ዝኩላይ ፀርፊ ንበይነይ 😢🙆

  Рет қаралды 9,283

JOte Rozi 👫

JOte Rozi 👫

Күн бұрын

#tigray #tigraynews #tigrignamusic
TigraiMediaHouse HagereTigrayሃገረትግራይ TigraiTv DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP Ethio360Media SyeEntertainment EthioForumኢትዮፎረም SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #‎Hopemusicethiopia #EthioInfo #‎Omn #NeshneshTv #Raiena #‎TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #EthiopianslnSaudiArabia #kramat #EthiopianNationalDialogue #Ethiopiaprevails #Sergegna #Wegoch #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ወልወጋ #ቶክሾው #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች #Ethiopian #Orthodox #ኢሳያስ #አፈወርቂ #ሻይ #ቡና #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #pope_shenouda_tigrigna #bibleaudio_tigrigna #tigrigna_bible_audio #bible_tigrigna_audio #tigrigna_music #shrektigrignafullmovie #mezmurorthodoxethiopia #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #eritreashikor #eritreafilm #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy#dimtsihafash #eritreamezmur #orthodoxeritrea #berekettikue #asmaraeritrea #eritreatoday #filmeritrea2021#eritreatv #መረጃቲቪአዲስወቅታዊጉዳይ #music #drama #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri -TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asenaa@hopemusicethiopia @ethioforum @UnitedEthiopiaHUMANITY @OfficialEthioinfo @spacex237 @ethio360media2 @comedianeshetu @zaramedianetwork @AbelBirhanu @Adagnucamera @fetadailyanalysis @AddisFact @fetadailynews9708 @MinewShewaTube @MikoMikee @mikishow @Microphonemedia @KuluMedia @jstudio1 @ruftamedia @tigraynews24 @TigraiTv @TigraiMediaHouse @tigraionline @habeshabroadcast @HagereTigray @DimtsiWeyaneTV @dehaymeneseyat5852 @LazaRecords @abrelohd @LihamMelody @AdmasMusic @ellarecords @SEMAYENT @seifuonebs2712 @SyeEntertainment @gereemunentertainment @ATVasena @ATAMedia @Hericho @kokobmedianetwork

Пікірлер: 288
@gedu8644
@gedu8644 2 ай бұрын
10k ነብፀሐዮም ትብሉ👍👍
@EeSa-fe3jm
@EeSa-fe3jm Ай бұрын
ትክክል እዩ
@user-gt4sr7kb3m
@user-gt4sr7kb3m Ай бұрын
ልድገም ተልከዉን ነይሩ....ዞም ናተይ❤
@ሳሌም
@ሳሌም 2 ай бұрын
ኣጆኻ broye ከምኡ ኢዩ ሓበሻ አምበር ዓመት ዘይገበረት ቆልዓ ከላትኹም ጠኒሰ ክትብለካ ኸላ ሓቅኻ ኢኻ ናይ ሓበሻ ነገር ከምኡ ኢዩ አዚ ኩሉ ጽቡቅ ጸኒሕካ ሓንቲ ምስትጋገ በቃ ነቲ ጽቡቅ ኣይዝክሮን ነታ ሓንቲ ጌጋ ኢዮም ዘካብዱ so ሸለል ክትብሎም ኣለካ ክስማዓኻ የብሉን ሓወይ ናተይ Respect🙏❤️
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 ай бұрын
ደምርኒ🎉
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 2 ай бұрын
አሜን እልካ ትቃበላ ፀርፍ ናይ ኮመንት 😂😂❤❤❤ይመችኹም ትረድእናካ እና ምውላድ ጠፍእና ኣይኮነን ትሰድትና ዘለና ሓወይ እንጀራ ምስ ሓዝና ናበልና ግዜየና ጨርስናዮ ዘለና
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube 2 ай бұрын
👍ቀደመይቲ 😅 ጥንስቲ እየ ዋ #ሳብስክራይብ ግበሩለይ 🙏💟❤
@user-wl3to3yj7l
@user-wl3to3yj7l 2 ай бұрын
ጥንስቲ እየ ዋ ካብ መን እዩ😂
@rahafalharbi1711
@rahafalharbi1711 2 ай бұрын
​@@user-wl3to3yj7l😂😂😂😂😂😂😂😁😁😁
@wskn7283
@wskn7283 2 ай бұрын
ኣነ ተረድኤካ እየ ዝሓወይ ጠንካራ ኢካ ❤❤🎉
@Meri.2146
@Meri.2146 2 ай бұрын
ኣየ ሓበሻ ሓሳዳት ኢና ኣጆካ ዝሓወይ ንቅድሚት ጥራሕ ሰጉም❤
@user-yb2cz8lw2j
@user-yb2cz8lw2j 2 ай бұрын
ፀገም የብሉይ ዝሮ ትሂወት እስኩም ስለ ትነብርዎ ሰለ ሰብ በዙሕ አይተገደሱ ብዝተረፈ ቀፅሉሉ ፅሩያት❤
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 2 ай бұрын
ኣነ ኣብ ሂወተይ ዘፍረሐኒ መከላከሊ ጥንሱ መጀመርታ ተጠቂመ ድሓር ውለድ ደልየን ብዙሓት ዝደረቃ ስለ ዝፈልጥ ነብሰን ብጣዕሳ ስለ ዝጭነቃ እግዚአብሔር እንተሂቡ ይሃበኒ ተመስገን ኢለ ክቅበሎ ውላድ ፀጋ እግዚአብሔር እዩ ክንደይ ደልዩ ዝሰኣነ እውን ስለ ዘሎ
@ናቲ-03
@ናቲ-03 Ай бұрын
ካብኣተን ኣነ ሓንቲ 😢
@khjh8891
@khjh8891 2 ай бұрын
ዊ ማዓረይ ኣሕዚንካኒ🥰ኣነ ግን ኣይተፃረፍኩይ☺️
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 2 ай бұрын
አነ ተርድእካ እየ ማራ ኢካ እሕዝንካኒ ግን ባዓልቲ ገዛካ እውን ትምህርቲ ኣለዎ ግን ኣጆካ ወዲ ሪመይ ብጣዕሚ እየ ዝፍቱወኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ ካብ ሰደተኛ ሓፍተከም እየ ❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@kokih41
@kokih41 2 ай бұрын
ኣነ ሓበሻ መትሐዝ ሰእናሎሞ ኡኑቃዓ ጠንስክ እሉክ ቲትኮኖ ኩፆሩፉካ ነይሮሞ ጉዱ ኢዩ ብዝኮነ ንፈተኩም እና ኣጆኩሙ ቀፅሉሉ ናይሰብ ብጎን ገድፉኩም ደቅ ዓደይ❤❤❤❤❤
@almazamanal8643
@almazamanal8643 2 ай бұрын
ኣጆኩም ኣብምድያ ተወፂካ ብዙዕ ፀሪፍታትይ ምጎሳታትይ እዩ ኒኦ😅❤
@Dgdewgsg
@Dgdewgsg 2 ай бұрын
ዎውውው ጆተ ወለላይ ማብል ጀማሩ 😘😅😅😅 አነ በነበሰይ ግን አይተጳረፍኩን ተረድአኒ አዩ ነይሩ ሓስብካ ንሮ ውድነት ባዓሉ ባዓሉ አዩ ዚፈልጦ ኩሉ ሰብ 🥹❤️🙏
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 21 күн бұрын
የኔ ቆንጆ ተረዲእልካ እየ እኮ ያ ለባመይ ❤❤ ንሳካ ለ ንፅቡቅ ሓስብካዮ ትኮን ኣጀኩም❤❤❤
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 2 ай бұрын
ኣብ ኣናጋግራካ እዩ ማዓረይ ኣነ እውን ተረዲእካ እዩ ምክንያቱ ደቅና ንሕና ዝዓበናዮ ኽዓብዩ የብለምይ ባሃሊት እየ ንሕና ዝዓበናዮ እንተ ዓብየም ኸማና እዩም ፍቃድኡ ስደት ኸርተት ኸብሉ ግን ኣጋጣም ጥንስ ተገጢሙ ግን ኣምላኸይ ባርኸለይ ኢልካ ትቅበሎ እንታይ ድዩ ኣሲሕቅኒ ልቦና ይብኒ እዩ ቤተስብ ያ ይፍትወኩም እየ እሕዋተይ❤
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 2 ай бұрын
ትክክል መዓረይ
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 2 ай бұрын
ዋይ ሕቡሸ ርእሲ ዱኑሸ ታይ ገይርኩም ክንድዚ እሱሰ ቲ ንሮ ከቢድ ምኳኑ ሰለዝፈልጥ እምበር ውላድ ዶ ፀሊኡ ኮይኑ😢😢😢ኣጀካ ❤❤❤❤
@assass8589
@assass8589 2 ай бұрын
ብሓቂ❤
@user-ke2mz2ei7q
@user-ke2mz2ei7q 2 ай бұрын
አሰይ ዘም ሓተይ ማዓረይ ውላድክም ይባርክልክም ደቅዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ай бұрын
ኣነ ኣይጸረፍኩኻይ ግን ኣሲሕቅካኒ እውን ኣናዲድኻኒ እውን ኢለካ እና ሓቅኻ ኣነ ተረዲኡኒ ነይሩ እዩ ሓሳብኻ ምስቱ ኩነታት ለለ ጋብ ክህልዎም ኣለዎ ኣብ ደቅና ኣነ ከምኡ እየ ልምነ❤ለለ ታይ ዲካ ኢልካ ትምህርቲ ኣለኺ ለለ ጓልና ገና እያ ትብል ነይርኻ እንድያም ሓልዮትኻ ደስ ክብል🙏♥️ማማይ ወሊዳስ ለለ ኣብ 9ተ ወርሓ ካልኣይ ጠኒሳ ወሊዳታ ሐዚ ግን ብጣዓሚ ትሕጉስ ኣላ ንሕና እውን ደስ ኢሉና ኣሎ❤😅
@brllabay3842
@brllabay3842 2 ай бұрын
ኣጆኩም አሕዋተይ ምክሪ ኣይፅላእን እዩ ተከነ ውን አሜን ኢልካ ምቅባል እዩ ውላድ ውህብቶ አምላክ እዩ 🤲❤❤❤🥰🥰🥰
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ወይ ሰብ ደቀይ ኣረ ዝሰብስ ብፀርፍስ እንታይ ኣምፅኦ ኣጆኻ ዝሓወይ ንስኻ ብሓልዮት እዩ ከምኡ ኢሉ እና ምቁራተይ ይፈትየኩም እየ ♥️👌
@hgf6568
@hgf6568 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፅሩያት አጀካ ሰለ ፀርፊ አይትገደስ ልንጀራ ይገበረልኩም 😁😁
@senaithaftu7189
@senaithaftu7189 3 күн бұрын
ኣነ ግን ተረዲኤካ እየ ኔረ ሓቅካ ኢካ ምክንያቱ ምስ ት/ቲ ከቢድ ዩ ናሰብ ነገር ግን ከምኡ እዩ ሚድያ ተወፂካ ብዙሕ ነገር እዩ ዝመፀካ ኣጆኩም ይፈትወኩም እየ ደቂ ዓደይ❤ ❤
@user-hd1fs9je1k
@user-hd1fs9je1k 2 ай бұрын
ኦይ ዘይፈለጥካና ማዓረይ ፀርፊ ማ ናተይ እልካ ሓዞ እካ ሕቡሽ ካሙኡ ኢና ንሮ ናዓድና የስተማቀርዎይ ዘለዉ😂ኣጀኩም ንፀርፊ ኣይትመልሱ❤
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms 2 ай бұрын
ግን እዙ ቭድዮ ብዙሕ ሰብ እዩ ዝርኦ ዘሎ ግን ሰስክራይብ የለይ ማርይምን ያዓኪ ነዕብዮም ብጣዕሚ እየም ደሰ ዝብሉ😢
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 2 ай бұрын
ኣጀካ ማዓረይ ሓቅካ ኢካ ኢኮኖሚ ናይ ሎሚ ከቢድ እዩ ኣጋጣም ተጠኒሳ ግና ኣሜን ኢልካ ምቅባል😊
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 2 ай бұрын
ይቅረ ንእግዚአብሔር ይኹን ዝሓወይ ተረዲእኒ እዩ ብወገነይ ኮ ምሰቱ ነሮካ መጠንኛ ኮንካ ምካድ ማለት እዩ ዋ ❤✅👌
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 2 ай бұрын
ይቅር ለእግዚአብሔር ተረዲእናካ ኢና ብዘይ ፀርፊ ንገስፅ❤
@user-nd9ws5nv5i
@user-nd9ws5nv5i 2 ай бұрын
ጀቲየይ አጀካ ትመናዋዉር እዩ እኮ እንበይ ዉላድ ኣይፅላእን❤❤
@SalamSalam-ex1fr
@SalamSalam-ex1fr 2 ай бұрын
Nmejemryayey eye comment zthf zeleku gn ab midya buzuh eyu zegatm buzuh aytdenagetu malet kulatna deki sebat hade aynet atehasasba ayblnan selezi akll ablwo joti hawey so we love you deki adey❤🤙
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th Ай бұрын
ኣየ ዶቲየ ትዕግስቲ እኮ ተጋሩ ኣሕዋተይ ላይክ ሸር ሳስክራይፕ ግበሩ ኣትረስዑ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 ай бұрын
ናይ ማይንፋሪ ክልቲአኩም ከድኩም ፅብቅ ብድየታት ልቀቅልና ጓል ማይንፋሪ እየ ❤❤😊
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@user-np6lv8qo3u
@user-np6lv8qo3u 2 ай бұрын
😂መንክይ
@zaidzaidzaid1419
@zaidzaidzaid1419 2 ай бұрын
ቀፅሉ ጥራሕ ዕበዩ ደኣ❤
@Mare-qb9xr
@Mare-qb9xr 2 ай бұрын
ኣነስ❤ ክፎትወኩም ፍቆርኩም ብዝሕ ይበል🎉
@YttTt-pb4hw
@YttTt-pb4hw 2 ай бұрын
ኣቤት ሕቡሸይ ፀርፊ ኮ ኣጀኩም ኣነስ ሕማቅን ፅብቁን የፃሓፍኩን ምክንያቱ ተረድእኒ ንቅድሚት ቀፅሉ ፅባቃተይ❤❤❤
@ngatngat2286
@ngatngat2286 2 ай бұрын
እወ ሓቅካ ኢካ ግን ካብ ኾነ ኣሜን እዩ ዝብሃል ጥንሲ ናይ ኣምላክ ውህብቶ እዩ🙏
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
እወነት ኣነ እወን ብጣዓሚ እየ ሓሪቀ ነይረ መክንይቱ ተሰፋ ትህባ ነይርካ ማለተይ እየ ብዝኮነ ፀብቅ እዩ ውልድ ናይ እግዚአብሔር አምላክ እዩ ❤❤❤
@galtigrayhalal5170
@galtigrayhalal5170 2 ай бұрын
ኣቶም ህዝብ ኣይትፃረፈ ሃናፅ ኮመንት ንፅሓፍ ❤❤
@user-ug9rl3fo1t
@user-ug9rl3fo1t 2 ай бұрын
ሹኮራት ወላህ
@user-im7pc5zg4y
@user-im7pc5zg4y 2 ай бұрын
ጆቲ ጋዉና ያ😂😂😂😂😂😂😂 ዝፈትኩም ስድራ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤
@fujhdhh475
@fujhdhh475 2 ай бұрын
ብሳሓቅ ምምላስኩም ደስ ይብል ከምኡ ምባልካዉን ኣብኩሉ ሰብ እዩ ከምኡ እዩ ዝብልና ኣጆኩም❤❤
@user-kb1ru9ft2w
@user-kb1ru9ft2w 2 ай бұрын
ኣብ ምድያ ኩሉ ናካኣልካ እዩ ሙቁራተይ ግን ብሳሓቅ ምምላስኩም ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢልኒ ማርያምን❤🥰🙌
@GvyvyvDzdxd
@GvyvyvDzdxd Ай бұрын
ዋይ ትክክል ኢካ ዝሓወይ ልሰበይትካ ሓሊካላ
@user-uc4du9xu9k
@user-uc4du9xu9k 2 ай бұрын
ንፈትወካ ኢና መዓረይ❤🥰🥀
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 ай бұрын
እሞ ጣፍ 15000በፂሑ ደማ ታይ ክገብር እዩ😂😂😂
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 2 ай бұрын
ጆቲየይ ኖሪምል እዩ ኣብ መደያ ብዝሕ ጌጋ ውን ትራክብ እካ ብዝሕ ጣቀማታት ውን ትራክብ አካ ወደነይ ኣነስ ብጣዕሚ እዩ ተሪደእኒ ጆተየይ ሮዛተይ ኣጀኩም ቅፅለሉ❤
@user-ck7zb2mp1d
@user-ck7zb2mp1d 2 ай бұрын
ኣብ ምድያ ኩሉ ናካኣልካ እዩ ደቂ ዓደይይይ❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉
@user-wl3to3yj7l
@user-wl3to3yj7l 2 ай бұрын
ኣጆካ ወዲነዋይ ❤ናይ ሰብ ነገር ብዝሕ እዩ
@user-ls5wc6pt2j
@user-ls5wc6pt2j 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤እየ ሓበሻ ተረፍ ቅንኦም እዩ
@titinotitino2910
@titinotitino2910 2 ай бұрын
ሱቅ ኢልኩም ንስኩም ጎብዙ ዞም ሐተይ 🥰🥰🥰
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 2 ай бұрын
አሱ አቲ ኢኮኖሚ አዩ ኮምኡ ዘብሎ ዘሎ ብዙሕ ሓለፍነት አዩ ዘሎ ቆልዓ ምዕባይ
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 2 ай бұрын
ዉይ ወድናይ ኣናስ ኣይተፃረፈኩካን ኣሕዝካኒ ብዝኮና ኣብ ሓደር ዝፈለጠ እዩ ዝፈልጦ ናብራ ከቢድ እዩ እና ኣጀኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-go1qv6ng5r
@user-go1qv6ng5r 2 ай бұрын
ናይ ሰብ ብዘየገድስ ምድያ ክትወፅእ ከለካ ዓርሰ እምነት ክህልወካ ኣለዎ ሰብ ሪኡቱኡ እዩ ዝህበካእምበር ፅቢቅ ክህበካ ኣይትፀበ ግን ብሓቂ ተኮይኑ ግን አሜን ኢልካ ትቅበላ ነይርካ ብያንስ ሞራላ ከይትስበር ልቢ ጋል ተንስተይቲ እዩ❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 2 ай бұрын
ካብ ኣናጋግራካ እዩ እምበር ቀስ ኣቢልካ ተተረድኣ ኣይመፀረፈካን ነይሩ ሰብ ጆቱየ ባይዘወይ ሪኢቶ ናይ ሰባት ኣይትፅልኡ ሚድያ ተወፂካ ግዴታ ዩ ሕማቅን ፅቡቅን ነቀፌታታት ክሞፁኩም ብዝተረፈ በርትዑ ደቂ ዓደይ💛♥️🥰
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 2 ай бұрын
❤❤❤joti wiledu bahade yiabyu shiu natey dekey nay amet afelalay eyu zelewen hizi gobizen yeerkti ena nimesil joti hawey wiledu❤❤❤love u yehwatey
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h Ай бұрын
ውይ ማዓረይ ድሮ ኣቦ ኮንካ ትሓስብለካ 😢 ኣቱም ሰባት ግደፉ ኣይተዳራህይዎም👌
@user-sg5oz9nl8n
@user-sg5oz9nl8n Ай бұрын
Zfetwekum tsuruyat
@Ngsti518
@Ngsti518 2 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ሓበሻ ዘይከንኩ😢ኣጀኩም ዘም ናተይ ሰለ ሰብ ኣይትገደሰሎም ሰብ የጥፈአካ እምበር ኣይልመዐካን ዩ so ይፈትወኩም የ❤
@user-jl8vb2lz8o
@user-jl8vb2lz8o 2 ай бұрын
😂😂😂
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Ай бұрын
ጆቴ ሓውይ ኣነ እውን ብጌጋ ጥንስ እሞ ኣይናተይ ኢላ ፈታሕኒ ማርያምን ይብልካ ክብኡ ኣደይ ኣጆኪ ዝጓልይ ኢላ ኣውልደትኒ ኣነ ግን ክሰድዱ ደለ ነይራ ሕጂ ግን ተመሰገን ብሰላም ወልድ ብዓል ገዛይ እዩ ምክሪ እንታይ ትምክሩ ጆቴ ምስ ሮዛ ከይኑኩም ምክሪ ሃበና ንኩሉ ትምህርት ክጥቅም ብማርያምኩም ክብሎኩም 😢😢😢
@HfYdd-x7u
@HfYdd-x7u Ай бұрын
ዝያዳይታት ፍቅርኩም የብዘሓልኩ❤❤❤❤
@user-cz8nx1ux7o
@user-cz8nx1ux7o 2 ай бұрын
ሙቁራተይ ለማዓኒቲ 1 እየ ❤❤❤❤❤❤❤
@Make-o6h
@Make-o6h 2 ай бұрын
Joti nrozi tekenakena akabatrela wa aytkorya ana hadarkum ybarek btami ekum des tblu ketslulu so yfotyekum aye ❤🎉
@KhanKhan-sg6hh
@KhanKhan-sg6hh 2 ай бұрын
ስሓቁለይ🎉🎉ፍቅርኩም ብዝሕ ይበለለይ❤❤❤❤❤
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 2 ай бұрын
ቀልዲ አዩ ወለላይ ንፈትወካ ኢና
@ZyadaZyada
@ZyadaZyada Ай бұрын
አዮካ ዋይ ትብዕበል❤❤❤
@ConfusedBamboo-vx7dw
@ConfusedBamboo-vx7dw 6 күн бұрын
ፍቅርታት ዝኩንኩም ስባት 🫶😘❤️❤
@hwcggx
@hwcggx 2 ай бұрын
ኣይ ብዝኾነ ቆልዓ ውህብቶ ፈጣሪ ስለ ዝኾነ ክንድዚ ኣይተካብድ ሓዳር አንድሕር ኮይንካ ንኹሉ ዱሉው ምኻን አዩ ንሰብይቲ ከተጫናንቅ ኣይብልካን 🥰
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 2 ай бұрын
አረ አቲ ኢኮነሚ ለሎ ዓድና ሓዊ አዩ ለሎ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም እዘም ኣሕዋተይ እሰይይይይ ፍቁሩኹም ያብዘሐለይ🌿🌿🌿🙏🌿ሙቁራተይ🙏🌿🙏🌿
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 2 ай бұрын
ውይ ጆቲዋይ ሚስኪን ኣሕዚኑኒ🙄 ሓበሻ መካበድቲ ኢና ኣይትሓዘለም
@rfduv1457
@rfduv1457 Ай бұрын
ኣይዘኻ ዝሓወይ❤❤❤ ኣየ ሰብ ግን😢
@user-ni2ck4gn3f
@user-ni2ck4gn3f 2 ай бұрын
መዓረይ❤❤🎉😢
@user-lx5uh4dj8s
@user-lx5uh4dj8s Ай бұрын
ኣጆካ ብሮይ ትብሎ ነበርኻ ርዱእ ነገር ዩ ሓቨሻን ፀርፍን መታዓቢቲ ዮም❤
@yemanegirmay9797
@yemanegirmay9797 2 ай бұрын
Keep it up broye.yimechikum cute couples
@user-sv8qi5ok7x
@user-sv8qi5ok7x Ай бұрын
Tsbuk aleka wladka bemechot keabi alewo❤❤❤❤❤
@samerhmahlet
@samerhmahlet 2 ай бұрын
መቁራተይለማዓኒእየ💕💕
@gualabaytigray
@gualabaytigray 2 ай бұрын
ናየ ጸርፊ ኣይኾነይ ከም ጸርፊ ተተረዲኽምዎ ግን ይቅሬታ 🙏🤎
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 ай бұрын
ደምርኒ🎉
@freweynidesta
@freweynidesta 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-zm1rm9gv1q
@user-zm1rm9gv1q 2 ай бұрын
ኣቶም ሰባት እዛ ዘለዉዋሲ ባዕሎም እዮም ዝፈልጥዋ ሕፃን ቆልዓ ሒዞም እሞ ድማ ኣዳኣ ተምሃሪት እዚሰ እንታይ ኣለዎ ዘፅርፍ ዋይ ውላድ ዝፀልእ ሰብ የለን ኩነታት እዩ ዝገዝአካ ኣብዚ ሐዚ ግዜ
@MeazaTube12
@MeazaTube12 2 ай бұрын
ጅቡዓተይ❤❤🎉🎉ፀርፊ ሸለል በልዎ። ሓቂ ኢኻ ተዛሪብካ joti ።❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-sm8bl7lb9f
@user-sm8bl7lb9f 2 ай бұрын
ምቅራተይ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@Liyaliya-ou4nl
@Liyaliya-ou4nl 2 ай бұрын
❤❤❤ ስምዐኒ ጆቲ እግራ ሕፀባ ነጊረካ ኣለኩ❤❤❤❤
@rimeyaron
@rimeyaron 2 ай бұрын
ብቃ ብስላም ሙፁ❤❤❤
@mmn9247
@mmn9247 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉ደቂ ውቅሮ ዓደይ❤❤❤🎉🎉ይመችኩም
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 Ай бұрын
ኣጆካ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ❤🎉
@assass8589
@assass8589 2 ай бұрын
ውዪ ፅርያተይ ዓለም❤❤❤❤❤❤
@your1773
@your1773 2 ай бұрын
ኣጅካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@sarahhbashi4053
@sarahhbashi4053 2 ай бұрын
መመኽነይታ ድሙ ሞይታ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ
@Calmhuman-br5pn
@Calmhuman-br5pn 2 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ምፁና
@meaza7313
@meaza7313 2 ай бұрын
ኣነስ ክፈትወኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤🎉
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 2 ай бұрын
ፍቅርኩም ብክርስቶስ ዝተባረከ ይኩን ደቂ ሪመይ❤💛💋☺ ንጆሲ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ካብ ኣብ ካሜራ ለዋህ መሲልካ ትቀርብ ግልፂ ኮንካ ምቅራብ እንድዩ ፅቡቅ ነገር ግን ንሰበይትካ ክብረት ይሃሊካ ሰበይትካ ፕራንክ ኣብ ዝገበረትካ ኩሉ ክተመናጭቃ መዓት ኢካ 😢 ግን ብዝተረጋገዐ መንፈስ ክተረድኣ ክትምልሰላ ፈትን ሰበይትካ ካልአይቲ ኣዴካ እያ ብእግዚአብሔር ተሓርያ ዝተውሃበትካ ስጦታ እያ ስለዚ ኣክብራ ፅጋበይ ፍቅሪ መሃራ ሕማቅ ቃላት ካብ ኣፍካ ከምዝፈሱ የትግበር ክተበሳጭወካ ተላውን ብትዕግስቲ ሕለፎ ክብረተይ ንምንታይ ንበይነይ ዝምልከት ፅሒፍክዮ ከይትብለኒ ኣይፈልጠኩምን በዛዩቱብ እየ ፈሊጠኩም ባህርያትኩም ከዓ ካብ ቢድዮ እየ ተዓዚበ እና ጀሲየ ጥዑማት ቃላት ተጠቀመላ ንሕና ፍቅሪ እዩ ሓይልና ንሰብኣይና ክነክብር ክንምእዘዝ ፅቡቅ ስነምግባር ንክህልወና ሰብኣይና ብዝሃበና ምብርትታዕ እዩ እና ተከባበሩ ተፋቀሩ ደቂ ሪመይ ወለላ ሚጣየይለ እግዚአብሔር የዕብየልኩም እግዚአብሔር ባሪኩለ ይዓድልኩም መቅነኣይ ፍቅሪ ክህልወኩም እየ ዝምነ ንሕናለ ካባኩም ብዙሕ ትምህርቲ ኢና ንመሃር ፍትውትውውውው እየ ከዓ ዘብለኩም ❤💛💋🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@JOTELeul
@JOTELeul 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤
@ددسيهفتوشومييه
@ددسيهفتوشومييه 28 күн бұрын
ፕራንክ
@FaAljj
@FaAljj 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 2 ай бұрын
ዋውውውውው❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hdhud9018
@hdhud9018 2 ай бұрын
እረ አይተጋገካን ቆልዓ ከብድ እዩ አብ ትግራይ ከይንካ ስለዚ ሰብ ብዙሕ እዩ ዝብል ቀፅልሉ❤
@user-yk9gi5zi7j
@user-yk9gi5zi7j 2 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ንቅድሚት ጥራሕ ሰጉም❤❤❤
@ددسيهفتوشومييه
@ددسيهفتوشومييه 28 күн бұрын
ዋይ ድገምዮ
@AbebaAbeba-zb8fj
@AbebaAbeba-zb8fj 2 ай бұрын
ጆቲየ ችግር የውሉይ ትክክልኻ❤❤❤
@tesfaytsegay8664
@tesfaytsegay8664 2 ай бұрын
ኣይታሓዙልና ምሰ ዓሞና ተባኢስና አብ ክምንቲ ኢና ነፍሶ አነካ ኣይተፃረፍኩን ድየ ግን ኣመልና እየ ዝነግረኩም ዘለኩ ታይ ዳአ ንገብር 😂😂😂
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 2 ай бұрын
አረ ኖርማል እዩ ጆቲ ይድግፎ እየ ሓደ ትምህርታ ትወድእ ኣለዋ
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 ай бұрын
ናተይ ካሞት ለይ ኣንበብክምዋ ወይ 🤨🙄👋❤
@SosA-tg4ll
@SosA-tg4ll 24 күн бұрын
ሓቅኻ ኢኻ ዝሓወይ❤❤❤🎉
@user-oy1bm3oh9u
@user-oy1bm3oh9u 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤🙏🙏🙏
Самое неинтересное видео
00:32
Miracle
Рет қаралды 1,2 МЛН
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 35 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 30 МЛН
ፕራንክ ጌረ ጊፍት 👝 ሂበያ 😁♥
19:17
JOte Rozi 👫
Рет қаралды 16 М.
Самое неинтересное видео
00:32
Miracle
Рет қаралды 1,2 МЛН