ዝኽሪ ከዋኽብቲ - ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ - ብኣስመሮም ሃይለ

  Рет қаралды 3,160

RADIO ERENA

RADIO ERENA

Күн бұрын

Пікірлер: 30
@amanueltesfamaryam7940
@amanueltesfamaryam7940 Сағат бұрын
እታ ንእስነቱ ወፍዩ ዝተጋደለላ ሃገር ከምዚ ክትፈድዮስ እንታይ መርገም እዩ ፡ ሬድዮ ኤረና ከኣ ኣምላኽ ይባርኩም ፍትሓውያን ሓቀኞታት ኣቦታት ስለ ዘላለክሚና
@KubsulSul
@KubsulSul 3 сағат бұрын
😢 ሃገር ክሸጥዋ ፈቲኖም ፣ መልሲ ናይ ደገፍቲ !
@TekluOkbamikeal
@TekluOkbamikeal 3 сағат бұрын
ጅግንኣ ዘይተኽብር ሃገር ህላውነታ ውሑስ ኣይኮነን ንጅግንነት ክብሪ ስለ ዘየብላ ጅግና ትስእን ውላውንውታ ነበረ ነበረ ይኸውን ሃገርና ሃገር ዝኾነት ብጀጋኑ ጴጥሮስ ብርሃነ መስፍን ዑቅበ ፍሊጶስ ስብሓት ወዲ ዓፋ ዓሊ እብራሂም ጠዊክ እቲ ዝርዝር ብዙሕ እዩ በጃኩም ጀጋንኩም ኣክብሩ ዘክሩ ሃገርና ክትቅል ክትከብር
@titihaile4514
@titihaile4514 Сағат бұрын
ምሕያርን ሞትን ሓደ ኢዬ!!! ጀ ነራል ዑቅበን ብጾቱን ናይ ጅግናን ጀግንነት ነባሪ ታሪክ ንዘንት እለት ምስ ግዜን ቦታን ዘይሃስስ ስሩሕ ሕቶታት ብዘይ ነግ ፈረግ እቲ ዝኣምነሉ ኣቀሚጡ ሓሊፉ ኢዩ። ዑቅበ ካብቶም ኣብ ባይቶ ብዘይ ሽለብ ገለብ ብድፉረት፣ ነቲ ዝስመዖ ብዓውታ ደርጉሕዎ ኢዩ። እቲ ስርዓትን ዓሻኩሩን ግን እዞም ትላንት ምስ ወያነ ርክብ ገሮም ንኢሳያስ ካብ መንበሩ ሓላፉነቱ ከውርድዎ ደልዩም ኢሎም ናይ ጡሩምባ፣መለከት ብወግዒ ተነፊሑ ኢዬ። ሓቂ ኣብዘይ ግዜኡ ሖሶት ኢዩ ምስ ግዜ ግን ሓቂ ኢዩ!!!? ኣብቲ ግዜቲ ኣብ 200 ዓ.ም ናይዞም ጅጋኑ ዝገበርዎ ሓቂ ከም ዝገበርዎ ኣምሲልካ ዘይ ስሞም ተወንጂሎም ዓቢ ሃስያ ወሪድዎም ምስ ስድራቤቶም። ሕጂ ግን እታ ሓቂ ኣብ ግዜኣ ኮይናስ ብዞዕበኦም ብትሪ፣ብዓውታ፣ዝባንካ ቀሊዕካ ታሪኮም ዝትንተነሉን ዝዕንበበሉ ስለ ዝኮነ ተመስገን ንብል ነቲ ሓቂ ። እቲ ስርዓቱን መዳከርቱን ከኣ እንቓዕ ማይ ሓቁኖም ተረፉ እቲ ሆይ ሆይ ዴንከራን ኣምስሉነትን። ሞት ድኣ ዕጫ ወድስብ እንድዩ እንቋዕ ከኣ ታሪኩም ዝውርቅ ረከበ፣ካብዚ ዝዓቢ ዕግበት የለን ቅስኑ። ጅነራል ዑቅበ ኣብ እስር ቤት ነዚኩሉ ዓመታት ኢሕ እንዳበልካ ዘሕለፉካዩ ዋጋ ዝከፈልካሉ፣ ዋግኡ ከቢድ ኢዩሞ፣!!? እቲ ዋጋኩም ንምክፋል ስለም ኣንብልን፣ኣይንዛነን ከምቲ ንሓቂ ዝሓቀቅኩም❤ ንሕናውን ናይ ኩልኩም ኣብ ሓቂ ንምሕቃቅን። ምስያፉን ብዘይ ጥርጥር ኣብ ቦታና ኣሎና።
@ስጋኣቦይለ
@ስጋኣቦይለ 2 сағат бұрын
ኣሕ ተገሪሆም እንድዮም ኣያተትና እቲ ሕነ ናባና ኔሩ አንታይ ሞ ብውራጃን ቀቢላን ኛኽ ክብል ዚውዕል መንእሰይ ትፎ 😢😢
@መስታ
@መስታ 20 минут бұрын
ንዕኦም ዘይትኸውን ሃገር ሰሪሖም ንሶም ኣውቲስታታታ ነዓናን ህዝብናን ጺዒኖም ጸዲፎም እሰያስ ከም መኽኒት ክቀርብ ሕመቆም ምክውዋል ጥራዩ
@Hagosdebesay-v3k
@Hagosdebesay-v3k 4 сағат бұрын
Thanks Radio ERENA❤ our heroes never ever forget ❤
@solo850
@solo850 4 сағат бұрын
አብዚ ናይ ባይቶ ርክብ እቲ ብተሪር ዝተቛወመን ብዛዕባ ኩናትን ካልእን ዝሓተተን ጀ ብርሃነ ኢዩ
@asmera2773
@asmera2773 2 сағат бұрын
Ketslwo tsbuki madeb
@Bl35Bil
@Bl35Bil 3 сағат бұрын
Zfetwa medeb ❤❤❤❤❤
@rufalawet5658
@rufalawet5658 Сағат бұрын
ጂግና ሓርበኛ ጀነራል ዑቅበ ኣብርሃ ወትሩ ኣብ ልብና ታሪኩም ታሪክ ሓበንን ትብዓትን ኢዩ ፈጠርቲ ሃገር ኢኹም ኩሉ ግዜ ብሓብን ኢና ንዝክረኩም
@Hanibalwelday
@Hanibalwelday 2 сағат бұрын
ቀጽልዎ ሬድዮ ኤረና መኣረምታ ግን ኣብ ኤርትራ 3 ጀነራላት ዶ ኣይኮኑን ዘለዉ ካብ 2 ጀነራላት 1 ዝኮነ ጀነራል ዕቅበ ኢልኩም
@merhatsionhabtemicael2860
@merhatsionhabtemicael2860 4 сағат бұрын
Btami xubuk medeb kexlo
@AaronZeraiMilyoab
@AaronZeraiMilyoab Сағат бұрын
ዋይ
@GhebrezghiShimhalal
@GhebrezghiShimhalal Минут бұрын
ቕዘራ ሓደ ዕሉል ሰኽራም፡ "ኣይኸሰርናን፦" ግርህና ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ መጻወድያ ተዃሉ ኣእትዩ ኣብ ናይ ምድንጋር ህሞት ኣትዩ ግዳይ ኮይኑ ክነብር ይቕሰብ። ክሳብ መዓስ ግን፧ በብሓደ ሰብ ወሓደ፦
@mwufuybright1188
@mwufuybright1188 19 минут бұрын
ዓሕ🥲
@redios102
@redios102 52 минут бұрын
ዝረብሕን ኒሕዘለዎን የለን ኣብ ኤርትራ። ድሕሪ ሕግልጅስ እንድዒ'ምበር ......
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 4 минут бұрын
*G15 * ንኢሳያስ ጽቡቅ ጌሮም እንዳፈለጡዎ ዘይምሕር ቀታሊ ተመን ወዲ ተምቤን ከምዝኾነ ምስክር ናይ ዓይኒ ክ'ንሳቶም ክንዲ ቀልጢፎም ስጉምቲ ምውሳድ ተገምጢሎም - ንኢሳያስ ኣኼባ ግበረልና ፣ ኢልካ ምህታት እሽነት ጥራይ'ዩ ኔሩ ። ** ዲክታቶርር ብብረት ጥራይ'ዩ ዝዕለ ።**
@kingjhon2126
@kingjhon2126 3 сағат бұрын
This is the best way to School our Youngsters Hats OFF Sir 🫡🫡
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om 3 сағат бұрын
You have too much mistakes about general Okbe Abraha. Study carefully first. In your correction about Mehamed Burhan Blata, the first was right. He was with the big group of opposition of the leaders. But they withdrew and he was one of them. The 15 members were the ones they didnt accept to withdraw their opposition of the president. Wedi Blata was not member att the eleventh hour of the signiture. Yes he is in Sweden but he gave up before the signiture of the 15 members. Correct if you can. He is opposing the government but it does not mix with the g.15.
@kibromzeru671
@kibromzeru671 2 сағат бұрын
ጂግናኮ ኣብ ምትከሉ ጠጠው ዝበለ እምበር ትኣኪብካ ሃገር ንሕቡራት ምንግስታት ነርከባ ድዩ ጅግንነይ ። ወይ ምስ ወያነ ተሰማሚዕና ምንግስቲ ንገምጥል ድዩ እሞኽኣ ሃገር ኣብ ዝተወጢራትሉ ግዜ ። ተጣላቒና ዝበሉ እኮዮም።
@rastasirak7758
@rastasirak7758 3 сағат бұрын
Elama malet entay malet eyu ?eti zijemero kisab mewedaeta zebixih ziqales dyu walas sherteftef zibele eyu?
@weldesilasileuntrasibhat5114
@weldesilasileuntrasibhat5114 3 сағат бұрын
መቸም ሞት እጫ ወዲ ሰብ ኢዩ መስዋእቲ ኡቕበን ብጾቱን ናይ ጅግንነት ጅግንነት ኢዩ ነባሪ ታሪኽ ምበር ነባሪ ሰብ የለን ናይ ቶም ዝጠለሙ ታሪኽ ግን ኪርድኡ ኣቕሚ የብሎምን ምበር 1000 ጊዘ ዮም ሞይቶም ተጣኢስካ ዘይምለስ ጌጋ ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎ ክድኣት ነባሪ ታሪኽ ምበር ነባሪ ሰብ የለን ስጋ መሽማሺ ኣጽሚና ውን በራሲ ኢዩ ወይለኻ ከዳእ !!!
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe 14 минут бұрын
Kahday wedi dkala…Haki merar eya….Merir ghena haki100/1000🎉🎉🎉🎉Great job…..
@isaacyonas7320
@isaacyonas7320 4 сағат бұрын
ብምንታይ ምኽንያት ድኣ ካብ ብጸቱ ተሪፉ ምኽንያት ኣይሃብካን
@SuperMobly
@SuperMobly 3 сағат бұрын
He is just a victim. Stop portraying these people as heroes.
@meteraentertaiment1614
@meteraentertaiment1614 Сағат бұрын
ኺድ ሙላቕ condom ደርጊ! በል ክትፈልጥ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ዮም
Flipping Robot vs Heavier And Heavier Objects
00:34
Mark Rober
Рет қаралды 59 МЛН
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
SÊ DIT SOOS DIT IS: Episode 064 - Willie Jones
1:02:10
NEASA
Рет қаралды 4,2 М.
Midday News in Tigrinya for October 24, 2024 - ERi-TV, Eritrea
15:06
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 992
How Israel Eliminated Yahya Sinwar#israel #yahyasinwar
9:37
AiTelly
Рет қаралды 3 МЛН
USA B2 BOMBER RAID IN YEMEN: MESSAGE FOR IRAN?
15:02
ATE CHUET
Рет қаралды 423 М.