዝበሉ ይበሉ ኣብ ቛንቛን 100% ኣብ ፊደልናን 100% ነቕልብ ሽዑ መን ሰሓቂ መን ተስሓቂ ምዃን ንሪኢ ሰበይ ንሕና ኣብ ባህልናን ምዕቃብ ንጽናዕ ኣከለ ።
@Hareg675
@Hareg675 6 ай бұрын
@@shalom5798 ❤❤❤🙏
@lilitylility4864
@lilitylility4864 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ህዝብናን ዓዲናን ሓደራኻ😢❤ እብ ስደት ዘለና ብስላም ናብ ሲድራና ይመልስና🙏🙏🙏🙏💞
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 6 ай бұрын
ኦ አምላክ ብምሕረትካ ጥምተና ምሕረተካ ኣዉራደልና ❤ ሰናይ ሰንበት ደቂ ረመይ❤
@USERAL579
@USERAL579 6 ай бұрын
ሓድጉ ኣምላኽ ማዓቲ የምፅኣልካ ትዕግስትኻን ዓቅልኻ ይርአየካ!
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gimihaile354
@gimihaile354 6 ай бұрын
Scription 😂
@Abilovetube742
@Abilovetube742 6 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ
@ggcf1371
@ggcf1371 6 ай бұрын
ኣሜን(3))👏
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 6 ай бұрын
ሓድጉ❤ ወይዘሮ ጻርቃን❤
@AlamSahan-zi8yr
@AlamSahan-zi8yr 6 ай бұрын
ሓድጉ ለባም ምስክን ሰብ ይጣዓሞ❤❤❤❤❤❤
@ggcf1371
@ggcf1371 6 ай бұрын
ኣሰይይይ ተጋሩዋኒ👏👏👏መን ኡዩ ከማይ ቤተክርስትያን ዝናፈቐ😢😢😢
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
ኩልና ኢና😢❤❤❤
@SOLYANA434
@SOLYANA434 6 ай бұрын
ደሰ ክብል ዙ ቤተ ክርሰትያን 🥰🥰🥰🥰ናፊቅናዮ ቤትካ ጎይታይ ሰደትና ኣሕጽረልና❤👏
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 6 ай бұрын
ይመችኩም ናይ ቃል ተዋሳእቲ ኣዝየ እየ ዝንእደኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 6 ай бұрын
ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ እቲ ቤተክርስትያን ደስስስ ክብል ተመስገን
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 6 ай бұрын
አሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰይ መዝገቦን ተወለመድህንንንሲ ካብ ቤተከርስትያን ከምለሱ ከለዎስ ደስስስስስስ ክብሉካ ዝነዉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TmnitTesfay-df2yx
@TmnitTesfay-df2yx 6 ай бұрын
🙏ከበሪ ይመሰገን መደሃኒ ኣለም ኣበ ሰደት ዘለና ብሰላም ናበዛ ቅደሰቲ ሰፈራ ጥዑም ንፈሳ ዓዲና ትግራይ ይመልሰና ፈጣሪ ኣሕዋተይ 🙏ኣበ እሰርቤት ዘለው ኣሕዋተና ዉን እግዚኣብሄረ መፈትሒ ይፍጠርሎም 🙏😭 ኣብ ፕሮፈይለይ ብምእታው #ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ 🙏❤️🌹ሰላም ንህዝብና🙏🔥
@salamsalam1464
@salamsalam1464 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 6 ай бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ሰደትና ኣሕፂርካ ቁዱስ ቤትካ ንምስላም ኣብቅዐና
@user-ff8ow4tq1p
@user-ff8ow4tq1p 6 ай бұрын
ኩሉ ከመሓድጉ ተትከውን❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 6 ай бұрын
እንቛዕ ብደሓን መፃእኹም ❤️❤️❤️ብሩኻት❤❤❤❤ ላይክ ሳብስክራይብ ሼር ንግበረሎም ኣሕዋትና ነዕቢ❤️❤️❤️❤️❤️ዝገርም ድራማ እዩ ኮይንኹም ትሰርሕዎ❤
@yeshiadane7416
@yeshiadane7416 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፍቱዋተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጥበቡ የብዝሕልኹም❤❤💛💛
@SaLa-vk9rc
@SaLa-vk9rc 6 ай бұрын
ሓድጋትዋይ ኣይክፋእካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ❤❤❤❤
@YyYu-cb5yb
@YyYu-cb5yb 6 ай бұрын
ሙቅራት ካመይ ድየ ልፍትውኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 6 ай бұрын
ሃድጉዋይ ሽኮር ዛባሽሮ ስበይቲ ኣቐይማትካ ፊልሚ ምኻኑ ርሲዐ ብናማን ኣሕዚኑኒ ኣደኻ ዘይብሉ ሞቕሎ ኣይንደድ ይብሎ ወለድና😢
@Cjvjg-vy6vn
@Cjvjg-vy6vn 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰሰላም መፃኩም ❤❤
@newuaq1125
@newuaq1125 6 ай бұрын
ሓድጉ ሽኮር የዋህ❤❤💛💛👌👌👌
@frewynigtinsae4907
@frewynigtinsae4907 6 ай бұрын
ባህሊ ዓጋመ ዝዓቀበ ብቁዕ ስራሕ በርቱዑለይ ዞም ናተይ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
እንዃዕ ዳሓን መፃኹም እንዳ ቃል ተፈተውቲ 💖💖💖💖💖💖
@user-ev2ep2bc5y
@user-ev2ep2bc5y 6 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም መፃኹም ብሃንቆውታ ኢና ንፅበየኩም ኩሉ ግዘ ብሩክ ስርንበት ይግበረልና
@AzebyouTube
@AzebyouTube 6 ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ተናፋቕቲ ❤️
@TSGEALEM-fh9bc
@TSGEALEM-fh9bc 6 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋርዋይይ❤❤❤
@user-ur8ie8oc1g
@user-ur8ie8oc1g 6 ай бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤️💛💘👌ደቂቃ እባ ኣንውሕ ኣብልዎ❤❤❤❤❤❤
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ሓሳብ ልቦናና የስምረልና
@user-du3lh8qm2i
@user-du3lh8qm2i 6 ай бұрын
እቃዕ ብሰላም መፃእኩም እቃዕብሰላምመፃእኩምጀጋኑ ❤❤❤❤❤
@TEzEkARl
@TEzEkARl 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤
@user-fi3rb6sv3q
@user-fi3rb6sv3q 6 ай бұрын
እንቃዕ ደሓን መፃኩም ናይ ሃረገወይኒ ኣድናቅት እየ 🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሙቅራት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-nc6yg7fd1q
@user-nc6yg7fd1q 6 ай бұрын
እንካዕ ደሓን መፃኩም ተነፈቀቲ ስድራ ❤❤ሰብ ኮሜንት አብዙይ ድኩም ትድቁሱ😁😁😁
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 6 ай бұрын
ብሩክ ሰንበተ ክርስትያን ደቂ ተዋህዶ 🙏🥰
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 6 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ቤተክርስትያን😢ናፍቅና ኣምላክ በሰላም የመለሰና
@samehsammm8683
@samehsammm8683 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ምቅራተይ❤❤❤❤🎉🎉
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s 6 ай бұрын
ሓድጉ ቡሩክ❤ ፅብቅ ስራሕ ተጋሩዋይ❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 5 ай бұрын
ሓዱጉዋይ ኣነስ የሕዝነኒ ድራማ ምኳኑ ዋላ ናፈለጥኩስ ከብደይ ይበልዐኒ 😢❤❤❤❤
@user-lx7tk8ff3v
@user-lx7tk8ff3v 6 ай бұрын
ኣንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይይይ❤❤❤
@Sra-jt6sh
@Sra-jt6sh 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይይይ❤❤❤❤
@user-ym9iw1wz6p
@user-ym9iw1wz6p 5 ай бұрын
ይመችኹም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Selam-ib3zu4io1f
@Selam-ib3zu4io1f 6 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ማዓርይ So ሳብስክራይ ግበረልይ ተጋሩዋኒ ማዓርይ💊😘😘😘❤❤💛💛💛
@rozaoppo828
@rozaoppo828 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-jh2ck1rq9c
@user-jh2ck1rq9c 6 ай бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@USERAL579
@USERAL579 6 ай бұрын
እንቋዕ ዳሃን መፃኹም!
@zamzamali2824
@zamzamali2824 6 ай бұрын
ደስ በሃልቲ❤❤❤
@samaisam9871
@samaisam9871 6 ай бұрын
ገበዛት ጥበብ ማለት ናይ ማሕበረሰብ ካ ምንፅብራቅ እዩ ቀፅሉሉ❤❤❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 6 ай бұрын
ጓል ገብሩ አርአያ ታይ ትኮኒ አለኪ😢😢😢 ንስካ ዝኮንካዩያ ጉድድድድድድድድ ኮነውውውውው😢😢 ግንሲ እቶም ሞዝገቦ ረዳሲ ተፋቲሖም ድዩም ዝነውውው 😢😢😢😢
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j 6 ай бұрын
ኣይተፋትሑን ዓዲ ኣቦኣ እያ ዘይራ
@GrmayDejen-yq9gh
@GrmayDejen-yq9gh 6 ай бұрын
welcome❤❤❤❤
@user-bp6jp4qh3j
@user-bp6jp4qh3j 6 ай бұрын
ደስ ክብል ቀጽልዋ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ላይክ አይንረስዕ አሕዋት
@mojohn701
@mojohn701 6 ай бұрын
Welcome back 🎉you guys are very talented. Hats off to you all
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 5 ай бұрын
ሽኮረይ ሓድጉ ❤❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 ай бұрын
ኣቱም ብሉጻት💖
@twinwoo1208
@twinwoo1208 6 ай бұрын
Welcome ❤❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉሉ🙏❤❤❤❤❤
@user-en9bz4ff9t
@user-en9bz4ff9t 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ❤❤❤❤❤❤
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ታሓላል መሬት ዓደይይ❤❤ ናይ ሓረጉ አዘራርባኣ ቅጪ እዩ ዘምፅእ አሰተካክሊ ዋ
@user-nu1my2ci1j
@user-nu1my2ci1j 6 ай бұрын
ተጋሩዋይ ቀፅልሉ ቡዙሕ ኢና ንፅበ ካባኩም❤
@user-lf7fc3rp9b
@user-lf7fc3rp9b 6 ай бұрын
ይመችኩም እስቲ ተጋርዋይ💖💖💖💖💖💖💖💖💖👍👍👍👍👍👍
@tigistgirmay939
@tigistgirmay939 6 ай бұрын
ተለድሂን ስልሕልሖት❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛😏😏😏😏😏😏
@ZhSv-el5cp
@ZhSv-el5cp 6 ай бұрын
ማራ እስከ ተንኮለኛ😂😂😂
@user-rx3fz7ty3l
@user-rx3fz7ty3l 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤❤❤🎉🎉
@Wweynti-wz9sk
@Wweynti-wz9sk 6 ай бұрын
ሙቅራት❤❤❤
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 6 ай бұрын
እንካዕ ሰላም መፃኩም ገዛና❤💛❤💛🙏
@Meesihaftibryeway
@Meesihaftibryeway 5 ай бұрын
♥️🥰♥️🥰♥️🥰♥️🥰
@zufangalteklay7689
@zufangalteklay7689 6 ай бұрын
ተጋሩዋይ❤❤
@user-yl6be4ey5o
@user-yl6be4ey5o 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@sarahssarah532
@sarahssarah532 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rn5gu6jp3n
@user-rn5gu6jp3n 6 ай бұрын
Well came back ❤❤❤❤❤❤❤
@user-yl9nb8no3g
@user-yl9nb8no3g 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-sm9km3vk6h
@user-sm9km3vk6h 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@almaz1323
@almaz1323 6 ай бұрын
አቱም 53 ሰባት ስራሕ ግድ የብልኹምይ ሕደጉባ አይትቓድሙኒ😂😂😂
@user-fi1oj3np1d
@user-fi1oj3np1d 6 ай бұрын
ይመቸኩም❤❤❤❤
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 5 ай бұрын
❤❤😊😊
@user-iv3zr2jr9o
@user-iv3zr2jr9o 5 ай бұрын
🥰🥰🥰
@AaBb-tr6hv
@AaBb-tr6hv 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ri7hn7qr1c
@user-ri7hn7qr1c 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ እንኳዓ በሰላም መፃኹሙ❤❤❤❤❤
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@emmaq1588
@emmaq1588 6 ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ
@sarasaraa1298
@sarasaraa1298 5 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰😍
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 6 ай бұрын
አሰይይይይይ እቲ ላዛ ወለድናስ ክጥዕም❤❤❤❤❤
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 6 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@mmmn7702
@mmmn7702 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😘😘
@milimili8358
@milimili8358 6 ай бұрын
ሓድጉስ ላይፍ ሂወትስ ከምኡ ዶ ይኮን በዓል ሙሉእ ሕልና ከም ሓድጉስ ተመንየ ኣምላክ ሓሳብ ልበይ ኣስምረለይ👏👏👏
@user-xc3yb5gq4r
@user-xc3yb5gq4r 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-tg1cj1ne7g
@user-tg1cj1ne7g 6 ай бұрын
ደስ በሃልቲ😊
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
መበል 20😂 ማዓዝ እየ ቀደመይቲ ዝወፅእ😂 ተጋሩዋይ #ሳፕስክራይብ ግበሩለይ❤❤
@user-xg6rh5zi7j
@user-xg6rh5zi7j 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-iz5ek6vu5i
@user-iz5ek6vu5i 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ምቁራተይ
@user-fz1su3cy6m
@user-fz1su3cy6m 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-zj1cm6nm7u
@user-zj1cm6nm7u 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 57 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #memes
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 19 МЛН
🛑መንግስቲ ድዩ ኣቅቲልዎ ?
22:05
Maggy Show
Рет қаралды 47 М.