ዝገርም ፍቕሪ ወድ ድኻ ምስ ጓል ሃብታም

  Рет қаралды 42,162

KB react

KB react

Күн бұрын

Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976 , allowance is made for " fair use " for purposes such as criticism , commenting , news reporting , teaching , scholarship , and research . Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing . Non - profit , educational or personal use tips the balance in favor of fair use . 1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them ) 2 ) This video is also for informational purposes . 3 ) It is not transformative in nature . 4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary . kb react does not own the rights to these video clips . They have , in accordance with fair use , been repurposed with the intent of educating and inspiring others .
#eritreanfilm2023 #eritreanmovie #neweritrean ##eritreancomedy #neweritreanmusic2023 #kapphili #eritreanmusic #neshneshtv #eritreancomedy2023 #ዳኒቤሪreaction #tekletesfazgi

Пікірлер: 65
@ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
@ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ Жыл бұрын
ናይ ሓደ ወገን ጥራይ ፍቅሪ ቃንዛ እዩ
@TesfahiwetGere
@TesfahiwetGere Жыл бұрын
Baqi kebid eiu fqri tegodeiu zeytrdaalu wedey❤❤❤
@NfjfFhuf
@NfjfFhuf Жыл бұрын
ዋይፍቅሪመሕዘኒኡፍፍፍፍፍፍ😢😢😢💔💔💔
@hujoni6679
@hujoni6679 Жыл бұрын
ፍቕሪ እቲ እንኮ ብዓይኒ ዘይረአ ሓደገኛ ብማም ኢዩ😢
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. Жыл бұрын
ብሓቂ ልቢ ዝጎድእ ኢዩ ግን ንሳ ብትዕቢት ዝተመልአት ኣብ ውሽጣ ድማ ወለሓንቲ ዘይብላ ባዶ ምኻና የርኤካ ከምዚኣ ዝበለት ከተፍቅር ውን ተትተርፎ ምሓሾ ምበልኩ ምኽንያቱ ወላ ኣጋጣሚ ንሕትኡ እንተተቀበለቶ ከተሳቅዮ ክትነብር ኢያ እሞ ከኣ ጋል ኣንስተይቲ። ወላ ውን ኣተዓባብያኣ ስድረኣ ትሕትናን ፍቅርን ኩሉ ሰብ ብ ኣርኣያ ስለሳ ዝተፈጥረ ክቡር ምኻኑን ሰናይ ግብርን፡እናመሃሩ ኣየዕበይዋን ንሳቶም ውን ሃብቲ ንዋይ እምበር ሃብተ ልቦና ወለሓንቲ የብሎምን ነዚ ኢዩ ከኣ አምላክ ሃብታም መንግስቲ አምላክ ካብ ዝኣቱስ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቀልል ዝበለ😢።ንሳኸ እንታይ ኮይነ ኢላያ ክብዚ ኩሉ ዓመተት ኣቤት ማእሰርቲ ኮለል ተብሎ ሓንቲ መዓልቲ ኮፍ ኣቢላ ዘትሰምዖ እንድሕር ዘይደለየቶ፡ከኣ ቀስ ኢላ ከተረድኦን፡ብሕውነት ንኽቕጽሉን ከተዘራርቦ ትኽእል ነራ ኢያ። አምላክ ኣቦይ ካብ ከምዚ ዝበለ ዕውረት ልቢ ሰውረና❤
@grmayhayle-v4x
@grmayhayle-v4x Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ሓቀኛ ፍቅሪ ከምዚ እዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NfjfFhuf
@NfjfFhuf Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@SalmhAcfa
@SalmhAcfa Жыл бұрын
ብሓቂ ሕቅኛ ፍቅሪ ሊሓድ ስብ ክብድ እዩ ❤❤❤❤❤
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Жыл бұрын
ልዕሊ ኹሉ ናብ ኣምላኽ ምምላስ እዩ፡ እግዚኣብሔር ልዕሊ ኹሉ ፍቕሪ እዩ። ናይ እግዚኣብሔር መንደስ ውሽጥና እንተገዚእዎ፡ ንመንፈስ ኣምላኽ እምበር ንስሚዕታና ኣይንግዛእን ኢና። እዚ ኹሉ ግን ናይ ዲያብሎስ መንፈስ ኣብ ውሽጥና ክስልጥን ከሎ፡ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና፡ ስለዚ ንዑ ናብቲ ፍቕሪ እኾነ ፡ ናይ ዘልኣለም ህይወት ዘሎዎ እግዚኣብሔር ኣምላኽና፡ ናይ ዘልኣለም፡ መንበሪና። ንዑ እግዚኣብሔር ይሕሸና፡ ዓለም ከዳእን ጨናዊትን ፡ መናዊትን ኣያ፡ ንግሆ ንግሆ ፍቕሩ ሓድሽ ዝኾነ እግዚኣብሔር ግን ካብ መዓር ወለላ ይጥዕም። ስለዚ ህዝበይ ንዓ ናብቲ ፍጹም ሰላም፡ ዘሎዎ እግዚኣብሔር ኣምላኽና። ተባረኹ።
@NewLife-n2b
@NewLife-n2b Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ድዩ🙄
@ሜሪጋልማርያምኪሓ
@ሜሪጋልማርያምኪሓ Жыл бұрын
❤❤❤❤😢😢😢😢😢
@lovefamily846
@lovefamily846 Жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ መሕዘኒ ታሪክ💔💔💔💔💔
@letemichalyohnans3198
@letemichalyohnans3198 Жыл бұрын
Btami zgerm yu
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ Жыл бұрын
ባጃካ ቐፅል😢😢😢😢
@Dania09082
@Dania09082 Жыл бұрын
እዚ እሞ ስቕ ኢልካ ኢዩ ትዕቢት። ምጀመርታ ብግቡእ ሰሚዓ መልሲ ዘይትህቦ። እቲ ቤትፍርዲ እውን ሓሚሙ ከምዘሎ እንዳ ርኣዩ ናብ ናይ ኣእምሮ ሓኪም ክኸይድ ክውስን ኔርዎ ማለት ስቕ ኢሉ ድዩ ክእሰር ዝፈርድ።
@asmeromzemuyzemuy1723
@asmeromzemuyzemuy1723 Жыл бұрын
ህልከኛ
@e.t.777
@e.t.777 Жыл бұрын
ኣይ ናይ ሰብ ነገር ክንዲ ዘፍቀረስ ዝኹላይ መከራ ብሓቂ እዚ ኩሉ በደል ክረክብ ኣይነበረን እስርቤት ውን ኣይምተገበኦን እንተኪእልኩም ንታ ብልቢ ዘፍቅራ ክተራክብዎ ፍቅሩ ንክገልፀላ ዕድል ክትህብዎ ነርኩም መዓረይ ከመይ ዝበለ ፀገም እዩ ወሪዱዎ እግዚኣብሄር ሓቀኛ ፍቅሪ ይዓድለና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@MeritadeseMeri
@MeritadeseMeri Жыл бұрын
በጃካ ቀፅል❤❤❤❤❤
@KiilOpiu
@KiilOpiu Жыл бұрын
ዋይ ሓወይ ሕማቕ ታሪኽ 😢😢😢😢😢😢
@abbyha7518
@abbyha7518 Жыл бұрын
Yay wedey 💔
@Rahwa123-e9h
@Rahwa123-e9h Жыл бұрын
❤❤❤❤
@ጎልዞምጀጋኑፈረ
@ጎልዞምጀጋኑፈረ Жыл бұрын
💔😭💔😭
@AbbyAbby-fu8jk
@AbbyAbby-fu8jk Жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Жыл бұрын
ብጣዕሚ ማሃሪ ታሪክ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤ፍቅሪ ንክልተ እምበር ንሓደ ካብ ዕረ ዝመረረ እዩ😢😢
@yonasyoni8530
@yonasyoni8530 Жыл бұрын
ሃቃኖ ኣፊካሪ አያ አዚ ገን መሊሲ ናታ ከ ኒሚኒታይ አዩ ኪተስመኦ ዘይከኣለቲ ኪተሚለሰሉ የገባኣ በዘኮን በላ ❤❤❤❤❤
@SalamSalam-lj4mm
@SalamSalam-lj4mm Жыл бұрын
😢😢😢😢😢❤❤❤😢😢😢
@bcbc4594
@bcbc4594 Жыл бұрын
ቀፅል በጃካ 2 ክፋል😢😢
@kbromhadush3878
@kbromhadush3878 Жыл бұрын
Eway sikay 😥😥😥😥😥😥😥
@efiyoni3399
@efiyoni3399 Жыл бұрын
❤❤❤😍❤❤
@ts69977
@ts69977 Жыл бұрын
እዋይ ሐወይ😢😢😢😢😢
@robfitness7401
@robfitness7401 Жыл бұрын
Btami hazine ane antezkewn neta gal mqetelkwa nere
@godlove9119
@godlove9119 Жыл бұрын
ኣብ እስሪበት ይመሃር ይርሳዓለ😢
@ShaSha-v3b
@ShaSha-v3b Жыл бұрын
😢😢😢😢
@እግዚአብሔርጓሳይየእየዝጉ
@እግዚአብሔርጓሳይየእየዝጉ Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@nawnaw569
@nawnaw569 Жыл бұрын
2ይ ክፍል እባ ግበሩላ 😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢❤❤❤❤❤❤❤
@salamaaa905
@salamaaa905 Жыл бұрын
No More Love💔
@Goitom-ou2pk
@Goitom-ou2pk 8 ай бұрын
Kezaraeba nerwo
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 Жыл бұрын
😢😢😢 ጭንቅ ሓቅ ዱኡ ግን
@MuluebrhanAdhanom-rp3ej
@MuluebrhanAdhanom-rp3ej Жыл бұрын
Nezi dea entay hto delikalu aboye guday bit frdi ente bexihu ksab zkone zkowen ab thti keydi kxenih alewo tezey kielomo ka enda shaiebya((ሻዕብያ)) ስደድዎ ከማሳስሎ እዩ ባዕሉ አዚ ፍቅሪ ዘይኮነ ህማም ናይ ገንዘብ እዩ ዘለዎ
@ixhjsjsjhs3176
@ixhjsjsjhs3176 Жыл бұрын
ፍቅሪ ባዕልካ እትመርጾ ኣይኮነን
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ Жыл бұрын
ክላእ ሓሶት ክከውን አለዎ😂
@johnwick7208
@johnwick7208 Жыл бұрын
Women come women go What happened to him 🤔
@merimeri-ps7hs
@merimeri-ps7hs Жыл бұрын
Behaki hade seb mfkar kebid eiu
@merimeri-ps7hs
@merimeri-ps7hs Жыл бұрын
2 kfal bejak ketla brather
@eliasmahjoub9568
@eliasmahjoub9568 Жыл бұрын
እወ ተሰፋይ ሓቀነኛ ኣፍቅሩ እዩ ግን እሳ ሃብታ ኣፍቅራ እቲ ዳኛ ክርድኦ ኣይከኣለን ከመይ ገሩ ክፈትሖ ውሳነ ኣይሃበን ሕቶ ተስፋይ ድኻ ምካኑ ካልእ መፍትሕ ነሩ እሱ አዕጋቢ መልሴ ካባኣ ነሩ ክትሰምዖ ነረዋ ፍርዲ ካብኣ ነሩ ዳኛ 2 ገዝየ ምስ ፈረደ 3 ግዝየ ብከመይ መንገዲ ምምሃዝ ነርዏ ሓቀኛ ፍቅሪ እዝ አሰዩ እት ሓቀኛ ፍቅሪ ናይ ማዕዶ ይከፍእ ድካምካኑ እዩ ግድላቱ ካብዝ ጓሓፍ እንተ ኣልዩ ካባካ ዝሽኩረ የሎን ሓቀኛ እንተኮይንካ ካብ ድክነት ክትወጽ ንትሓባበሮ ስቃይካ ሩድእ እዩ
@eliasmahjoub9568
@eliasmahjoub9568 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ ካብ ሓቐኛ እንተ ኾይኑ
@batseba8511
@batseba8511 4 ай бұрын
ከምዚ ዉን ኣሎ እዚስ ጽላለ ኢዩ
@semeregerie
@semeregerie Жыл бұрын
Qexla pls
@hayaluberha5887
@hayaluberha5887 Жыл бұрын
Zykwen fkry kkkkkkk gual habtam nes gual deka kab kubo meray Lechy zyfelta zblae zynebern endayn Europa Kanada ms atewa kal kidanen bara zbleo fkry kkkk
@kibromtemesgen
@kibromtemesgen Жыл бұрын
😊
@almazhawariat9238
@almazhawariat9238 Жыл бұрын
The desire of true love doesn’t discriminate.
@ቃልጓልተዋህዶ
@ቃልጓልተዋህዶ Жыл бұрын
❤❤❤😥😥😥😥
@SegenZerabruk
@SegenZerabruk Жыл бұрын
neta weda ktrdAlu Anber ktredAwo Aygban Ayu meknyatu fkra hayal sele zkone
@SirakSirakftwi
@SirakSirakftwi Жыл бұрын
Ane welhanti aytemeharkun gizey beliatley
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. Жыл бұрын
ብሓቂ ልቢ ዝጎድእ ኢዩ ግን ንሳ ብትዕቢት ዝተመልአት ኣብ ውሽጣ ድማ ወለሓንቲ ዘይብላ ባዶ ምኻና የርኤካ ከምዚኣ ዝበለት ከተፍቅር ውን ተትተርፎ ምሓሾ ምበልኩ ምኽንያቱ ወላ ኣጋጣሚ ንሕትኡ እንተተቀበለቶ ከተሳቅዮ ክትነብር ኢያ እሞ ከኣ ጋል ኣንስተይቲ። ወላ ውን ኣተዓባብያኣ ስድረኣ ትሕትናን ፍቅርን ኩሉ ሰብ ብ ኣርኣያ ስለሳ ዝተፈጥረ ክቡር ምኻኑን ሰናይ ግብርን፡እናመሃሩ ኣየዕበይዋን ንሳቶም ውን ሃብቲ ንዋይ እምበር ሃብተ ልቦና ወለሓንቲ የብሎምን ነዚ ኢዩ ከኣ አምላክ ሃብታም መንግስቲ አምላክ ካብ ዝኣቱስ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቀልል ዝበለ😢።ንሳኸ እንታይ ኮይነ ኢላያ ክብዚ ኩሉ ዓመተት ኣቤት ማእሰርቲ ኮለል ተብሎ ሓንቲ መዓልቲ ኮፍ ኣቢላ ዘትሰምዖ እንድሕር ዘይደለየቶ፡ከኣ ቀስ ኢላ ከተረድኦን፡ብሕውነት ንኽቕጽሉን ከተዘራርቦ ትኽእል ነራ ኢያ። አምላክ ኣቦይ ካብ ከምዚ ዝበለ ዕውረት ልቢ ሰውረና❤
@ghhg1825
@ghhg1825 Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@yhhgi1597
@yhhgi1597 Жыл бұрын
😢😢😢😢😢
@عيونعدي
@عيونعدي Жыл бұрын
😭😭😭😭😭
@meryemm2193
@meryemm2193 Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@yhhgi1597
@yhhgi1597 Жыл бұрын
😢😢😢😢😢
@Natiwediabi
@Natiwediabi Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@yhhgi1597
@yhhgi1597 Жыл бұрын
😢😢😢😢😢
@adak3185
@adak3185 Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 5 МЛН
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 152 МЛН
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, September 23, 2023
41:55
🔥ዓገብ ን ዳህላክ
35:05
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 23 М.
ዘይንፈልጦ ሓይልና!
15:17
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 15 М.
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 5 МЛН