Рет қаралды 296,241
ኣያና ዶክተር ከያኒ ኪሮስ ኣለማየሁ ዕለት ጥቅምቲ 3 / 1986 ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። REST IN PEACE ...
`` ረሲዕክዮ ዲኺ ዙርያ ጥይት
ንዕናይ ንዶ ንፀግዴ ንወልቃይት
ረሲዕኪዮ ዲኺ ቲ ሰሊጠይ
ክኸድ እየ ንሑመራ ምቕማጠይ
ረሲዕኪዮ ዲኺ ቁምጣ ስረ
ንዕናይ ንዶ ንኣድያቦ ሜዳ ሽረ
ረሲዕክዮ ዲኺ ቲ ሕልበታ
ንዕናይ ማርያም ፅዮን ምስ ሓወልታ
ረሲዕክዮ ዲኺ ስዋ ፅራይ
ንዕናይ ንዶ ንዓድዋና ሜዳ ትግራይ,,
ረሲዕክዮ ዲኺ ሜስ ብርለ
ንዕናይ ዶ ንዓጋመ ንወልዋሎ
ረሲዕክዮ ዲኺ እቲ ጥሕሎ
ንዕናይ ዳርባሃ ኣጽበሃ ክልተ ኣውላዕሎ
ረሲዕኪዮ ዲኺ ማይሎሚነይ
ንዕናይ ዓብይ ዓዲ ንተንቤነይ,
ናፊቐዮ ሕምባሻ ቲ ቡርክታ
ክኸድ የ ንመቐለ ሰብዓ እንደርታ
ረሲዕክዮ ዲኺ ቲ ኣጅቦ
ንዕናይ ማይጨው ቆቦ ራያ ዓዘቦ,,(ኪሮስ ኣለማዮ)