ዘርኡ ገብረሊባኖስ (ኽቡር ዶ/ር) - ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast - Zerue Gebrelibanos

  Рет қаралды 88,271

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

Пікірлер
@teamegebrekurstos3489
@teamegebrekurstos3489 7 ай бұрын
ሃብ ክወሃበካ ዝባሃል እምነት ዘተግብር ዘሎ ጅግና እ/ሄር ፀጋኻ የብዛሓዮ!!!
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 8 ай бұрын
አቤት ወዲ አንድቤት ትሕትና ትዕግስቲ መስተወዐሊ ኮታስ ኩሉ ነገር ዛማለእ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብኻ ሓልኻ ሓይሊ ፃፀ ግርማኻ ግርማ ለይቲ ዕድመኻ ዕድመ ማትሳላ ይግበረልኻ ናይ አብርሃም ቤት ይግበረልኻ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ሓሳዳት ሕዋሓት ይምሓርኻ 🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌾🌾
@hailetesfay3313
@hailetesfay3313 9 ай бұрын
ሃፍተም እሞ ትሑትን ለጋስን እዱብን ሰብ ብፈጣሪ እግዚአብሔር ዝተዓደለ እዩ'ሞ ፤ ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ኣብዚሑ ይሃብኻ ብሩኽ ሓውና ።
@DestaKalayu-vg8pf
@DestaKalayu-vg8pf Ай бұрын
ክንዚ ትሕትና ተዓደሉ🙏🙏❤❤
@salm1910
@salm1910 8 ай бұрын
ትዕቢት ዘይብሉ ርኣይኒ ርኣይኒ ዘይብል ብዓል ልቦና አቤት ትዕድልቲ ❤❤❤❤ እግዚአብሔር ወሲኹ ይሃብኻ ደቅኻ አብ ቁምነገር የብፀሐልካ ፈጣሪ ትድነቅ ሰብ ኢኻ
@herilove7188
@herilove7188 9 ай бұрын
ሰብ ሃፍትን ነጋዶን ትግራይ ካብ ዘርኡ ክትማሃሩ ተስፍ ይገብር☝️
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw 8 ай бұрын
በሓቂ
@እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
@እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ 8 ай бұрын
ዋዉዉ ኣቤት ትዕድልቲ ፍልጠት ምስ ትሕትና ብሓቂ መምህር ትግራዋይ ኢኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ይሃብካ
@HdSf-j9s
@HdSf-j9s 8 ай бұрын
ልመጀመርያ ግዜ ሙሉእ ኢንተርቪው ናይ ደኩተር ዘርኡ ሰሚዐ ሓሳባቱ ዕላምኡ ትሕትንኡ ደስ ክብለካ ፈጣሪ ዝሓሰብካዮ ኩሉ የሳኽዐልካ ❤❤🎉🎉
@solomongselassie5435
@solomongselassie5435 8 ай бұрын
ዋው፣ ብስለት፣ ትሕትና፣ ቅንዕና፣ ልግሲ፣...ኣብ ሓደ ተጠሚሮም ዝተዓደልዎ ሰብ። ተባረኽ
@SeraaSera-z1q
@SeraaSera-z1q Ай бұрын
ተባረክ ዕድመካ ይንዋሕ እንጀራካ ኣዕርዩ ይብዛሕ ዶክተረይ❤❤❤❤❤❤
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 9 ай бұрын
"ስም ይመርሕ ጥዋፍ ይበርህ"እምብር ዘርኡ ኢኻ ዘርእኻ ይባረኽ ብፈጣሪ🙏🎉❤❤❤💙💙
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 9 ай бұрын
ዘሩኡ ገብረሊባኖስ አብ ጋንታአፉሽም ጣብያ ሓድነት ቁሸት ደብረማዓር ዝብሃል ቦታ ተወሊዱ ዓብዩ ካል ኩሉ ትዝበሎ ሓቂ እዩ ባዕሉ ብፅፍሩ እዩ አብዚ በፂሑ ጅግና መርአያ ህዝቢ ትግራይ ንበረልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ከማካ ዝበለ የብዘሐልና
@محمدظمظد
@محمدظمظد 8 ай бұрын
ትሕትና ኻ ቀፅለሉ
@weldeweldu
@weldeweldu 8 ай бұрын
ቀዛሕታ ሚድያ ከምዚኦምዝበሉ ጀጋኑ ተጋሩ ብምቕራብካ ኣዝየ የመስግን። ንዶ/ር ዘርኡ ገብረ ሊባኖስ ድማ ናይዚ ዘመን ጀግና ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘለካ ንፁህ ትግራዋይ ብምኻንካ የቐንየልና።
@BettyGyohans
@BettyGyohans 8 ай бұрын
Hzbi abo tigray❤❤❤
@ተመስገን-አ9አ
@ተመስገን-አ9አ 9 ай бұрын
ተባረክ ዕድመካ ይንዋሕ እንጀራካ ኣዕርዩ ይብዛሕ ዶክተረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@filmongebre2021
@filmongebre2021 9 ай бұрын
@Vcinlv23
@Vcinlv23 9 ай бұрын
🙏🙏🙏♥️
@Asa-zg7mi
@Asa-zg7mi 8 ай бұрын
ዎሱኹ ይሃብኻ ኣሜላክ ደማ ላሓገዝኻ ያንብርኻ ሕያዋይ ወድ ህዝብ ❤❤🙏🙏👏👏👏
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 9 ай бұрын
D r ዘርኡዋይ 7+ ዘርእካ ይባረክ ኣቦ ዉፅዓት ሓቦኛ ትግራዋይ ከማካ የብዛሓዮም👑❤️💛
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 8 ай бұрын
ትሕትና ምስ ፈሪሃ እግዚኣብሄር እግዚኣብሄር ኣብዚ ደረጃ ኣብፂሑኒ ኢሉ ንፈጣሪኡ ዝዝክርሰብ እሞ ከኣ ሃፍታም ኮይኑ ካብዚ ዓይነት ሰብ ዘቅንእ ታይ ኣሎ ወሲኩ ፈጣሪ ይባርከልካ 🙏
@mulugatebider1601
@mulugatebider1601 8 ай бұрын
በእውነት ነዉ የምላቹህ በትግራዋይንቴ ኩራት ልክ የለውም ትግራዋይ ምንም ቦታ ላይ ፍፁም ምርጥ ናችሁ ። እስካ ሀወይ ግና የ ገንዘብ ብቻ ሳይሆን የአእምሮ ሀብታም ነህ ። እስቴ ምርቅ ላድርግህ እንደ ሽማግሌ እንደ አሸን ብዝት በል ።
@SalamSalam-nz2ox
@SalamSalam-nz2ox 8 ай бұрын
አቦህዝቢ❤
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 8 ай бұрын
ዶ/ር ዘሩኡ ኣቦ ትሕትና ኣታ ናይ ትሕትና ኮሌጅ ኻፍትኻ ንዶ ኣምህረልናይ ዞም ሰብ ሃፉት😂😂😂ናይ ብሓቅ ልባም ኣስተዉዓል በት ዝተዉሃበካ ፀጋ ንትዕብት ተይኮነይ ንትሕትና ምጥቓምኻ በጣዕም የሖጉሲ እስካዕ ፍፃሜ ይግበረልኻ ሃቡ ክዉሃበኩም ይብለና ቅዱስ እግዚኣብሔር እት ተዉፁኦ እግዚኣብሔር ዕጽፍ ዕፅፋፃፉ ይወስኸልኻ ኣያዋና ብጣዕም የና ንፎትወካ❤❤
@qwerqwqwettqw8363
@qwerqwqwettqw8363 8 ай бұрын
ትዕድልት ጎደሎ ለይብሉ ውህብቶ ኣምላክ እዩ ብሓቅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ 👏👏👏
@awetashwoldeselassie6975
@awetashwoldeselassie6975 9 ай бұрын
አታ ጀግና ለጋስ ሩሕሩሕ ጥዑም ወሲኹ ወሲኹ ይሓብካ ዝጎደለ ይመለአልካ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኻ ኩሉ ትግራዋይ ከማኻ ተዝኾን ትግራይ መሓለፈላ
@adugaltgray3831
@adugaltgray3831 9 ай бұрын
አቦ ህዝቢ ትግራይ❤ ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላክ አብዚሑ ይሃብካ🙏🙏🙏
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu 8 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን
@MkKm-w4d
@MkKm-w4d 8 ай бұрын
ዘርእካ ይባረክ❤❤❤❤ ንዘላኣለም
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte 9 ай бұрын
አንታ ብከመይ ንግለፁ ዘርኡ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እንበር
@emebetእሙ
@emebetእሙ 8 ай бұрын
ዘርኡ ዘርእካ ይባረክ ጅግና ለጋስ ትግራዋይ❤️❤️❤️💛💛💛
@wozamdagnawredai4679
@wozamdagnawredai4679 8 ай бұрын
@tigraweytimama1174
@tigraweytimama1174 8 ай бұрын
ፈጣሪ ሐሳባት ልብካ የሰምረልካ ከሰምረልካ እዩ ካዓ❤❤❤❤
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k 9 ай бұрын
ትሕትንኡ ደሰ ክብለካ 💖💖ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏 ኣቦ ውፅዓት ሓውና 🙏💖💖💖💖💖
@AtsbhaTesfay-l9l
@AtsbhaTesfay-l9l 8 ай бұрын
ዘርእካ ይባረክ
@SHEWITጓልትግራይ
@SHEWITጓልትግራይ 8 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቂ ሓልላ መሬት 🎉🎉❤❤
@MkKm-w4d
@MkKm-w4d 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ አሜን❤❤❤❤
@tomastomi2055
@tomastomi2055 9 ай бұрын
ዘርኢ ትግራይ 😍😍😍
@ተመሰገንኣምላኬ-ሰ9ጘ
@ተመሰገንኣምላኬ-ሰ9ጘ 8 ай бұрын
ተመሰገንአሰይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 9 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና ዝኹሉ እንዳ ገበረ እዚ ኹሉ እንዳ ሃለዎስ ክንድዚ ትሕትና? መምህር ኩሉ ዓይነት ሂወት ኢኻ። ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃብካ!
@finhassaron2183
@finhassaron2183 Ай бұрын
Edme yhabka fetari berekhetka yenherbb bdeqkhq tehagos kab Eritrea 🇪🇷 ❤
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 8 ай бұрын
ደኩተር ዘርኡ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ያሃብካ ኣቤት ትዕድልቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ያሃብካ ተሂብካ ኣምላክ ይህበካ ተጋሩዋይ ኣነሲ ፆሎት ክገበር ተለኩሲ መድሂን ኣለም ኣቦይ መልእ ኣብለሉ ዘይውዳእ ሃቦ እየ ዝብል ሓደ ነገር ትሕትንኡ ሓደ ሓደ ሃፍታማት ኣንሕና ደቂ ሰባት ንእሽተይ ሒዝና ኢና በጨጭ ንብል እዙይግን ኣምላክ ዘባረኮ እዩ ኣነኮ ብዝገበሮ ❤ጋል ዘርኡ እየ ዝብል ሰለ ዝፈትው በረከተይ ❤❤
@dargealem
@dargealem 8 ай бұрын
ውይይይይ! ውሕልና ቃላት ተዓድልካ ጥዕና ምስ ዕድመ የዋርስካ ሙሉእ ዘይጉዱል ኮይኑ ናትካ /ንዘርኡ ገብረልባኖስ/
@abadittsegay3303
@abadittsegay3303 9 ай бұрын
አጀወትኺ ትጎራይ!! ከም ዘርኡ ዝበሉ ጠዋሪ ፁጉማት መመሊስኪ ውለድልና!!!! ዕድመን ጢዕናን ተመነኹ!!!!
@eseyasghebrhiwet
@eseyasghebrhiwet 9 ай бұрын
ቃላት ትስእነሉ መግለጺ ኣልቦ ተባረክ ብልሒ :ትሕትና :ልግሲ : ቅንዕና...ወዘተ ኣጆኻ ነባሪ ታሪክ ኢኻ ትሰርሕ ዘለካ መርኣያ ወይ ኣብነታዊ መንእሰይ ትግራይን ትግራውነትን ኩሉ ኣባካ'ሎ ኣጆና ኩሉ ዝካኣሎ ክገብር ሓላፍነታውን ግዴታውን'ዩ ቤኪ ውን ዝነኣድ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ ኮርዒ ዳ..ትግራውነት ይዓምብብ!!! ኣምላክ ኣቦታት ተጋሩ ይመስገን ትንሳኤና ግድን'ዩ!!
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 Ай бұрын
መለኣኽ አግዚኣብሄር ኣብ ዙርያኻ ይንበር ሃልሉያ ከብሪ ኣምላኽ አስራኣል አባረኽ
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 8 ай бұрын
ጀግናን ህያወይን ለጋስ ሃውና ደ /ር ዘርኡ ገ /ሊባኖስ እግዚአብሔር መመሊሱ ጽግኡ የብዛሃልካ ደቅካን ሃዳርካ ዝተባረከ ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Lisha-cq8ct
@Lisha-cq8ct 8 ай бұрын
አብዚሑ ይሃቦ
@herangetachew-dh5ip
@herangetachew-dh5ip 9 ай бұрын
ትገርም ሰብ ኢኻ ዝሓወይ እንኳዕ ናብዙይ አብፀሐካ መዓረይ ፈጣሪ አብዚሑ ይሀብካ
@gdhfteucdgb8388
@gdhfteucdgb8388 3 ай бұрын
የኔ አባት ከብ ዓይኒ ሓሳዳት አምላክ ይሓልካ እውነት ንኩለና ዓቡዪ ትምህርቲ ግዛ ዕዮ እዩ ሂብና ዘሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@sltan0030
@sltan0030 8 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ዝምነያ ትሚኒት ዝበለፅ ራኢ ዘልዋ በዓል ሃፍቲ ኩብር ሰብ❤❤❤
@BabucarrNget-lu2qh
@BabucarrNget-lu2qh Ай бұрын
❤❤❤ ካሊእ ይትረፍ እቲ ትሕትናካ ያኣክል 🙏
@miligaltewahedoyouteb
@miligaltewahedoyouteb 8 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና ተገሪመ 🤔 ኣምላኽ ኣቢዚሑ ይባርኽካ 🙏
@richochewa1640
@richochewa1640 Ай бұрын
Great job Zerue ❤️🙏❤️👍👍👍👍
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 9 ай бұрын
ቀዛሕታ ነዚ ክቡር ሰብ ዘቕረብክሙልና ካብ ልቢ ነመስግን ተመሓይሹ ድማ አለኹም ሰብ ዓዲምካ ቃለ መሕተት ክትገብር ሓሳቡ ክሳብ ዝውድእ ትዕግስቲ ክህልወካ አለዎ አብዚአ ግን ዋው ማራ ደስ ይብል ብዝተረፈ ቀፅልሉ❤❤
@hfhb8272
@hfhb8272 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ንጉስ ትግራይ🎉🎉💞💞💞💘
@yemanehaile6892
@yemanehaile6892 8 ай бұрын
ዘርኡ ናይ ባሓቂ ሙሩፅ ዘርኢ ትግራይ ኢኻ ክቡር እግዚአብሔር ጥዕንኻ ሂቡ ዕድሜኻ ኣንውሒ ምዕብልትን ፅብቅትን ተተካቢት ዘይኮነትስ ዋህቢትን ተካቢትን ትግራይ የርኢኻ ብደቅኻን ናብራኽን ታሓጎስ🙏 ቀዛሕታ'ውን ፍሉይ ውህብቶ ትግራይ ኢኻ በርቲዕኻ ቀፅለሉ👍
@CdfxfFgdxg
@CdfxfFgdxg 8 ай бұрын
ባዓል ምሉእ ሕልና ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 8 ай бұрын
ኣነ ዝስብኣይ ክሪኦ ከለኹስ ኣብ ገፁ ርህራሀ ትሕትና ኣብ ገፁ ይቅረፀልካ❤
@ama-b8b5k
@ama-b8b5k 29 күн бұрын
ዘርኡ ይበል ትሕትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዘርእካ ይባረከ❤ ❤❤❤❤❤❤
@Yordi-t
@Yordi-t 8 ай бұрын
ናይ ዘርኡ ቃለ መሕተት ካብ ዝልቀቅ ኣትሒዙ ብዙሕ ኮሜንት ሪአ ብሓፈሻ ተጋሩ ኣይንሰርሕ ኣይነስርሕ ዓይነት ሰባት ኢና ዘርኡ ግን ምሳካ ማዓረ ዲና ተጋሩ ተባሂልና ክንፅዋዕ ናትናን ናትካን ትግራዋይነት ሐደ ድዩ የተሓሳስበኒሎ😂ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካኣሰርካ ክንክተል ኢና❤
@klkl3640
@klkl3640 Ай бұрын
ኣቦ ዉፁዓት ኩሉ ኣማሊኡ ልሃበካ ፈጣሪ ተዓዲልካ❤
@HaileNigus-m1j
@HaileNigus-m1j 8 ай бұрын
ፅቡቕ ኣተሓሳስባ ምስ ፅቡቕ ኣተገባብራ ኣጣሚሩ ዝሓዘ ምሩፅ ትግራዋይ ❤❤❤❤
@berhaneberhane7241
@berhaneberhane7241 8 ай бұрын
ብሐቂ ሰብኩን እሉ ዘማራይ ዳዊት ንወዱ ሶሎሙን ንስኻ ገብሩ ገብረሊባኖስ ካብቶም ሕልና ዘለዎም እግዝአብር ዝባረኸካ ቡሩኽ እኻ ከማካ ዝበሉ የብዝሕ እግዝአብሄር አብዚሑ ይሃብካ ዘርኻ ይባረኽ
@tadessekidane5523
@tadessekidane5523 8 ай бұрын
ደክተር ዘሪኡ ኣምላክ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ ትሕዝቶካ ይባርከልካ ጸዓራይንርትካን ቁኑዕልቦናካን ኣምላክ ይዕቅበልካ።
@YoDaha
@YoDaha 8 ай бұрын
ብሓቂ ትሕትና ዘለዎ ወዲ ብጣዕሚ የቀንየልና ኣምላክ ዕድመ ምስጥዕና ይሀበልና ብጣዕሚ ነመስግን ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ኣቦ ውፁዕ
@sadlaf3144
@sadlaf3144 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@MhretKhsay
@MhretKhsay Ай бұрын
ኣነጋገሩ ለወጣት ትግራይ ዋና ዋና ትምህርት ካብ ልምድኻ ብቅንዕና ስለ ዘካፈልኻና ከልብ ናመስግን❤
@TbletsTblets
@TbletsTblets Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና
@ariamemun9576
@ariamemun9576 8 ай бұрын
ሰላም ኣብነታዊ መንእሰይ ጅግና ወዲ ትግራይ🇪🇷😍🙏
@እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ
@እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ 9 ай бұрын
ተባረክ ባዓል ሰፊሕ ሕልና ዕድመኻ ነዊሕ እንጀራኻ ሰፊሕ ይግበሮ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣቦ ህዝቢ ትግራይ ኣቦ ትሕትና ኣቦ ዓቅሊ ኣቦ ለዉሃት ልግሲ ንበረልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Nolaweher
@Nolaweher 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ካብዘለካ ኣብዚሑ ይባርካ ኩሉ ከማካ ተዘሓስብ ኣበይ ምተበፀሐ 。በዚ ናሰረቁ የዕንይዋ በዚ ድማ ችግራ ጉድኣታ ዝሕክም ናይ ክልተ ዓለም ሰባት ይገርም 😢
@berhanegmichaelabay2282
@berhanegmichaelabay2282 9 ай бұрын
ንተግባር ስም ይመርሖ ከምዝበሃል ዘርኡ ብንኡሱ ዓብይ፣ ካብ ካልእ ዘይሃፍተመ ልዕሊ ካልእ ለጋስ እዩ'ሞ እዚ ኣቦ ብዙሓት ስኡናት ዝኾነ ዘርኡ እግዚኣብሄር ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw 8 ай бұрын
ዋይይይ ደስ ክብል እታ ናይ ልበይ ሓሳብ እሲ ግሊፂዋ ኣቱም ሰባት ናይዚ ወዲ ሓሳብ እንተሰሚዒናዮ ቀደም በሃፍተምና ነይርና
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 9 ай бұрын
ትሁት ጀግና ተባረክ ዘሩ ዘርካ ይባረክ ሐወይ 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@mozagalwukromoza1672
@mozagalwukromoza1672 8 ай бұрын
❤ዓምዲ ትግራይና
@VshsGshs-w2t
@VshsGshs-w2t Ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ኢኻ ኣቦና ዘርኡ❤❤❤
@mulumulu3028
@mulumulu3028 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ለዋህ ሐውና ❤❤❤
@ወዲእገላ
@ወዲእገላ 9 ай бұрын
ዘርእኻ ይባረኽ ብሓቂ ቅንዑ ሰብ ❤🎉❤🎉❤
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያህብኻ አቤት ትሕትና እግዚአብሔር ያክብርኻ ካብ ዓይኒ ሓሳዳት ያውፅእኻ🙏💗
@AwetGebreanenya
@AwetGebreanenya 8 ай бұрын
ዘርእካ ይብዛሕ አቦ ትግራይ ❤❤❤ ንገሰልና ንጉሰይ👍👍👍👍
@titititi3495
@titititi3495 8 ай бұрын
ብሩኽ ሰብ
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Betami Betami Betami dess zebel amlak esral yebareka buruk hawey
@ابوعلي-ش8ش8ي
@ابوعلي-ش8ش8ي 8 ай бұрын
❤❤❤❤ዕድመይ ጥዕና ይሃብኻ ይሃብኻ ክብር ሓዉና አቱም ስባት እዛችግሪ ግዜ ክንደይ እያ አሪእያትና ብናይ ሓቅ❤❤ ዓድ ዳዑንዩ ዓድ ዳቁንዑን አሪእያትናን እዛ ግዜ❤❤❤
@sollomon2172
@sollomon2172 9 ай бұрын
ትምኒተይ ትግራይ ከማኻ ዝመሰሉ ሰባት ክስስኑላ እዩ ዘርእኻ ይባረኽ ሓው
@7yyg-o5n
@7yyg-o5n Ай бұрын
ትሕትና ልቦና ልዉህና ኣማሊኡ ዝሃቦ ሰብ ዘርኡየ ዘርእካ ይባርክ መድሃኒአለም ዝሓወይ❤
@Treychvvbb
@Treychvvbb Ай бұрын
ዕድመ ይሃብካ ❤️🥰🥰🥰
@የድንግልማርያምልጅነ-ኰ1ፐ
@የድንግልማርያምልጅነ-ኰ1ፐ 20 күн бұрын
ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አሜን❤❤❤
@SeluTesfay
@SeluTesfay Ай бұрын
እግዚኤብሔር ኣብዚሑ ይሃብካ ባባ ዘርኡዋይ ለዋህ ዉዳሴ ከንቱ ዘይፈቱ
@Jdjdjdj-w5i
@Jdjdjdj-w5i Ай бұрын
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@selam801
@selam801 9 ай бұрын
ዋው ትሕትንኡከ ክንደይ ደሰ ይብለኻ እዩ አቦ ውጽዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤😊
@ቲቲትግራወይቲጓልወየንቲ
@ቲቲትግራወይቲጓልወየንቲ 9 ай бұрын
ልዕሊኩሉ እቲ ትሕትንኡ ይኣክል ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክኩቡር ሰብ❤❤
@ዓደይመንዪዋሕስኪ
@ዓደይመንዪዋሕስኪ 9 ай бұрын
ትሕትንኡ ደስክብል ሙሉእ ሰብ እግዚአብሔር መሊሱ መላሊሱ ይባርክኻ❤
@yemanegebremeskel-d9r
@yemanegebremeskel-d9r 20 күн бұрын
ዕደመን። ጥዕናን የሃብካ
@Afewerki-nm4cc
@Afewerki-nm4cc Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክንደይ ሃፍታማት አለው ግና ቆቋዓት ኦዮም።
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 8 ай бұрын
ኩሉ ከማኻ ተዝከዉን ሃፍታምን ትሑትን እዚ ኩሉ እናገበረ እናሓገዘ ዘይዛረብ♥️💛🥰
@Eleni-elu5mm
@Eleni-elu5mm 8 ай бұрын
Edmen tena abzhu Amlake yhabka abo tigray gelbtka genzbka ybarek ❤🙏
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 9 ай бұрын
በረከት ስለልጋበዝካዮ የቀንየልና ዶ/ር ዘርኡ ኣብዚሑ ይባርካ ኣቦ ውፁዓት❤🎉
@حسن-ف8غ1س
@حسن-ف8غ1س 9 ай бұрын
ዒድመን ጥዒናን ያሃብካ እኒየካ ትሕትና ❤❤❤
@MidoMiu
@MidoMiu Ай бұрын
ዘርእኻ ይባረኽ ብሓቂ ቅኑዕ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣር❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@nadernegash827
@nadernegash827 8 ай бұрын
የኔ ጀግና 🙏🙏🙏❤️🧡💛💚💙💜
@MeadaTsabat12
@MeadaTsabat12 9 ай бұрын
ከም ናትካ ኣተሓሳስባ ንኹሉ ተዝዕድሎ ፈጣሪ ሲ❤❤
@AbrahaMahari
@AbrahaMahari Ай бұрын
ቐጽለሉ፡ሕልምኻ፡ኽግህድ፡ኢዩ፡ፈጣሪ፡ይሓግዝካ፡ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን።
@leakemeresa4342
@leakemeresa4342 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ዘርኡ ንሰናይ ተግባርካ! ከም ህዝቢ አብ ፍልጠትን ንቅሐት እንተነተኩር አብ ህንፃ ጥራህ ዘትኮርና ይመስለኒ ።
@brhanemehari4738
@brhanemehari4738 8 ай бұрын
ልቢ ኣምላኽ ዳዊት ሰብ ኩን ወደይ ዝበሎ ቃል ንጥበበኛ ሰለሙን ዝተባህለ ቃል ኣብ ዘርኡ ሪኤዮ ኣቱም ሜድያታት እትውንኑ ንኸም ዘርኡ ዝበሉ ሰባት እናዓደምኩም ኣቕርቡልና ንኹሉ ኣርኣያ ዝኾኑ ሰባት እዮም ብጣዕሚ እዩ ኣርኣያ ዝኾነኒ ኩልና ኸኣ ከም ዘርኡ ክንኮን ኣለና ከምቲ ቃል ወንጌል ዝብለና ኣብ ውሑድ ተኣሚ ኢኻሞ ኣብ ብዙ ክሸመካ እየ እዩ ዝብል እሞ ኣብ ዘለናዮ ቦታ ግዴታና ንዋጻእ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
A4
Рет қаралды 17 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 98 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 89 МЛН
25 ዓመት ኣብ ቤት ህንፀት - ቀዛሕታ
36:37
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 112 М.
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН