ከነብስላ"ዶ ወዲ ንጉስ ስለምንታይ ክንድዚ ኣዛራቢ ዛዕባ ፈጢሩ? ብሓንቲ ጌጋ ከምጸላኢ ክረአ ቅኑዕ’ዶ?

  Рет қаралды 51,946

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 225
@MussieArki
@MussieArki 8 ай бұрын
ብርሃነ ክብረኣብ ጽቡቅ መብርሂ ሓሳብ
@nahornatan200
@nahornatan200 8 ай бұрын
Berhan smart explanation
@ghideyonkebrom1404
@ghideyonkebrom1404 8 ай бұрын
ብጣዕሚ፣ጽቡቕ፣ዘረባ።
@መቸም
@መቸም 8 ай бұрын
ብምቅብጣር ዝጽገን ቃልሲ የለን።
@xaka5505
@xaka5505 8 ай бұрын
ገጽካ ትራሓቅ ስምካ ግበር ስዉር ። ጸቢብ እቲ ዘገርም ጸቢብነይ ከም ጫማ ረጊጽናዮ ንከይድ ሙካን ኢዩ።
@መቸም
@መቸም 8 ай бұрын
​@@xaka5505ጉኑፍ ደምብያ እንታይ ኣደኻ ከፊኡካ ኢኻ . . .? ደንቆሮ ንስኻ /ኺ ' ከ ስምኪ ድዩ ዘሎ ? ለኽባጥ።
@መቸም
@መቸም 8 ай бұрын
​@@xaka5505ሽለት እቲ ስምካን ኣድራሻኻን ጽሓፈለይ ኣነ እውን ክጽሕፈልካ ሽዑ እትገብሮ ክሪኤካ እየ። ሉጢ
@መቸም
@መቸም 8 ай бұрын
​@@Merhawit191Tefuለኽባጥ ሓሳዊ ንስኻ እባ ዘይ ኣውራጃዊ ፡ እሞ ሓቂ ከምኣ እያ እንተ ዘይ ዓጊብካሉ ከኣ ኪድ ተሓነቕ።
@መቸም
@መቸም 8 ай бұрын
​@@xaka5505ወዲ ሻርሙጣ
@DesetAfeworki-lh1sn
@DesetAfeworki-lh1sn 7 ай бұрын
Yse Yse 💚💚💚💚💚💚💚👍💚💚💚💚💚💚👍👍👍👍👍👍
@zeraihagoshailemariam5496
@zeraihagoshailemariam5496 8 ай бұрын
Thanks Brhane Kibreab
@okbagebrielyohannes5661
@okbagebrielyohannes5661 7 ай бұрын
tsubuk hasab fnan nbehahal behaki
@DesetAfeworki-lh1sn
@DesetAfeworki-lh1sn 7 ай бұрын
Yse Yse💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 7 ай бұрын
ሙሉ ጅግና ሃቂ ተዛርብካ ኣብ መገዲ ባቡር ደቅስ ዝብሉዎ ናይ ኣቦታትና ሃቂ ከም ናይ ማይ ንጉሆ ኢካ ትዛረብ ዘለካ ታኣወት ቀባጽ ተቃላሳይ ኢካ ዝተወዲኦን ፍዝተረዶን ከማካ ክንዲ 100000000 ይፍተረልና ኣምላክ ጅግና ሃቀና ኢካ ቀጽሎ ምሳካ ኣለና ወዲ ብርገድ ንሃመዱ ወዲ ንጹህ አረይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hntsarussom
@hntsarussom 7 ай бұрын
Tay haki tfelto papagalo
@መቸም
@መቸም 8 ай бұрын
ክኸይድ ዝበለ ዕዝር ይበል።
@Selambietey-show
@Selambietey-show 8 ай бұрын
Nay bhaki sebay mulue you right ✅️
@hntsarussom
@hntsarussom 7 ай бұрын
Ekubat yehbay kunue koinu zey kone eti dhur hmamkum u
@yonastesfay6938
@yonastesfay6938 8 ай бұрын
አብ ኩሉ ቦታ ነዚ ቃልሲ ከምዝግቦኦ ከይስጉም ዝገብር ብጉጂለ ምሕሳብ ኦዩ
@amangebru1057
@amangebru1057 8 ай бұрын
ፋኒ ጽቡቅ መደብ ንፉዕ
@weinigebre3825
@weinigebre3825 7 ай бұрын
ነው በሎ ነዚ ወዲ ይበቁጽካ ኣግዚኣብሄር 😭😭😭 ጊዚየ ሃቡዎ
@TumzghiHaileslasie
@TumzghiHaileslasie 8 ай бұрын
ፍናን ሎቑማጽ
@tesiboy9007
@tesiboy9007 8 ай бұрын
ፍናን ተጻረፍቲ ሰባት ዕድል ኣይተሃቦም በጃኻ
@fisehahaile972
@fisehahaile972 8 ай бұрын
መምህር ብርሃነ ጽቡቅ ርእይቶ እዩ እሱ እዩ እቲሓቂ ።
@መቸም
@መቸም 8 ай бұрын
ፍናን እዚ ዘይ ጠቅም ምስሉይነት ኣይተእቱ። ሓቂ ምዝራብ ልመድ።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 8 ай бұрын
Entay eyu tsegemkum tibaasu zelekum. Berhane kinue alo bimitihiriram ayikonen seb zisehab poletikawi emnetkan haliyotkan keteriom aleka entekone eritrawiyan ane zibelkiwa haki tiray ekum tiblu eti tsegemkum kzi elkani kemzi eluka were wedi were enaarekum nehadhodkum kitibeasu yigerim.
@GoitomKibrom
@GoitomKibrom 8 ай бұрын
I agree that point
@tesfaytesfalem6845
@tesfaytesfalem6845 7 ай бұрын
ኣነስ ኣይተረዳኣን ናይዞም ኣያና ዕላል
@girmatelk8457
@girmatelk8457 7 ай бұрын
ዕስለ ዓልየታውያን ኩሉ ፍንፊንኩሙ
@sofiafeshaye1569
@sofiafeshaye1569 8 ай бұрын
You said very well Mule 💙💙💚💚
@asmeromokubu7710
@asmeromokubu7710 8 ай бұрын
Mll
@ShumayShay
@ShumayShay 8 ай бұрын
🎉🎉 birhane mizanawi haki tezaryibika
@PetrosGhebremedhin
@PetrosGhebremedhin 8 ай бұрын
Aboy Tankitat
@samtikokesete180
@samtikokesete180 8 ай бұрын
Fnan gn derejaka anather level 💙💙
@aynalemgebrehiwet8626
@aynalemgebrehiwet8626 7 ай бұрын
Fnan bzaba wefri selam gudayna aykonen,jeba menisey aytdakumu
@wediselie7897
@wediselie7897 8 ай бұрын
Deki Akele xbuq gerkum thanks dengikmo keman ntesfom, hji ke nab men eya nab desale eya mesleni aytdenguna tray.
@mikyasakile4579
@mikyasakile4579 7 ай бұрын
Kkkkk
@tesfaytesfalem6845
@tesfaytesfalem6845 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጽቡቅ ዘረባ
@burhanekahsay565
@burhanekahsay565 8 ай бұрын
ናብሓቂ ሙልየ 44
@sarasamuel8111
@sarasamuel8111 7 ай бұрын
Write answer
@petrostesfay5667
@petrostesfay5667 8 ай бұрын
ነጽሪ በሎኦ ነዝ ብርሃነ
@sarasamuel8111
@sarasamuel8111 7 ай бұрын
Right
@tesfayteklay3296
@tesfayteklay3296 8 ай бұрын
ፍናን እቱ ዘተ ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ: ሰባት ክፅረፉ እንተለው ግን ትርር ኢልካ ደው ክተብሎም ኣለካ!
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 8 ай бұрын
ኣታ ባባ ብርሃነ ሰላም ዝደሊ ሰብ ዶ ከባቢ ዕስለ ማሕበር እናበልካ ትዝልፍ ኢካ በጃኩም ቓላትኩም መሃርን ኣራምን ይኩን !
@got.2591
@got.2591 7 ай бұрын
Bejaka srot gber shelhat sdi
@filmonnguse330
@filmonnguse330 8 ай бұрын
Kemzi haswi brhane sebs yhulu do
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 7 ай бұрын
ፍና ዓዱ ዘይፈለጥ ተወልጀ ሓንሳብ ከረን ሃንሳብ ድማ ዞባ ደቡብ ትብል ደቂ እዚ ድማ ኣይንፈልጦን ኢና ኢሎም
@yonaskidane9267
@yonaskidane9267 8 ай бұрын
Kg fani keepedup bro
@bigstartransportationllc1394
@bigstartransportationllc1394 8 ай бұрын
Tekebaberu
@mikalyohannes498
@mikalyohannes498 8 ай бұрын
ኣነ ትገርመኒ ነገር ኣላ ተቃላሳይ ንፍትሒኮይኑ ዝጸንሐ ኣኮለግዛይ ምስተ ንቀፈ ናብ ሕግደፍ። ወዲ ሰራየ ወይ ሓማስየን ካኣ ብስኪ ደቂ ኣከለ ተበዲለ ይብል።
@med2024bravo
@med2024bravo 7 ай бұрын
Fnan ezi zomaka btaami semiitawi I don’t know nmentay amxikayo
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 8 ай бұрын
Walahanti hasab ayhaben abta areesti
@hailuweld
@hailuweld 8 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ንዝሰማዕናይ ከይፈረድና ሸለል እናበልና ክንሓልፎ ኣሎና።
@gezadkatat1465
@gezadkatat1465 8 ай бұрын
ሙሌ ጽቡቅ በልካ።ቅሩብ ለምሊምካኒ ካብ 50 ክሳብ 58 ዘሎ ደቂቅ።
@hntsarussom
@hntsarussom 7 ай бұрын
Kulukum essle hamema assilkum kndi frku ay tkonun n wedi ngus
@tesfaytareke5176
@tesfaytareke5176 8 ай бұрын
ኤትሪም ክብረት ኣልቦ ኣብ ዓራት ደቂስካ ሪኢቶኻ ይዉሃብ።
@weinigebre3825
@weinigebre3825 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭
@modernanimalfarm2022
@modernanimalfarm2022 8 ай бұрын
ሓቀና ቃልሲ ኣይተጀመረን ዘሎ፡ ቃልሲ ናይ ዱንጉራት ኢዩ ዝካየድ ዘሎ፡ ኣብ እቲ ሓቀናኛ ቃልሲ ምስ ኣተና ኢና ድማ ዕዉጥ ቃልሲ ከነካይድ።
@tesfalemtesfaldet5013
@tesfalemtesfaldet5013 8 ай бұрын
ተሕዝኑ ነዚ ብቁጽ ይበል ዝብል ዘሎ ብቁጽ ይበል ዘይኮነ ጊን አቲ ንድርብየሎም ቃላት ማዕረክንደይ ሃሳይ ሙካኑ ከኣ ክርደኣና ኣለዎ አቲ ቀንዲ ኣብ ኣውራጅነት ምውዳቅ አዩ ኣቆማጢዕና ዘሎ
@kahasegirmay6244
@kahasegirmay6244 8 ай бұрын
ኣብሓቀነት ዘተመርኮሰ ዘረባ ንሓደ ወይ ንሓደ ኣከባቢ ንምህራም እዩ መጺኡ ሓሳዊ ወያል
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 8 ай бұрын
Fnan ዳርጋ እዛ መደብካ ናይ ምንታይ ያ ዘላ? ተስፎም እንታይ ዩ ጌሩ?
@Mehari-x7s
@Mehari-x7s 8 ай бұрын
ምልየ ካብቶም ደስ ዝብለኒ ናይ ምዝራብ ዕድል ብቻነላት ዘይ ረኸበ መንእሰይ ኢዩ ፋኒ ሓደ ማዓልቲ ዕድል ሃብ ከምቶም ካልእ ኣጋይሽና ዕድማት ተአቅርበልና ፈን ሓወይ ንስኻ መስሓፍ ሳይነስ ኢኻ ተኪው ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@nataneley
@nataneley 8 ай бұрын
ሕጊ ሙሴየ ዝኽተል ምስ በለ ቲ'ኣባይ ህኒጽ ዝወዓሎ ናእዳ ብሓንሳብ ሃደሽ ኣቢልዎ እንበር ወዱ ደስ ይብል'ዩ
@ayneta747
@ayneta747 8 ай бұрын
ትኽክል ኣለኻ ሙሌ በሊሕ መንእሰይ
@unitedforlife2473
@unitedforlife2473 8 ай бұрын
Wae Ata ezi aregit sebay hiwiswis Eko abililna fnan Entay diu eti aristi eti hto ezi u zeytblo gziena Eko sewiwo kolel Bae hasir tezareb zeytblo
@anmeb6220
@anmeb6220 8 ай бұрын
ፍናን ግን ሓደ ሓደ ግዜስ 1+1=2 እውን ምርዳእ ይኣብየካ እዩ። ተቓላሳይ ብስንኪ መቓልስቱ ካብ ዕላማኡ ዝፍንተት እንተዝኸውን ፡ ውፉይ ገዲፉካ ናብ ህግደፍ ምኸደ። ኣባላት ባይቶ ናይ ምንቅስቓሱ ኣጋፊዖም እዮም ካብ ካናዳ መሊሶም። ውፉይ ግን ንሰባት ዘይኮነስ ንሕጊ ግዙእ ምዃኑ ንምእማን፡ ካብ ዕላማኡ ፈንተት ኣይበለን። ወዲ ንጉስ እውን ንዕላማኡ ክመውት ፍቓደኛ እንተዘይኮይኑ ኣቃባጢርካ ከተርፎ ኣይትኽእልን ኢኻ። ንወዲ ንጉስ ከማይ ጌሩ ዘድንቖ ኣይነበረን። ኣምልኾተይ ንዕላማኡ እምበር ንስሙ ኣይኮነን። ካብ ዕላማኡ ፍንትት እንተኢሉ ግን ከም በዓል ዘርእሰናይ ፡ ከም ተመን ዕዳጋ ብሓሳብ ምኽትካቱ እዩ። ስለዚ ንስኻ እውን ኣካይዳ ዝኸኣልካዮ ኣይመስለንን። ዕላማ ከም እምኒ ዓረ ክተርር እንተዘይኪኢሉ ዋጋ የብሉን።
@truthonly2023.
@truthonly2023. 8 ай бұрын
ኣውራጃ፥ ዓሌት፥ ሃይማኖት፥ ጥሩፋዊ ኣተሓሳስባ ኣብ ዝነገሰሉ ሕብረተ-ሰብ፥ ለውጢ ክመጽእ ዘይሕሰብ'ዩ!!!!!
@Tusfai
@Tusfai 8 ай бұрын
ኣቦታትና ልክዕ ብስለቶም ሓሪድና በሊዕናዮ ካብ ሕማቅ ዘረባ እዱባት ብሓሳብ ድማ ሃፍታማት ኔሮም ንካልእ ሰብ ውን ሓሳቡ ተጻዊሮም ሰሚዖም መምዮም ሓሳቦም የፍስሱ 🙏🙏🙏
@abrahamhaile2344
@abrahamhaile2344 8 ай бұрын
👌🏼
@michaeltazaz8191
@michaeltazaz8191 7 ай бұрын
ንዝገበርካዮ ጉድለት ይቅረታ ምባል ንምንታይ እዩ ዝኸብድ?
@simretabraha2641
@simretabraha2641 8 ай бұрын
Finan gengan etobusi hagazi tehababero ni tesifom wedi awirajaka endiyu wedi keren xaeda kula bi awiraja eya titehagagezi dela
@ጉስነት
@ጉስነት 7 ай бұрын
ብምድንጋጽን ምብቅብጣርን ዝካየድ ቃልሲ ስለ ዘየለ ነዞም ክልተ መልሓስ ክጓሓፉ ጥራይ ኣለዎ እንታይ ክመልቆ ዳኣ ደው ኢሉ እንድዩ ዝሰዱ ዘሎ።
@pleaseddays7471
@pleaseddays7471 7 ай бұрын
"ብሓንቲ ጌጋ ከም ጸላኢ ክረአ" ... ጌጋ ዝገበረ ይቕረ ኢሉ ኢድ ነሲኡ እዩ ሕድገት ዝግበረሉ። ስለዚ ተስፍሽ ትብዕ ኢሉ ነታ ይቅሬታ ነዚ ዋጋ ዝኸፍል ዘሎ መንእሰይ ክብሎ'ዩ ዝግባእ።
@Goalseira
@Goalseira 7 ай бұрын
Fnan betmi tegrem, buquts yebel hasawei telam da. Hiwetom kefilom gena aynom Keynte. Kemey eika Fnan ne balka tenqaqe yedlheka.
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 8 ай бұрын
Aye Finan akili bezihu ab att Brhane
@got.2591
@got.2591 7 ай бұрын
Xelai yebleyn ybel dlayu anda texarefe aziatim teqalesti
@dawitsemere3008
@dawitsemere3008 7 ай бұрын
ኣለታውያን ዝለ ዝኮንኩም😢😢😢
@amanasmerom-ri9ow
@amanasmerom-ri9ow 8 ай бұрын
ኢሰያስ ተዓዊትሉ ቀሲኑ በጥ ኢሉ ኣሎሎሎሎሎ😢😢😢
@aloniab2508
@aloniab2508 8 ай бұрын
Fani Nay Azimarino Absla
@got.2591
@got.2591 7 ай бұрын
Hasawi alkayo sdi sdi naybahaqi sdi ayu zwedi
@1995mwa
@1995mwa 8 ай бұрын
ከም ጸላኢ ምርኣይ ጌጋ እዩ ግን ንጌግኡ ይቕረታ ክሓትት ይግብኦ እብል። ክሳብ ዝንገር እውን ክጽበ የብሉን። እዛ ዝብላ ፍጹም ቅብልቲ ኣይኮነትን። ብህልኽ ይቅረታ ክሓትት እንተዘይደልዩ ግን ሚዛኑ እዩ ዘፍኩስ ዘሎ። ክንደይ መራሕቲ ዓበይቲ ሰብ ስልጣን ናይ ኣፍ ምዕንቃፍ ዝመስል ክጋየዩ ከለዉ ስርሖም ወይ ስልጣኖም እዩ ዘኽፍሎም። እቶም ኣዝዮም ክኢላታት ቀልጢፎም ይቕረታ ሓቲቶም ነቲ ጉዳይ መዓርፎ ይገብርሉ። ብናተይ ርእይቶ ወዲ ንጉስ ነዛ ጉዳይ ቀልጢፉ ከዕርፉ ይኽእል ኔሩ።
@hadushgebremedhin9250
@hadushgebremedhin9250 8 ай бұрын
ርኢቶ ኣያ ብርሃነ ዝዛረቦ ውን ካብኡ ዝወጽአ ኣይኮነን ሙስልዩነት ንግደፎ
@dawitgurja5009
@dawitgurja5009 7 ай бұрын
ኣብግምት ዘይምእታው ምሳካ ተዘይተሳማሚዑ ምቅጻል ማለት ብስሚዕት እበር ብርዲእት ስለ ዘይንቃለስ ዘለና ዩ ።
@amanualsolomun5786
@amanualsolomun5786 8 ай бұрын
እሞ ሐሶት ድዩ ደንጎላ እንዲኩም ትሕዙ ጌጋ ድዩ ተዛሪቡ ፡ ።ተጋደልቲ ኢለ ጸሪፈኩም ኣለኩ ፡ ንኩሊ ተኪብኩም ወዲኩሞ።
@gatogato2852
@gatogato2852 7 ай бұрын
ፋኑ ሕማም ጽልኢ ዘሎዎ ሰብ እኮ ንእሽቶ ጽልኢ ይርከብ እምበር ስቕ ኢሉ እዩ ዝዕንድር ከማዛዝን ግዜ የብሉን።
@rehasetgebregziabher1202
@rehasetgebregziabher1202 8 ай бұрын
ሓሳዊ ብርሃነ
@got.2591
@got.2591 7 ай бұрын
Bejaka srot gber shelhat sdiwaog nska ika bereka lbi zeyblu galay ata fnan nzi muley zbahal zeterhqo bjeka xerfi kala zeyblu
@tesfyewelye5341
@tesfyewelye5341 8 ай бұрын
Wedi ngus hade kabtom tebaet teqalesti eu ezom sebat eziom gin kindazi aderae ab ries tesfom ziwerede aletinet eu
@teklesenbetmehari2579
@teklesenbetmehari2579 7 ай бұрын
Eritreawayi zaytibel ata entay ena gerinakum tigrinya tibhal hager alla diya metkelkium atahassibakum anexriwo.
@HagosTekie-jg4iy
@HagosTekie-jg4iy 8 ай бұрын
ካብ መበገሲ ሓሳብ የውኣካ ኣሎ
@fisehahaile972
@fisehahaile972 8 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ንሕና ኤርትራውያን ነንሕድሕድና ብብኣውራጃ እንዳተባላዕና መልስና ተጋሩ እሕዋትና እዮም ንብል ዶስ ኣብትግራይውን ኣውራጃ ኣሎ እይ ኣኮሎግዛይ ሓማሴን ሰረየ ዝብሃል ኣሎ እዩ
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 8 ай бұрын
ወፍሪ ሰላም ዝበሎ እቲ መክሰብ ንኤረትራ ዝሐሰብና ንወዲ ወርቁ ክንህቦ ከምእውን ንስድራቤቱ ንካናዳ ከምዝአትው ክንገብር መዲብና እዮም ዝበሉ
@bereketteame2989
@bereketteame2989 8 ай бұрын
Brhane zektam akilka ketestemasl zektam
@got.2591
@got.2591 7 ай бұрын
Hqi bgujele ikum hzbbi ketehmumu buqux ybel tbel osha
@amanualsolomun5786
@amanualsolomun5786 8 ай бұрын
ናይ ሐቂ ከም ተስፎም ከ ንሰብ ዝሐሲብ ሰብ ኣሎ፡ድዩ ንውይዚኦም ፍሉይ እዩ፡ ሰልጠነ ዋላ ዉፉይ ጆን ብላክ እዚኦም (ስላሴ ናቶም እዮም ) ደይ ኣብ ሳሕል ሲ ከምኡ ዝነበረ ።ክርገጹ ጥራይ እዩ ዘለዎም ።
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 8 ай бұрын
Kab areesti wetsyu Brhane
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 7 ай бұрын
መኒኢሰያት ብርገድ ንሃመዱ ዝተረደኦም ናይ ህዝቦም መከራ ናፍቆት ስድራኦምን ሃገሮምን ንቃልሲ ስለ ስተበገሱ ዋላ ሃደ ህይሊ ተቶው ኣይብሎምን ዋጋ ህወቶም ከፍሎም ንህዝቦም ሃራ ከውጺኡዎ ኢዮም ከም ባኣል ተስፎኦም ወይ ጀይስትዲዮ የስዮፍ ንስልታን ንገንዘብ ሃለፍለፍ ኣይብሉን መርገጽ መትከል ኣለዎም
@merhawiredae5592
@merhawiredae5592 4 ай бұрын
Kiela nay afncha anadika afniqa sle zeleka check gber
@goitompaulos7143
@goitompaulos7143 8 ай бұрын
Nimintay b zaoba sebat tikalakel aleka Tefetawi tikalakel zeleka
@burhanekahsay565
@burhanekahsay565 8 ай бұрын
Azi ኣምሰልነት ዘይትገድፎ ኣይትንከፍዎ ዝብሃል ዘረባ ኣይግድንን ወዲ ኑጉስ ka ስለምታይ ከምዚ eilka ተባሂሉ ይቅረታ ክሓትት ኣይክኣለን ሰለዚ ሓቅነት ኣተለካ ንወዲ ኑጉስ አርሞ ዝመናሰይ ka ግደፍዎ ኣምሰሉታት
@berakighebreyesus8842
@berakighebreyesus8842 6 ай бұрын
HASAWI EYU EZI
@kahasegirmay6244
@kahasegirmay6244 8 ай бұрын
ዮኣኽለካ
@ayneta747
@ayneta747 8 ай бұрын
ደቂስኩም ርእይቶ ትህቡ ዘለኹም ህዝቢ ኮፍ ኢሉ ይሰምዓኩም ከምዘሎ ተረዲእኩም ኣብ ካልእ ግዜ ኮፍ ኢልኩም ብስነ'ስርዓት ክትዛረቡ ተስፋ ይገብር 1-ሙሌ ተረዲእናካ ንዲና ጸርፊ ግን ኣብዚሕካ 2-ፍናን ሓውና ውን ንዝጻረፉ ኖእ ክትብል ኣለካ 3= ኣያና ተመስገን ከሙኡ ውን ፍሊ ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ በላሕቲ
@hntsarussom
@hntsarussom 7 ай бұрын
Ezi shelham rsi turmuz mule du sumu aletawi u atfeayo shelham
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 8 ай бұрын
Denbe fthi respect yeblun! ab sinehasabu aysemamanie! Kem teazabay gn. Tesfom mehari kbret tray zeykone kuhukof u zgbeo nieru.lieli tesfom tekalasay ye zbl hasawi u Neza Kula mensey zenkiha nsu u hji gn zhazu hizom ykhdwo alewu ygerm u.xbuk negeru gn zdehal seb aymeslniu
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 7 ай бұрын
ድሁል መላት ህሱር ኣጋዚያን መንነት ኣልቦ መርገጽ ኣልቦ ተረፍ ስጉጆ ተረፍ ህግደፍ ለክባት ህሱር ዶንቆር ባርያ ህግደፍ ኢዩ ተስፎኦም
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 7 ай бұрын
@@user-je1ef3ye7k ህግደፍ የሕዋቱ እዮም ህበይ ነብሲ፡ባርያ ህውሓት ክኣ እንቃዕ ኣይኮነ ቱካይ ዓሸራ
@1995mwa
@1995mwa 8 ай бұрын
ፍናን ዓበይቲ ጌጋታት ብናእሽቱ ጌጋታት እዮም ዝጅምሩ። ከም ወዮ ሰብ ቀቲሉ ንማሕነቕቲ ምስተፈትደ ኣብዚ ዘእተወትኒ እደይ እያ ምኽንያቱ መርፍእ ሰሪቐ ምስ መጻእኩ ጌጋ ስለዘይበለትኒ ቀስ እንዳበልኩ ዓቢ ገበነኛ ኮይነ ኢሉ ዝብሃል።
@Yonatan-xc2ov
@Yonatan-xc2ov 8 ай бұрын
ኣታ መንእሰይ ንስኻ ሂወትካ ከይበቀካ ሪስኪ ወሲድካ እንዳ ኸድካ ዋጋ ሂወትካ ስንክልናኻ ከይዓጀበካ ግን ሕማቕ ንርኢ ኣለና ተዓዘብ ብስምዒት ሆይ ሆይ ኣይትበል ብብዓል ብርሃነ ዋዓግ ክትህረም ብዕስለ ብጉጅለ ብኣውራጃ ብጉሩብ እንዳ በለ ክሃርነካ ስለምንታይ ክንድዚ ዕድል ተዋሂቡ ፍናን ከውርዶ ይግባእ
@kulukemzfekedkayogoytay8057
@kulukemzfekedkayogoytay8057 8 ай бұрын
Nbridged nhamedu mkushsh kem nebokan adekan mkushash eu please respect nbrged nhamedu
@Tusfai
@Tusfai 8 ай бұрын
ኣብ ሓሳብ ወዲ ንጉስ ይሰማማዕ እየ ኢንተርቢው ዝገበራ ንብርጌድ ንሓመዱ ይድግፎ እየ ኢሉ ሕጂ ይቅረታ ሕተት ኢሎም ከዳፍእወ ሰሚዓ ብመሰረቱ ጌጋ ተስፎም ካብ ዘድንቆም እዩ ሕጂ ውን ብስምዒት ዝጽሕፉን ዝጻረፉን ይርኢ ኣለኩ ሓሳብ የብሎምን እዩ
@momonachanel6794
@momonachanel6794 7 ай бұрын
Besmit ember beredeit zeyzareb
@got.2591
@got.2591 7 ай бұрын
Hqi bgujele ikum hzbbi ketehmumu buqux ybel tbel oshabeyen adoka
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 7 ай бұрын
ሰላም የሕዋት ወፍሪ ሰላም ማለት እንታይ ማለት እዩ???? ሰላም ፖለቲካ ኣይኮነንከ እንታይ እዩ ንምኻኑ እዚ ክልተ ህዝቢ ኸ ሰላም ኣየድልየንን እዩ ኢሉኩም ይፈልጥ ድዩ እዚ ክልተ ህዝቢኸ ኩናት ይድሊ እየ ኢልም ይፈልጥ ድዩ???? ሰላም ብመሰረቱ ዋንኡ ህዝቢ እዩ ግን ሓያላት ደምን ገንዘብን ዝናፍቁ ሰላሙ መንጢለሞ
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
ህልኽ በዚሑ ቀጢልካን ተቀጢልካን ኩሉ ሓደ'ዩ
16:58
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 21 М.
ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ
18:16
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 105 М.