ዝኻየድ ዘሎ ኣኼባ ውድብ ንምድሓንዶ ግምት ንምእላይ? ኣብ እዋናዊ ኩነታት ንዛተ ብተጋ/ይ ጠዓመ ዓረዶም

  Рет қаралды 6,692

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

#tigraybwne
Donate- donorbox.org/a...
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
KZbin, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawian...

Пікірлер: 47
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 3 күн бұрын
ጀነራላት ሕወሓት ብዛዕባ ኣብ ፍንፊነ ዘሎ ሃብቶም ንብረቶምን ንምሕላው አዮም ዝባልዑ ዘለዉ።ዝሰረቕዎ ገንዘብ ብሙሉኦ ኣብ ኢትዮጵያ አዩ ዘሎ።ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣይግድሶምን አዩ።
@TigrayFirst-xu5iq
@TigrayFirst-xu5iq 3 күн бұрын
ተጋዳለይ ጠዓመ ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏
@haileseged1124
@haileseged1124 3 күн бұрын
አብቲ ዝነበርካሉ አኼባታት ካብዘይተጸበካዮን ዘሕፈረካን ሐሳብ ታይ ነይሩ ?
@semiramusa3217
@semiramusa3217 3 күн бұрын
አቶ ጠዓመ ክትፈልጦ ዘለካ ሐደ ሐቂ አሎ ድሕሪ ሕጂ ሕዝብን መንግስትን ኤርትራ ምስ ህዉሐት ክከዉንዶ ክሰርሕዶ ሕልሚ እዩ ስለዚ ቅሰን።ነዛ ሐሳዊትን ካሐዲትን ዉድብ ከም ሽፎን ምስማር ዝሰሐባ ተሸማቂቃ ትዝርዘር ዘላ ክልል እቲ ምሕሳብኩም ይገርመኒ ድሕሪ ሕጂ አበደን አበደን።
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 3 күн бұрын
Eritrea is weak as chicken. Eritrea is incapable doing anything without help from Abiy. Don’t worry about Tigray, worry about your shit hole, poor, weak, totally failed nation Eritrea. Garbage 😂😂😂
@fisshG
@fisshG 2 күн бұрын
ዝገርምን ዘሕዝንን እዩ ትግራይ ብትግራያ ዝረባ ብዘረባ ኾይና ... ዘዘርከበ ሰድያ ስሒቡ ኣብ ዝተረኸበ ሚድያ ኣብ ስቲድዮ ተሰኽቲቱ .... ቱትትትትትትት... እቲ ሓደ ድማ ንጽባሒቱ .. ከምኡ ለለለለለለለለ.... ኣብ ሰሙን ሸውዓተ ምዓልቲ 24 ስዓት ብዘይዕረፍቲ .... እዋይ መስኪናይ ህዝቢ ረኺብዎ ዘሎ..!!! ኣንታ ኣምላኽ ነዞም ሰብ መልሓስን ሰብ ስቲድዮ ሚድያን ኣውሒድካ እባ ዝብላዕን ዝስራሕን ንህዝቢ ትግራይ ኣብዝሓሉ ... ኣቱም ሰባት እቲ ህዝቢ ከ ኣይስልችዎን ድዩ .. እቶም ሰረቕቲ መራሕቲ ዓምት ሙሉእ ኣኼባ ድሕሪ ኣኼባ መወዳእታ ዘይብሉ እቶም ሰብ መልሓስ ድማ ክራባትኦም ኣታዓርርዮም ክትንትኑን ክብቱኑን .. ነቲ ተመሲሑ ዘይድረር ውጹዕ ህዝቢ ሕለቱ ኣሞሊቖሞ ... ዓገብ ያዕኺኺኺኺኺኺ.... !!!!!!!
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm 3 күн бұрын
ሕወሓት ናብ ሰልጣን ንምምላስ ስጋብ ክደየናይ ዝኣክል ሓደጋ ክኸዱ ይኽእሉ?
@user-md2ct1hb7u
@user-md2ct1hb7u 3 күн бұрын
ኣነ ግደይ ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ ንጣዓመ ደጋፊ(ኣባል ) ግዛዊ ምምሕዳር እንተኮንካ መዓዝ እዩ ናይመንግስቲ ቅጥዒ ክሕዝ
@TemesgenGebreslassie
@TemesgenGebreslassie 3 күн бұрын
ግደይ ንጣዓመ ትሓቶ እቲ ኣብ ግዚኣዊ ምሕሕዳር ዘሎ ክፋል ሕዋሃት ኣነ እየ ትክክለኛ ሕዋሃት ኢሉ ጉባኤ ናይ ምግባር ሓሳብ ኣለዎ ዶ?
@RagenKiros-bg1vn
@RagenKiros-bg1vn 3 күн бұрын
እቶም ናይ ሕ. ወ. ሓ. ት አመራርሓ ዶሞዝ አና ጥቅ ማጥቅሚ ካብ መንግስቲ ድዮም ልጥቀሙ
@bemankidanu469
@bemankidanu469 3 күн бұрын
እቲ አብ ግምት ዘሎ ህወሓት ናይ ባዕሉ ጉባኤ ዘካይድ ዶ ይመስለካ?
@حافظ-ه9ط
@حافظ-ه9ط 3 күн бұрын
ሰላም ዶ❤❤❤❤❤❤
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 2 күн бұрын
ኣብ ትግራይ ን ህዝቢ ሃንደበት ኣገባብ ዘለዎን ብዙሕ ኣብ ቃልሱ ልሙድ ዘይኮነ ኣገባብ ግምት ትብሃል ዘምጸኣ ትብሃል ዕግበት ስለ ዘይብሉ ኣኼባ ጌሩ ኩነታትቱ ከረጋግጽ ይእከብ ኣሎ። በዚ ኣኼባታት ዝሰጋእካ ትመስል።እንታይ ኣምጸኦ ግምት ንምእላይ ዝብል? ምቕናይ ጥራይ
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 2 күн бұрын
እንታይ ኣምጽኦ ክንድዚ ኣብ መሬት ዘየሎ ፕሮፖጋንዳ? ሕወሓት ከምቲ ኣብ መኸተ ግዲኡ ዘበርከት ግዲኡ ኣብ ምምራሕ ብውዕል ፕሪቶርያ መሰረት ኢዩ ዝሓትት ዘሎ።
@hadushTekle-g8m
@hadushTekle-g8m 3 күн бұрын
እታ ሓበሬታ ዝነበሮም ተወጊዶም ዝብል እያሱ ተስፋይ ኣብ ዓብዪ ዓዲ ኢሉዋ "እቲ ሓደ ተቐቲሉ እቲ ሓደ አብ ውጪ ኣለኹ ኢሉ ኢሉዋ" ግደይ ተዘይሰሚዕኻያ
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 2 күн бұрын
ከምዚ ዓይኒ ሕፍረት ዘይብሉ ሓሶት ሰሚዔ ኣይፈልጥን ጌታቸው ብሕውሓት ኢዩ ተመሪጹ።
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 3 күн бұрын
ገሪሙንስ ገሪማ እለ ስም ኣውፂአላ ኣደመ ክትሓዝ ኣለዎ ዘይተረዳኣኒ ወድ ወረደ ምስ መሳሕርቱ ታይ ይገውሩ ኣለው የደንፅው!
@tsegayamare5327
@tsegayamare5327 3 күн бұрын
Giddy Hannasi enterap tifoti eka
@berihuwuneh7756
@berihuwuneh7756 3 күн бұрын
ኣብ ጀ/ር ፃድቃን ኣፀየፍቲ ዝባሃሉ ጠቐነታታት ይበዝሑ ኣለው ምኽንያቶም እንታይ እዩ?
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha 3 күн бұрын
Thanks Axumawian, really appreciate
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 2 күн бұрын
ኩሉ ካድሬ ሕወሓት ነበር እኮ ከም ሰቡ ኣርኣእያ ይኹን ጉጅለ ወይ ውድብ ክቕይር ንቡር ኢዩ።
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 күн бұрын
The objective is both, to make awareness among the public and the second is to kneel down the interim government, TPLF branch
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x 3 күн бұрын
AXUMAWIAN BEJEKUM KEM TEAME ZIBELE MIHUR BIKAMNET PROGRAM GEYRIKUM NIHIZBI ANKIHU THANK YOU
@Eded-s4u
@Eded-s4u 3 күн бұрын
ግደይ እቶም ናይ ፕፕ ሙሩኻት ክልቀቁ ኮላይ ደብረፅየን ባዕሉ አብቲ ውሳኔ ነይሩ ሐዚ ይሕሱ እዩ ዘሎ
@WedikeshiMan-t2z
@WedikeshiMan-t2z 2 күн бұрын
በሎም እዞም ለያቡ ተዓመ ዓረዶም ጀግና ትግረዋይ
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha 3 күн бұрын
Thanks Teame, fantastic analysis
@Mike-eritrea291
@Mike-eritrea291 3 күн бұрын
ተጋሩ መሃይም ኢኹም፡ ተውሓደ ሓደ ደጀን ቦታ ክትሕዙ ኔርኩም ንድሕነትኩም። ምስ ኤርትራ ግዝያዊ ሽግር ክህልወኩም ይኽእል ኢዩ ግን ስትራተጂካዊ ኣይኮነን ሽግር። ምስ ኦሮሞ ፡ኣምሓራ ግን ነባሪ ሰላም ክህልወኩም ዘይምኻኑ፡ታሪኽኩም ይምስክሮ ኢዩ። ፈቲኹም ጸሊእኩም ሻዕብያ= ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ሰላም ይፍጠረልካ መራሕቲ ዘይብልካ ህዝቢ ትግራይ።
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 3 күн бұрын
Wrong
@اللاال-ص8ه
@اللاال-ص8ه 3 күн бұрын
emo heyil alowem malti eyu
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 3 күн бұрын
ሓሶት ግደፍ ጣዓመ ፋኖ ዕጥቅኹም ኣውሩዱ ኢዮም ተባሂሎም ክክክክክክ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ምስ ሻዓብያ እሞ ህዝቢ ኤርትራ መን ድዩ ዝመርሖ ሻዓብያ ማለት ካኣ ህዝቢ ማለት እዩ ዘይትፈልጦ ኣትራረብ ሻዓብ ብዓረብ ህዝቢ ማለት ኢዩ ደቂ ኣቢ ኮንኩም ኢኹም ሞራል የብሉኩምን ቀቲሎም ብገደል ዘጽደፉ ኢኹም ትጉቡሑ ዘለኹም።
@wediyosief7853
@wediyosief7853 3 күн бұрын
Kald abdu amxilna
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 3 күн бұрын
Woyen media should be close, which is the main distributor of divisive news.
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 3 күн бұрын
ዓያሹ ተጋሩ ንህዝቢ ትግራይ ቀዳምነት ዝጥቀም ምስ ኤርትራ ኢዩ ንኣብነት ረዲኤት ብባጽዕ ይኣትዎ ዝበዝሕ ዶባት ምስ ኤርትራ እምበር ምስ ኦሮሞ ኣይኮነን በየን ርእሲ እሞ እምበር ኣቢ ኣጊሂዱ ኩሽ ዓባይ ኦሮሞ ኢዩ ሕልሙ ንዓኻትኩም እውን ክበልዓኩም ኢዩ።
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 3 күн бұрын
ናይ ህዝቢ ትግራይ ኣይግድሶምን አዩ።ህንጻታትን ንብረትን ጀነራላት ኣብ ኢትዮጲያ አዩ ዘሎ ጥቕማጥቕሚ ጥራይ ኣይኮነን። ካብ ኤርትራ ዝመጽአ ሓገዝ ንህዝቢ አዩ።አቲ ሕቶ ግን ህዝቢ ኤርትራ ደጊሙ ከምዚ ዕይነት የፍቕድ ዶ?
@meargaregay-so9wf
@meargaregay-so9wf 3 күн бұрын
thanks tsame
@theodrosgabriel1064
@theodrosgabriel1064 3 күн бұрын
Thanks!
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 3 күн бұрын
Axumawian መራከቢ ሐፋሽ ስለ እትገብርዎ ጻዕሪ ንሰላምን ፍትሕን ዲሞክራሲ ነዚ ለባም ህዝቢ ትግራይ ካብ ውድባዊ ህዝባዊ ስለ ዝዓቢ ዶር ደብረጼን ንውዱቡ ከድሕን ንስልጣኑ ክከውን ከሎ፡ ጀነራል ጻድቃን ድማ ህዝባዊ ሐሳብ ሒጁ ንህዝቢ ትግራይ ምድሐን ስለ ዝኮነ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ዝዓቢ ውን የልቦን እሞ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ግዝያዊ መንግስቲ ድጋፊ ክህብ ኣለዎ ተዘይ ኮይኑ unconstitutional political power by corruption 60 years Isayas Afewerki ኾንኩም ከይተጥፍእዎ ህዝብኩም
@habtetesfaye-p1s
@habtetesfaye-p1s 3 күн бұрын
ከም ዝተብሀለ ህወሓት አብ ኽልተ እዩ ተኸፊሉ ዘሎ እቲ ሕገወጥ ጉባኤ ዘካየደ ሕዚ በቢ መድረኹ ንጊዝያዊ መንግስቲ እናበሳበሰ ህዝባዊ ቅቡልነት አብ ህዝቢ ንኽስእን ላዕልን ታሕትን ይብሉ አለው እዚ ቢሕጊ ጠጠው ኽብል አለዎ ቀፂሉ እኒ ጌታቸው አብቲ ሕገወጥ ጉባኤ ዘይተረኸቡ ሕዚ ሕጋዊ ጉባኤ ኽገብሩ አለዎሞ ።
@اللاال-ص8ه
@اللاال-ص8ه 3 күн бұрын
begahum aytahesuwu
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw 3 күн бұрын
ስብሐታውያን ሕዝቢ ፀሊኡኩም እዩ። አይንደልየኩምን።
@DawotTa
@DawotTa 3 күн бұрын
ታጋዳላይ ጣዓመ ጅግና ሓቀኛ
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw 3 күн бұрын
ጊዚያዊ መንግስቲ ንደግፍ።
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 3 күн бұрын
ህወሓት ሓኒቓ ቀቲላታ አያ።too late
@Aklilu-f5h
@Aklilu-f5h 3 күн бұрын
Good job guys
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
Inside Out 2: BABY JOY VS SHIN SONIC 3
00:19
AnythingAlexia
Рет қаралды 9 МЛН
Остановили аттракцион из-за дочки!
00:42
Victoria Portfolio
Рет қаралды 3,7 МЛН
EMS Eletawi የፋኖ ጥሪ Mon 30 Sept 2024
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 2,3 М.
Part 3 ዘተ ምሰ ክቡር ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ካብ ግምት
1:12:51
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН