🔴ቀታሊ መርዓት ቃሉ ሂቡ / ኣቀታትላ መርዓት ምስጢር ወጺኡ | eritrean movie | eritrean film 2024

  Рет қаралды 137,921

KALEB TV

KALEB TV

Күн бұрын

Пікірлер: 614
@Kaleb_tv
@Kaleb_tv 3 ай бұрын
🔴ሓደሽቲ ሓበሬታታት ንምርካብ Subscribe ምግባር ከይትርስዑ🔴
@RahmaSuleman-z4w
@RahmaSuleman-z4w 3 ай бұрын
💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-vd8uz6up6x
@user-vd8uz6up6x 3 ай бұрын
ናይ Fbሽምካ ባ ኣቅምጠለይ
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 3 ай бұрын
ከይ ዝበልዎ እዩ ወደይ ከመይ ቡዕሉግ በየን ረከባ ወደይ ሕሱም ኣይረከብ ይብሉ ወለድና እሞ ነዛ መዋቲት መንግሰተ ሰማይ የዋርሳ💔🇪🇷💔
@freweyne865
@freweyne865 3 ай бұрын
ዓገብ ገይሩ, ነውሪ ብጣዕሚ. ምፍታሕ እንሃለየ ንምንታይ. RIP 🙏 ሓፍትና.
@GzHc-np9ps
@GzHc-np9ps 3 ай бұрын
ብጣዕሚ አዩ ለሐዝን😢😢😢💔💔
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 3 ай бұрын
ብጣዕሚ አዩ ለሐዝን💔😭መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንአስተይ😭😭
@ተመስገንእዩቃለይ
@ተመስገንእዩቃለይ 3 ай бұрын
ካብ ኣርኢኻ ጥልም ማሓረና ጎይታይ ማዓረይ ንእስተይ እግዚአብሔር ይቅር ይበልካ ሕማቅ ማዓልቲ ውዒልካ ኣሕ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ግዜ ለማን ዲና ከም ናይቀደም ሰላምና ንረክብ😭😭እግዚአብሔር ኣቦይ ብዓይኒ ምሐረትካ ጠምተና🙏😥
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ካብ ኩሉ ፍጥረታት ትገርም ገይሩ እዩ ፈጢሩዋ ጓል ተደንቅ ፍጥረት እያ ጓል እያ ነቲ ጎይታ ፍጥረት ንክርስቶስ ዝወለደት ጓል እያ ንቅዱሳን ትወልድ ጓል እያ ንመራሒ ሃገር ትወልድ ኣብ ዓለም እንተዘይትህሉ ሰላም ዝብሃል ኣይምሃለወን ትፈልጡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ለባም ሰበይቲ ቤታ ትሃንጽ ዝብሎ ንዋዛ ኣይኮነን ጓል ጥበበኛ ጸዋር ኩሉ ስለ ዝኮነት እያ ወዲ እምኒ እዩ ዝሃንጽ ንሱ ብኣካል ብሩቱዕ እዩ ንሳ ግን ብመንፈሳ ካብ ወዲ ዝያዳ ጠንካራ እያ ንሳ ግን ቤት እያ ትሃንጽ ንምንታይ እያ ትቅተል ንምንታይ እያ ትብደል ንምንታይ ንምንታይ ንምንታይ .......ዋላ ትበድል ዋላ ሕማቅ ትግበር ማዓረ መቅተልቲ....መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንሳ ብስግኣ ዓሪፋ ንሱ ግን ምስከናይ ብሕልንኡ ክንደይናይ ከይቀስን ባዓሉ ይፈልጦ ኣምላከይ ሰላም ኣውርደልና😭🙏
@SalamaSalama-z8t
@SalamaSalama-z8t 3 ай бұрын
አወ አንሕር ትቡዱሉና አንሕር ትቀቱሉና ኣይትመርዐውና 💔💔😭😭😭
@Negtek-v2l
@Negtek-v2l 3 ай бұрын
""ንረብሐእም ጥራይ ዝሓስቡ መራሕቲ ናብ ስልጣን ብምምፃኦም ወሪዱና ዘሎ መዓት ተኸሲቱ።
@eyobgebre695
@eyobgebre695 3 ай бұрын
ኦእግዚኣብሄር ኣቦና ካብ ከምዚ ዝበለ ርኩስ መንፈስ መሓረና ይቕረድማ በለና ንመዋቲት ሓፍትና ብየማናይ ኢዱ ይቀበላ ፈጣሪ ንስድራቤታድማ ፅንዓት ይሃብኩም አሜን።
@سميرهسميره-ذ7ص
@سميرهسميره-ذ7ص 3 ай бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ሓፍተይ ማዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ 😢😢😢😢😢😢😢
@abebachanal1036
@abebachanal1036 3 ай бұрын
የሕዝን እዩ መንግስተ ሰማያት የውርሳ ሓፍትና 💔💔
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 3 ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። ኣብጽሑለይ ናብ ኣሓት ደቂ ኣንስትዮ!! ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልኹም ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን። ደቂ ኣንስትዮ ኣሓትና ብመጀመርያ ካብ ሞት ክትድሕና ካብ ዝሙትን ጥልመትን ኣሕዋትክን ተቖጠባ፡2 ምኽንያቱ ብዙሓት ደዊ ተባዕትዮ ኣሕዋትክን ንዓኽን ኣሚኖም ቅድሚ መርዓ ኣብ ናብራኽን ክሕግዙኽን ይጸንሑ እሞ፡ ንስኽን ግን ንዖኦም ከም ዕትሮ ኣቐሚጥክን ካልእ ዓርኪ ብምሓን ገንዘቦምን ግዜኦምን በሊዕክን ጥርሖም ምስ ተረፉ፡ወይ ጠኒስክን ትጸንሖኦም ወይ ንመርዓ ምስ ተቛጸርኩም ትጠልሞኦም ኣሎኽን፡ ክንደይ መንእሰያት ኣብ ደገ ዝነብሩ ደም ይነብዑ ኣሎዉ። ስለዚ በጃኽን ነብስኽን ሓልዋ፡ ንዖኦም ውን ናብ ዘይደልይዎ ገበን ኣይተእትዋ ሓደራ። ደቂ ተባዕትዮ ከኣ በጃኹም ቅድሚ ኩሉ ምፍጻምኩም ንዓኹም ትኸውን ኣብ ምድላይ ህድእ ኢልኩም ፈጽምዎ። ህዉኽ ዝብእስ ቀርኒ ይነክስ ይብሉ ኣቦታት፡ ተሃዊኩም ኣብ ዘይትፈልጥወን ደቂ ኣንስትዮ ኣይትውደቑ ሓደራ።
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 3 ай бұрын
ልክዕ እዩ ማዕዳኻ
@FkaduMebrahtu-e8b
@FkaduMebrahtu-e8b 3 ай бұрын
መንግስቲ ዘየብላ ዓዲ ፍትሒ ካበይ ትምፃእ ፈጣሪ ባዕሉ ምሕረት የውርደልና እምበር
@LiSalm-q6r
@LiSalm-q6r 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😂😂😂😂😢😢😂😂😂😂😂ኣረ ፍትሒ መንግሰቲ
@SfHg-b1q
@SfHg-b1q 3 ай бұрын
እፍፍፍፍፍ ማዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ
@NabiyuZemen
@NabiyuZemen 3 ай бұрын
ንመዋቲት ነፍሲ ይምሓር ንቤተሰብ ጽንዓት የሃብ። ንቀታሊ ሰብ እውን ሕማቕ መዓልቲ ስለዝወዓለ ንንስሃ የብቅዓዮ ኣምላኽ፣ ሰባት ስለዝቐተለ ኢልኩም ኣብገባሪክፉእ ሕማቕ ኣይትመነዩ፣ ንንስሃ የብቅዓዮ።
@HxBx-wo5ki
@HxBx-wo5ki 3 ай бұрын
አምላኬ ምሕርት አወርደልና ❤❤❤
@brhanalem5387
@brhanalem5387 3 ай бұрын
ኣምላኽ ጽንዓት ይሃቦም ንበተሰባ ኣበባ ዳ ኣ ኤርትራዊ እዩ ኢላ ኣረጋጊጸ ኢላ ክንዲ የሕዝን ትብል ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ❤
@Menketebo1098
@Menketebo1098 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ተሕዝን ነውሪ ዘረባ ኣይትዛረብ ን መዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ
@ዊንታና
@ዊንታና 3 ай бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ኣብ የማናይ ኢድካ ኣንብራ ዋይ ንእስተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@FbFj-x5w
@FbFj-x5w 3 ай бұрын
እውይ ማዓረይ ዘይሓሰብክዮ አብ መርዓኪ ፍሸከ እናበልኪ ውዕልከሰ 4ይማዓልትኪ መት ብየማኑ ይቀበልኪ ፈጣረ😭😭😭😭
@ጋልትግራይጋልትግራይ-ጰ7መ
@ጋልትግራይጋልትግራይ-ጰ7መ 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Mahari-e4p
@Mahari-e4p 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ😂😂😂
@YousfZed
@YousfZed 3 ай бұрын
መንግሰተ ሰማይ የወርሰኪ
@SelomonWedigerye
@SelomonWedigerye 3 ай бұрын
መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔
@MuluAbriha
@MuluAbriha 3 ай бұрын
ፈጣር በዓፀደ ገነት ያንርኽ ፅብቅት ፊጥረት እዉይ ሓፊተይ ዓለም እዛኣስ😭😭😭
@NgstiTekle-y3b
@NgstiTekle-y3b 3 ай бұрын
🤔
@YemaneBirhanu
@YemaneBirhanu 3 ай бұрын
ፈጣሪይ ገነት መንግስተ ሰማያት የዋርስኺይ
@SeyfeFetsiumberhan
@SeyfeFetsiumberhan 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@richochewa1640
@richochewa1640 3 ай бұрын
So Sad Rest in heaven 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@almazogbazghi8174
@almazogbazghi8174 3 ай бұрын
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💜
@ትመስገንኣምላከይ
@ትመስገንኣምላከይ 3 ай бұрын
አሕሕ 😭😭😭😭😭
@SalmaSalm-x4u
@SalmaSalm-x4u 3 ай бұрын
💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭ኣይኣሕ
@እምንቲእየንዛኣመነኒ
@እምንቲእየንዛኣመነኒ 3 ай бұрын
እፍፍፍፍፍ ማዓረይ ኣይይይይ ከሐምም😢😢😢😢😢😢
@moremore-p1w
@moremore-p1w 3 ай бұрын
እሕሕ ዓለም ጎደሎ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ንእሰተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ቅሱ-ዀ2ረ
@ቅሱ-ዀ2ረ 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ ይዋርሲ ዋይ ሕፍትይ😭😭😭😭😭😭😭
@ZozoZozz-v1s
@ZozoZozz-v1s 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢😢
@HdgHx-vt3nk
@HdgHx-vt3nk 3 ай бұрын
አሕሕሕሕሕሕ😭😭😭😭
@tdelashkeross
@tdelashkeross 3 ай бұрын
😂😂😂😂❤🎉😂😂😂
@SaraalemuHagos
@SaraalemuHagos 3 ай бұрын
መን ዲያ ወሊዳትኩም ሰበይቲ ዶ አይኮነቴን እያ ብጉልበት እናተጠቃዕና ክነብር መን እዩ ፈሪዱልና አረ በጃክን አብ ልዕል ዝበለ ቦታ ዘለክን ሐለፍቲ ትበሀላ ደቂ አንሰትዬ ዓገብ በለኦም። ዝቀተለ ተትቅተል እኮ ፅቡቅ ኔሩ ዋይዋዋዋዋዋ😢😢😢😢😢
@FuFg-me2eo
@FuFg-me2eo 3 ай бұрын
🤲🤲🤲🤲💒👈💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭💔💔💔😭💔
@samirabh8469
@samirabh8469 3 ай бұрын
መንግሰተ ሰማያተ ይዋረክ ማዓረይ
@YomGom-n7m
@YomGom-n7m 3 ай бұрын
አፍፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢😢
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 3 ай бұрын
It's shock, but God knows all.
@Honorx6-h3u
@Honorx6-h3u 3 ай бұрын
ኣነስ ኣብ ስደት ሂወት ኣፅሊኢኒ 💔 መጨነቅየይ ኣይፈልጥይ ግን ብጣዕሚ እየ ይጭነቅ ሂወተይ ???💔💔💔
@destasemeretesfamariam5046
@destasemeretesfamariam5046 3 ай бұрын
helo
@sol-ሓበሻዊ
@sol-ሓበሻዊ 3 ай бұрын
Azoki kulena
@ሰላምሓለፎም
@ሰላምሓለፎም 3 ай бұрын
ንምንታይ እሞ ሰለ ዝተጨነቂ ብዙሕ ይጎድለኪ እንበር ምንም ኣይትውስክን ግን ኣይትጨነቂ ሙሉእ ዓይነብርኪ ሰለ ዘሃበኪ ንፍጣሪኪ ኣመስግኒ ዛሓፍተይ ብፍላይ ሰደት ኳይንካ ቀጥርን ለይትን ከተመስግኒ ይጎበአኪ ነዙኩሉ ዓይነብርክን ጥዕናን ዛሃበኪ ፍጣሪ ኣመስግንዮ
@TamkAhjns
@TamkAhjns 3 ай бұрын
ከማይ ኣነለ መጨነቅየይ የፈልጦይ ግን በቃ ይጨናነቅ ስልኪ ናብዝኾነይኹን ኣይድዉል ስቅ ኢሉ ዕግርግር ይብለኒ😢
@ሰላምሓለፎም
@ሰላምሓለፎም 3 ай бұрын
@@TamkAhjns ኣጆክን ዘናሓተይ ኣይትጨነካ ሰ
@romangedeye9684
@romangedeye9684 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጨካን ቀዲሙ ሐሲብዎ እዩ ፀኒሑ አይደለያይ ለይ ሐድጋ ልክቃትላ ድዩ ተመሪዒዉ ዋ ክቅተል አለዎ ።ሐፉቲ የብሉይ ስይጣን እግዚአብሔር ይፉረደሉ ሑሙም ክ ከውን አለዎ አይደለያንን አይሐድጋይ ብስላም አረመኔ
@romangedeye9684
@romangedeye9684 3 ай бұрын
እሞ እሱ አብ አዲስ አበባ ተመቺዎ ልኑበረ ታዩ ተነኪኡ ልመን ቀቲሉ ልባዕሉ ክነብር ልባዕሉ ለይ ቃትል መንግስተ ስማይ የዋርሳ
@GideyKidu-q2d
@GideyKidu-q2d 3 ай бұрын
Rip
@MereAlm-s9t
@MereAlm-s9t 3 ай бұрын
😢😢😢😢
@DanielAregay-i7t
@DanielAregay-i7t 3 ай бұрын
አታ ብራዘረይ ክፉእ መንፈስ እንታይ ድዩ ስርሑ በቃ ንሱ ክቀትል ክሰርቅ ክሐርድ እዩ መፂኡ ይብል። ዬው 10:10 ብሕታዊ መንገዲ ብርሃን ድማ ብክርስቶስ ሞትን ትንሳኤን ምእማን እዩ።
@sarahGebereeyesus
@sarahGebereeyesus 3 ай бұрын
Besmam 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🤲🤲
@jesusistheonlywaytoheaven2440
@jesusistheonlywaytoheaven2440 3 ай бұрын
Offfffff lbey teseru ezen awald rekibnayo zelena
@Maigif37
@Maigif37 3 ай бұрын
ንወለዲ ጽንዓት ይሃቦ፡ ፍትሒ ከባድን ሓያልን ብቀሊል ዘይትርከብ ስለዝኾነት፡ ብለመና ዘይኮነስ ብቓልሲ እያ ትረጋገጽ። ደቆ ኣንስትዮ ንመሰለን ንፍትሕን ባዕለን ንባዕለን ጠርኒፈን ክቃለሳ ኣለወን። ደቂ ተባዕትዮ ድማ ልቢ ንበል፡ ንኣወንታውን ብሓባር ዘንብረናን ባህላዊ ለውጥ ክንቕበል ግዴታና እዩ።
@DdppFfoo
@DdppFfoo 3 ай бұрын
1:13 😮❤
@TsigeredaGer
@TsigeredaGer 3 ай бұрын
😢 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ብጣዕሚ እዩ ለሐዝን
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 3 ай бұрын
አብ ቅዱስ ሕቅፎኡ ይንብረኺ ማዓረይ😢😢😢
@TkTk-n7g
@TkTk-n7g 3 ай бұрын
ኣቤቱ ጌታየ ሆይ ማረኝ ይቅር በለኝ😢
@Hadush-m3s
@Hadush-m3s 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የወርስኪ ንሰይ
@hanihani-i4i
@hanihani-i4i 3 ай бұрын
ያ እንድሕር ተቐትሉና ኣይትመርዐውና😢😢😢
@YousfZed
@YousfZed 3 ай бұрын
😢😢😢😢😮😮
@TekesteHagos-p1u
@TekesteHagos-p1u 3 ай бұрын
😮😮😮😮
@زهرةالحبشي
@زهرةالحبشي 3 ай бұрын
😢😢😢 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@MhretKahsay
@MhretKahsay 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣምላኽ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንሓብትና ንስድራ ከኣ ጽንዓት ይሃቦም ደበሳ ኢዮብ ይደብስኩም ሕማቅ ስድራ ይስራሕ ኣሎ።
@Abrahampawlo
@Abrahampawlo 3 ай бұрын
ብሐቅ ናይ ብሕቂ ዘረባ እዩ
@Fugfui
@Fugfui 3 ай бұрын
አምላክ የድሕነና ካብ ከምዚስ
@DdDd-pn6mz
@DdDd-pn6mz 3 ай бұрын
ዋይ 😭😭😭😭😭😭
@MMkkhd
@MMkkhd 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ንእስተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Gdhh-l6c
@Gdhh-l6c 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@AmarechGebremeskel-t2i
@AmarechGebremeskel-t2i 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም
@davidyeh91
@davidyeh91 3 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ድኣ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ኣሎ ድዩ። እዚ ናይ መጀመሪያ ኣይኮነን። ናይ መወዳእታ ክኸውን ጥራይ ተስፋ ንግበር።
@AshenafiTkawe
@AshenafiTkawe 3 ай бұрын
አረናይደቂ ኣንስትዮ ጥቅዓት ጠጠዉይበል
@BrhaneGhear
@BrhaneGhear 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ R.I.p.
@TeheshMahari
@TeheshMahari 3 ай бұрын
ጎይተይቶዋይ 😭😭😭
@Liwamyoutube
@Liwamyoutube 3 ай бұрын
💔😢
@HewanSolomon-y7x
@HewanSolomon-y7x 3 ай бұрын
እረ ንሕና ኣሕወትኩም ታይ ጌርናኩም ኣዶ ክብሪቲ ኢየ ሂወታ ገዲፋ ሂወት ትህብ ኢያ ታይ በዲሊና ክረቢትሰያ ካበ ከብዲ ኣድኣ ወፂኣሰ ነደኣ ትዉቅዕ ዝባሃለ ምስላሰ ሀዚ ረኢዮ እረ ፍትሒ ሃቡና ታይ በዲልና 💔💔💔💔💔
@lemlemGmeryam
@lemlemGmeryam 3 ай бұрын
አብ ካብድ ፈተና አይተእተውንይ👏👏👏😭😭😭😭😭
@DawitMezgebo-z9y
@DawitMezgebo-z9y 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭 እቲ ምንባር ሰብኣዉነት እዩ ቲ ፍርዲ ናይ ፈጣሪ ጥራይ እዩ 😭😭😭😭
@GenetKashi
@GenetKashi 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔
@WediGurum
@WediGurum 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ
@HgYg-ew1xu
@HgYg-ew1xu 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ZxcvZxcvm-r3w
@ZxcvZxcvm-r3w 3 ай бұрын
እፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢ስቁ ኢልና ኢና ዓድና ንብል እምበር ዓድናስ መፅሊኢት እያ ኮይና ዘላ😢😢😢😢😢😢😢😢😢መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዓሕሕሕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@SimretNuguse-tl5bt
@SimretNuguse-tl5bt 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስኺ
@gueshShishay
@gueshShishay 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ሓዘን ይስምዐኒ እቲ ሰብ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ተጋግዩ ግን ድማ ንኩልና ኣወዳት ኣይገልፀናን። ንመላእ ቤተሰብ ነፍስሄር ሊድያ ፅንዓት ይሃብኩም
@سبحانالله-ط1ح
@سبحانالله-ط1ح 3 ай бұрын
ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ዓለም ጎዶሎ😭😭😭😭😭
@nahomalem-th3yf
@nahomalem-th3yf 3 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ዘይ ተስመዐ እምበር ዘይ ተገብረ የከን
@AziTemesgen
@AziTemesgen 3 ай бұрын
Eff😭😭😭😭
@TeghlayObby
@TeghlayObby 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@BrhaneTame
@BrhaneTame 3 ай бұрын
መስል ደቂ ኣንስትዮ እንድይምን ብዝሑ ። ብሓደ ክልተ ኣይረአን
@ሚሊሊሊሊ
@ሚሊሊሊሊ 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@سميرهسميره-ذ7ص
@سميرهسميره-ذ7ص 3 ай бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ሓፍተይ ማዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ 😢😢😢😢😢😢😢
@gdsf3612
@gdsf3612 3 ай бұрын
መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@VvHh-th4nn
@VvHh-th4nn 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@berha824
@berha824 3 ай бұрын
😭😭😭😭💔💔
@FghHhf-l3u
@FghHhf-l3u 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭
@ጋልራያሚኾን
@ጋልራያሚኾን 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@siyoosiyoo
@siyoosiyoo 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@BrahaneYeman
@BrahaneYeman 3 ай бұрын
😢
@ifujcyxt6977
@ifujcyxt6977 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭
@GhFd-v7w
@GhFd-v7w 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@Abrehe-d1e
@Abrehe-d1e 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭
@JvtDge
@JvtDge 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😮😮
@HelenBerhe-x4m
@HelenBerhe-x4m 3 ай бұрын
😢😢😢
Feb 5/2025 ሻዕብያን ኣመርካን ኣብ ስምምዕ ሕጂ ግርም ወርቂ
1:08:34
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 4,7 М.
ዝብኢ ዝቅየሩ ሰባት፣ ታሪኽ ዝሰነዶ ሓቀኛ ዛንታታት፣
20:20
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 188 М.
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
ሞኒካ ንሰልጠነ አዋሪዳቶ ጉድ #habesha #eritreanfilm #eritreanfilm
15:25
ቀልድና 😂😂 ቁም ነገር
Рет қаралды 376
🔴  ልደትና ነኽብር ይፍቀደልና ድዩ ?
20:21