ዳይና ላዛ ኣይዶል ምስግና ገ/ሚካኤል ኣብ ቀዛሕታ

  Рет қаралды 46,068

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Пікірлер: 390
@ጋልኣፅቢዓባይትግራይ
@ጋልኣፅቢዓባይትግራይ Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ተፍቅሮም ስድራካ የንብርካ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ 🙏♥
@alemteklu6046
@alemteklu6046 Жыл бұрын
ዀዀ
@eframboss7505
@eframboss7505 Жыл бұрын
ምስግና ብጣዕሚ ጎበዝ ስነጥበበኛ ኢኻ ሓደሓደ ደናቁር ዝህብዎ ርኢቶ ኣይትገደሰሉ ብተወሳኺ ዓይደር ሆስፒታል ህዝቢ ትግራይ ዝኾርዓልኹም ጀጋኑና ኢኹም ቡዙሓት ዓይደራት ፍጠሩ 🥰🥰🥰
@sarontewelde01
@sarontewelde01 Жыл бұрын
ምስጌ እንኳዕ ምሕረት ኣውረደልኻ ታይ ይሳኣኖ ልመድሃኒኣለም❤
@Hagos1018
@Hagos1018 Жыл бұрын
አነስ መን ኮይኑ ይስምዓኒ መሲልኩም ስብሓት ፍላስፋ 🤔ምስግና ለባም ዘረባካ እኮ ልክዕ ናይ መደቀሲ ክላሲክ ይጥዕም ብጣዕሚ ሙቁር ለባም ወዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
@AbirhtAbirht
@AbirhtAbirht Жыл бұрын
አፋት ፀልማትግዜ ወርሒ ኮይኑ አብሪሁ ከምቶም ኩሎም ተጋደልቲ ትግራይ ተስፋ ዝሃበና ሱሑል ጎሮሮ ድምፃዊ ሃይሉሽ አርአያ ተት አምፀእልካ ክንደይ ደስ ምበለና ❤❤
@lulbahri
@lulbahri Жыл бұрын
Misgina is brilliant and lovely Artist. ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉.I have huge respect 🙌 👏 🙏 for him❤❤❤
@gggf5415
@gggf5415 Жыл бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብል ሙሉእ፡ጥዕና ይሃብካ ምስገ
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Жыл бұрын
ምስጌ ናትካ ደርፊ ምሳህ ድራር ኣየድልን ብጣሚ ፅቡቅ መግለፂ የብለይን ተባረክ ቋንጇ
@deiradubai6604
@deiradubai6604 Жыл бұрын
ምስግና ሓውይ ብጣዓሚ አይ ዝድንቀካ ናይ ብሓቂ ጅጎና ኢካ ❤❤❤❤
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ልብል ትህዝቶ ቤኪየ ምሰ ምስግና እድመን ጥዕናን ይሐብኩም አህዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@LeteshTsegay
@LeteshTsegay Жыл бұрын
ይበል ድምፅካን ናፀነትካን ዐርስእምነትካ ከየድነቁካ ካሐልፍ አደልን❤❤ ❤
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይባርከልካ ሂወትካ ዝሓወይ ዋውውው እዩ ድምፃዊ ኢካ ግን ብሓቂ ደስ ዝበለኒ እምነትካ ኣብ እግዚኣብሄር ምካኑ ዩ ❤❤❤💐🙏🙏🙏
@amanuelhailemariam1989
@amanuelhailemariam1989 Жыл бұрын
Wow !! Mesgena, You are Special Tigray ever had. I really love you. Truely professional Artist I wish and pray long healthy life with your famila. Aman T. Canada
@gezahagnshemeles2320
@gezahagnshemeles2320 Жыл бұрын
ይበል ድምፂ ተመስገን ሓወይ Keep doing the good work 🎉😢🎉🎉🎉🎉
@hagerhagos
@hagerhagos Жыл бұрын
ከም ምስግና ጌሩ ብጣዕሚ ዝምስጠኒ ኣብታ ላዛ ኣይዶል የለን ❤❤❤
@yirgalemberhe6648
@yirgalemberhe6648 Жыл бұрын
ትግራዋይ ብሐቂ ዕድመን ጥዕናን ይሐብካ ምስጌ ስነልቦና💯 አታሐሳስባ 💯 ሐላፊነት 💯 ቀፅለሉ ካባኻ ብዙሕ ንፅበ
@LieltiSolomun
@LieltiSolomun Ай бұрын
Msge nfetweka eina ❤❤❤❤
@solomonmekonen9730
@solomonmekonen9730 5 ай бұрын
I appricate you misge bro. You have positive thinker
@Netsi690
@Netsi690 Жыл бұрын
የቐንየልና ቤኪየይ💚🙏 ምስጉነይ ቐፅለሉ ግልፅነትካ ነፃነትካ ብጣዕሚ እየ ልፈትወልኻ💚👏 ነዚ ኹሉ ፈተናታት ሓሊፍኻ እንዃዕ ደሞ ዳግም ናብ ሞያካ ተመለስኻ💚🙏
@keduse1821
@keduse1821 Жыл бұрын
እዋይ ሐወይ እንቋዕ ምሕረት አውረደልካ ሙቁረይ.ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ .ብሉፅ ኢካ አብ ትግርኛና ኪነ ጥበብ💛❤️💛🥰🥰
@abusha1292
@abusha1292 Жыл бұрын
Keep up the good work on your Laza idol. What we need is an authentic judge like you. Always be yourself.
@AsdAsd-sj4xd
@AsdAsd-sj4xd Жыл бұрын
አረ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወ ምስጌ❤
@አስሊጓልትግራይ
@አስሊጓልትግራይ Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም አነስ ክፈትዎ መን አሎ ከማይ ንምስግና ዝፈትዎ ላይክ me😍😍😍😍
@azmeraasmelash7532
@azmeraasmelash7532 Жыл бұрын
Fetrlu zelewo fkri edmen tenan msmulue sdraka zahawey marey❤❤❤
@እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
@እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ Жыл бұрын
ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ጎበዝ ኣገላልፃ ኣብ እግዚአብሔር ዘለዎ እምነት ክዓ ከሕጉሰካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@negasigrmay8524
@negasigrmay8524 Жыл бұрын
I am from eritrea you are great❤❤❤
@mamdadlove
@mamdadlove Жыл бұрын
Migna is an amazing man born free and I am sure he will be rising.
@ሳሌም
@ሳሌም Жыл бұрын
ኣጆኻ ምስግና ሓዉና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና ወዲ ዓደይይ ሰላምካ ይብዛሕ ዝሓወይ ❤️❤️❤️
@medid.454
@medid.454 Жыл бұрын
Ane bihiwetey nimejemerya ab laza idol eye nimejemerya gize feleteyo. He is the Legend
@solomongebremariam1783
@solomongebremariam1783 Жыл бұрын
ምስግና ብጣዕሚ ደስ ይብል ማለት ግልፅነትካ ክማካ ዝበለ ይብዘሃዬ thank you
@TesfayBeyene
@TesfayBeyene Жыл бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ተመንየልካ ክቡር ሓው ❤🙏
@ወዲባይቶ
@ወዲባይቶ Жыл бұрын
በረከት ልምስግና ኣብ ለይኾን ሸንኮለል ኣቢልካዮ ምስግና ብቅንዕና ሓቂ ሒዙ እዩ ልዳኒ. He is our favorite judge
@frekalayu2104
@frekalayu2104 Жыл бұрын
ኣረ ድምፁ ደሰ ክብል❤❤❤❤❤
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ Жыл бұрын
ኣጆካ ቀፅለሉ ሓወኒ እቶም ዝፃረፉ ንየው በሎም❤
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 Жыл бұрын
ዋውውውው ዝገርም ድምፂ እዩ ዘለካ ምስጌ በጃካ ቀፅሎ ኣይትጥፈአና
@mahletweldeslasie2
@mahletweldeslasie2 Жыл бұрын
Wow what a beautiful voice ❤ I love it
@filimonteferi4165
@filimonteferi4165 Жыл бұрын
ምስጌ ብሱል ምሁር ፈላጥ ኢኻ ኣገላልፃኻ ምስክር ኢዩ ። ሓበሻና ግልፂ ምንጋር ኣይፍትወሉን ኢዩ ከምኡ ሎቅማፅሞፅ ኢዪ ዝፈቱ ብቻ ንስኻ ጅግና ዳኛ ኢኻ ይመችኻ ቀፅለሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካባኻ ክኣ ካብዚ ንላዕሊ ኢና ንፅበ mesge best of best #1 hero of art
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 Жыл бұрын
ብሰላም ደሰ ትብል ደርፊ እያ የቀንየልና ምሰጌ❤️👍🙏
@alishotekie2278
@alishotekie2278 5 ай бұрын
Oh wow ቀዛሕታ, thank you so much,❤❤❤❤
@ANDOM.HAMRA.YouTube
@ANDOM.HAMRA.YouTube Жыл бұрын
❤❤ምስጌ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይገበረልካ ለባም ስነጥበባዊ❤❤
@abrhamybeyn7064
@abrhamybeyn7064 9 ай бұрын
Waw Des zbil Wedi, Abti Dagninet 1 mealti rieyo btami eye tserifeyo neyre, hzi gin Msgie Kemey Aynet seb kemzkone bdembi Berihuley, Ketsilelu Zhawuna!!!
@legislegis5023
@legislegis5023 Жыл бұрын
Des kbl besmam egzabher amlak edmen tnan mstom tefkrom sdraka😮😮😮❤❤❤🙏🙏🙏
@munatigray
@munatigray Жыл бұрын
ይበል ድምፅካን ናጸነትካን ዐርሰእምነትካ ከየድነቁካ ኣይሓልፍን ብጣዕሚ ኣሰማርቲ
@abrehetmehari-cb4wd
@abrehetmehari-cb4wd Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዚ ንኡስ ወለዶ ክብል ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
ዋውውው ይበል መደብ ❤❤❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Жыл бұрын
እዚ ነዛ ጓል እንካዕ ተሓንቅኪ ዝበላ ድዩ ክክክ ብዝኮነ ዳይነት ክተካይዱ ተለኩም ብስነ ስርዓት ይኩን መዓራተይ
@EyerusTsegay-yz7wt
@EyerusTsegay-yz7wt 4 ай бұрын
ኣነ ልባዕሉ ከናድደኒ😅 ብጣዕሚ እዩ ተበሳጭዩ ዝናገሮም ነቶም ተወዳደርቲ ደስ ተይልዎከ😂 ተመሲጡ ዓይኑ እዮ ዝዕምት ክምሰጥ ከሎ የስሕቀኒ
@edlagerlis900
@edlagerlis900 Жыл бұрын
ኣጆካ ምስጉን ሐወይ ቀጽለሉ❤
@stahayyebeyo3451
@stahayyebeyo3451 Жыл бұрын
Azmarion Bro God bless you 🙏
@mebratgebre6573
@mebratgebre6573 Жыл бұрын
ኽቡር ስነ ጥበባዊ ምስግና ገብረሚካኤል ብጣዕሚ ንፍዕ ሰብ ኢኻ ብሐቂ ::ኣጆኻ ብሓንጀመንጂ ከይትደሃል ትድሃል ዉን ኣይኮንኻን ጥንኩር ኢኻ ዋ
@alemteklu6046
@alemteklu6046 Жыл бұрын
ከምባዓል ምከስግና ዝለሉ ቅኑአት ለባማት በለሕቲ እንተበዚሖምልና ትግራይና ናይባሐቂ ክትቀንዕ እያ
@AG-py4xd
@AG-py4xd Жыл бұрын
You are doing a great job Misgee I love you honesty!
@trhastesfamariam660
@trhastesfamariam660 Жыл бұрын
Ezi wdi des kbleka🇪🇷🇪🇷
@kobelkifle6994
@kobelkifle6994 Жыл бұрын
Wowww ዝገርም ድምፂ ካናሪ ዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ👍!!!!
@tarikhaile4779
@tarikhaile4779 Жыл бұрын
ካብቶም ዝፈትወም ደዬኑ ሓደ መስጌ❤❤❤❤❤❤❤🎉
@tsegagebre368
@tsegagebre368 Жыл бұрын
My god bless you and your family .really good example to all the fathers .our brother temesgen
@kanabzema_enfotainment1008
@kanabzema_enfotainment1008 Жыл бұрын
ጅግና ሓው ጥበብ
@lauradavidson3630
@lauradavidson3630 Жыл бұрын
God bless you all
@alganesh6365
@alganesh6365 Жыл бұрын
You doing perfect we like it we laugh. God bless you thank you all the way.❤❤❤❤❤❤❤
@astermarta4031
@astermarta4031 Жыл бұрын
Hji eye zsemeu zeleku Almaz eyu dmtsi ane kdanyo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gdeyfkr8926
@gdeyfkr8926 Жыл бұрын
ብሉፅ ኢካ ኩልግዜ❤❤❤🎉 በቃ
@fithawiwoldeab1916
@fithawiwoldeab1916 Жыл бұрын
ንሑሙማት ከም መድሃኒት ኮይኑ ዝድሕን ድምጺ ለካ ዕድመ ይሃብ ዝሓወይ ❤❤❤
@Tesfaymahari-i9j
@Tesfaymahari-i9j 5 ай бұрын
ብደቅኻ ተሓጎስ
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 Жыл бұрын
Bitaemi eka des tibil misge❤❤❤ bigiltsi silezeyabena eyu Eko ❤❤❤
@kalMHe
@kalMHe Жыл бұрын
Nay bhaki eye zedniko nezi wedi. Bhaki ritub zkone zereba. Plus, it never matters how you wear or act, you can wear earrings and that does not make you ineligible for what you do. Your knowledge is what is important! I am Eritrean and really love the Laza Idol show.
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ 9 ай бұрын
ምስግና ብጣዕሚ ደስ ክብል❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር ምስጋና ሓውና በኪ ፅሩይ ሰላም ንኹልኹም
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Жыл бұрын
ብጣእሚ ዝገርም ዘድንቅ ድምፂ እዩ ዘለካ እድመን ጢኢናን ይሀብካ ኣንበሳ ወዲ ትግራይ
@rutabelay3774
@rutabelay3774 Жыл бұрын
በኪ ብጣዕሚ የቀንየልና ፡፡ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ብጣዕሚ ኢና ንኮርዐልካ ( “ሰብ ማለት ሰብ ዝከዉን ሰብ ኣብ ዘይብሉ ዕለት” ማለት በረከት ኢካ”) ጀግና በጃካ ግርማዳዊት ሃ/ስላሴ አቅርበልና ንቀፃሊ ምስጉን ከኣ ቀፅለሉ .....
@MebrahtuGebrehiwet
@MebrahtuGebrehiwet 2 ай бұрын
brilliant ❤❤❤
@Benny12-w3s
@Benny12-w3s Жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ እዩ
@CyGi-w7x
@CyGi-w7x Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 Жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅሪን ምክብባርን ደስ ዝብል ኣግላልፃ እዩ ቀፅልሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብምቅፃል ግን ኣብዚ ዳኛነት ግን ቁሩብ ጎደሎ ኣለዎ ኣባሃላይ ንሓደ ሰብ ፅቡቅ እንተዘይ ደሪፉ ቁሩብ ሞራሉ ዝትንክፍ ቃላት ይዛረብ እዩ እንድሕር ተጋግዩ ሞራሉ ከይተንከፍካ ጌጋታቱ ኣሪምካ ንቀፃሊ ንክነፍዕ ምግባር ፅቡቅ እዩ ሓደ ግዝየ ዓቡዪ ሰብኣይ ክደርፉ መፅዮም ምስ ደረፉ ኩሎም ዳኛታት ስሒቆም ጌጋ እዩ ክስሕቅዎም ኣይግባእን ሓንቲ ሓፍትና ካኣ ንጓል ንምንታይ ትደርፍላ እንቋዕ ታሓነቅኪ ዝብል ቃላት ተዛሪቡዋ ስለዚ ከምዙይ ዓይነት ቃላት ፅቡቅ ኣይኮነን እዩ ስለዚ ኣብዚኣ ክስታካከል ኣለዎ ይብል ።
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
😅😅ዝገርም እንዳስሓቐ ዝምህር መሳጢ ዕላል❤❤
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 Жыл бұрын
Balti gezaka teadila❤❤❤ tebareku
@elfwgare6576
@elfwgare6576 Жыл бұрын
ንፎቴካ ኢና መዓረይ የቀንየልና 🙏
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
ብጣዕሚይ ጥበብ ኣለካ ተመስገን ሓዉና ጥበብ ወሲወሲኹ ይሃብካ ካብ ልበይ እየ ተመሲጠ እየ ኣዳሚፀዮ 😘 በረከተይ እዉን ኣዝየ እየ ዝፈትወካ ዘድንቐካን ❤ ግን በረከተይ ምስ ሰናይ ትሕትንኡ ንሰለለሙን ይኩኑኣምላክ ተተቅርበልና ምክንያቱ ሰሎም ብጣዕሚይ ኣብ ናይ ትግርኛ ሙዚቃ ዓብይ እጃም እና ሰረሐ ዝርከብ መንእሰይ እዩ❤🙏
@AmanAman-jj2gc
@AmanAman-jj2gc Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@SlamGhnvd
@SlamGhnvd 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Teklezghi86
@Teklezghi86 Жыл бұрын
መታዓብይቲ፣ኣምላኽ እንቛዕ ምሓረካ። ምስጌ ከምቲ ዝበለካ free spirited እዩ።ዘጉደለልካ ነገር እንተሃልዩ ኣዝዩ ንኡድ ተዋስኣይን ሰኣላይን ሙኻኑ ዘይምግላጹ እዩ።
@kasayareki6656
@kasayareki6656 Жыл бұрын
ምስግና ሓሪፍ፣ብሱል ኪነ ጥበባዊ ክዒላ እዩ።
@AziAzi-hs2yt
@AziAzi-hs2yt 6 ай бұрын
btami gobez beteley ab beteseb zelewo areaeya!
@Kibromkasa-Afkarer
@Kibromkasa-Afkarer 9 ай бұрын
ንምስግና ቅድሚ ሐዚ ብዙሕ እኳ እንተዘይፈለጥኩዎ ኣብ ቀረባ ግዜታት ብምኽንያት ደቁ ፈሊጠዮ፥ ናይ ደቁ (ሃሌ ሉያን ኣሎኒ ኣብን) መምህሮም ብምዃነይ ብምኽንያት እዞም ንፉዓት ተምሃሮና ኣብ ዝተራኸብናለን እዋናት ካብ ምስግና ዝተዓዘብክዎ ነገር ትሕትንኡ፣ ምስ ሰብ ዘለዎ ጥዑም ምቅርራብን ንደቁ ዘለዎ ፍቕርን ሓልዮትን እዩ። ኣምላክ ፍፁም ምሕረትን ብዙሕ ዘመናትን ይሃብኻ!!
@astermarta4031
@astermarta4031 Жыл бұрын
Ygbeaka eyu btaemi kulu ztewahabeka abiyu stota zelaka tueum bmtsawu tueum getami eka
@Hiah-mk7my
@Hiah-mk7my Жыл бұрын
ተጋሩዋይኒ
@Bana_media
@Bana_media Жыл бұрын
Wow ምስጌ well come ❤
@Tomihabesha
@Tomihabesha 7 ай бұрын
በረከት ሓውና ሕማቅ ኣይትዛረብ ሓቂሓቂ እዩ
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም❤❤❤❤
@kasayareki6656
@kasayareki6656 Жыл бұрын
Idol Show ንኽርእ ገይሩኒ ኣሎ።
@muluabrha4584
@muluabrha4584 Жыл бұрын
Mesge hawey anta jgna❤❤
@astermarta4031
@astermarta4031 Жыл бұрын
Fetyeyo btaemi Des zbl abehahla eyu kulu abehahlueu
@fkadumk1846
@fkadumk1846 Жыл бұрын
ማንም ሰብ እዩ ንምስጌ ክዛረቦ ዘይኽእል መጀመርያ ወላ አነ ፀሊአዮ እየ ነይረ ግን ፀኒሑ ብጣዕሚ እየ ፈትየዮ ምኽንያቱ ሓቁ ዝዛረብ ብጣዕሚ ሞያ ዘለዎ እዩ።
@iopo6877
@iopo6877 Жыл бұрын
ኣብቲ መጀመርያ ተሰናቢደ ነይሪ ከምዚ ኣብ ተዋዳደርቲ ክብረት ዘይብሉ መስልኒ ዳሓር ግን ግልፅንነት ቅንዕና ትግሃት ኣብ ስነ ጥበብ ትግርኛ ዘለካ ኣስተዋፅኦ ፍፁም ብቁዕ ኢካ ነቶም ተዋዳደርቲ ውን ብዘይ ስክፍታ ሓቂ ነጊርካ ብቁዓት ንክኳኑ ኢካ ትእርሞም❤❤
@abrhamybeyn7064
@abrhamybeyn7064 9 ай бұрын
Wala Ane temesasali smiet eyu neyruni, hzi gin bdembi eye fetiyo giltsnetu.
@genetgebrekrstos3215
@genetgebrekrstos3215 8 ай бұрын
❤💪🙏
@shalom5798
@shalom5798 Жыл бұрын
Moges is the Right and corect Person Love and Respekt Moges ❤
@user-shewit
@user-shewit 3 ай бұрын
ምስጌ ጀግና
@merigaltigraynice7841
@merigaltigraynice7841 Жыл бұрын
ብሓቂ ለባም ወዲ እዩ❤
@GirmayMelody
@GirmayMelody Жыл бұрын
ዝኸበርካ በረከት መኮነን ብመጀመርያ ንምስግና ስለዘቀረብካዮ ካብ ልቢ የመስግነካ :: ሪኢቶ ክህበካ ድማ እዚ ቃለመሕተት ዝወረደ ኮይኑ እዩ ረኺበዮ ካብ ምስጌ ብዙሕ ክንምሀር ክንፈልጥ ዝግብኣና ኣብ ዘይከውን ነገር ኢኻ ኮለል ትብል ኔርካ :: ብዛዕባ ኣይዶል ድማ ናይ ዓለም ለኸ ኣይዶላትን ወይ ናይ ኢትዮ ወይ ሸንግርዋ ዳናዩ ክትርኢ ትክል ኢኻ እንታይ ዓይነት ሪኢቶ ከምዝህቡ :: ምስግና ዘይተዘመረሉን ሰብ ዘይፈለጦን ብሉፅ ስነጥበበኛ እዩ :: ንቀፃሊ ግን ተኺኢልካ ንኣስመሉ ተኽሉ ወይ ንማሙሽ ሓየሎም ኣቅርበልና ኣብ ሙዚቃ ትግርኛ ዓብይ እጃም ዝተፃወቱን ዝፃወቱ ዘልው ስነጥበበኛታት እዮም::
@mesaymesay5811
@mesaymesay5811 Жыл бұрын
Des tbl knue seb❤❤
@abiwaterwhite2298
@abiwaterwhite2298 Жыл бұрын
Our Tigrinya Legend ❤
@goodislove9855
@goodislove9855 Жыл бұрын
Asmera abikas dro melhaska keyrka ygerim anyway adnakitka eye🇪🇷
Tom TDF  - ተጋዳላይ ጠዓመ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
31:10
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 13 М.
LIFEHACK😳 Rate our backpacks 1-10 😜🔥🎒
00:13
Diana Belitskay
Рет қаралды 3,9 МЛН
Man Mocks Wife's Exercise Routine, Faces Embarrassment at Work #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 5 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 3 Серия
30:50
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН
ዳያኑ ዘንበዐ ጅግና ተጋዳላይ
9:49
ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Рет қаралды 65 М.
ፈላማይ መደብ ሞቃ ፖድካስት ምስ ቀሽ ሃፍቱ - ላዛ ትግርኛ
44:25
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 62 М.
Mulugeta Maluda | ከያኒ ሙሉጌታ ማሉዳ | Wedi Romit Show
54:32
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 8 М.
ጋዜጠኛ ግርማይ ገብሩ ኣብ ቀዛሕታ ፓድካስት
1:45:28
ሕውየት ኣብ ቀዛሕታ -  Kezahta
38:27
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 9 М.
LIFEHACK😳 Rate our backpacks 1-10 😜🔥🎒
00:13
Diana Belitskay
Рет қаралды 3,9 МЛН