Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

  Рет қаралды 1,567,117

Kiros Asfaha

Kiros Asfaha

Күн бұрын

Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ
ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ
ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ
ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ
ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ
ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ
ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ
ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ
ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ
ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ
ይብል ኣለኹ ሶንሶለመ
ቃለይ የሕድስ ደጊመ
ሎሚ ሓሊበ ንጽባሕ
ከስትየኪ ጸባ ርግኦ ብራሕ
ህዝብኺ ጥታይ ሙኡዝ ሂወት ይምራሕ
እምበር ኣነስ ኣለኹ ብመስርሕ
ሎሚ ይኹን ጽባሕ
ኣብ ዶባት ለበዋይ ከጽንዕ
ኣብ ማእከል መሬርትኪ ከልምዕ
ብረትን ነዊትን ብማዕረ
ክሕርስ ክቱክስ ክበራረ
ኤረይ ሂወትኪ ክሳብ ዘይማዓረ
ከም ፈረስ ደዊለ ክሓድሬ
ሃገረይ ሃገር ሓላላት
ሃገረይ ሃገር ሰማእታት
ሃገረይ ሃገር ሕውነት
ሃገረይ ሃገር ጅግንነት
ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት
እዛ መሬት እዛ ዘውዲ
እዛ ሃገር እዛ ዓዲ
ወሰን ወሰን ክበብዋ
ኣብ ማእከላ ዕየይዋ
እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ
ተሳኒኹም ዕየይዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ
እዛ ብሩር እዛ ወርቂ
እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ
ሽማ ሰማይ ከይዓረገ
ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ
ከይትደክም ከይትሕለል
ወላ ሳዓብ ሁወት ክፈል
ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ
ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ
ሃገረይ ሃገር ሓላላት
ሃገረይ ሃገር ሰማእታት
ሃገረይ ሃገር ሕውነት
ሃገተይ ሃገር ጅግንነት
ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት
እሞ ድማ ስለኺ እሞ
እሞ ክንዲ ክንዳኺ እሞ
እሞ ስለ’ቲ ባሕሪ እሞ
እሞ ስለ’ቲ ሕድሪ እሞ
ከመይ ዘይ ሓልፍ
ከመይ ዘይ ብጆ
ሃገር እንዲኺ
ሓለፋ ሃገራት
ጠዋሪተይ ጠዋሪተይ
ሓያም ግራት
ፍቕርኺንድዩ ኣመና ኸቢዱ
ወዮ ሕድረይ ሕድሪ ወሊዱ
ዓይነይ ሃገር የማዕዱ
ልበይ ሃገር ሰኒዱ
ኩለንትናይ ሃገር ሃገር ኮይኑ ሃገር
ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር...
ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር
እናሻዕ ኣብ ውሽጠይ ዝሳወር
ዝብለኒ ማዕረ ዑፍ ተወርወር
ቀጠልያ ክደነኒ ዉፈር
ዝብለኒ ተሰቐል ተሸንከር
ኣበርቲዕካ ዕየ ተመራመር
ዝብለኒ ደምካ ራሃጽካ
ብቕዓትካ ኩለንትናኻ
ውሂዱ ሓድነት ይፍጠር
ገለ ዝዝከር ነገር
ግበረላ ነዛ ሃገር
ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር
ሕውየት ቁጠባ መድሃኒቱ
ብልጽግና ሰላም ሕመረቱ
ሕማም ሃገር
ሰማይኪ ሰሪቡ ሓቒቕ ከይፈሰሰ
ባሕርኺ መሊኡ ሞግስዕ ከይመለሰ
መሬትኪ ሰቢሑ ካዕበት ከይ ተሓፍሰ
ሃገረይ ቀደምኪ ክሳብ ዘይተመልሰ
ኣይክዓርፍንየ ኣበደን
ሕልናይ ፍቓዱይኮነን
ሰማይ ኩኒ ዕረጊ
ወቅብለይ ማዕርጊ
ዕበይሉ እዝ ህዝቢ
ዓለማት ኣዛርቢ
ኩንለይ’ሞ ሰላም
ኩንለይ’ሞ ፍቕሪ
ባርኽዮ’ቲ ባሕሪ
ልዕሊ ኹለን ሕደሪ
ልዕሊ ኹለን ሕደሪ
ሰማይ ኩኒ ዕረጊ
ወቅብለይ ማዕርጊ
ዕበይሉ እዝ ህዝቢ
ዓለማት ኣዛርቢ
ኩንለይ’ሞ ሰላም
ኩንለይ’ሞ ፍቕሪ
ባርኽዮ’ቲ ባሕሪ
ልዕሊ ኹለን ሕደሪ
ልዕሊ ኹለን ሕደሪ
እዛ መሬት እዛ ዘውዲ
እዛ ሃገር እዛ ዓዲ
ወሰን ወሰን ክበብዋ
ኣብ ማእከላ ዕየይዋ
እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ
ተሳኒኹም ዕየይዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ
እዛ ብሩር እዛ ወርቂ
እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ
ሽማ ሰማይ ከይዓረገ
ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ
ከይትደክም ከይትሕለል
ወላ ሰዓብ ሁወት ክፈል
ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ
ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ

Пікірлер
@robielabraham1162
@robielabraham1162 Жыл бұрын
በቃ እዛ ደርፊ እንክሰምዓ ዓባይ ሓፍተይ ኢያ ተዘክረኒ ❤❤❤ 24 ሰዓት ኢያ ትሰምዓ ነይራ thanks kiros habibi
@Adalalpha
@Adalalpha 2 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ዝገልጽ ቃላት የብለይን። ህርመት ልበይ ተላዕል ደርፊ ❤
@Ema.7.7.7
@Ema.7.7.7 11 ай бұрын
Sga dey beli hermet libi telal derfi eya behaki Sga boy 💙
@mdentertainment7658
@mdentertainment7658 Жыл бұрын
Still in 2024 hits me deep down what a song kiros. Love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@imissmama3978
@imissmama3978 Жыл бұрын
ገለ ዝዝከር ነገር ግበረላ ነዛ ሃገር 🎶☝️2024 💙👌
@MusieTV
@MusieTV Жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ኩሉ ግዜ ዝሰምዓ ግን ዘይመነዋ ኢድኩም ንላዕሊ👍🏼2023 ሃገረይ ሃገር ሓላላት 🤱 ሃገርይ ሃገር ሰማእታት👨‍✈️ ሃገርይ ሃገር ሕውነት 👨‍👩‍👧‍👧 ሃገርይ ሃገር ጅግንነት👨‍🎓 ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት🏞 ኪሮስ ጎይታ ጥበብ❤❤🎉😮
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ብኪሮስ ሑሙም
@mussietn1966
@mussietn1966 2 жыл бұрын
ንእዛ ሕላይ እዚኣ ብምስማዕ ጥራይ ፡ ፍቕሪ ሃገር እንታይ ምዃኑ ዘይርዳእ ማንም የለን ። ኪሮስ ኣባኻ ዘለኒ ፍቕሪ ልክዕ ከም እቲ ካብ መንጎ ኣኻውሕ ዝወጽእ ሓቒቕ ዝኾነ ፈልፋሊ ማይ ኢይዩ 💚🖤 ።
@jackhenry1983
@jackhenry1983 Жыл бұрын
ንኪሮስ ዓጋመ ኢሎም ክጻረፉ ክትርኢ ከለካ ይገርመና ኣሎ፥ ግን እቲ ደስ ዝበለካ ዓጋመ ሰብ ታሪኽን ሰብ ጅግንነት ስለ ዝኮኑ ከኣ ደስ ይብለካ። ኪሮስ ጅግና ንበረልና
@NsaFteaw
@NsaFteaw 5 ай бұрын
ዓጋመ እሞ ፀርፊ ዘይኮነ ብሮ
@MedhanieSegen
@MedhanieSegen Жыл бұрын
ኪሮሰ ጅግና ኣቦ ሓቂ ነዛ ደርፈ ዝገልጽ ቃላት የብለይን ኣቦ መንእሰያት ኪሮሰይ ተዘካሪ ሰራሕ
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 2 жыл бұрын
ኪሮስ ኣቦ መንእሰያት❤🌻 2022 ዝስማዕኩማ እግርኩም ንላዕሊ 👍
@MkalMkaltakl
@MkalMkaltakl 2 ай бұрын
Jegna ❤❤❤❤❤❤❤❤
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 Ай бұрын
@@MkalMkaltakl 2024 mewedaeta enkolay nsema alena wedi ygzaw arkey hawka kab gnbar zürich
@ክንዮእቲሓቂ
@ክንዮእቲሓቂ 3 жыл бұрын
ኣብዚ ኣለካ ደርፊ ፍትሒ ንህዝቢ ኪሮስ ኣቦ መንእሰያት
@eritreawalta8917
@eritreawalta8917 4 жыл бұрын
ኪሮስሰይይይይይ ኣሕሕሕሕ ከምዚ ናተይ ገሩ ዝፈትወካስ ኣሎዶ ይከዊን
@youngboi6581
@youngboi6581 3 жыл бұрын
Ane aleku zearkey Kirosey ms belku eye
@faniwdi3261
@faniwdi3261 3 жыл бұрын
ኪሮስ ጸላኢ የብሉን ህግደፍ ገዲፍካ 🥰🥰🥰🥰🥰🙏🇪🇷👈
@mamaafrica786
@mamaafrica786 3 жыл бұрын
ኣለኩ በዝ ወገነይ ብኪሮስ ሕሙም
@selamey3595
@selamey3595 2 жыл бұрын
Alki ane kirosey natey l love you 🇪🇷🇪🇷
@mulueosman
@mulueosman 2 жыл бұрын
@@selamey3595 me too bro
@MussaselemanMussaseleman1234
@MussaselemanMussaseleman1234 Ай бұрын
Nie kiros tixarefuu sebat gidefu kiwegihiyuu kiros abo fiqri abo haqii iyuu.❤❤❤zacba hagerey ilu zidiref doo yixiref iyuu higdef gizekum qeriba Iya belom kirosey king 👑 ❤❤
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ናይ ሃገር ከምዚኣ ናይ ፍቕሪ ድማ ከም "መኽሰብ ዓለም" የለን የለን ኣይርከብን ።
@habtomhabtom6985
@habtomhabtom6985 3 жыл бұрын
ኪሮስ ኣስፍሃ ሓሳዊ
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 2 жыл бұрын
Kirosey king naka zxerif enber msaka kwdader zkil fixum yelen
@saronzeru5000
@saronzeru5000 Жыл бұрын
Kirosey King natey edmen tenan yhabeley fetari demey goyta haki nberley eske
@Amanzeray-p3k
@Amanzeray-p3k Жыл бұрын
Kilos eti enko b eritreans be eritrea zhamm ftur wedi hzbi kabkedem ab eritrea kelo athizu hade hade beti knenu haletu dfretu kenaesswo kftnu kelewu nay ztenkefuni u zsmeani ybeasom kea ❤😢 kirosey eta tdelya eritrea tereyka ka nus weledo ktur zefkreka ❤
@Danidanu-fc6xh
@Danidanu-fc6xh 11 ай бұрын
Eza derifi mara eye zefetewa kiroseyy buruke sebe
@tumaysemere6645
@tumaysemere6645 26 күн бұрын
ኪሮስ ክብርታቱ ዓቂቡ ዝነብርኣብ ጅግና ኣብ መትከሉ ጽኑዕ ባርነት ዘይፈቱ ብዜማ ጥራይ ዘይኮነስ ብግብሪ ዝሰርሕ ዘሎ ሪኢናዮም ብዓል ዘመድ ከብዶም ክኣ ማማ ትሓመና ኣላ ኢሎም ሰብ የሕሚሞም በራዩ።
@mulugetaandetsen9285
@mulugetaandetsen9285 2 жыл бұрын
እሞ ድማ ስለኪ እዛ ደርፊ ሚለን ዘይኣተወት ኣተኣሓሳሲብኒ ካብ ደርፊ ክትብላ ሃገራዊ መዝሙር ክትብላ ትቐርብ ሙዚቃ ድዩ ዘስተማቅር ተሳኢኑ እንድዒ ብዝኮነ ሸር,ሳብስክራይብ በብወገና,ስነጥበባዊ ኪሮስ ኣስፍሃ እዚኣ ከም ሓወልቲያ ተዘካሪት ,ዕድመ ጥዕናን ንህዝቢ ኤርትራ
@nahomtekle4249
@nahomtekle4249 Жыл бұрын
Kirosyy king abo haki abo hlna king of king ❤❤❤❤❤
@brunoblack4273
@brunoblack4273 11 ай бұрын
Eza definitely kndy smaet tfetrel . Kiros hagerawi🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤ ajoKa eske
@mera3126
@mera3126 2 жыл бұрын
ደጋጊምካያ ዘይትምኖ ደርፊ 😔
@samiti2033
@samiti2033 2 жыл бұрын
ብዘይ ቀልዓለም ብልጽቲ ሃገራዊት ደርፊ ክሳብ 2023 ዝሰምዓ አስከ መንሸለይ😍
@mussiefshaye8203
@mussiefshaye8203 2 жыл бұрын
ane alku kesabe lomi yesmea gen nedhrt qurubi temlsni endaya koyna bneshatye kalku yesmea nayera mes wedi hawboye koyna nesu gen hji Eritrea eu zalo ane ka ab sedat kartat eya zalku
@FIDEL0102
@FIDEL0102 2 жыл бұрын
ኣነ ኣለኹ ብናይ ኪሮስ ዝተፀለልኩ።ካብ ትግራይ
@DanielDanini
@DanielDanini Жыл бұрын
@Ema.7.7.7
@Ema.7.7.7 11 ай бұрын
Alku ane kesab hji !kesab lomi sga boy💦
@mamaislove2155
@mamaislove2155 9 ай бұрын
Ane ksab hji ysema aleku anber ke kulu eya tgelx
@luwamhabtom9897
@luwamhabtom9897 3 жыл бұрын
Kirsoy zaftu like abu gebrluya nez jegna❤️❤️❤️
@Bini_love
@Bini_love Ай бұрын
ኪሮስ ወዲ ኣስፋሃ ደርፍታትካ ገለ ለዎ"God bless you my big bro!❤🎙🇪🇷🌠
@wedingus
@wedingus 3 жыл бұрын
Azekakirkana kirosey My emotion goes up w/n I hear this song. So thanks kiros jigna. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@avenhabteslasie6156
@avenhabteslasie6156 Жыл бұрын
Kirosey king of kings I don’t have words for you, promise gin selam tekoynu adina hawelti kserhalka eye ab adi qala bsmey ❤❤❤
@abiase6834
@abiase6834 3 жыл бұрын
ኣነስ በቃ ካብ ልበይ ዘይትወጽአ ኮንካ ኪሮሰይ ገለ ደርፍቲ ይፈትዎምየ አሞ ንዓኻ ግን ብፍሉይ ፡ገለ ሰባት ክጻረፉኻ ክርኢ ከለኹ ከም ኣብ ነብሰይ ዝወርድ ዘሎ ንዓይ ይስማዓኒ ብኣኻ ዝመጻኒ ኣይፈቱን ኣብ ገጽካ ዘንብቦ ገለ ስሚዒታት ኣሎ ሓልዮት ፍቕሪ መንአሰይ ፍቕሪ ሃገር ትብሎ ኩሉ ብቕንዕናዩ ዝርድኣኒ ።ኣምላኽ ቅንዕናኻ ይርኣየልካ ኣሞና ኣይትገራህ ከም ለበዋ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብካ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ግድን ትሕጎሰላን ፍረ ጻዕርኻ ትረኽበላን ዘኽብረካ ዓቢ ሓወይ ኪሮስ ኣስፍሃ!!
@merhawi2328
@merhawi2328 3 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ንዓይ ዩ ዝመስል ዝበሎ ኮ ሱቕ ኢሉ ኣይኮንን። ውላ ኣነ ከምዚ ናትካ ስምዒት ኣለኒ፣ እቲ ምኽንያት ካኣ ነቲ ኣብ ልብና ዘሎ ስለ ዝነግረልና ዩ።
@danieldesale5901
@danieldesale5901 3 жыл бұрын
ኣይከማይን ብፍላይ ንኪሮስ ክጸርፍዎ ከለው ኣብ ነብሰይ ከም ዝመጹኒ እየ ዝሓስቦ ብኽሙኡ ጥራይ ምስ ክንደይ እየ ተባኢሰ በቃ ክጻዎሮም ዓቅሚ የብለይን ብ ቴስታ እተዎም ጥራይ ዩ ዝመጸኒ ክክ
@ፍትሒፍትሒ
@ፍትሒፍትሒ 2 жыл бұрын
ኣመና ንጹህ ቦቅባቅ ብሙኻኑ ይፈርሃሉ ከይጉዳእ
@luwamtsegetsiab8627
@luwamtsegetsiab8627 2 жыл бұрын
ኣይከማይን ኽጸርፋዎ ከለዎ ከመይደ ዝሓርቅ ኪሮስ ጅግና ደርፍታትካ ገለ መልእኽት ኣለዎ ኣብ ውሺጥኻ ዝኣቱ ስምዑት🇪🇷🇪🇷⭐️👈💪❤❤
@Amanzeray-p3k
@Amanzeray-p3k Жыл бұрын
Abkulatna u qnue hayaln dlayu sle zzareb hadehade nkiros keneaesu kftnu kelewu msom ye zbeas ❤😢
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 2 жыл бұрын
እልፊ ቀይሕ መይሕ ጨርቀ መርቂ ባንዴራ ሒዞም ተደረፉ ሃገራውያን ኮይኖም ዝስምዖም ኣለው ክክክክ ኪንግ ኪሮስ
@Kemdlayeyfilmon-9
@Kemdlayeyfilmon-9 Жыл бұрын
Nay behaqi😢😢
@ZerayEnzo-mn2ie
@ZerayEnzo-mn2ie 10 ай бұрын
እሞ ድማ ስለአኪ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪♥️
@Enzoteddy
@Enzoteddy 7 күн бұрын
❤🤞
@MikiMiki-d8p
@MikiMiki-d8p Күн бұрын
❤❤❤
@robelmulugeta6945
@robelmulugeta6945 3 ай бұрын
Kiroseay Demey ❤💙 sbah nihgo gidin enea hawelti knserhalkaaa
@habtomkfle570
@habtomkfle570 Ай бұрын
2004 batri kigezi tewarde nzia kisemi💚💙💙💙
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ ይብል ኣለኹ ሶንሶለመ ቃለይ የሕድስ ደጊመ ሎሚ ሓሊበ ንጽባሕ ከስትየኪ ጸባ ርግኦ ብራሕ ህዝብኺ ጥታይ ሙኡዝ ሂወት ይምራሕ እምበር ኣነስ ኣለኹ ብመስርሕ ሎሚ ይኹን ጽባሕ ኣብ ዶባት ለበዋይ ከጽንዕ ኣብ ማእከል መሬርትኪ ከልምዕ ብረትን ነዊትን ብማዕረ ክሕርስ ክቱክስ ክበራረ ኤረይ ሂወትኪ ክሳብ ዘይማዓረ ከም ፈረስ ደዊለ ክሓድሬ ሃገረይ ሃገር ሓላላት ሃገረይ ሃገር ሰማእታት ሃገረይ ሃገር ሕውነት ሃገረይ ሃገር ጅግንነት ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት እዛ መሬት እዛ ዘውዲ እዛ ሃገር እዛ ዓዲ ወሰን ወሰን ክበብዋ ኣብ ማእከላ ዕየይዋ እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ ገነት ኤደን ኣምስልዋ ተሳኒኹም ዕየይዋ ገነት ኤደን ኣምስልዋ እዛ ብሩር እዛ ወርቂ እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ ሽማ ሰማይ ከይዓረገ ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ ከይትደክም ከይትሕለል ወላ ሳዓብ ሁወት ክፈል ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ ሃገረይ ሃገር ሓላላት ሃገረይ ሃገር ሰማእታት ሃገረይ ሃገር ሕውነት ሃገተይ ሃገር ጅግንነት ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት እሞ ድማ ስለኺ እሞ እሞ ክንዲ ክንዳኺ እሞ እሞ ስለ'ቲ ባሕሪ እሞ እሞ ስለ'ቲ ሕድሪ እሞ ከመይ ዘይ ሓልፍ ከመይ ዘይ ብጆ ሃገር እንዲኺ ሓለፋ ሃገራት ጠዋሪተይ ጠዋሪተይ ሓያም ግራት ፍቕርኺንድዩ ኣመና ኸቢዱ ወዮ ሕድረይ ሕድሪ ወሊዱ ዓይነይ ሃገር የማዕዱ ልበይ ሃገር ሰኒዱ ኩለንትናይ ሃገር ሃገር ኮይኑ ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር... ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር እናሻዕ ኣብ ውሽጠይ ዝሳወር ዝብለኒ ማዕረ ዑፍ ተወርወር ቀጠልያ ክደነኒ ዉፈር ዝብለኒ ተሰቐል ተሸንከር ኣበርቲዕካ ዕየ ተመራመር ዝብለኒ ደምካ ራሃጽካ ብቕዓትካ ኩለንትናኻ ውሂዱ ሓድነት ይፍጠር ገለ ዝዝከር ነገር ግበረላ ነዛ ሃገር ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር ሕውየት ቁጠባ መድሃኒቱ ብልጽግና ሰላም ሕመረቱ ሕማም ሃገር ሰማይኪ ሰሪቡ ሓቒቕ ከይፈሰሰ ባሕርኺ መሊኡ ሞግስዕ ከይመለሰ መሬትኪ ሰቢሑ ካዕበት ከይ ተሓፍሰ ሃገረይ ቀደምኪ ክሳብ ዘይተመልሰ ኣይክዓርፍንየ ኣበደን ሕልናይ ፍቓዱይኮነን ሰማይ ኩኒ ዕረጊ ወቅብለይ ማዕርጊ ዕበይሉ እዝ ህዝቢ ዓለማት ኣዛርቢ ኩንለይ'ሞ ሰላም ኩንለይ'ሞ ፍቕሪ ባርኽዮ'ቲ ባሕሪ ልዕሊ ኹለን ሕደሪ ልዕሊ ኹለን ሕደሪ ሰማይ ኩኒ ዕረጊ ወቅብለይ ማዕርጊ ዕበይሉ እዝ ህዝቢ ዓለማት ኣዛርቢ ኩንለይ'ሞ ሰላም ኩንለይ'ሞ ፍቕሪ ባርኽዮ'ቲ ባሕሪ ልዕሊ ኹለን ሕደሪ ልዕሊ ኹለን ሕደሪ እዛ መሬት እዛ ዘውዲ እዛ ሃገር እዛ ዓዲ ወሰን ወሰን ክበብዋ ኣብ ማእከላ ዕየይዋ እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ ገነት ኤደን ኣምስልዋ ተሳኒኹም ዕየይዋ ገነት ኤደን ኣምስልዋ እዛ ብሩር እዛ ወርቂ እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ ሽማ ሰማይ ከይዓረገ ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ ከይትደክም ከይትሕለል ወላ ሰዓብ ሁወት ክፈል ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ
@RehaseWeldab
@RehaseWeldab 2 ай бұрын
KRs
@መንከምየማነባርያ-ሠ6ዸ
@መንከምየማነባርያ-ሠ6ዸ 4 жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ወዲ የማነ ባርያ ኣቦ ሓቂ 💝💝💝💝💝💝💝👑👑👑👑✌️👑
@mihretabghebrehiwet2121
@mihretabghebrehiwet2121 10 ай бұрын
Neyru hji modios hwahat koynu gah elu
@biloroni8477
@biloroni8477 10 ай бұрын
😂😂😂​@@mihretabghebrehiwet2121
@Tesfu-ek9ks
@Tesfu-ek9ks 9 ай бұрын
​@@mihretabghebrehiwet2121😊0
@nathanaelhani2660
@nathanaelhani2660 6 ай бұрын
Kiros asha koynu alo hgi barya agame 😂
@محمدامحمدالهربادي
@محمدامحمدالهربادي 6 ай бұрын
@daniwedieri741
@daniwedieri741 4 жыл бұрын
Eza bror Eza werqi Hagerey (2) hgererey halalat = 💝 = 💗 = 💖 sematat 😘👌 Thanks farsey NmerShi tray💖🙏💫👌
@onelove-fd4hs
@onelove-fd4hs 2 жыл бұрын
ኪሮሰይ ተዘካሪ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ እሞ ኣብ ሂወተይ ምሉእ ክትኮነለይ በጃኻ ተመርዒኻ ውላድካ ክርኢ ይደሊ ኣሎኹ ናተይ ኪረሳዊ ፈታዊ ሓቂ
@kedenatube4083
@kedenatube4083 15 күн бұрын
ግን ታይ ኮይኑ ዘይምርዖ?
@merhabatinsaew5888
@merhabatinsaew5888 4 жыл бұрын
Kiros nebarelayi nshka si 💯💋❤️ 💪
@mehariyemane2359
@mehariyemane2359 2 жыл бұрын
kiros abo zema Ayni ketema dihreka zema aktima Negirka meret bqetru Sienka semiom zetgbru gdef kiros ay tneqneqeni kaliey yakleni
@yohanahagos5000
@yohanahagos5000 4 жыл бұрын
እንቓዕ ብደሓን መጸካ ኪሮሰይ ብርሃን ገጹ 👑💎 ብሩኽ ሰንበት ይግበረልካ ሓላለይ ❤️🙏 ንበር ኽበር ኪሮሰይ ፍቅሪ 🥰 ጻዕዳ ልቡ::
@barcabarca4230
@barcabarca4230 Жыл бұрын
Ja bejaja kiros hawena zrgahlna haqu eyu ezi robi hawena zblka zolo bitte tgdselna kemti nftwkan ngdslkan❤❤❤.
@daniblack9128
@daniblack9128 4 жыл бұрын
King eritrean artist 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍🇪🇷 kirosyyy
@mikihabitegergsh1166
@mikihabitegergsh1166 4 ай бұрын
ዋውውው ሚኪ ብሉጽ ሙዚቃ ከምዚ ዓይነት ሕዝካ ምጽኣና ብሕጂ
@beriye2856
@beriye2856 Жыл бұрын
Eza derfi nay bhaqi nay dem slki iya ❤
@Debas97
@Debas97 2 жыл бұрын
Dgam zbhal zey bla eza derfi Mewedadrti albo .kiros 🖤🥇🌀
@huruyyosief5023
@huruyyosief5023 2 жыл бұрын
I entered in deep feeling when I heared this memorable music,at that time I had able to song ur whole Album.
@2020-v5d
@2020-v5d 2 жыл бұрын
kemey yfetweka nere kirosey please temeles kem zneberkayo eshim abilena
@Tsegay-gr2lx
@Tsegay-gr2lx Жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ሩሑስ ሓድሽ ዓመት 2024 🎉
@ወዲስንዓፈ
@ወዲስንዓፈ 4 жыл бұрын
ኪሮስ ሓላይ ህዝቡ ሓላይ ሃገሩ መን ኣሎ ከማካ ኪሮሰይ ኣቦ መንስያት ኣጆኻ መሳኻ ኣለና ወድዛ ሓላል መሬት
@HKChannelHk
@HKChannelHk 3 жыл бұрын
ኪሮሰይይይይይይ❤
@DanielWeldeab-oc1hl
@DanielWeldeab-oc1hl Жыл бұрын
ደሩፉ ማራ ኣዩ ህርመት ልብካ እዩ ዘሃርም ነዚ እንዳ ደረፍካ ሲ ከም ቀደምካ ሃገረይ በል ኩሉ ገዲፍካ ናበይ ክነብላ ንስ ካይና ሃገርና ሐደ ማዓልቲ ክትቅየር ምካና ተስፋ እለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HailabBrhane
@HailabBrhane 17 күн бұрын
Ehi hji ke ety dyu zbl zelo barya mukunud
@BiniamMehari-uh8bs
@BiniamMehari-uh8bs 6 ай бұрын
Kiros halal seb goyta haki
@AaronZerai
@AaronZerai Жыл бұрын
ኪሮስ ሽዑ'ውን ፍትሒ ከምዘይብላ ተረዲእካ፣ ፍትሓዊታውን ሰለማዊትን ክትኮልካ ተመኒኻላ። ን ኤርትራ ኣይሓሰኸላን።
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ስሌኺ ክንድዚ ዝምእዝ ጣዕመ-ዜማ ብምዝያሙ ኣብ ልዕሌኺ ክንድዚ ዝኣክል ፍቕሪ ብምምጣዉ ኣባኺ ክንድዚ ዝኣክል ሠናይ ትምኒት ብምምናዩ "ኣመስግንዮ" ሓደራ ሓደራ ሓደራ 💚🖤
@ጸዋርስደ
@ጸዋርስደ 2 жыл бұрын
Wawww
@eyobelsolomon355
@eyobelsolomon355 2 жыл бұрын
Kila siq bel bejaka
@ahmadnasir9724
@ahmadnasir9724 4 жыл бұрын
Wdi hizbi imbah bel Eritrea wi🇪🇷
@habeschawitebaysenafe2590
@habeschawitebaysenafe2590 3 жыл бұрын
Kirosey schikorrrr futuw ENA nebleka niberelina esike❤️
@filmonhaile8888
@filmonhaile8888 3 жыл бұрын
Keros jegna.tezta alony abza drfi 2010./ Afe.Henbole tzta alony etzi zasrhani znber wanna mate wer you zbhelu.nyerou NATO serha. laike eska rgaxluey dkie Eri jagenu.ilove you Eritrea music.every thing.!!!!
@World436
@World436 Жыл бұрын
Kiros wulad Yemane Bariya 💙💙💙🩵💙💙💙
@habtomasmerom473
@habtomasmerom473 2 ай бұрын
ኪሮስ ጭዋ ኣብዛ ሓሳውት ዓለም ከም ትማሊ ዝገደፍካዮ ዘይጸንሐካ ሰብ ግምጥል ግምጥል ዝብል,ክሮስ ግን ንሓቂ ትመውት ሰብ ኢኻ እሞ ኣምላኽ እድመን ጥዕናን ይሃብካ
@babibabi4721
@babibabi4721 Жыл бұрын
1000 gze eye zsema gn entaymo🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭😭😭kiros kiros Klo koynu negeru
@Asmera_Lketo
@Asmera_Lketo 6 ай бұрын
Ahhhh kirosey 🎶🖤👑abo derfi
@ronaldofa157
@ronaldofa157 18 күн бұрын
እቲ ብፍቕሩ ዘጸለለኒ ዝፈልጦ ኪሮስ እዚ እዩ
@heruhintsa2716
@heruhintsa2716 Жыл бұрын
Kiros wedi hzbi❤ nberelna
@wazemafkri9199
@wazemafkri9199 2 жыл бұрын
ከም ፈረስ ደው ኢለ"ክሓድር እየ!!! ክሳብ ለይቲ ሎሚ ሰለም ዘየበለ ንጉስ" ኣፍቃሪ ህዝቡን ሃገሩን ኪሮሰይይይይ"ቃል ብተግባር ዘመስከረ ኪሮስ ኣስፍሃ!!!🔗♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌟🌟🌟🌟⚘🦁🦁🦁🦁🐅🐅🐅♥️🦁🦁🦁🏆🏆🏆🏆🏆🏆✊✊✊✊✊✊🏆🏆🏆👌👌👌👌🕊🕊🕊🕊🕊👈
@Biniiamm
@Biniiamm 4 жыл бұрын
yes my fav music kiros asli❤️
@voiwedieri1950
@voiwedieri1950 3 жыл бұрын
❤️❤️
@voiwedieri1950
@voiwedieri1950 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@isaacamanuel922
@isaacamanuel922 Ай бұрын
ኪሮስ ኣስፉሃ ንጉስ ጥበብ/ፉልስፍ/ኣባ ቃልሲ💙💙🦁
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 3 жыл бұрын
ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::
@matiasamanuel3012
@matiasamanuel3012 2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 2 жыл бұрын
@@matiasamanuel3012 መሓጋጽ
@matiasamanuel3012
@matiasamanuel3012 2 жыл бұрын
@@Kiros.meksebalem 😂😂😂😂😂
@amanmebrahtu5167
@amanmebrahtu5167 2 жыл бұрын
Wedi tikabo emo simaya derifi tray zeykonka ketestemakir tigrina ewun kitmhar eka abu zelo terir gitimi dictionary hizka eu zisma bro
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
@@amanmebrahtu5167 ወዲ ቱካቦ ድኣ ድክታተር እንዲዩ ኩሉ ደርፍታቱ ፈከራ ኢንዲዩ እንታይ ክሰምዓሉ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ Жыл бұрын
ኪሮስ ፋርሰይ
@AtakltiHabtemariam
@AtakltiHabtemariam 6 ай бұрын
🤴🤴🤴🤝🤝🤝💪💪💪jegena delaye fethe
@weditkabo5716
@weditkabo5716 2 жыл бұрын
Kirosey natey zfetwa derfka i love you my hero 😍😍
@yemaneyeibyo6644
@yemaneyeibyo6644 6 ай бұрын
Kirosey kisemie keleku kulu zhalefkwo yizkereni Abo haqi
@AbeylAmine
@AbeylAmine 2 ай бұрын
2024 kemey kemzlku zeflita ane terha eya ❤❤❤❤
@berhaneyemane7325
@berhaneyemane7325 3 жыл бұрын
Kiros jigna sena tbebawi💪✝️👈
@DawitMihretab-w7g
@DawitMihretab-w7g 2 ай бұрын
ቃል ብተግባር ጅግና
@sdetmekera6957
@sdetmekera6957 4 ай бұрын
ናይ ባል ክሮስ ደርፍ መመልስካ ኡ ዝናፈቕ ብፍላይ ናይሎም አንተ ሰምካ kiros ❤❤❤🙏🙏🙏
@mamdad2166
@mamdad2166 Жыл бұрын
Ezi kitiderf eyu formaka kiros hagery ewe ❤❤kemzi hiji tehaxika ab chiqa 😢😢😢
@mamaafrica900
@mamaafrica900 Жыл бұрын
kgermekum keb hegerne kwexu zey neberu kiros and wedi tkabo eyom
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ጹቡቅ ተስተብህል
@TekluBereketab
@TekluBereketab 7 ай бұрын
King kiros ❤❤
@huruyyosief5023
@huruyyosief5023 2 жыл бұрын
I love this music kiros king continue ur music talents u explain love in ur songs very well
@abitey4510
@abitey4510 3 жыл бұрын
Kiros halal ftret bitaemi eye zifeweka kulu kemaka Yukun
@samuelteame7210
@samuelteame7210 3 жыл бұрын
Tenx kiros Abi Seb
@amantekeste1032
@amantekeste1032 3 жыл бұрын
Love you 😘❣️💞💗❤️💖 kirosey Ambesa
@salitahabtemariam2914
@salitahabtemariam2914 4 жыл бұрын
Kirosey men eyu neaha hade zbleka nsha 1000000 seb eha neay kexlo tray ab gonha alena wedi eza halal merei emaaaaaa nberley kbereley edmeha edme masola ygbero 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✌✌✌✌✌✌❤❤❤❤❤❤
@Nahom-q1j
@Nahom-q1j Жыл бұрын
ዋይ ከምዚ ኢልካ ትደርፍ ነርካሲ ዋይ ጊዜ ሐጂ ከኣ ካበ ኣራት ኪሎ ናበ ዓዲ ሃሎ የብሉ ኣለዉ በዓል ክሮስ ድንቆሮ ኣበ 2023 ኮንኩም አሞ ስሙዋ አዛ ደርፊ 😔😔😔
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ተረዋ ወዲ መካን
@redseacamels2819
@redseacamels2819 4 жыл бұрын
Kirosey fiqri qalat aywdsekan u niaka love you
@kibromasmerom8075
@kibromasmerom8075 3 жыл бұрын
Kiros my king nayzi zeben tsada libu❤️❤️❤️
@warsaywediestif6309
@warsaywediestif6309 4 ай бұрын
Ab Alem zfetwo derafay znebere telo kiros u Huji gin 😢
@miittttty
@miittttty 5 ай бұрын
Xbuq message kab kulu!!❤❤
@jonasyonas8862
@jonasyonas8862 3 жыл бұрын
kiaro nay hmamey men kemaka nber!!
@abebaabuchu
@abebaabuchu 2 жыл бұрын
ኪሮሰይ ሓላለይ መዓረይ መን ከማካ ዓይነይ
@BinyamTekle-f2q
@BinyamTekle-f2q Ай бұрын
ኪኬይ ዝፈትዎ ደራፋይ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@faniwdi3261
@faniwdi3261 3 жыл бұрын
ኣነ ስ ብ video tetgbrela za derfi xubak kirosey mknyatu temti ya 🥰🥰🙏
@tesfalemrezene5762
@tesfalemrezene5762 3 жыл бұрын
Kirosyyy i Miss you my heart bro❤❤❤🤠😍🙏🌎
@محمدامحمدالهربادي
@محمدامحمدالهربادي 6 ай бұрын
Eritrea ❤nay heqa keros❤
@wedimele
@wedimele 2 ай бұрын
Kikey Nay lbey💙👑👈
@abelmehari4047
@abelmehari4047 Жыл бұрын
ኪሮስ 🎉🎉🎉🎉
@Eriboy5968
@Eriboy5968 Жыл бұрын
እንታይ እሞ ትግራይ እንዲካ ትብል ኮይንካ ኪሮሰይ ❤❤❤❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ትግራይ እንታይ ዲዩ?
@hani-zc3yk
@hani-zc3yk Жыл бұрын
​@@Kiros.meksebalem ትግራይ is not Eritrea
@BinyamBinyam-ox6ir
@BinyamBinyam-ox6ir 8 ай бұрын
Tigray is hager gez
@tiemarkeshi2258
@tiemarkeshi2258 2 жыл бұрын
Great job kiros edmen tienan yhabka
@hiritymehari9071
@hiritymehari9071 2 жыл бұрын
"እሞ ድማ ስሌኺ"🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nik-laus-hybrid
@nik-laus-hybrid 3 ай бұрын
5:10 this is something else 😮❤❤❤
@wedikeshi1561
@wedikeshi1561 4 жыл бұрын
Abet gdtmi zema mn kemaka kirossss we love you so much so much
Alek Tewelde-ሓደራኺ ፍቅረይ New Eritrean Music 2025
6:18
Dani show200k views
Рет қаралды 5 М.
Tsigenay
8:41
Kiros Asfaha
Рет қаралды 2,5 М.
Шаурма с сюрпризом
00:16
Новостной Гусь
Рет қаралды 6 МЛН
Don’t try this trick with a Squid Game Soldier 😉 #squidgame
00:15
Andrey Grechka
Рет қаралды 179 МЛН
Asmara - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
9:15
Kiros Asfaha
Рет қаралды 954 М.
Henok Teklay (nago) New music "2021
24:48
Eritrea
Рет қаралды 498 М.
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Meley Yemane
Рет қаралды 747 М.
Eritrean Old School Mix Music 2021 - DJ TEDDY
29:08
DJ Teddy
Рет қаралды 616 М.
Kiros Asfaha -  Teamir  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:53
Kiros Asfaha
Рет қаралды 585 М.
yohannes tkabo(wedi tkabo) - mensey(lyrics/ግጥሚ)
8:03
BETNA Entertainment
Рет қаралды 143 М.
Kiros Asfaha - Meat Were (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music
7:58
Kiros Asfaha
Рет қаралды 2,1 МЛН
Шаурма с сюрпризом
00:16
Новостной Гусь
Рет қаралды 6 МЛН