No video

Kal-New series Tigrigna Film By GereEmun part 38 ( ቃል-ሓድሽ ተኸታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ክፉል38 (Official Video 2024)

  Рет қаралды 22,721

Flamingo Entertainment

Flamingo Entertainment

5 ай бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ፍላሚንጎ ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Flamingo Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you! Flamingo entertainment

Пікірлер: 253
@frtay-is4ho7sl5x
@frtay-is4ho7sl5x 5 ай бұрын
መን ከም ሓድጉ ግን😢😢😢ብርክ ወናኒ ሙልእ ሕልና❤❤❤ንወይዞሮ ሓዳስን ሓድጉን ዝፈቱ like ይግጮወኒ👍👍👍
@brhaneye9521
@brhaneye9521 5 ай бұрын
ብሓቂ 😢😊
@kal_kidan21
@kal_kidan21 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏
@emmaq1588
@emmaq1588 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩሞ ብጣዕሚ ዝፈትወ ብሃንቀውታ ዝፅቦዮ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ጓል ሃገረሰብ ግዲ ኩይነስ ደቂ ሃገረሰብ ኣለኩሙዶ👍
@selam-ty9kl
@selam-ty9kl 5 ай бұрын
ኣለና ማዓረይ 😁
@user-pr4mn3cy1j
@user-pr4mn3cy1j 5 ай бұрын
Alena hafty naty
@amineayele7617
@amineayele7617 5 ай бұрын
😊
@amineayele7617
@amineayele7617 5 ай бұрын
😊
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 5 ай бұрын
ክብረት ይበልና
@bestebeste5137
@bestebeste5137 5 ай бұрын
ዝተባረከትን ዝተቀደሰትን ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና ኣሜን ❤❤🙏
@kal_kidan21
@kal_kidan21 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ🙏
@user-ob2tl5ym3y
@user-ob2tl5ym3y 5 ай бұрын
ገይረልክን እየዋ ግባረለይ ንስካትን እውን ዘን ኣሕዋተይ❤
@samirha5358
@samirha5358 5 ай бұрын
ሓድግዋይ ምዓረይ ብጥዓሚ እዩ ዘሕዝነና🎉
@newuaq1125
@newuaq1125 5 ай бұрын
ሓድጉ ሽኮር የዋህ💛💛❤❤
@shalom5798
@shalom5798 5 ай бұрын
እዛ ፊልም እዚኣ ኽትሽለም ኣለዋ ብሓቒ እንካብ ሙሉእ ትግራይ ዝረእክወን ተዋስኦ ፊልም ቕዳመይቲ ያ❤❤❤❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 5 ай бұрын
ብሓቂ ዋላ አነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ድራማ❤
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 5 ай бұрын
ንኩልኹም ደገፍትናን ኣድነቅትናን
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b 5 ай бұрын
ተዋሳእቲ ቃል መዘና ኣልቮ ክእለትኩም ናብ ዝዓቨየ ብራኸ የብፅሕኹም። በርትዑ ትግራይ ትግራይ ዘብላ ሓደ ፍቱዉ ባህልና'ዩ። ብተዋሰኦ ልክዕ ድማ ይግለፅ'ሎ። ❤❤❤❤❤❤
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 5 ай бұрын
የቀንየልና
@fanafani2638
@fanafani2638 5 ай бұрын
ውይይ ሓድጉ ለባም መስተዋዓሊ ትሕትንኡ ማራኪ😢❤❤❤
@Selam-ib3zu4io1f
@Selam-ib3zu4io1f 5 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ፅርይታ❤❤❤❤
@apsaramobile7888
@apsaramobile7888 5 ай бұрын
Tsfish wedi welay meteabetey sile zrekuka des elune ❤❤❤❤❤❤
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 5 ай бұрын
ሓዱጉ ና ወዘሮ ሓዳሽ ከሕዙኑካ😢❤
@user-rd9kw1hf5m
@user-rd9kw1hf5m 5 ай бұрын
ሓድጉ ምስኪን❤
@kanyohaye
@kanyohaye 5 ай бұрын
Advertisement zero!! Quality ናይ ስራሕ 100 million! I never ever see such like amazing actors in my life the look so realistic!!! ኣብ ኣሜሪካ ይነበር ኩሉ ክፍሊ ኣብ 3 መዓልቲ ወዲአዮ ገጠር እንዳ ኣቦሓጎታተይን እንዳ ኣኮታተይን በፂሐ ዝፃኩ መሲሉኑ።እዚ movie ዝሰርሐ ሰብ ስነ ልቦኑኡ ሙሉእ ዓርሰ እምነት ዝተመለአ ስርዓተ ክብሩን ባህሉን ዘኩርዖ ጅግና ምካኑ ተረዲኡኒ። ሰብ ንባዕሉን ማንነቱን ክመስል ከሎ ናይ መጀመርያ መንገዲ ዓወት እዩ።እዚ movie drone እና high technology እናሓወስና ክንሰርሖ ኢና።ትግራይ ብደቃ ክትኮርዕ እያ።ኣብ ጎንኩም ኣለና ብጣዕሚሚሚ እየ ዝፈትዎ እዚ movie ። ገጠር ተቀሚጠ ኣይፈልጥን ኣብዝከድኩሉ ግዜ ግን ዝስመዓኒ ፍቅሪ ፍሉይ እዩ።ብጣሚ የመስግነኩም ።
@flamingoentertainment1
@flamingoentertainment1 5 ай бұрын
የኸብረልና 🙏
@kanyohaye
@kanyohaye 5 ай бұрын
@@flamingoentertainment1 ገንዘብኩም ጀጋኑ።
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና
@kanyohaye
@kanyohaye 5 ай бұрын
@@Nekallbi-gx2uw by the way you are the most realistic one! ኣፍቲ ድራማ ትሰርሕ ዘለካ ዘይኮነ ናይ ግሊ ሂወትካ ትነብር ሰብ ኢካ ተመስል ። እሱ ድማ ብጣዕሚ ሓቂ እነበር ድራማ ኣይመስልን። እቲ ስራሕኩም ብጣዕሚ እዩ ኣደንፂኒ ገሪሙኒ ።ገራ እሙን ጀግና እዩ ከማኩም ዝበሉ ኣፋሊጡና እሞ እስኩም እውን ተካእትኩም ኣምፅኡ። ቶለድሂን ሓወይ ገን ን ሞዝጎቦ ተባዕታይ ናቅበጥካዮ 😝 😂 😂 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩክ ንኩልኩም። ኮሪዐልኩም ጀጋኑ ተጋሩ። ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ። ትግራይ ምስመፃኩ ሞዝጎቦ ተባዕታይ ዝጋብዘካ ሜስ ዘይኮነ blue level whisky እየ ዝጋብዘካ። ጅግና መኩርዒ ማንነተይ ።ሓወቦይ ኢካ ትመስለኒ ጅግና ኢካ።
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 5 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃኣኩም ፅሩያተይ ❤ ኣሕሕሕ እዙይ ዝመስል ድራማ ገዲፍካ ዶ ንስደት ይምራሕ ድኽነት ዓይና ትፍሰስ😢 ተጋሩዋኒ ኣለናዶ ነዞም ብጣዓሚ ማሃራይን መዘናግዕን ዘማሓላልፍሉና ዘለው ጀጋኑና ሸር ላይክ እናገበርና ነተባባዓዮም ❤❤ ንኣኩም ዝገልፅ ቃላት የብለይን ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ🙏🙏🙏
@user-lk4cl7ws9t
@user-lk4cl7ws9t 5 ай бұрын
መዝገቦ ተብዕታይ ሐያል ተዋሳኣይ
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና
@user-iq8rg8fo8k
@user-iq8rg8fo8k 5 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃኩም
@gallwejerat147
@gallwejerat147 5 ай бұрын
well come my tegaru
@user-el1rx6zm6v
@user-el1rx6zm6v 5 ай бұрын
ዋይ ፈራሕስ 10 በትሩ ኣይ የማነ 😂😂😂
@hiwotgebrekorkos6681
@hiwotgebrekorkos6681 5 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ
@user-pl7yf6cc9w
@user-pl7yf6cc9w 5 ай бұрын
Waw
@AmbasaderHayleslasea
@AmbasaderHayleslasea 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Mqnay
@Mqnay 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻኹም ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራተይ ብርከ ሰንበት ይግበረልና
@user-ff8ow4tq1p
@user-ff8ow4tq1p 5 ай бұрын
ደቂ ሓላል ትግራይ ፈጣሪ ጥበብ የዓድልኩም ይመቸኩም
@yefttef8845
@yefttef8845 5 ай бұрын
ባዕለይ ይኣክሎ እየ ብታሕቲ ኮይንካ
@Mary-ot2pv
@Mary-ot2pv 5 ай бұрын
ክቡራተይ ብርከ ሰንበት ይግበረልና❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Cjvjg-vy6vn
@Cjvjg-vy6vn 5 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም❤❤
@wedid.c6732
@wedid.c6732 5 ай бұрын
ባህታ ይሙተይ ደንጊኩምና 😂😂😂❤
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 5 ай бұрын
ገዛና🌹💛❤😍😍😍
@sadssfaswe2540
@sadssfaswe2540 5 ай бұрын
ኣድናቂትኩም እየ❤️❤️
@zabebamebrhatu3192
@zabebamebrhatu3192 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 5 ай бұрын
ይበልል ዘብል ድራማ ታዋሳእቲ 👏👍 ደስ በሊ ግዲ ኮይኑስ ሓጺር ይመስለካ ውስክክክ አብሉ ደቂቃ
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@galtigray5257
@galtigray5257 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ❤
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 5 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 5 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@KedanKedan-hq3zv
@KedanKedan-hq3zv 5 ай бұрын
ኣብ ታሕቲ ኮይኑስ ባዕለይ ይኣክሎ እየ ያ 😂😂😂😂
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 5 ай бұрын
😂
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 5 ай бұрын
😂
@user-ht5nh8xi1f
@user-ht5nh8xi1f 5 ай бұрын
ከም ሓዱጉ ዝበለ ዝበለ ሰብኣይ ፈጠረለይ😂❤❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 5 ай бұрын
❤❤❤
@user-hd4dj8fd7e
@user-hd4dj8fd7e 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-cs9xj9xg4v
@user-cs9xj9xg4v 5 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃአሰኩም ደስባሃልቲ ስድራ
@letchalemu6831
@letchalemu6831 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@shewit2890
@shewit2890 5 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@bestebeste5137
@bestebeste5137 5 ай бұрын
እንቃዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራተይ ❤❤❤
@Betelihem33-lz4jf
@Betelihem33-lz4jf 5 ай бұрын
welcome.ma.tegaru❤❤❤
@user-xg6rh5zi7j
@user-xg6rh5zi7j 5 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ሓድጉ ሽኮር ለዋህን
@mmm1402
@mmm1402 5 ай бұрын
❤❤❤
@user-uh2hm2tv8m
@user-uh2hm2tv8m 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-xg3lt9ev9k
@user-xg3lt9ev9k 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 5 ай бұрын
ሓድጉየይ ለዋህ❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 5 ай бұрын
ሃይሚየይ ክብረተይ❤
@MrMokhles-gq4dh
@MrMokhles-gq4dh 5 ай бұрын
ባዕለይ ይኣኽሎ ያ😂😂😂
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 5 ай бұрын
ደስ ዝበል ድራማ ቀፅልሉ ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-ob2tl5ym3y
@user-ob2tl5ym3y 5 ай бұрын
እንካዕ ደሕና መፃእኩም ብርክ ሰንበት ክርስቲያን ይግበረና ሳስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ መዓረይ❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 5 ай бұрын
ናፈተኻያ ትውዳእ ብልፅቲ ፊልሚ 😊😍
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 5 ай бұрын
ሓገዝኩም ጥራይ ኣይፈለየና ካብዚ ዝበለፀ ንምስራሕ
@brhaneye9521
@brhaneye9521 5 ай бұрын
@@Nekallbi-gx2uw ኣጆኹም በርትዑ ሸር ላይክ ቪው ናትና እዩ 👌😍
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 5 ай бұрын
ኣሓዋተይ ማዓረይ ኣብ ፀለትኩም ሕሰብኒ🤲🙏
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 5 ай бұрын
እዙ ሓድጉስ ከብደይ ይበልዕና እንታይ ከም ዝኮንኩ ኣይፈልጥን ዋላ ድራማ ምኳኑ ናፈለጥኩስ ስቁ ኢሉ ውሽጠይ ይርብሽኒ ሓዱጉዋይ ለባም መስተወዐሊ😢♥♥♥
@user-tv2wp6oq1n
@user-tv2wp6oq1n 5 ай бұрын
ምስ ሰበይቲ ኣቦ ዓቢኻ ትኹውን😅
@user-bs5py2ws1z
@user-bs5py2ws1z 5 ай бұрын
እንክዓ ብሰላም መፃእኹሙና❤
@wintagermadhin4797
@wintagermadhin4797 5 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@tabay6305
@tabay6305 5 ай бұрын
ሐዱጉ ሽኮር 🎉 ፁቡቅ ትዋሳዕ አለኻ። ግንባ ዛልጠፍእት ቆልዓ ልእልሻ ለየለ
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 5 ай бұрын
ዓቅሊ ጥራይ
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቀ ትግራይ ፅርያት❤❤
@thth1588
@thth1588 5 ай бұрын
ሓድጉ ለባም ሰብ ❤❤❤❤❤❤
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 5 ай бұрын
ደቂ ሓላላ መሬት ደቂ ትግራይ ዓደይ❤❤
@Marym-bb1su5jv3k
@Marym-bb1su5jv3k 5 ай бұрын
ወይዘሮ ሓዳሰይ ኣደይ መዓረይ
@rozaoppo828
@rozaoppo828 5 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃዂም❤❤❤
@user-lx7tk8ff3v
@user-lx7tk8ff3v 5 ай бұрын
ኣንኻዕ ብሰላም መፀኩም
@tirhaseqar1820
@tirhaseqar1820 5 ай бұрын
ዋይ ሞዝጎቦ ተባዕታይ ሓይሊ 😂😂😂😂
@RahelNega-my4em
@RahelNega-my4em 5 ай бұрын
❤❤ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-et5dm4bm7m
@user-et5dm4bm7m 5 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉ❤❤❤
@user-nu7mc7cg4l
@user-nu7mc7cg4l 5 ай бұрын
Hadgu thtnau ✌️❤❤❤
@user-gv7dl3fh8h
@user-gv7dl3fh8h 5 ай бұрын
ftwatey mexikumlnado❤
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f 5 ай бұрын
ሓድጉዋኒ❤😢
@tigistgirmay939
@tigistgirmay939 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 5 ай бұрын
ሓድጉዋይ❤❤❤
@user-sm9km3vk6h
@user-sm9km3vk6h 5 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@brhnnra5129
@brhnnra5129 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-dk6jj2yv3r
@user-dk6jj2yv3r 5 ай бұрын
ሓድጉ ለባም❤❤
@rahwagere4062
@rahwagere4062 4 ай бұрын
መዝገቦ ተባዕታይ 😅😅😅
@RahwaGaldegat-vo8yh
@RahwaGaldegat-vo8yh 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rx3fz7ty3l
@user-rx3fz7ty3l 5 ай бұрын
እንኳ ብሰላም መፃእኩም❤
@AbGyy-rx8cs
@AbGyy-rx8cs 5 ай бұрын
ሰብኣይካ ሕማቅ እንተኮይኑ ኩሉ እዩ ዝደፍረካ ወይዘሮ ሓዳስ ኩሉ ኣብአን ላከደ ንዴቱ ከራግፈለን ከሕዝናካ
@wsjn3542
@wsjn3542 5 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@marajsbjsvis5327
@marajsbjsvis5327 4 ай бұрын
ሓድጉን❤
@Tekletube
@Tekletube 5 ай бұрын
ብሩክ ሰንበተክርስትያን
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ጽሩያት ጀጋኑ ተዋሳእቲ ቃል👌❤❤❤❤❤❤❤
@slamahsalamah8859
@slamahsalamah8859 5 ай бұрын
😘😘😘😘😘😘
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 5 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ሓድጉ ሽኮር ለዋህን❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@dswfdawr8570
@dswfdawr8570 5 ай бұрын
እንካዕ ብስላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሙቁራት❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና ❤❤❤❤❤
@Abrhet_tube19
@Abrhet_tube19 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ ተጋርዋይ በርትዑ 🎉🎉🎉❤❤❤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 5 ай бұрын
ሐረጉ ሑጉጉ ብገዛ ገዝኡ ከተውፅኦ ደልያ ጉዳም ለባም ስለዝኮነ ግን አጆካ ።
@yfu9997
@yfu9997 5 ай бұрын
ሓድጉ ማማ ሓዳስ ዝፈቲ ከማይ ኣሎዶ❤❤❤😂😂😂
@selamgebre303
@selamgebre303 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዓብዪ ትምህርት
@user-cs6rw3hv9v
@user-cs6rw3hv9v 5 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@sameeer1228
@sameeer1228 5 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍
@fjhdj8487
@fjhdj8487 5 ай бұрын
💞💞💞💞💞💞😘😘😘😘😘
@USERAL579
@USERAL579 5 ай бұрын
ባህታ ይሙተይ ሓድጉ ኣይትበድልዮ ከየሕጥየኪ!
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 5 ай бұрын
❤💛🏖😘👌
@titisabawit3510
@titisabawit3510 5 ай бұрын
እንቋዕ ብደሓን መፃእኹም ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊ብልፅቲ ድራማ ብብሉፃት ተዋሳእቲ❤❤ ንእግረ መንገደይ ከዓ ምስ ሓድጉ ወዲ ገረኪኣል ገብሩ ፎንቃ ከምዝሓዘኒ ክነግረኩም❤❤😅😅ቅኑዕ ሰብ❤ መዝገቦ ተባዕታይ ፣ተለድሂን ገራሰ፣ ገረኪኣል ገብሩ ፣መናእሰይ ዲኹም ናይብሓቂ ዓበይቲ ኢኹም????መልሱለይ ፕሊስ
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 5 ай бұрын
ሓደ መዓልቲ ክግለፅ እዩ ዓቅሊ ጥራይ
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s 5 ай бұрын
ወይዘሮ ሓዳስ❤ኣደይ እያ ትመስለኒ 😘 ሓድጉ🤴❤
@user-jx3co3um8z
@user-jx3co3um8z 5 ай бұрын
ሓድጉዋይ የዋህ ለባም መስተውዐሊ ግን ደማ ነሕዘኒ ክፈትዎ🥰😘❤❤
New Eritrean Series Film 2024 - Sarta(ሳርታ) | Part 36  by Brhane Kflu
30:38
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 65 М.
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 11 МЛН
ISSEI & yellow girl 💛
00:33
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 17 МЛН
መጀመርያ 😁😁😁
1:48
እንካን🤝ሃባን
Рет қаралды 2,6 М.