Kiflom Ykealo ft Samuel Meles- Hzbi Tigray - ህዝቢ ትግራይ- New Tigrigna Music 2021

  Рет қаралды 1,617,528

Adulis Natna

Adulis Natna

3 жыл бұрын

Adulis Natna - ህዝቢ ትግራይ- ብ ክፍሎም ይከኣሎ- Kiflom Ykealo ft Samuel Meles - Hzbi Tigray - ህዝቢ ትግራይ- New Tigrigna Music 2021
For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
Adulis Natna @2021

Пікірлер: 4 100
@Axumawi14
@Axumawi14 3 жыл бұрын
‪ብርኪ ዝኮንካዮም ‬ ‪እግሪ ዝኮንካይም ‬ ‪ክሃድኑኻ ጀሚሮም ‬ ‪ድሮ ምጉያይ ኪኢልም‬ 🥺🥺
@user-jb9ub4dv3d
@user-jb9ub4dv3d 3 жыл бұрын
😭😭💔
@NeguGalTgray
@NeguGalTgray 3 жыл бұрын
ክፍሎመይ ጅግና ሓወይ መዓረይ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እንታይ ክብለካ ኣነስ ግን ናትካዉን ዓቢ ታሪክ ሰሪሕካ ታሪኽካ ንዘላኣለም ኣይክንርስዖን ኢና ወገነይ ክብረት ይሃብካ ኩቡር ሓደዩ ዕጫና ወይከ ፈተኽ ዓወት ንትግራይና
@esayasokba2150
@esayasokba2150 3 жыл бұрын
ስነጥበባዊ ነባሪ ታሪክ ክሰርሕ ከሎ ዩ ስነጥበባዊ ዝበሃል ምናልባት ሕጂ ሰብ ክገርሞ ይክእል ዩ መድረክ ተቃያያርይ ክሳብ ዝኮነ ከም ታሪክ ናባሪ ስራሕ ዩ ጩራ ባንዲ ሰላም ንሕዝብናን ጎረበትና ትግራይን ይምነ።
@tsgabberhane4761
@tsgabberhane4761 3 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@dagiBrhane
@dagiBrhane 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹💪💪💪💪😘😘😘
@wediweyenti7586
@wediweyenti7586 3 жыл бұрын
ብሓቂ ኣነ ብልበይ ከም ክፍሎም ዝፈትዎ የለን ስለ ሓቂ ዝቆመ ኣምላክ ሰላምካ የብዛሓዮ የቀንየልና ከምዚ ከማይ ዘድንቆ እስኪ Like ይሃበኒ
@selamdalyselamfi4084
@selamdalyselamfi4084 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወገነይ ናተይ ደመይ
@assebchannel6735
@assebchannel6735 3 жыл бұрын
እስከ ንህዝቢ ትግራይ ብምድራፉ ትሕጎሱ፡ መንእሰይ ኤርትራን ትግራዋይ ኣብዚ ኮመንት ላይክ ኣጽግበኒ። 1000 ላይክ።
@hereewedierey8180
@hereewedierey8180 3 жыл бұрын
Nhzbi mdraf💯ydgfo neti srat weti hader gn entay kgebrelu'u zderfelu zelo 🤔
@user-fw7fc9kj6j
@user-fw7fc9kj6j 3 жыл бұрын
💞💞❤❤❤
@user-pc2cp8xf4z
@user-pc2cp8xf4z 3 жыл бұрын
አነ አለኩ ብጣዓሚ
@user-pc2cp8xf4z
@user-pc2cp8xf4z 3 жыл бұрын
@@hereewedierey8180 ንህዝቢ እበይ ንካሊእ ድአ አበይ ደሪፉ ድዩ
@user-nh5hd6wy7y
@user-nh5hd6wy7y 3 жыл бұрын
💛❤✊
@user-iq9gt9zh4j
@user-iq9gt9zh4j 3 жыл бұрын
አብ ልቢ ትግራዋይ ዓብዪ ቦታ አለኻ ክፍሎም ሽኾር ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ንዓኻ😍😍😍ዓወትን ሰላምን ንትግራይና🙏🙏🙏
@user-zj5sx7ny4w
@user-zj5sx7ny4w 2 жыл бұрын
ክክክ ኣሽንካይ ንዚ ታራ ሰብስ ነፋጥ ድኸን ድምጻዊ እየ ባሃላይ:: ህዝቢ ናይ ከተማ ትግራይ እኮ ንፈልጦ ኢና ንካል እየ ደጠልም ጽባሕ ካኣን ትጠልምዎ ንዚ ከዳዕ 4 ነጥቢ ብሕም ደበለ ይታሓጎም ኤርትራዊ የ ወዲ ሳዋ ዙ26
@teyfahijbttmkl
@teyfahijbttmkl 2 жыл бұрын
@@user-zj5sx7ny4w hakika aytegagekan weshleklek kiblu giziom wediom
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 2 жыл бұрын
ዖዕወር ተባር ሰክ በል
@emteemte3985
@emteemte3985 2 жыл бұрын
Wala etom eritrawoan zeyhgdefawian beza derfi ezi tray bftwet kflom kinmewit ena ndeli axelilna eyu anbesa
@emteemte3985
@emteemte3985 2 жыл бұрын
@@user-zj5sx7ny4w tm bel sawa lieley aytfelton mai nefhi lieley aytfelton asmera university lielye aytfelton masawa red sea lieley aytfelton asmera lieley aytfelta gedli hagerna lieley aytfelton gn fetika xelieka neana amharay zeykones tgraway eyu demna hiwetna xegiena bkilxmu nzelalem,kinebr eyu enber kab kemzom kemaka zbelu keytemahru ab wthdrna edmiom yehlifom seb kem natom denkiru kinebr zhasbu dea kab suru ketifiewo hasibom kid temahar bejaka
@tubeaseytube7780
@tubeaseytube7780 2 ай бұрын
አብቲ ተስፋ ቆሪፅናሉ ዝነበረ ጊዜ ተስፋ ዝሃበትና ደርፊ፡ ሐዚ 2024 ክሰምዓ ተለኹ ብዙሕ ነገር ተስታውሰኒ Thank you Kiflom
@negash7146
@negash7146 3 жыл бұрын
ግጥሚ100% መልእኽቱ 100% ይበል ናትና ሂብካና ተጋሩ ክብረት ይሃብካ
@seniabera7723
@seniabera7723 3 жыл бұрын
kefelom jegena behaki lebame abi sebe eka
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 3 жыл бұрын
ናትኩም ሂብኩም መቓብር ሰማእታት ኤሪትራ ከምዘፍረስኩም ቅጺጽ ስለ ዘይበሎዩ እዚ ሕማቕ ።
@myukp5003
@myukp5003 3 жыл бұрын
@@wedimonguda4417 wedi seraqi. Telim tariku 👇🇪🇷🤮🤮🇪🇷👇🇪🇷🖕🖕
@negash7146
@negash7146 3 жыл бұрын
@@wedimonguda4417 ( ፀጋመ ህልም )ምስ ሰረቕቲን ዓመፅቲ ኣይኮነን ዘረባና ሎሚድኣ ዓለም ፈሊጡኩም እንታይነትኩም ሕቡእ ዝነበረ ካሕዳማትን ቀናኣትን ዓይንኹም ደም መሊኡ
@abrhamtesfay9319
@abrhamtesfay9319 3 жыл бұрын
@@wedimonguda4417 hasewuti weqaru teykewun aytizarebu
@amanuelgebru2541
@amanuelgebru2541 3 жыл бұрын
ድህሪ ዓወት ኣብ ትግራይ ኸይድና ሓቢርና ንደርፈሉ ግዜ ክህሉ እዩ። የቐንየልና ክቡር ሓው
@user-nh5hd6wy7y
@user-nh5hd6wy7y 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@jdhdhdxhddjdjxh9419
@jdhdhdxhddjdjxh9419 3 жыл бұрын
ውውውወወወወወወ
@ezgabheryemasegen6009
@ezgabheryemasegen6009 3 жыл бұрын
🙏🏽🙏🏽🙏🏽👍🏽❤️
@happylifeg8994
@happylifeg8994 3 жыл бұрын
ዝገርም ትንቢታዊ ግጥሚ !!! 💖
@user-gf6zb2pp5p
@user-gf6zb2pp5p 2 жыл бұрын
Naybki ✔️
@Amir-de1lt
@Amir-de1lt 2 жыл бұрын
👌👌👌
@alganeshnemec5182
@alganeshnemec5182 2 жыл бұрын
@@Amir-de1lt 💪🏻♥️🏵♥️💥
@emteemte3985
@emteemte3985 2 жыл бұрын
Wala ane tegerime eye kefali nhzbi eritrea wekilu kemzderefelom eye zhasbo etom hade klte hdgef gedifka
@haftomhailegebriel8710
@haftomhailegebriel8710 3 жыл бұрын
ናይ ኣቦ ኮይንዎም ዘይተርፍ ዓወት ግን ናትካ እዩ....ሕሉፉካ እዩ ምስክር ትግራይ ትስዕር💪💪💪💪❤❤❤
@michealaraya6717
@michealaraya6717 Жыл бұрын
ሰክት ቆንዳፍ ጨናዊ
@RaienaMedia
@RaienaMedia 3 жыл бұрын
ክፍሎም ይከኣሎ ካብቶም መግለጺ ዘይብሎም መንእሰያት ናይ ዘመና ኢኻ እሞ ዕፍመ ጥዕና ይሃብካ ። ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ♥
@kbrabandu382
@kbrabandu382 3 жыл бұрын
ኣፍሪካ ተስፎም ወዲ ገስጉስ ጥራሕ ቀረባ መጻኢና ካብ ለብዘበን ትሓል ዶ ኢልካ ኢካ ጉዳይ መይታ ኤርትራውነት ሞይታ መጸት ትግራይ ዓደይ
@helloafrica412
@helloafrica412 3 жыл бұрын
ተስፋም ፍርያት ናትካ እዩ ሰብ ዝዘርኣ እዩ ዝዓፅድ
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
ጹቡቕ ኣፍሪኻ ተስፌ ሓቂ ጓዕጺጽካ ኣይወግሕን ከም ቲ ዝበልካዮ
@MegaTsigereda
@MegaTsigereda 3 жыл бұрын
✊🏾
@hanibiniam1479
@hanibiniam1479 3 жыл бұрын
Yes
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 3 жыл бұрын
የቀንየልና ኤረትራ ኣሕዋትና ከፍሎሞይ ❤️
@brhaneandom1548
@brhaneandom1548 3 жыл бұрын
Hawka dele Njes 🖕🖕🖕
@liverpoolanfield130
@liverpoolanfield130 3 жыл бұрын
@@brhaneandom1548 @Sekt hgdef shfta sahl mechm selam aytfetwun ekum
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 3 жыл бұрын
@@brhaneandom1548 ኣታ ደንቅሮ ሽጋራም ሌባ ጋሓፍ ናይ ጥልያን ሰራቂ🍴🥣🍴🥣👢👢👞👞🍴🍴🥣🥣🍴🍽🍴🥣
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 3 жыл бұрын
@@brhaneandom1548 ጸላእቲ ሰላም ፎእ ህጅዉን የህዋትና ፍንጫህ መሰንገልና እዮም
@berhedaniel6566
@berhedaniel6566 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ተባዓት ዮም ሰብ ስረ ደቂ ትግራይ ክዕወቱዮም።
@habeshawibarka1822
@habeshawibarka1822 3 жыл бұрын
ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ዝኾንኹም እስከ ላይክ ጽቀጥዋ
@muqursedetena2965
@muqursedetena2965 2 жыл бұрын
Gudayey aykonen wala fah yebelo. Resahat
@BoomBoom-op7hj
@BoomBoom-op7hj 2 жыл бұрын
@@muqursedetena2965 ናሰብ ሃንጎል ድዩ ሂቡክ ርእሲ ደርሆ
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
@@muqursedetena2965 ተሮጉዋቢ ኬብዞም ማኽኑድ ኢኻ kkkkk
@milugaleri5196
@milugaleri5196 Жыл бұрын
🙃🙃🙃
@binman8831
@binman8831 Жыл бұрын
ኣነ ኣብ ጎኒ ህዝበይ ኣለኹ ኣጆኻ ህዝበይ እቶም ኣብ ሕቁፎኻ ዘለዉ ፀላእትኻ እውን ናይ ኢዶም ክረኽቡ እዮም ።ንሶም ኣብ ወንበር ኮይኖም ንሰላሳ ዓመት ብደም ኣቦታትና ንሶም ነቢሮ ሕጂ ግና ማንም ሰብ ኣፈቅደሎምን ።ፍትሒ ንህዝበይ
@hshshtvwj7471
@hshshtvwj7471 3 жыл бұрын
ብሰምዒት ጀሚሩ ወዲእዋ ናይ ብሓቂ ንሰኻ ኢኻ ሓዉና💪💪💪💪💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@emteemte3985
@emteemte3985 3 жыл бұрын
Yes naybhaki anbesa eyu wawww .dmxu zema gtmi simietu kulu perfect
@MOHA-pp6tq
@MOHA-pp6tq 3 жыл бұрын
ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
@berhedaniel6566
@berhedaniel6566 3 жыл бұрын
ዓወት ንጀጋኑ ሰብ ስረ ደቂ ትግራይ
@thelifecoach9695
@thelifecoach9695 3 жыл бұрын
ኣእዛን ጸላኢ ዝበስዕ ሮኬት👂👂።👌👌👌
@samerahmad9793
@samerahmad9793 3 жыл бұрын
ብሓቂ
@user-wn5hl6dc7d
@user-wn5hl6dc7d 3 жыл бұрын
ብሓቂ ትግራይ ትዕወት አጆኩም
@wezamkbrom7937
@wezamkbrom7937 3 жыл бұрын
Nay bhaki
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 3 жыл бұрын
Bhaqi
@liverpoolanfield130
@liverpoolanfield130 3 жыл бұрын
Right
@user-xu5uq1bt3c
@user-xu5uq1bt3c 2 жыл бұрын
ኩቡር ሰብ መጠን ነቡሱ ይካብር ይቅንየልና ኩፉሎም ሓውና ኣንጀራ ዓለም ብላዕ ዝሓወይ
@user-cd7zl6td8u
@user-cd7zl6td8u 3 жыл бұрын
ትግራይ ትስእር ትብሉ ላይክ ወቁትለይ
@AliAli-dy6pl
@AliAli-dy6pl 3 жыл бұрын
ብስምዒት ጀሚሩ ወዲእዋ ናይ ብሓቂ ንስኻ ኢኻ ሓዉና!!
@herowedi7619
@herowedi7619 3 жыл бұрын
Nayibaki
@banagrmaygrmay1132
@banagrmaygrmay1132 3 жыл бұрын
Kkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@flimonabraham4440
@flimonabraham4440 3 жыл бұрын
Naybehaki
@mylifeis2810
@mylifeis2810 2 жыл бұрын
@@banagrmaygrmay1132 kkkkkkk 🤣🤣🤣😂😂
@user-fo4rt3kr5q
@user-fo4rt3kr5q 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@grmaytesfay57
@grmaytesfay57 3 жыл бұрын
ህወሓት ኣሐንቂቁና ኔሩ ብለይቲ ሰኪርና ፍትሒ ንብል ስሪሕና ስራሕ ንመርፅ ሰላም በዚሑ ሰላም ንዘርጎ ብዕሽነትና ከዚ ድኣ ኣብይ ኩሉ ዘሪጉዋ ኣይተርፍን ግን ዓወት ግድን እዩ
@Menke_24_gut
@Menke_24_gut 3 жыл бұрын
ግጥሚ 100% ዜማ 100% ኮታ ኩሉነገራቱ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@user-qz7ez6rx3p
@user-qz7ez6rx3p 3 жыл бұрын
ክፍልሸይ ጅግና❤️⭐️💙💚☪️✝️💪
@rutahaile2171
@rutahaile2171 3 жыл бұрын
ክፍሎም ሓወይ ናትና ጽቡቅ ስራሕ ።ዓወት ንህዝቢ ትግራይ።
@m.h7246
@m.h7246 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ ሓላላት ኩሉ ሓቂ ኢዩ። ንፍቕሪ ሲዒሩ ክፈላልየና ዝኽእል ሓይሊ የለን። ንግዚኡ ግን ብሓዊ ክንሓልፍ ናይ ግድን ኢዩ። ጽባሕ ግን ሕውነትና ዝበለጸ ክንከውን ኢና። ሰላም ንሕዝብታትና😍
@eiyorsalemhaylemaryam9840
@eiyorsalemhaylemaryam9840 3 жыл бұрын
ልክዕ አለካ ሓወየ ካብ ፍቅሪ ዝዓቢ የልቦም ኣብዛ ዓለም
@selamabkulu4179
@selamabkulu4179 3 жыл бұрын
Hakka bruk hawey Bsenki etom resahat hgdef kea ylkmuna neana mswxat dow elna zelena hgdefun medakrtun keytefeu neana hzbi Eritrea n tegaru ahwatnan erefti yelen bfxum kab gex mdri ktefeu alewom hgdef medakrtu deki dergn
@user-nf9gc5mk6b
@user-nf9gc5mk6b 3 жыл бұрын
ጅግና
@berhedaniel6566
@berhedaniel6566 3 жыл бұрын
ኣጆኻ ጅግና ወደ ጀጋኑ ሰብ ስረ ተባዓት ጀጋኑ ሰብ ሓቂ
@user-ot6fx5kl6v
@user-ot6fx5kl6v 3 жыл бұрын
ክፍሎመይ ካብ ልቢ ነመስግነካ ኣብ ፀገምና ግዜ ኣብ ጎንና ዝኮንካ ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግራይ ትዕወት💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@denaitmebrahtu3271
@denaitmebrahtu3271 3 жыл бұрын
ኣነም ምዚ ህዝቢ ትግራይ ፍቅር ሕዙኒ😍😍 ኣጀኹም ኣብ ጎንኹም ኣሎና
@salamasalama9963
@salamasalama9963 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት የሕዋትና ረሑስ ሓድሽ ኣመት ካኣ ይኩን🇻🇳🇪🇷
@yakiteame8739
@yakiteame8739 3 жыл бұрын
ናይ በሓቒ ጽቡቕ ስራሕ ከፋሊን ሳሚ ኣሕዋተይ ። ሎሚ ነቲ ውጹዕ ሓውካ ኣጆኻ እንተ ዘይበልካዮ ፡ ጽባሕ ዓወት ምስ ተጎናጸፈ እንተ ኣጠቓዕካ እንታይ ዩ ፋይዳዩ። እንቋዕ ናትና ኮንኩም ወገናተይ
@dagiBrhane
@dagiBrhane 3 жыл бұрын
💪💪💪💪😘😘🌹🌹
@landescap2262
@landescap2262 3 жыл бұрын
Yes taki hawey
@filiabrha5980
@filiabrha5980 3 жыл бұрын
💪 ትግራይ ወይከ ፈተክ ንዓካ ከዓ አብ ጎንካ አለና ቀፅለሉ አንታ ተባዕ ጅግና ።
@user-uk3ur1bt8o
@user-uk3ur1bt8o 3 жыл бұрын
ህዝቢ ትግራይ ክዕወት ኢዩ ሰላምካ ከም ማይ ዛራ ይኹን ኣታ ብሩኽ ህዝቢ ትግራይ ሓዉኹም ደላይ ሰላምኩም ዝደሊ ፍቕርኹም ከም ማይ ስሃራ ዝጸምኣኒ ኤርትራዊ ሓዉኹም ኢየ love u hzbi tgray❤🙏።
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h 25 күн бұрын
ጎይታዋይ❤
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 3 жыл бұрын
ዳይ ንቅዲምት ደቅ ትግራይ ክሕሎ ዓወትና ናይ ግደን እዩ አለኩም ዶ ብትግራወይነቱኩም ትኮሩዕ ሃገርይ ትግራይ መነተይ ትግራወይት
@tiruworkhailu8001
@tiruworkhailu8001 3 жыл бұрын
ድምፃዊ ክፍሎም የቅንየልና ኤርትራዊ ሀውና ፍታዊይ ትግራይ 🇪🇷❤🇻🇳🙏🙏
@berhedaniel6566
@berhedaniel6566 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ሰብ ስረ ኣሕዋትና ሰብኡት
@eyobgidey6543
@eyobgidey6543 2 жыл бұрын
Tagerway day nadik k tdaerf zaika
@zhraazhraa1794
@zhraazhraa1794 Жыл бұрын
ደምፃዊዊ ክፋሎም❤💚❤
@abdullahiadan1155
@abdullahiadan1155 3 жыл бұрын
God bless tigray 🇻🇳🤲 I love Ethiopia🇪🇹 and Eritrean🇪🇷 song🎶♥️💯from Somalia 👉🇸🇴💪🤞
@melakemehari5244
@melakemehari5244 3 жыл бұрын
ናጸነት መቀል ናጻ ምስ ወጸት ትስምዕዋ ዝልኩም ላይክ ኣጆና ኤረይ & ትግራይ በጃካ ህግደፍ ጸላኢ ይብልናን ሓውኩም ደላይ ሰላም ወዲ ኤረይ
@justicepeace3764
@justicepeace3764 3 жыл бұрын
ጸሮና ዓደይ ሰብ ሕልና እያ ተፍሪ። ኣጆኻ ክፍሎም ወዲ ህዝቢ።
@chimichai7066
@chimichai7066 3 жыл бұрын
ናይብሓቂ ንዕሞር ኣውጺኻ ማለት'ዩ ክክክክ
@justicepeace3764
@justicepeace3764 3 жыл бұрын
@@chimichai7066 nay Omer Gedifka kale Tezareb .Sidrabetu kemey Zebelu werejatat eyom. Kab binieshteu embley zebele eyu.
@chimichai7066
@chimichai7066 3 жыл бұрын
Behabelom Gidey ናይብሓቂ ክቡር ሓው😊 ይጻወተካ'የ ዘለኹ እምበር ይትረፍ ካብ ሓደ ዓዲ ካብ ሓንቲ ማህጸን ዝተፈጠሩ ከማን ብዙሕ ፍልልይ እዩ ዘለና ደቅሰባት
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 3 жыл бұрын
@@justicepeace3764 lolllll omer sidi wediesyas
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 3 жыл бұрын
ኣከለ ጉዛይ እኩል ኢዩ ጎድነይ።
@kiflebahta5102
@kiflebahta5102 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ግዜ ኮይኑ እምበሪ ደቂ ምደረ ቀዳሞትን ጃጋኑን እንዲና ከም ናይ ቀደምና ክኣ ናብ ንቡር ክንምለስ ኢና 🥰🥰
@user-mj1gm8nb1g
@user-mj1gm8nb1g 3 жыл бұрын
ክፍሎም ሓወይ ካብ ልቢ ነመስገን ይቀነይልና♥♥♥♥♥🇻🇳🇻🇳
@denaitmebrahtu3271
@denaitmebrahtu3271 3 жыл бұрын
ሓቂ ሓጎስኩም ሓጎስና ብኻትኩም ብከያትና ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎንኹም ኣሎና ክሓልፍ እዩ 😍😍😍
@user-gb7jk1me7w
@user-gb7jk1me7w 3 жыл бұрын
የቀንየልና ክፍሎመይ ደመይ ትዕወት❤💛💪 ህዝበይ ለዋህ ህዝበይ ፈቃር ደላዪ ሰላም እቶም ነቶም ፀላእትኻ ከም ናይ ትማሊ ክሓፍሩ እዮም ሓቦን ፅንዓትን ቀለቡ ህበይ💊👌
@user-ex7of7mu8n
@user-ex7of7mu8n 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ንብዓት ምቁጽጻር ዝኣበዮስ ይህሉዶ ? ክፍሎመይ ክብረት ያሃበልና🙏🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@selmmgdey4646
@selmmgdey4646 3 жыл бұрын
ኣጆኺ ክሕልፍ ኤዮ ahhh
@tsegai
@tsegai 3 жыл бұрын
The same here I could not control my emotions thank you kflom hawey for saying all what is in our heart. We stand with tigrean people.
@ezgabheryemasegen6009
@ezgabheryemasegen6009 3 жыл бұрын
አታ አነ አነ አለኩ
@habtomh3392
@habtomh3392 3 жыл бұрын
I can not stop crying too because I stand with Tigray and feel all their pain as I am always when my Eritrean people suffer abs I myself suffered in the hands of evil Isaias and his rule as are thousands of Eritreans and now Tigray people we should unite Eritreans and Tigray to win over evils Isaias and Abiy Tigray and Eritrean people win
@user-gx9nz8dx9t
@user-gx9nz8dx9t 3 жыл бұрын
ኣጆኹም ደቂ ዓደይ ሓላፋ እዩ
@genettekle8928
@genettekle8928 3 жыл бұрын
አቱም ሰባት ከማይ ዶሎ ምምናው እምበር ሲኢነዬ ካብ ግጥሚ ድዩስ ዋላስ ካብ ድምፂ ።viva ክፍሎም ይካአሎ ጎኒ ውፁዕ ጎይታ ይባርካ🙏❤🕊🇪🇷
@betigalweyenti120
@betigalweyenti120 3 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ኩሉ ክሓልፍ እየ ሃገር ትግራይ ትዕወት😍♥️✊✊✊✊😍😍😍😍👏✊
@user-lt7yk2nk6k
@user-lt7yk2nk6k 3 жыл бұрын
ክፍሎም ናትና የቀንየልና ።ተጋሩ(1.3k) ኣብፅሕሎይ
@amanulsium5973
@amanulsium5973 3 жыл бұрын
Ewe natkum nakum wsedwo msakum ymasasel eu keman bkedemu wn zeybrhani tekawami eu derafaysi kem bal andit kkewn alewo bhageru zhasb hasdat
@erimedia5022
@erimedia5022 3 жыл бұрын
@@amanulsium5973 ቀዲምካ ኣይትናድ ጽባህ ምሕማይ ከይ ከፍአካ ክሎም ሓደ እዮም እንትርፊ ንጽቡቅ ንሕማቅ ሃሲቦም ኣይፈልጡን
@amanulsium5973
@amanulsium5973 3 жыл бұрын
@@erimedia5022 kemey diu eti xbuk bzaeba selam diu zderf zelo
@erimedia5022
@erimedia5022 3 жыл бұрын
@@amanulsium5973 ቅድም ደርፊ ጽቡቅ ኣይበልኩን ንሳቶም ሃሳቦም እዩ ንጽቡቅ ይሃስብዎ ስል ዝኮን ጽቡቅ ነገር ካ ብደርፊ ዘይ ኮነ ምስጋና ኣምላኽ እዮ እቲ ጽቡቅ ስለዚ ክብል ዝደልኩ ስብ ምሉእ የለን ምሉ ንምካን ግን ምጻር እዩ ክቡር ሃወይ
@amanulsium5973
@amanulsium5973 3 жыл бұрын
@@erimedia5022 eti zderfwo ko kab hasabom zetbges eu kemey eilki hasabu xbuk tbliyo.tblo
@user-gj6sf2ph8g
@user-gj6sf2ph8g 3 жыл бұрын
ኣበይ ኣለኩ ኣድነቅቲ ክፉሊ♥ለባም♥ዓብይ ስብ ደላይ ፍቅርን ስላም♥ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስሑል ጎሮሮ ♥
@eiliteimissyoueritreatigra8016
@eiliteimissyoueritreatigra8016 3 жыл бұрын
Kiflom slmat ygbo Eu ok Tigray my family’s and friendship so I am from Eritrea but I stand with Tigray jgina
@eiliteimissyoueritreatigra8016
@eiliteimissyoueritreatigra8016 3 жыл бұрын
Ok
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 3 жыл бұрын
Alena
@wediberene5297
@wediberene5297 3 жыл бұрын
Alena sis kuflom kndi 10000000
@liverpoolanfield130
@liverpoolanfield130 3 жыл бұрын
Ane ms zom Tigray fqri hizuni kflom jigna
@biriktitareke
@biriktitareke 2 жыл бұрын
Oh my God... I love so much this song... very emotional... ❤💛❤💛❤💛
@user-ee6qy4iq7z
@user-ee6qy4iq7z 3 жыл бұрын
ክፍሎም ሑብ ፍልልይ ዝይፈልጥ ንበረልና እስኪ ኣታ መቅሰን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💪💪
@user-lh6hy7oq4l
@user-lh6hy7oq4l 3 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ አለኩም ዶ አስቲ አተባብዕዎ አይትሕመቁ 💪🇻🇳💪
@kokebteklay5205
@kokebteklay5205 3 жыл бұрын
I just want to say wow. this is some great editing. I bet it took a while to piece together everyone's cams and sync it. Good job.
@kenyadan390
@kenyadan390 3 жыл бұрын
Aye sebay am proud of you kiflish❤am from dekemhare
@jemsasli3870
@jemsasli3870 3 жыл бұрын
ዘገርም እዩ🤔 ኣጆና ተጋሩ ንዕወት!👍🏻♥
@assefahayelom1418
@assefahayelom1418 3 жыл бұрын
ኤርትራውያን አሕዋትና የቀንየልና። ምቃል ጎኒና ኢኹም ናይ ብሓቂ። ኣብ ኢስራእል ምስ ብዙሓት ኤርትራውያን ተፋሊጠ እየ። ኩሎም ትጉሃት፣እሙናት፣ፈተውቲ ትግራዋይ እዮም። ሕማቅኩም ኣየርእየኒ አቱም ጀጋኑ። ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን።
@assefahayelom1418
@assefahayelom1418 3 жыл бұрын
@Eritrean Orthodox እሽኒ ሓሕዋትና። ህግደፍ ዝገብሮም ነገራት ንህዝቢ ኤርትራ ከምዘይዉክሉ ንፈልጥ ኢና። ጽባሕ ክወግሐልና እዩ። ኣጆና ጥራይ።
@josig2315
@josig2315 3 жыл бұрын
@@assefahayelom1418 You don't need to thank you, we are doing it for our own Identity. Our Identity is not Eritrean. We are Tigrian by Identity; Eritrea is our citizenship country for now. Remember, Kiflom is Tigraway as you are.
@peacebeuponyou2005
@peacebeuponyou2005 3 жыл бұрын
@Eritrean Orthodox ክሓልፍ ዩ ናይ ኢሰያስ ዓገርገር። ንስኹም ግን ነቲ ዝተረፈ ትውልዲ አምህርዎ። ናትና ምቅታል ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ ዩ በዚሑ ዘሎ
@assefahayelom1418
@assefahayelom1418 3 жыл бұрын
@@josig2315 well articulated. I can not be more proud. I love my Eritrean and Tigray people
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 3 жыл бұрын
We are ONE 💪🇪🇷🇪🇷💪ትግራይ ትስዕር
@genygen5351
@genygen5351 2 жыл бұрын
Akkk, hizbi Tigray nay edu zeyrekib, yehizin 😢 Ajokum Ajokum Tegaru 🙏
@abrahamfiseha3895
@abrahamfiseha3895 3 жыл бұрын
Great song, thank you for your contribution to the struggle. Tigray and Eritrea will prevail!
@seluloveazitey3095
@seluloveazitey3095 3 жыл бұрын
ክፍሎም ዓብይይ ሰብ🙏❤ ነቢዐ እኮ እፉፉፉ thank you ብጣዓሚ❤❤ ብሸም ህዝቢ ትግራይን ብሸም ክፍሎምን ላይክ 🙏❤
@wediabshayellborezeto3613
@wediabshayellborezeto3613 3 жыл бұрын
በሊሕ መስተውዓሊ ዘይተበከለ ሓንጎል ወናም። ከፊ ዓርከይ 😍
@shikorina6165
@shikorina6165 3 жыл бұрын
This song is perfectly written ❤💛HIZBI TIGRAY❤💛 THANK YOU WEDI ERI🇪🇷 JIGNA 🥰Kiflom Yikealo🥰 ni hizbi Eritrea&Tigray amlak selam yewrdelna🙏🏽
@mikihabeshawi2490
@mikihabeshawi2490 2 жыл бұрын
ንክፍሎም ዝኸውን ቃላት የብለይን እቲ ሓቂ ኣብዚ እዩ ዘሎ ዋላ ተፈረዲዃ ከትፀንት ከትደሚ ትማሊ ዝሰገርካዮ ኣየፀግመካን ሎሚ❤❤❤❤❤❤❤
@merihghebreyesus4234
@merihghebreyesus4234 3 жыл бұрын
ብርግጽ ዓወት ናትካ'ዩ ህዝቢ ትግራይ 💪💪💪👏!!! ክፍሎም ጅግና 💪🇪🇷
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 7 ай бұрын
​​@@natugerie9875kkkk እንታይ ክትገብር መጺኻ በፍንጫኻ ተወጢጥካ😂😂😂😂
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 3 жыл бұрын
*ከምዚ ከማይ መን ኣሎ ክጽበያ ዝወዓለ* *ዓውት ንህዝቢ ትግራይ ኢዩ ሕጂ ውን*
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 3 жыл бұрын
ናይ ኮብራ ተሪፋትና ኣል ክሊኤንስ ሪኤየን ኣለኩ።
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 3 жыл бұрын
@@user-sf8ij5ky7p መጽያ ኣላ ንሳ ውን ኣብ ጩራ band ቻነል ኣላትካ
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 3 жыл бұрын
@@ilovemyself9522 oke
@user-nh5hd6wy7y
@user-nh5hd6wy7y 3 жыл бұрын
✊✊
@roza7068
@roza7068 3 жыл бұрын
@@ilovemyself9522 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@awetashwoldeselassie6975
@awetashwoldeselassie6975 3 жыл бұрын
የቅንየልና ክፍሎመይ ❤️🙏
@conciex7758
@conciex7758 3 жыл бұрын
እወ ብርግጽ፤ መን ምዃንካ ጎነይ ገበን እንካብ ኮነ፣ ካልእ ኣይኮንኩን ምቓለይ ንስኻ ኢየ ኣነ! እዛ ክፋል ፍሉይ‘ዩ ትሕዝቶኣ። ከምዚ ኢዪ ጥበብ እንክበሃል። ንኣዝዩ ከቢድ ትርጉምን ትሕዝቶን ዘለዎ ነገር ብሓጺርን ገላጽን ጌርካ ከተቕርቦ እንከለኻዩ ጥበብ ዝበሃል ። ሓውኹም ኤርትራዊ ጸረ ኢሳያስን ኢሳያሳውያንን !
@e.brhane
@e.brhane 3 жыл бұрын
ነቢዕ ዘይፈልጥ ሎሚ ነቢዕ ከፋሊ ለባም ዓቢ ሰብ
@berekethabte5123
@berekethabte5123 3 жыл бұрын
ናይብሓቂ ኣንቢዑና ዓወት ይገዘም ኣዐዊቱና
@e.brhane
@e.brhane 3 жыл бұрын
@@berekethabte5123 ኣሜን ኣብ ልቢ ኩሉ ህዝቢና ከነብርዩ
@htsstudioHtskafna
@htsstudioHtskafna 3 жыл бұрын
ዓሕ .....እነ ዋላ ብ ሓደ ማዓልት 4 ግዜ እየ እናነባዕኩ ዝሰምዖ
@qweasd3120
@qweasd3120 3 жыл бұрын
ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ኣጆኩም ናይና 💖💖💖💖 እስከ ሰላም ትግራይን ኤርትራን ዝምነ like ግጨይኒ 💖💖💖💖💖
@user-zj5sx7ny4w
@user-zj5sx7ny4w 2 жыл бұрын
ምስ ከተማ ትግራይስ ሰላም ክንገብር ከይታሓስቦ ኦኬ ንዛ ከተማ ትግራይ ቅድም ከነጥፋኣ ኢና ሹዑ ምስቲ ምልእቲ ሃገር ሰላም ንገብር:: ወዲ ሳዋ ይባሃል ኩራዕ ኤርትራዊ ከምቲ ልምድ መንደላይ ኣርዓዶም
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
ቱሱቱስ ጫማ አምሓራይ።
@zebib9697
@zebib9697 Жыл бұрын
Faking
@zebib9697
@zebib9697 Жыл бұрын
Haswe
@user-nx3mc3yt9x
@user-nx3mc3yt9x Жыл бұрын
@@user-zj5sx7ny4w aseey wedi erey xeada like qalka amlak asmirulka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😘😘😘🌹🌹🌹🌹
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 3 жыл бұрын
Thank you Kiflom for the inspirational music.
@user-hu5dj4zj4g
@user-hu5dj4zj4g 3 жыл бұрын
ኩፍለመይ ተባረክ🙏
@user-hy2pt3tr1d
@user-hy2pt3tr1d 3 жыл бұрын
ክፍሎም ሓውና የቀንየልና ዛሓወይ ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ሑስር መጠን ነብሱ የሕስረካ ዝተብሃለስ ለካ ሓቂ ዩ😘 ደቂ ትግራይ ዓደይ ካኣ ኣጆና ክሓልፍ ዩ ዓወትና ናይ ግድን ዩ ፈተውቲ ክፍሎመይ እስከ ላይክ ገጪኩምኒ ሕለፉ
@hermayealemey3643
@hermayealemey3643 3 жыл бұрын
ትክክል 👌
@user-mq2sy9od6d
@user-mq2sy9od6d 3 жыл бұрын
😘😘😘😘
@SKloveEri
@SKloveEri 3 жыл бұрын
Nay behaqi Wedi teame ayney ajoki heji wen awet ne hezbi tigray eu😍😍😍😍
@BoomBoom-op7hj
@BoomBoom-op7hj 2 жыл бұрын
ኣነሲ ናማነይ እየ ልፈትዮ ኣፍቱ ሰኣት ኣብ ትግራይ ነይረ ላተሰምአኒ ይሰምኦ ነይረ ጀግና ባኣል ዉለታና እዩ💪💪💪💪
@user-zj5sx7ny4w
@user-zj5sx7ny4w 2 жыл бұрын
ኣብ ኣፍ ሞት ከይንካስ ፈኸራ
@raheltesfay9449
@raheltesfay9449 3 жыл бұрын
ኣነስ ኣይከኣልኩ ንብዓት ቀድሙኒ ኩፍሎም ሓወይ ነቶም ክፈልዩና ዝሓስቡ ሓይሊ ኣይሃቦም እወ ሕጂውን ኣሕዋት ኢና 🇪🇷💝🇻🇳
@landescap2262
@landescap2262 3 жыл бұрын
Yes ahawat ena,telaena ydefen
@eridemo7500
@eridemo7500 3 жыл бұрын
I love you
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 2 жыл бұрын
Brava dhabtey
@glorytogod5446
@glorytogod5446 3 жыл бұрын
Love this song, it makes me very emotional
@selamyihun8102
@selamyihun8102 3 жыл бұрын
Thank you this one of the first music from the genuine Eritrean people to Tigray.
@moo9930
@moo9930 3 жыл бұрын
ብውሕድ 4 ግዜ ሰሚዐያ ንብዓት ቃዲሚኒ ሓጎስይ ወሰን የብልይ ክፍሎሞይ ይቀንየልና ክብር ሓውና ብሰንኪ ህግደፍ ምስ ኣሕዋትና ኣንፍለን ኣጆና ንእሽቲ ግዜ ዓቅሊ ጥራይ ሃገረይ ትግራይ ትዕወት ትብሉ 👍 ኣትረስዕ ፡፡
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 3 жыл бұрын
ኣጆኺ ዳሓብተይ ሓውኪ ወዲ ኣከለኩዛይ
@moo9930
@moo9930 3 жыл бұрын
@@estifanoskidaneghbrezghi9002 ይቀንየለይ ክብር ሓወይ ፅልኢ እንተይ ያዓበስ ፍቅሪ ጥዕም
@yordanosmengstab5550
@yordanosmengstab5550 3 жыл бұрын
Ja kflomey nay bhaqi eri & tigray yehwat endina natna eyom nsom nhna wn matom ina
@salehsaaaleh8557
@salehsaaaleh8557 3 жыл бұрын
ክክክክክክክ ቆዳር
@semharafewerki7296
@semharafewerki7296 3 жыл бұрын
Wey gud hjis kea gele ksemo ye Tgray da kab meas ya ms Tgray ahwat zkona Tgray dekonunn naxnetna keynestemaqr nqez koynomuna ata dember nay bhaqi eritreawyan eyom ezom sebat loli 65 shih swat hager amwhas ztefu bsenki ezom qomalat aykonunn diyom 😢😢 Awet njigna serawit eritrea geganu hagerom zewhsu dem swat na zoqbu Awet nhzbi eritrea bsenki weyane naxnetna zetesmaqerna🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@grmaytesfay57
@grmaytesfay57 3 жыл бұрын
ጀግና ክቡር ሓው ደላይ ፍቅሪ ታሪካዊ ስራሕ ኢካ ሰሪሕካ ድሕሪ ክፉእ ግዜ ዘይተርፍ ዓወት ኣሎ ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ተፈተወ ተፀልኢ ክልትኡ ህዝቢ ክትዓረቅ እዩ
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 3 жыл бұрын
የቀንየልና ክፍሎም ጅግና ሓዉና ክንዕወት እና ትግራይ ክትስዕር እያ።💪💪💪💪💪💪
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 3 жыл бұрын
ማንነተይ ኩርዓተይ ሃገረይ ትግራይ 👍💛♥🌹🌲🌾💐
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 3 жыл бұрын
More Respect ✊ Eritrea 🇪🇷 with Tigray 🇻🇳 Two country one ❤️ ክልተ ሃገር ሓደ ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏❤️🇻🇳🇻🇳 🤝🤝🤝🤝
@idrismohammed1826
@idrismohammed1826 3 жыл бұрын
trewae deka mes tegray behde kenkewan wed sermota deka
@freedom4820
@freedom4820 3 жыл бұрын
@@idrismohammed1826 ኣንታ ዶንቆሮ mohammed ዝብልካ እንታይ ኣፍልጡካ ናይ ሰብኣውነት ንባዕልካ ኣበይ ኣለካ ፍለጥ ok ህዝቢ ትግራይ ን መሰሉ ን ናጽነቱን ዝቃልስ ኢዩ ok ንስካ ዳኣ ምሽክናይ ምስ ኢስያስ ትታለል ዘልካ
@thomasbntbnk2594
@thomasbntbnk2594 3 жыл бұрын
@@idrismohammed1826 ata entay u xegam ka donqoro
@thomasbntbnk2594
@thomasbntbnk2594 3 жыл бұрын
@@freedom4820 nay bhaqi bro::
@freedom4820
@freedom4820 3 жыл бұрын
@@thomasbntbnk2594 bro hiji da xbebatom eia merit bezui sudan $ kenya sudan juba $ eygebty axbbomlom eyom iseyas and abey qerbom eyom
@ama9865
@ama9865 3 жыл бұрын
ሓጎሰይ መግለጺ ሲኢነሉ ከፋሊ ሓወይ ከምዚ ገርኩም ነዞም ነኣሽቱ የሕዋትኩም ፍቅሪ መሓሩና ❤❤❤
@Mehari-Love
@Mehari-Love 3 жыл бұрын
ya nayibhaki kabti nayikedem kimeta gedifna nayiheji ngeber
@rahellove3953
@rahellove3953 3 жыл бұрын
ፈታው ሓቅ ፅብቅ ገበርካ ንኩሉ ሓቅ እዩ ለውፂኦ ክብረት ይሃበልና ትግራይ ትዒወት❤❤💪💪💊💊🇪🇷💒🙏🙏🙏
@user-fu8nw6it6p
@user-fu8nw6it6p 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ክቡር ሓወና🙏
@mulutigray
@mulutigray 3 жыл бұрын
ኣጅኩም ተጋሩዋይ ዓወትና ቀሪባ ኢያ💪kiflomye tnx so much 🇻🇳🙏
@aashraa5692
@aashraa5692 3 жыл бұрын
ክፍሎም ጅግና ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብሓቂ ከመካ ሓቀኛ ስብ የለን ባዓል ዓብይ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወካ ክበረለይ ንዘላኣለም
@megdlawtnoho8194
@megdlawtnoho8194 3 жыл бұрын
Ewe nay bhaqi eye
@user-lo9gu5fj4n
@user-lo9gu5fj4n 10 ай бұрын
❤❤❤ ክፍሎም ጅግና ትግራዋይ ደላይ ሰላም ፍትሒ ኤሬትራዊያን አህዋትና ምኻኖም ካባኻ ተረድኤ ጀግና
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 3 жыл бұрын
እወ ክፍሎሞይ ንህዝቢ ትግራይ ክብሪ ትምጥን መልእኽቲ እያ እዛ መልእኽትኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ:: ህዝቢ ትግራይ ይስዕር::
@SND415
@SND415 3 жыл бұрын
ዋው ዘብል ስራሕ 60ዓመት ጽልኢ ኣብ 60 ማዓልቲ ሃደሽደሽ ኣቢልና ከነፍርሶ ኢና። ደባትና ካኣ ፈንጂ ዘይኮነ ዕንባባታት ክንዘርኦ ኢና።
@user-pp3tq6co4p
@user-pp3tq6co4p 3 жыл бұрын
ምዓር ዝጥዕም ቃል። ኣሜን ይግበረልና
@merhawitbokretsion5565
@merhawitbokretsion5565 3 жыл бұрын
Nay behaki deleti Selam tegaru Isias tsilie meliewo riesina fiyori niteklelu dob yemtsialna
@landescap2262
@landescap2262 3 жыл бұрын
Yes anbesa
@filimonfili8661
@filimonfili8661 3 жыл бұрын
Game over ህግደፍ ደጊም ጽልኢ ቦታ የብላን 🇪🇷 🇻🇳
@faniboy2888
@faniboy2888 3 жыл бұрын
Nay behaq arku 😍
@user-ff8zm1eq1j
@user-ff8zm1eq1j 3 жыл бұрын
ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ
@kbrabkidane7210
@kbrabkidane7210 3 жыл бұрын
Kkkkkkk ala kflom hji dea weyane ms motet tay kabselom dongika by the way Hlawnet nay weyane hlawnet deleyti fthi eyu neru dhri weyn gin no way game over
@faniboy2888
@faniboy2888 3 жыл бұрын
@@kbrabkidane7210 hahaha kela tem bel bejak nay men senef seb ika game over eba niska
@kbrabkidane7210
@kbrabkidane7210 3 жыл бұрын
@@faniboy2888 kkkkkkkkkk klae nea teberaber bejaka hji kflom eritrawi dika ktblo ms xelaei hzbi eritrea zwgn mukan dekalu ekum kulatkum dehan gin abta mexaeit Eritrea yerakbena ykown fetari
@tigryhager2033
@tigryhager2033 3 жыл бұрын
ፍሉይሰብ ኢኻ ቃላት የብልናን ኤርትራዉያን ወዲዕና ከይንጸልኦም ዝገበርኩምና ንስኻን ከምዚ ከማኻን ዝበሉ ለባማት አዮም much respect 🙏
@denaitmebrahtu3271
@denaitmebrahtu3271 3 жыл бұрын
ካብ ልበይ ይፍትወኩም ሰብ ትግራይ 😍😍ኣጆኹም ክሐልፍ እዩ
@yonaswsilasie6723
@yonaswsilasie6723 Жыл бұрын
Thank you kiflom for being the voice of voiceless.. Eritrea and Tigray are brothers and sisters.. one love
@eiliteimissyoueritreatigra8016
@eiliteimissyoueritreatigra8016 3 жыл бұрын
I am from Eritrea 🇪🇷 keep going with Tigray my lovely family’s I stand with Tigray
@mirrijacob7533
@mirrijacob7533 3 жыл бұрын
Me too I'm from eritrea and I stand with tigray.
@eiliteimissyoueritreatigra8016
@eiliteimissyoueritreatigra8016 3 жыл бұрын
@Robel Kiflemariam wedi hagdafi sharmta junta etay yatwka ata komal Amharic junta tadka seb enda mats ms wedi Afiworki hagdafi kesarh dalka you have to think if you humans right 🤪my lovely Tigray forever eya I love you Tigray people 👍
@eiliteimissyoueritreatigra8016
@eiliteimissyoueritreatigra8016 3 жыл бұрын
@@mirrijacob7533 yup seb zagdska ok. No more hagdafi in the world 🌎
@betielsimon8416
@betielsimon8416 3 жыл бұрын
😂😂😂LOL « I am from Eritrea » « my lovely family I stand with Tigray » 😂😂Tgrawi iye mbal ms seleteqa Qomal 😉😘
@shekoretec1367
@shekoretec1367 3 жыл бұрын
Robel Kiflemariam I think you’re talking about Esayass Afrwerki
@burtukanburtukan5122
@burtukanburtukan5122 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ሓወይ ማዓረይ ንዓካ መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ♥♥😍😍። ንደለይቲ ፍትሒ ካኣ ኣምላኽ ፍትሒ ይመጽኣልኩም♥♥
@meazaabraha7194
@meazaabraha7194 3 жыл бұрын
አጆኩም አጆና ❤❤ ዓወትና ናይግድንዩ 👍👍👍👍
@hiwetleul4061
@hiwetleul4061 3 жыл бұрын
ክፍሎም ጅግና ካብ ኣበታቱ ጅግንነትን ፍቅርን ዝወረሰ ከማካስ 1000 ኣጀኹም ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ኣብ ጎንኹም ኣለና ደቂ ኣኮለጉዛይ🌹🌹♥♥ 2021 መንገድ ዓወትኩም ኢያ
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 3 жыл бұрын
አታ ተጋሩን ኤረትራን ናበይ ከድኩም ኩላትኩም ሸር ሸር ግበርዎ
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 3 жыл бұрын
Nay bhakki sher eskie nbelo
@amaerigermen7404
@amaerigermen7404 3 жыл бұрын
@Robel Kiflemariam ata sdi wedi sebeyti lemani nbealka wedi ezia asub hgdef Feger Ane nbealey nay eritrea siriat iykibelon eyie ezi malet ane asub malet diyu wedi shermuta dkala kid tray neseyas afowerki amlik. Kem kanjo geru kichifilikeka eyu, lemaxi beakor Eseyas afowerki. Kid tray eritrawyan si Ms kiflom ena.
@meharimebrahtu1412
@meharimebrahtu1412 3 жыл бұрын
እንታዴኹም ትፈልጡና ቆንዳፋት
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 3 жыл бұрын
@Robel Kiflemariam ኣታ ለማኒ ሰረቅቲ ሽጋራም ተረፍ ጥልያን ሰርቂ ንዝላኣለም ማንነትኩም እያ ህግደፍ ፉንፉናት። ህግደፍን ሰራዊት ኤርትራን ኣስያስን ኣብ ርእሱኩም እና ዘለና ናዓጉም ንምጥፋኣ ምለሻ ትግራይ ያኣክለኩም እዩ። ፈሳማት ናብ ከተማ ኣትኩም ህፃናት ምቅታልን መስራቅን እኩም ተክእሉ ንካቱከም ሽጋራማት እኩም ሻሓነ ማንካ🍴 በረድሰቲ ብሕቅ 🥣🍴ከይቀረየ ትሰርቁ😂 ፎኦኦኦ ድረባያት
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 3 жыл бұрын
@Robel Kiflemariam ኣታ ጋዕጋዓ ለማኒ ቆማል ማኣዝ እዩ ህብኩም ዘገፈዕናዮ ሓሰውቲ መራሒኩም ፈንፍንኩም ኣቢኩም በኢትዮጵያ ገርኩም ናብ ኣውረባ ናብ ኣመርካ ናብ ዝተፈሌለየ ሰደት ክትከዱ ከለኩም መለስ ዝናዊ ዶ ኣይኮነን ዘሕልፈኩም ነዮሩ ዎዮ ኣድሕና ከማካቱም ኝኝኝኝኝ ኣንብለን ኮይንና እምበረ 1977 ዓመተ ምህረት ጠርነት ነይሩ ኣበ ኢትዮጵያ ህዝበና ጠምዩ ናብ ስዳን ከከይድ ካሓልፍ ደልዩ በኤርትራ ምሕላፍ ዝከለእክምዎ ሳኣን መሕለፊ ዘመተ ብጥምየት ዝረሰዕናዮ መስለኩም ድዩ ጨካናት ኣብ ታርክ ተፃሕፉ እዩ ዘሎ ከማካቱም ኝኝኝኝኝኝኝ ኣንብልን ኮንና እምበር ዘይረሳዕ ታርክ እኩም ገርኩም1977 ዓ .ም ካባካቱም እኮ እንደልዮ ነገር የለን ደለይቲ ሰለም ሰለ ዝኮና እምብረ ጋሓፊት ናይ ጥልያን።🤮
@danisolomon3750
@danisolomon3750 3 жыл бұрын
ከፉሊ ብዓል ኒሕ ጎይታ ፍትሒ 💪💪✊
@seifutareke673
@seifutareke673 3 жыл бұрын
Thank you brother. I am sure we will see you in our coming Lekatit 11 festival.
@emeamlakadey7927
@emeamlakadey7927 2 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ማለት እዚዩ ንሓቅን ሕልናን ብልቢ ዝዓዪ ፡ ልቢ ህዝቢ ንዝቃነዮ ብጥበቡ ከሺኑ ንጥዕና ብዝምጥን ከሺኑ ዝምግብ !! ጥበበ ሰሎሞን ብሓቂ ክፍሎማ ወዲ ሓይለኻ ነበር ናይ ሳዋ !!
@haben807
@haben807 3 жыл бұрын
ፈታዊ ተጋሩ ጥራይ like ይሃበኒ
@gebreamlakgidey6042
@gebreamlakgidey6042 3 жыл бұрын
Thank you Kifloma. ኩልኻ ህዝቢ ትግርኛ ብቅሉዕ ተቓለስ! ፅባሕ ከይትጠፍእ
@luckybrand107
@luckybrand107 3 жыл бұрын
ህዝቢ ህዝቢ ትግራይ ንኹሉ ፀዋራይ ዘይባሓሪኻ ምምስሳል ዘይባሓሪኻ ምምስሳል ✊️✊️
@yonashdj2409
@yonashdj2409 3 жыл бұрын
Big respect kilfom plce keep up the great work Daniel from Erltrea London
@user-dp8pe5mg8u
@user-dp8pe5mg8u 3 жыл бұрын
ክፍሎም ሓዉና የቀንየልና ክብረት የሃብክ አምላኽ ፍቕሪ ጥዕና አብ ዘለካዮ ነምነየልካ ህዝቢይ አጆካ ሐንቲ መዓልቲ አላ አያ ዓወት
@berhedaniel6566
@berhedaniel6566 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ኢኹም ጽንዑ ጥራይ ሰብ ስረ ሰብኡት
@user-pv8pl1ml3g
@user-pv8pl1ml3g 3 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ኣከለ ዓደይ ❤❤❤ ኣዱሊስ 🛤🚄🚅🚞 ኣክሱም ኣብ ቀረባ እዋን ድሕሪ ዓወት ተጋሩ. መንነት ኣልቦ ንኾነሉ ምክንያት የብልናን ዓወት ንጅግና ተቓላሲ ህዝቢን መንግስትን ትግራይ
@zebibamuzeyim3485
@zebibamuzeyim3485 2 жыл бұрын
ህዝቤ ትግራይ ንኩሉ ጸዋራይ ክብሮም ጀግና♥️😍😘💪💪🇻🇳🇻🇳
@SarahEthiopian-nv5bg
@SarahEthiopian-nv5bg 2 ай бұрын
ከመይ ድየ ዝፈትዎ ኣነስስስ ኣድናቂትካ እየ ክፍሎምይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀላኢ ዓይንካ ይፍሰስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጠጡዑሙ ናዓካ ደላይ ሰላም🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 82 МЛН
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
00:24
JULI_PROETO
Рет қаралды 15 МЛН
Teddy Gere - New Tigrigna song  2021 this month ፈዳይ ሕነ
7:26
new eritrean music 2015 {እኩብ ዳሃያት} by ጩራ ባንድ
9:16
ማማየይ production
Рет қаралды 1,3 МЛН
New Eritrean Music By Tedros Kahsay (Xaedu) ኣታ' ወገነይ 2021
4:48
Tedros Kahsay ( Xaedu )
Рет қаралды 1,7 МЛН
19 июля 2024 г.
0:20
мишук круглов
Рет қаралды 9 МЛН
ПОМОГИ РАЗБУДИТЬ ПИЛОТА 😱😱
0:16
ДЭВИД ЛАВА
Рет қаралды 1,9 МЛН
ВОДА В СОЛО
0:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 26 МЛН
ПОМОГИ РАЗБУДИТЬ ПИЛОТА 😱😱
0:16
ДЭВИД ЛАВА
Рет қаралды 1,9 МЛН