Kiros asfaha ነርወይ ኣትዩ// ኢስያስ ሃለቓ ምስጢር ኪሮስ ኣስፈሃ ዘይተጸበናዮ መልሲ ኣይዛረብን ኢሉ

  Рет қаралды 74,173

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

#eritrea #tigray #ethiopia
Kiros asfaha ነርወይ ኣትዩ// ኢስያስ ሃለቓ ኪሮስ ሓወይ ዩ ምስጢሩ ኣይዛረብን

Пікірлер
@luwamsium646
@luwamsium646 2 жыл бұрын
ኣነ ፈታዊ ኪሮስን ደላዩ ፍትሕን ኢየ።ኣብ ልዕሊ ኢሰያስ ሃለቃ ንቄናም ሕቶ ማዕበል ብጭውነት ክብረት ንኪሮስን ብምሃቡን ኣዝየ ኣድኒቀዮ ።
@biekimati7428
@biekimati7428 2 жыл бұрын
Ewayyy ezi maebel si amlak do yiferih yikewin entay hizula neza nebsu meare kindzi do ni baesi tigusgus eka besimam amlak yiqre yibelelka.
@hbtzghibaw3961
@hbtzghibaw3961 2 жыл бұрын
ዝነኣድ መልሲ ሓዉ ኢሳያስ ደበሳይ፡በዓንተብኡ ዉን ቆልዓ ንሰብኣይ ኣይሓቶን።ዕሸላዊ ሕቶ እዩ።
@ፈራጭ
@ፈራጭ 2 жыл бұрын
Eza derfi ab metewi nay neshnesh zela men derafia
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. 2 жыл бұрын
@@ፈራጭ ኣብዚ ኣላትካ/ኪ kzbin.info/www/bejne/l5TUYql5jdlosLM
@yatayata3503
@yatayata3503 2 жыл бұрын
@@ፈራጭ nehom meste
@BUFERI
@BUFERI 2 жыл бұрын
ሎሚ ብሓቂ ዓቢ ዘረባ ተዛሪብካ ሃለቃ ናይ ለባማት ስራሕ ሰሪሕካ
@mizerabraha5606
@mizerabraha5606 2 жыл бұрын
Betami lebam eyu melsi hibuwo
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 2 жыл бұрын
ኪሮስ ኣቦ መንእሰይ❤ ተባዕ ስነ ስበባዊ👍👌
@semerehadush1205
@semerehadush1205 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዕጉብ መልሲ ሃለቃ
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 2 жыл бұрын
ሓቂ መልክዕ ተዝህልዋ ኪሮስ አስፍሃ ምመሰለት ኪሮስ አቦ ሓቂ ድምጽን ልሳንን ዉጹዓት ኪሮስን ንኪሮስ ዝመስሉ ይዕወቱ👌👌👌👌👌
@kulusebey35
@kulusebey35 2 жыл бұрын
ንወዮ ኪሮስ ሲ መሊሰ ፈትየዮ። ምዃን እኮ ንኪሮስ ምፍታው ማለት ንሓቂ ምፍታው ማለት እዩ።
@bereketweldedon7368
@bereketweldedon7368 2 жыл бұрын
ኢሰያስ ሃልቅ ናይ ባሓቂ ኩሉም ነናቶም ኣራዳድኣ ኣለዎም ስለዚ ናይ ባሓቂ ትብላዕ ዘረባ ንቃወም ንደግፍ ግን የሕዋት ኢና ስለዚ ንፉዕ ኢሰያስ።
@mulualemyonatan6396
@mulualemyonatan6396 2 жыл бұрын
ብርጌድ ንሐመዱ አጆኩም አብ ጎንኩም ኢና አንሕና ተጋሩ አለናልኩም ጀምዓ ተባረኩለይ
@luelgerye612
@luelgerye612 2 жыл бұрын
Aymlketekan eyu nay eritrawiy eyu ezi
@ፊቕርምስኹሉ
@ፊቕርምስኹሉ 2 жыл бұрын
Ewa alna💪💪💪💪💪💪💪💪
@ariboy0505
@ariboy0505 2 жыл бұрын
ፈታዊ ኪሮሰ'ይ ኔረ ኣለኩ ክነብሬ ድማ፡ 😘/ ማዕበል One Day ☝️
@birhanetekleab8471
@birhanetekleab8471 2 жыл бұрын
Fox
@ariboy0505
@ariboy0505 2 жыл бұрын
@@birhanetekleab8471 🦊🤣
@binyam1578
@binyam1578 2 жыл бұрын
ኪሮሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏼💙🌿💙🌿💙🔔🔔🔔(ዘርኢ መርገም እዮም )ሉኡካት ሳጥናኤል እዮም)።😭💒😭 ኩሉ ጋዘጤኛ ኮይኑ
@berakizewdi2755
@berakizewdi2755 2 жыл бұрын
እዚ ወዲ ጭዋ ኢዩ። ብዙሐት እንተንከውን።👍👍👍
@ጋልመቀለ
@ጋልመቀለ 2 жыл бұрын
ዋው ኣብ ሕጂ ግዜ ምስጢር ዝሓብኣልካ ሰብ ረክብካ ዕደለኛ ኢካ🌍ኣይ ከማካ ኢሳያስ 🥀
@seteengda2459
@seteengda2459 2 жыл бұрын
Sle zey feltelu ember kale mas koynu
@samtadas8266
@samtadas8266 2 жыл бұрын
ግርም ገቤሮ ማዕበል ሓሳዊ😏 ኪሮስ ጅግና❤
@ጉሕጨዓ
@ጉሕጨዓ 2 жыл бұрын
ጋዜጠና በርጌድ ን ሓመዱ ነዳዲ ሃባ ነሹ
@John..ጆን
@John..ጆን 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ወዲ ሃለቃ ንሰብ ሰብ ዘብሎ ከኣ ከምዚ እዩ
@ghirmaymebrahtom4456
@ghirmaymebrahtom4456 2 жыл бұрын
ኪሮሳ በዓል ስረ፣ ኣታ ንስኻሳ እንዃዕ ኮ ናትና ኮንካ❤️ እንታይ ከ ክብሎ ኢሉ ኢዩ ንኪሮስ።እንታይከ ኣበር ከዉጽኣሉ ንኪሮሳ። ስለ ኣብ ጎድኒ ዉጹዕ ህዝቡ ዝኾነስ ብሕማቅ ኽገልጾ ኣለዎ...... አረ
@maekeleasefa8991
@maekeleasefa8991 2 жыл бұрын
Arku kiros wela euka delayi fthi koynu ente fetenayo gn aber nerwo eyu ab Interview xngilil elu xerifuwo eyu nea kmlsela eseyas kelil eyu neru gn akli nay eseyas zdnek eyu haki zereba kiros tahwak alewo ane rgxena eye naka ms seb koynu zxerefeka kem txerfo slezi eseyas abza Interview zdnek eyu tezaribu
@lovepeace1314
@lovepeace1314 2 жыл бұрын
ነሹ ቤብ ገጢምካዮ ንማዕበል ሃለቃ ግን ጽቡቅ መሊሱ
@fqrihaqi5453
@fqrihaqi5453 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጅግና
@no-jh4dg
@no-jh4dg 2 жыл бұрын
Thanks ነሹ ዓይነይ ድማ
@dgey1113
@dgey1113 2 жыл бұрын
ጎበዝ
@ሜሪጋልትግራይ-ቈ2ዀ
@ሜሪጋልትግራይ-ቈ2ዀ 2 жыл бұрын
ዎድሃለቃ ክፀልአካ መዓት እየ ግን መልስካ ግን ብጣዕሚ ዓጊበ ።
@AGFuture-n3s
@AGFuture-n3s 2 жыл бұрын
🇪🇷 ለኽባጥ ዩ ጽባሕ ከኣ ካልእ ክብል ዩ. ጉዳዩ እንዲያ ፋሕ ትብሎ ዘላ 😂 ወዲ መድህን በራድ ምስ ከደ የራኽበና ብዝኾነ ጋል ትግራይ ሰላም ንኹልና ደቂ ሰባት 🙏
@ሜሪጋልትግራይ-ቈ2ዀ
@ሜሪጋልትግራይ-ቈ2ዀ 2 жыл бұрын
@@AGFuture-n3s ኣሜን መዓረይ 🙏 መንግስቲ ነባሪ ኣይኮነንን ኣንሕና ግን ብፍቅሪ ንንበር 🙏😘💙
@AGFuture-n3s
@AGFuture-n3s 2 жыл бұрын
@@ሜሪጋልትግራይ-ቈ2ዀ ኣበይ እሞ ኢሎሞ እልክዮም ኢኺ 😔 ጋል ትግራይ ቅጭን ✌️
@ሜሪጋልትግራይ-ቈ2ዀ
@ሜሪጋልትግራይ-ቈ2ዀ 2 жыл бұрын
@@AGFuture-n3s 🙏🥰
@AGFuture-n3s
@AGFuture-n3s 2 жыл бұрын
@@ሜሪጋልትግራይ-ቈ2ዀ ኣበይ ዓዲ ደኣ ትነብሪ? ብኻልእ ኣይትውሰድዮ ንለላ ዩ 😊🤝
@ካብቲክቶክ
@ካብቲክቶክ 2 жыл бұрын
ነሹ ብርሃን ገጹ ❤️❤️❤️
@mulugetamulugeta3144
@mulugetamulugeta3144 2 жыл бұрын
Ezi maebel zbahal si lahmam u
@rutherena8413
@rutherena8413 2 жыл бұрын
Neshu Hawey kulu gzie ab Tv Sle zrirka like ele ayflten eye hji gen ab Handy atie kulu like elelka aleku. Love you much Brother 🥰
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 жыл бұрын
Thank you 🙏
@ha4elomgirmuy252
@ha4elomgirmuy252 2 жыл бұрын
አጆኩም ጅጋና
@Brlemedia
@Brlemedia 2 жыл бұрын
ኪሮሰይ ጥዑም ደሃይ ጅግና ኣጆኻ
@rahmax8084
@rahmax8084 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቅኑዕ ሰብ እካ ኣብዚ ሎሚ ጊዜ ምሽጥር ዝዕቅበልካ ሰብ ምድላይ ማለት ትዕድልቲ አዩ 🙏🙏🙏
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 2 жыл бұрын
Maibel Tanika Bahriiiiiiiiiiiiiii ማዕበል ታኒካ ባሕሪ። ከምኡ ንኢሳያስ ፎኪስ ክሰርሖ ፈቲንዎ፡ ግን ኣይሰለጦን፡
@samibada1041
@samibada1041 2 жыл бұрын
እዝይ ጋዘጠኛ ክኸውን ኣይክእልን ዩ ጋሓፍ ዩ
@yonasweldemichael7709
@yonasweldemichael7709 2 жыл бұрын
Guhaf tebelukake ke shikak enber
@sarahabraham0827
@sarahabraham0827 2 жыл бұрын
I don't like issas debesay but at this point his brave.
@AGFuture-n3s
@AGFuture-n3s 2 жыл бұрын
Me too
@eritreaadey3074
@eritreaadey3074 2 жыл бұрын
Kirosey jegna eyo mashallhe
@afewerkikidane8998
@afewerkikidane8998 2 жыл бұрын
እሰያኣ ሃለቃ ናይ ባሓቂ ጽፉፍ መሊሲ ልቢካ ዘይ ማሃብ አቡ ርግጽ
@weditkabo5716
@weditkabo5716 2 жыл бұрын
Kirosey king abo haqi 💙💙💙🦁🦁🦁💙💙💙🦁🦁❤❤❤
@ከምምሕረትካእበርከምግብር
@ከምምሕረትካእበርከምግብር 2 жыл бұрын
እዋይ ሃለቃ ብጣዕሚ ፅቡቅ ግይሩ ኣብ መጨርሻ ስ ምስጥር ምውፃእ ፅቡቅ ኣይከነን ኢሉ ኣየ ማዕበል ዘሪጋ ከምዚ እንዳገበርካ ካብ ፋሕ ክተብል በል ሎምስ ኣይተሳከዐትልካ ስገራ ኢልካ ማሰበል ስሚ ሰላማውያን
@SB10889
@SB10889 2 жыл бұрын
መባእስተይ ለባም ይግበረለይ ዝብሃል ኣብ ከምዚ እዩ😎✌️
@kidane1289
@kidane1289 2 жыл бұрын
Nice Answer
@no-jh4dg
@no-jh4dg 2 жыл бұрын
ባሓይሊ ጽርፎ ክክክክ እዋይ ግዜ ወዲ ሃለቃ ብጣዓሚ ንፍዕ ማዓበል ድማ ተምላስ እኻ
@merihyohanns2585
@merihyohanns2585 2 жыл бұрын
100 ካብ 100 ሃለቃ
@NMM.official.
@NMM.official. 2 жыл бұрын
Kbri seb mekab kbrka mekab malet u:
@mikugerie5171
@mikugerie5171 2 жыл бұрын
ን ሃለቃ ጸሊአዮ አንድየ ነይረ... ሕጂ ግን ማራ ፈቴዮ ከምቲ ዶንቆሮ ማዕበል ብዘይሙኻኑ
@abduselamadem3183
@abduselamadem3183 2 жыл бұрын
ባእ ናይ ብሓቂ ብዓሰርተ ዕጽፊ ንኪሮስ በሊጽዎ ወዲ ሃልቃ ኪሮስ ኢንተርቬው ኣብ ዝገብረሉ ዓሰርተ ሰባት ከይ ጸረፈ ኣይውድእን ዩ
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 2 жыл бұрын
ኪሮስ ድኣ ንህዝቢ ኣስመራ ኢሉ ክጸርፍ ዘይሓፈረ'ዶ ንደረፍቲ ክገድፍ
@zmn6849
@zmn6849 2 жыл бұрын
😂😂😂
@flimon1475
@flimon1475 Жыл бұрын
ኪሮስ ትግራዋይ ኢዩ።
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 2 жыл бұрын
wow Isaias Hleka very mature Answer! Thanks truth make you free.
@መብራህቶሞ
@መብራህቶሞ 2 жыл бұрын
Bravo esu 100% tsubuk melsi :
@Gunners_4ever
@Gunners_4ever 2 жыл бұрын
ነሽ ነሽ ኢካ ሚሲጥር ዘይተዑቅር ክክክ ብዝኮነ ደጋፊ ኣርሴማ ሙካንካ ግን ሕቡን እየ ጽባሕ የራክበና ኣብ ዓወት ሻሹ ዝተባረከ ቀዳም ሰንበት ይግበረልና all pray to peace God did always
@tesfagabrimehari9247
@tesfagabrimehari9247 2 жыл бұрын
ብልክዕ ንውዲ ሓልቃ ካብቶም ኣዝየ ዝጸልዕም ድምጻዊ ኤርትራ እዩ ሕጂ ግን ብጣዕሚ ኣድንቀዮ
@kiflemariam2509
@kiflemariam2509 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ምሊስሉ ወዲ ሰብ ነናቱ መርገጺ ኣለዎ ግን ኣብ ፕሪበ ኣቲኻ ከምቲ ክምዚ ጽቡቅ ኣይኮነን እንተ እቲ ሓታታይ ግን ውኻሪያ እሰያስ ንግዜ ንግደፎ
@tsionkiflu7261
@tsionkiflu7261 2 жыл бұрын
ናይ ባሃቂ ወሪቂ ዘረባ 🎉
@haileabaynalem4947
@haileabaynalem4947 2 жыл бұрын
💯💯💯💯💯 nay bhaki haleka
@selam-G3LT
@selam-G3LT 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ወዲ ሃላቃ ጩዋ መልስ👍💞 ። መዕበል ድማ እቲ ብሓይል ደፍፋእካ ሕማቅ ሰብ ምንዳይ ግደፎ👎💔
@teameema9832
@teameema9832 2 жыл бұрын
✊🏾✊🏾✊🏾💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙✊🏾💙💙💙💙 Selam berged nehamdo alen do ✊🏾✊🏾💙💙💙💙💙💙💙💙
@rahelsebhatu8673
@rahelsebhatu8673 2 жыл бұрын
ሓቂ ነሹ ጽቡቅ መሊሱሉ ንማዕበል ድዩ ዝባሀል
@mikialewedigoje607
@mikialewedigoje607 2 жыл бұрын
ነሹ ሓቢቢ ንከይትግረም እዚ ወዲ ሃለቓ ብጣዕሚ የ ዝጸልኦ ነይረ በዚ ክብሪ ሰብ ክሕሉ ምስ ረኣኽዎ ግን ብጣዕሚ ፈትየዮ ናይ ብሓቒ ንፉዕ
@arefaynesolomon
@arefaynesolomon 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንኢሳያስ ኣይፈትዎን ኔሬ።ሕጂ ክርእዮ ከለኹ ግን ኣዚ'ኡ ቡሱል ሰብ'ዩ።ምኽንያቱ ኽልተ የዕሩኽት ዝተፈላለየ ስነ-ሓሳብ ክህልዎም ይኽእል'ዩ፡ግን ኣብ'ቲ ዘፈላልዮም ስነ-ሓሳብ ከምዘሎ ኾይኑ፡ኣብ'ቲ ዘራኽቦም ሕውነት ተኸባቢርካ ምኻድ ምእማኑ ብጣዕሚ የሕጉሱኒ።ህግደፍ ድማ ዝደልዩ ነሓውኻን ስድራኻን ከይተረፈ ክሒድካ፡ንህግደፍ ክተምልኽ'ዩ እቲ መስመር ዝፈቕድ። ማዕበል ድማ እዚ'ኣ እያ ፈሺላቶ።
@selamialeku3614
@selamialeku3614 2 жыл бұрын
Bravo wedi haleqa
@leyaasekh2887
@leyaasekh2887 2 жыл бұрын
God bless you with all your family even you know about him your friend why you talking about him in social media so thank you thank you thank you so much you are very nice person I appreciate about that again
@efremgrmatsion1153
@efremgrmatsion1153 2 жыл бұрын
ኢሰያስ ይጸልኦ ነይረ ኣብዛ ዝመለሳ ግን ኣድኒቀዮ
@selamfeqri4376
@selamfeqri4376 2 жыл бұрын
Kabakaum behasot zemeskurun sem seb zebalashwun yehaysh atsebiqu ::
@tekiesibhatu5597
@tekiesibhatu5597 2 жыл бұрын
ካብ ዝገርመካ ሎሚ ፈቴዮ ንሃለቃ
@ghirmayhadgu9350
@ghirmayhadgu9350 2 жыл бұрын
Good answer wedi haleqa.
@leyaasekh2887
@leyaasekh2887 2 жыл бұрын
Wow so nice you talking I appreciate about that lsais again
@gerieyohannes9226
@gerieyohannes9226 2 жыл бұрын
ወይ ጉድ ጠባቢርካ ንጽሊኢ ንፍቅሪ ማሃሸ ማበል ደንቆሮ
@robelsolomon720
@robelsolomon720 2 жыл бұрын
Entay eyu emo kbl bzaba kiros
@HT-ix7us
@HT-ix7us 2 жыл бұрын
ሃለቃ ናይ ብሓቂ ጅግና
@rozinaaregay7122
@rozinaaregay7122 2 жыл бұрын
አንቃዕ ብሰላም መጸካ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት
@shewitsigementertainment1282
@shewitsigementertainment1282 2 жыл бұрын
ዝድነግ መልሲ ሒቡ ኢሰያስ
@nigistyhagos31
@nigistyhagos31 Жыл бұрын
Well said Issayas, that is what it should be.
@wedisimon2826
@wedisimon2826 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ ሓለቃ ሰብ ጸሌዮ አልካ ምንኣስ ጽቡቅ ኣይኮነን ተመሊሱ ዩ ናኣካ ዘፍኩሰካ ከም ናይ ባል ፍረሰላም
@merhawityohannes151
@merhawityohannes151 2 жыл бұрын
ዋላ ኣነ ኣዲንቀዮ ነሹ ኣይነይ
@yonashaile1180
@yonashaile1180 2 жыл бұрын
ኢሳያስ ዝብላዕ መልሲ
@MohamedALI-ff9mf
@MohamedALI-ff9mf 2 жыл бұрын
Thanks bro😍😍😍
@فتسوم-ع3ط
@فتسوم-ع3ط 2 жыл бұрын
ባእ ክጉብዝ ኣበሳ እዩ ንፅባሕ ዝሓስብ ሰብ ዓርኪ ማለት እውን ከምዚ እዩ ፍልልይ እተሃለወካ ሕጂ ፅባሕ ካሊእ እዩ ዓርኩ ኔርካ ምስጢርካ ተማክሮ ዘማክረካ ዝነበረ ብንእሹተን ኣፈላላይ ክመፅእ እድሕ ምስጢሩ ትዝርግፈሉ ፅባሕ ካዓ ናትካ ይዝርግፈልካ እሱ ስለዚ ንባዕልካ ኢካ ትጉዳእ
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. 2 жыл бұрын
እምበርከታ! ንኪሮስ🦁ምትንካፍ ቆፎ ንህቢ ተንኪፍካ ማለትዶ ኣይኮነን፧ኢሰያስ ሃለቃ ሃመማ መዓኮር ጡርሙዝ፡ማዕበል ሙዕቡል-ፋራ Game over😂😂
@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን
@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን 2 жыл бұрын
Jossi ayney meakor trmuz do belka 😅😅😅
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. 2 жыл бұрын
@@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን ጥርሑ ጡርሙዝ ናይ ኮኳ-ኮላን ፋንታን እንተሪኢኻ ኢሰያስ ሃለቃ፡መክደኒኡ ኢሰያስ ባሊቃ😂😂
@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን
@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን 2 жыл бұрын
@@Jossi_Mashi. kkkkkk ayxelaekwan melska
@aadem4911
@aadem4911 2 жыл бұрын
This is not journalism this is gossip kiros is a hero we don't have time for this let us support birgade nehamedu thank you neshnesh
@fishzeweldi8739
@fishzeweldi8739 2 жыл бұрын
Good job
@Moss514
@Moss514 2 жыл бұрын
Good answer, didn’t know about his wisdom
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 жыл бұрын
Neshu welcome back broye
@ዩኤልሳምሶን
@ዩኤልሳምሶን Жыл бұрын
ሓሳዊ ማዕበል ሕቶ ደኣ ኣንቢቡ እምበር ኣይሓተቶን።
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 2 жыл бұрын
Kirosey abo menseyat 💪💪💪💪💪❤❤❤❤
@hanisuyahanis5511
@hanisuyahanis5511 2 жыл бұрын
ይቅረታ ንሽነሽ መደባትካ ጽብቅ እዩ ሓደ ነገር ግን ናይ ወዲ ሃለቃ መልሲ ብጣዕሚ ጽብቅ ወላ ሕማቅ ነገር ይሃልዋ ከይሮስ ዘሕለፍዋ ምዉጽእ ትርጉም የብሉን እዚ ከኣ ናይ ኢስያስ ብሉጽነት እዩ ከምዚ ከኣ ኣብ ተቃዉምቲ ይርአ እዩ ንኣብነት ኬሮስ ብዛዕባ ኣወል ዝተሓቱ ሰሚዕኻዩ ኢኻ ግን ዓገብ ኣይበልካን ንምንታይ ኣብ ኣተሓስሰባ ተፉላሊኻ ምስጢር ምዉጽእ ሰለዚ ንኩሉ ብሓደ ዓይኒ ርእቶ ሃብ ነሹ
@filmonbokration766
@filmonbokration766 2 жыл бұрын
ኪሩ ጅግና ብርጌድ ንሓመዱ ተረከበና ድኣ እወ 💪❤️👌
@mulualemyonatan6396
@mulualemyonatan6396 2 жыл бұрын
ጋዕጋዕ ጋዜጠኛ ገፅካ ይርሐቅ ረሳሕ
@Ruta0922
@Ruta0922 2 жыл бұрын
Wawwww isseyas,kiros ente zkewn afu ksab zkded mtezarebe nisseyas kndti zxelo adnikeyo,👏👏👏👍
@naymebxeadesiet3531
@naymebxeadesiet3531 2 жыл бұрын
Ewe mtezarebe! Kiros kab haki wexiu ayfeltn iyu eti zzarebo wn haki iyu. Eseyas gn mnalbat nkiros bhmak zeyfelto ykewn. Dehar nhaleka ab tbeb seb zgebero kiros mukuanu aytfeltn dika.
@jaky1447
@jaky1447 2 жыл бұрын
Kiros abo fthi 🦁🦁🦁❤️
@ኣስኳልጋልሰባዓእንደርታ
@ኣስኳልጋልሰባዓእንደርታ 2 жыл бұрын
ነሽነሽ እንኳዓ ብሰላም መፃኻ ልዛ ፅሕፍቲ ቸንብቡ ሰላምነ ቅሳነትን ይዓድልኹም ኣብ ቻናለይ ሳብክራይ ግበሩለይ ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ ኣምላክ🙏💞
@efremwoldesilasie4798
@efremwoldesilasie4798 2 жыл бұрын
👍melsi
@jesuisfierdenoir9430
@jesuisfierdenoir9430 2 жыл бұрын
Kirosey et haleqa amena yom zfatewu kgermeka ezi resah sreat eyu ab mongo atiwom Thank you haleqa 💪
@merra-lc1bn
@merra-lc1bn 2 жыл бұрын
Wedi mndufey haleka asli
@felegteklom7743
@felegteklom7743 2 жыл бұрын
ሰላም ነሹ ክልቲኦም ዘረባ ዘይክእሉ እዮም፡ኣብረሃም ተኽላይ እናፈለጠ እዩ ዝጽይቅ ንረብሕኡ ዝሰርሕ ዘሎ እምበር ኣሚኒሉ ኣይኮነን፡
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 2 жыл бұрын
ኪሮስ ኣስፋሃ ኣቦ ኢሰያስ ደበሳይ ኢይዩ። ከመይ ጌሩ ንኪሮስ ክዝንጥሎ፣ ኣንታ ንኮሮስ እባ ከምዚ ሎሚ ኣይንርኣዮ! ግደፉ።
@EFRA1987
@EFRA1987 2 жыл бұрын
ፍረሰላም ውን እኮ ኢልዎ እዩ ወዲ ሃለቃ ጻዕዳ ዩ ኢልዎ ዩ ኣብ መትከሉ ጽኑዕ ካብ ንግሁኡ
@sahayabray5699
@sahayabray5699 2 жыл бұрын
AJOKHA KEROS SHEKORR ATTA JEGENA KEXELO
@brhanemengsteab5078
@brhanemengsteab5078 2 жыл бұрын
ደሓን ዝኮነ መልሲ እባ መሊሱ ኣብዚኣስ እዚ ጎሓፍ ወዲ ደበሳይ
@eritreainfo710
@eritreainfo710 2 жыл бұрын
አድኒቀዪ ማራ
@ERi-e8o
@ERi-e8o 2 жыл бұрын
Kiros king ❤️❤️❤️👑👑👑💪💪💪
@gechgech3868
@gechgech3868 2 жыл бұрын
ነቡሱ ኣዉፂዋ እሰያስ
@mariarossi6555
@mariarossi6555 2 жыл бұрын
Kiros, 👏👏👏👏💪👌
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 жыл бұрын
ኣንታ አዚ ሰብ አዚ ፈሊተ አሉ ዲዩ ተማሃር ዚብሎ የለን ማኒም አኮ ኩምነገር የብሉን የዲመሞ ደገፍቲ ተማሃር ማሃይም አካ በለዎ
@yonasmichael2889
@yonasmichael2889 2 жыл бұрын
💪🥰🌺 Kiros
@luwamt6479
@luwamt6479 2 жыл бұрын
ነፊዑ እባ ሃለቃ ብዕራይ
@birhanetekleab8471
@birhanetekleab8471 2 жыл бұрын
Haleka Smart Man
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 47 МЛН
«Кім тапқыр?» бағдарламасы
00:16
Balapan TV
Рет қаралды 254 М.
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 17 МЛН
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 29 МЛН
Midday News in Tigrinya for October 11, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:02
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 14 М.
LIYA SHOW is live! ሰላም
LIYA SHOW
Рет қаралды 935
Menbar Aydgemnyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
11:25
ዕላል መናእሰይ ሚኪ  ብቁጥዐ ትቃጸል
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 125
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 47 МЛН