Kiros Alemayehu - Shila Nay Semay. Official lyrics video HD

  Рет қаралды 53,687

Awris - ኣውሪስ

Awris - ኣውሪስ

Күн бұрын

Пікірлер: 28
@tslalomhailmaryme9001
@tslalomhailmaryme9001 2 жыл бұрын
ክቡር ኣቦጥበብ ዶ/ር ኪሮስ ኣለማዩ ኣይንርሰዐካን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ
@dawitteka194
@dawitteka194 2 жыл бұрын
ጋሽ ኪሮስ መዚቃክ አይምሮን ያድሳሉ መንግስተ ሰማይ ያዋርስካ
@lets.7860
@lets.7860 2 жыл бұрын
Thank you for sharing this music and the Lyrics as well.💕🕊
@hbhb425
@hbhb425 2 жыл бұрын
ሓላውል ድምፅካ ዘይፅገብ ወድዓበይቲ አነዝገርመኒኮ ከመይገይሩ እዩ ዘስቁንቆኖ ገና ከትሰመዖ ምስጀመርካ ንብዓት ይቅድመኒ
@awrisproductions5452
@awrisproductions5452 2 жыл бұрын
ኵላትና ንናፍቖ ኢና ሪፕ ኪሮስ
@lilaylilay8344
@lilaylilay8344 2 жыл бұрын
አይ አነስ ንሱ እንድየ ዝብሎ ከመይ ገይሩ ከምዘስቁንቁኖኮ
@fasilgone1434
@fasilgone1434 Жыл бұрын
ኣነለ
@topgarement3348
@topgarement3348 2 жыл бұрын
ሁሌም አንደ ድራማ በአእምሮዬ ተቀርጾ መስማት ብቻ ሳይሆን በአይነ ልቦናዬ እመለከተዋለሁ ።
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ Жыл бұрын
ክቡር ኣያና ዓምዲ ወርቂ ትግርኛ ሙዚቓ
@NegusBeyene
@NegusBeyene Жыл бұрын
Le zemenat ye midemet zefen kirose Alemayehu nebse yemat
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m Жыл бұрын
After >15 years, now there are 3 types of "Shila Semay" songs!!! AMAZING KIROSEY!!!! Kiros is so special for singing "Shila Semay" in three different rhythms!!!! RIP my hero.
@awrisproductions5452
@awrisproductions5452 Жыл бұрын
i agree, i have his 3 shila semay songs stored at my home in a cassette, it feels good listening to it, gives me childhood memories!
@ሎሚከናበይ
@ሎሚከናበይ Жыл бұрын
​@@awrisproductions5452በጃካ'ባ ተዓገስ ትብል ደርፋ ብግጥሚ ኣመጽአለይ ክንደይ ምጸደቅካ??
@Daniel-ku1ti
@Daniel-ku1ti 2 жыл бұрын
ኪሮሰ ጥዑም ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ
@goood2688
@goood2688 2 жыл бұрын
ኪሮሳ
@Tsige-zn7re
@Tsige-zn7re 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😢
@merryorthodox2813
@merryorthodox2813 2 ай бұрын
@lemgoodadwa4717
@lemgoodadwa4717 Жыл бұрын
💛❤💛❤🥰
@מארואביה
@מארואביה Жыл бұрын
መረ
@shadkonjo787
@shadkonjo787 Жыл бұрын
አይ አነ ሕምም አየ ዝብለልካ አንታይሙ ዓለም አዝአ ሪሕራሐ ዝይብላ ገና ከይሰመዒክወይ ብክያት አዩ ዝቂዲመንይ አሲክዶ ሃም ሙትክ አይይይይይይይይይ አነሰ ሕረረረረረረ አየ ዝብለክ ዋሺጡ ሑሩሩሩሩሩ አብ ልብና አለክ አብ ሕቂፊ ቁዱሲን የንብሪክ ፈጣረይ
@kedenatube4083
@kedenatube4083 2 жыл бұрын
አነ ዝገርመኒ ናይ ኪሮሳ ሽላ ሰማይ ትብል አርእስቲ ጌሩ ሰለስተ ደርፊ እዩ ደርፉ ምስጥሩ እንታይ እዩ
@Zemen271
@Zemen271 2 жыл бұрын
ፖሎቲካ እዩ። ተጋዳላይ ናይ ህወሓት እዩ ነይሩ። ኣብ ሞንጎ ብደርጊ ተማሪኹ ኣዲስ ኣበባ ወሲዶም ሓሙሽተ ዓመት ኣሲሮም ብዋሕስ ወፅዩ ክደርፍ ምስተፈቐዶ ብተኸታታሊ ሰለስቲአን ሽላ ሰማይ ደሪፉወን። ሽላ ሰማይ ዝበላ ንህወሓት እዩ ። ህወሓት ኣዲስ ኣበባ ምስተቖፃፀረት ሽላ ሰማይ ሊዎሎ ሽላ ሰማይ ሊሎ ሽላ ሰማይ ሊሎ ሽላ ሰማይ ሊሎ ኣቲ ኢልክኒ ነይርኪ የቐንየለይ ረኺበዮ ደሃይ ነገረይ ረኺበዮ ደሃይ ነገረይ ማለቱ ተዓዊትክለይ ደስ ኢሉኒ እዩ ምስጢር ዝፈልጡ ከምኡ ኢሎም ነጊሮምኒ
@kedenatube4083
@kedenatube4083 2 жыл бұрын
@@Zemen271 ተጋዳላይ ናይ ህወሓት እኳ አይነበረን ሓሶት 'ዩ
@Zemen271
@Zemen271 2 жыл бұрын
@@kedenatube4083በረኻ ወፅዩ ብዙሕ ከይፀንሐ ቀልጢፉ እዩ ብደርጊ ተታሒዙ ይመስለኒ እምበር ንምግዳል ወፅዩ ከም ዝነበረን ምስተትሓዘ ደርጊ ክርሽኖም ሓሲቡ ነይሩ ግን ሓንቲ ደርፊ ክደርፍ ዕድል ሃቡኒ ኢሉ ሓቲቱ ተፈቐዱዎ ኣብ በረኻ ዘለኹም ኣብ ጉጉይ ዕላማ ገለመለ ትብል ደርፊ ደሪፉ ምሕረት ተገይርሉ ኣዲስ ኣበባ ወሲዶም 5 ዓመት ኣሲሮም ብዋሕስ ከም ዘውፀኡዎ እየ ዝፈልጥ ። ዝፈልጥ ዝብል ከለኹ ብኣፈ ታሪኽ ብዘሓት ሰባት ክዛረብዎ ዝሰማዕኹዎ እእምበር ሱኑድ ታሪክ ኣምቢበ ኣይኮንኩን ናይተን ሰለስ ሽላ ሰማይ ሊሎ ዝብላ ደርፍታቱ እውን ፖሎቲካዊ መልእኽቲ ከም ዘለወን ርግፀኛ ዝገብረካ እታ ወያነ ንኣዲስ ኣበባ ምስተቖፃፀሩ ዝደረፋ ሽላ ሰማይ ሊሎይ ትብል ደርፊ ሽላ ሰማይ ሊሎ ሽላ ሰማይ ሊሎይ ሽላ ሰማይ ሊሎ ሽላ ሰማይ ሊሎይ ኣቲ ኢልክኒ የየቐንየለይ ረኺበዮ ዳሃይ ነገረይ ረኺበዮ ደሃይ ነገረይ ተዓዊትክለይ እዩ ዝኸውን ዘሎ ብሓፂሩ እተን ካልኦት ግን ገና ከለው ዝደረፈን ስለዝኾና የስቆንቁን እዩ ነይሩ ብፍቕሪ ኣምሲሉ ኣበይ ኮን ትህልው ከመይ ኮን ትህልዉ ዝዓይነቱ ናይተን ደርፊታት ምስጥር ንምፍላጥ እምበር ተጋዳላይ በሎም ቁረፆም ህጆሞም ዝብል ገድሊ ወዲ ገድሊ ኲናት ወዲ ኲናት ዝድግፍ ሰብ ኣይኮንኩን
@kedenatube4083
@kedenatube4083 2 жыл бұрын
@@Zemen271 በረካ አይወጸን እንዳደረፍካ ንመናእሰይ ትግራይ ተሸፍቶም አለካ ተባሂሉ እዩ ተአሲሩ ኔሩ
@Zemen271
@Zemen271 2 жыл бұрын
@@kedenatube4083 ኣፈ ታሪኽ ስለ ዝኾነ ጌጋ ሓብሬታ ሂቦምኒ ይኾኑ እሞ ናትካ ሓቂ ክኸውን ይኽእል እዩ። ርግፀኛ ኣብ ዘይኮንኩዎ ነገር ክካታዓካ ኣይክእልን። ናይተን ደርፍታት ምስጢራዊ ትርጉም ግን ሓቂ ክኸውን ይኽእል እዩ ኢለ ኣሚነ ተቐቢለ ኣለኹ።
Kiros Alemayehu - Wezamey
7:18
Kiros Alemayehu - Topic
Рет қаралды 129 М.
Kiros Alemayehu - Ati Gudam.
6:49
Awris - ኣውሪስ
Рет қаралды 28 М.
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 112 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 262 #shorts
00:20
Osman Kalyoncu
Рет қаралды 4,5 МЛН
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Meley Yemane
Рет қаралды 629 М.
qa'al kidaney Kiros Alemayehu
6:34
Awris - ኣውሪስ
Рет қаралды 6 М.
Kiros Alemayehu - Gumayo
5:24
diretube2010
Рет қаралды 947 М.
Ahaye Laloye by Kiros Alemayehu
5:12
Kalle Hezzb
Рет қаралды 652 М.
Kir Alegne
7:34
Ephrem Tamiru - Topic
Рет қаралды 740 М.
Lhune Dena
5:39
Kenedy Menegesha - Topic
Рет қаралды 180 М.
Kiros Alemayehu - Lomineye Lemineye
6:48
Kiros Alemayehu - Topic
Рет қаралды 109 М.
Asnake Gebreyes - ሰናድሬ - Senadre
5:43
Cannybird
Рет қаралды 365 М.
Kiros ALemayehu Fikray Fikrkerni
7:01
tigray
Рет қаралды 795 М.
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 112 МЛН