ሓላፍነት ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ እንታ'ዩ?

  Рет қаралды 18,979

Tigrai Press

Tigrai Press

Күн бұрын

Пікірлер: 98
@BrhaneGebremeskel-e5t
@BrhaneGebremeskel-e5t 11 күн бұрын
ተባረኽ ብሬ ቀፅለሉ አታ ጅግና ወድ ህዝቢ ጠስሚ ልበይ አስቲኻኒ
@tesfagabirembaye2331
@tesfagabirembaye2331 15 күн бұрын
ቃልሰኻ አበርትዕ እቲ ገጢሙና ዘሎ ፈተና ከቢድ ስለዝኾነ።
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 14 күн бұрын
ቓልስና ነጠናኽር ዶ ?
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam 15 күн бұрын
ብራሃነ ጎበዝ ኩሊኩም ጀጋኑ በርትዓ ናይ ባዳታት ጊዜ ሓጺር እዩ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 15 күн бұрын
ብርሀነ ሐወይ ፕሊስ ፕሊስ ዓርስኻ ሓሉ ትግራይ ን ተጋሩን አዚና ኢና ንደልየካ ብጣዕሚ ኢና ንደልየካ ትግራይ ትደልየካ እያሞ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አምላኽ ።🎉🎉🎉ተጋሩ ንዚ ተጋዳላይ ሓውና ብደምቢ ንስመዓዮ
@tamutafu528
@tamutafu528 15 күн бұрын
Thanku. So. Much. TIGERAY. Press.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TsegayKahssay
@TsegayKahssay 15 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምይይጥ ንተጋዳላይ ብርሃነ ውን ዝለዓለ ክብሪ ይብፅሓዮ
@lulamohammed4839
@lulamohammed4839 15 күн бұрын
❤❤❤በለ ምጡቅ አይምሮ ብሬ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@ksatenikedimos
@ksatenikedimos 15 күн бұрын
ዕድመ ይሃብካ ትክክለኛ ኣገላልፃ
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙
@TsegayKahssay
@TsegayKahssay 15 күн бұрын
ትግራይ ፕረስ ብሓቂ ብሓቂ ድምፂ ትግራይ ብሳተላይት ተበፃሕቲ ኮይንኩም ክትመፁና ብሃንቀውታ ንፅበ ኣለና
@fthi3585
@fthi3585 15 күн бұрын
ብረሃኔ በሊሕ ጋዜጠኛ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ghidaydesta5870
@ghidaydesta5870 15 күн бұрын
Thank you both 🙏🙏🙏
@TsigeZemaryam
@TsigeZemaryam 15 күн бұрын
ትግራይ ፕሬስ ድምፅ ህዝቢ ብሬ ጅግናና በርትዕ ኣጀኻ
@KirosHagos-s3w
@KirosHagos-s3w 15 күн бұрын
ብሬ አነ ብጣዕሚ እየ ዝሕበነልካ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዉን ብቅዓትካ ናወሰኸ ይሓድር።
@Binyamabay-dy5kr
@Binyamabay-dy5kr 14 күн бұрын
ከመይ ገርና ኢና ክንሕግዝ ንኽእል ሙሉእ ሓበረታ የብለይን ብዉሽጢ ርኸቡኒ
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 በርትዑ
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c 14 күн бұрын
አሜን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ተጋዳላይ ብርሀነ።
@MamoHaile-jg5ct
@MamoHaile-jg5ct 14 күн бұрын
ጅግና ብሬ መሪርሐሞቱ ድምፂ ሕዝቢ።
@mikaelhadgu1830
@mikaelhadgu1830 15 күн бұрын
Thank you 🖐 🖐 🖐 brahene
@tamutafu528
@tamutafu528 15 күн бұрын
Tegadalaye. BEREHANE You. Are. REAL. HERO. I AM. PROUDE OF ❤️ YIU. THANKU. SO. MUCH. FIR. YOUR. REAL. INFORMATION ,PS. CONTINUE. YOUR. STRAGLE.
@tamutafu528
@tamutafu528 15 күн бұрын
Thanku. So. Much. Bereeeeeee❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 15 күн бұрын
ብሬ ንነበር ቀዳማይ ሚ/ር መለስ ክትክዕ ተስፋ አለኒ።
@desbeleRezene
@desbeleRezene 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Ezana-v6y
@Ezana-v6y 15 күн бұрын
ብሓቂ እንሰምዖ ነበርየነበረ ኾይኑና ኣሎ ብኽልቲኧን ሚድያታት ሞራልን ተስፋን ህዝብና ሃደሽደሽ ኣቢለነኦ እየን ብፅሕሉ እትህዝቢ
@TsadkanDagnw
@TsadkanDagnw 15 күн бұрын
💕💕💕💕💕😘😘😘😘😘😘💕
@TemesgenHaile-ir5yj
@TemesgenHaile-ir5yj 15 күн бұрын
Bre🎉
@AgzitAraya
@AgzitAraya 15 күн бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@smd7650
@smd7650 15 күн бұрын
ብሬ እባክህ መፅሐፍ ፃፍልን 🙏💊
@fthi3585
@fthi3585 15 күн бұрын
ታደስ ወርደ ዑዋኖ ኽምዛ ንፍስ ዝሳአነት ጃልባ ንዬው ንጀወ እዩ ዝብል ስብእይ ኽልተ ንዬወ ነጀወ ኽብል ሞቴ እዩ ናይ ጀንራል ታደስ ዕንኺሊል 😢😢😢😢😢
@BrhaneGebremeskel-e5t
@BrhaneGebremeskel-e5t 11 күн бұрын
ብሬ ዛዕባ ፅላል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ አንታይ አስተያየት አለካ
@TsadkanDagnw
@TsadkanDagnw 15 күн бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 15 күн бұрын
👋🎉👋🎉👋🎉👋🎉👋🎉👋
@TtTt-jp4
@TtTt-jp4 15 күн бұрын
100❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉👍👍👍👍👌👌
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 15 күн бұрын
Selam jegnanu ahwatey
@belayneshtareke2151
@belayneshtareke2151 15 күн бұрын
ክቡራት እህዋተይ ብሬን ብሥራትን አብ ትግራይ ዘሎ ሚዲያ ንሕዝቢ እንተይ ኮነሰ ንብልጸግና ሕዝቢና ዝጨፍ ሰርአት ዝድግፋ ሚዲያ እየን ዘሎዋ፡ እሞ ንአኩም እህዋተይ እደመን ጥእና የሀብኩም።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 15 күн бұрын
ህወሓት ድሕሪ ካብ ትግራይ ወፂኣ ኣኣ ምኽታማ ኩሉ ስራሓ ሽዋውነት ኮይኑ ስለዝጸንሐ ኣብዝእዋን ኣይኮነንንዶ ብዙሕ ምሕሳብን ምውፃእን ምውራድን ዘድልዮ ዝተወሳሰበ ፖለቲካ ዓለም ኣብግምት ዘእተወ ብእርኑብን ስነስርዓትን ቛንቛ ዝትንትንስ ይትረፍ ንዝኾነ ተራ ዕለታዊ መነባብሮ ዝገልፅ ኣይረአን። የሕዝን ቃልሲ 17 ዓመት ህጊጉ ተሪፉ ማለት ድዩ? ? ?
@FitsumAngaw
@FitsumAngaw 15 күн бұрын
ህወሓት ብጎጥ ኣይሕመን ትግራዋይ ይትረፍ ኣምሓራ ቢሄር ተወለድቲ ዘቃለሰን ኣብዝላዕለ ሓላፍነት ዝበቅዑ ብዛሓት እዮም።
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 15 күн бұрын
ትግራይ ከም ህዝቢ ክንነብር እንተኮይንና ምሰ ኤርትራ ክንዕረቅ አለና
@teklaytesfugebru
@teklaytesfugebru 15 күн бұрын
Bisrat dima yeqnelna
@yosieffweldu2937
@yosieffweldu2937 15 күн бұрын
Aybeselkan genna eka
@SolomonKebede-v3u
@SolomonKebede-v3u 15 күн бұрын
ወደኽደኽ ኣብ ዘይተዓደምካሉ ዳስ መሳሰይ ምዃን ማለት እዩ ።
@KuhlenTeklu
@KuhlenTeklu 15 күн бұрын
አብ ታሪኽ ህወሓት ሙሩኽ መሪሑ አይፈልጥን ዝበለና ሓደ ሰብ ናይ ሙሴ ታሪኽ አይፈልጥ ማለት እዩ።
@BKTBKT-m7v
@BKTBKT-m7v 15 күн бұрын
ሙሴ ሙሴ ሙሴ መንዩ ኣታ
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 14 күн бұрын
ብርሃነ ኣገላልፃኻ ከመይ ከምዝፈትዎ
@SelamZigta
@SelamZigta 14 күн бұрын
መሕፈርቲ ጀግና እወ ጆነሳይድ ከመይ ኢሎም በሊዒ ም ዝበለዓ ሰብገንዘብ እዬም ጆነሳይድ አይብሉን ገጶም የከወል መሕፈርቲ ጀግና ተጋዳለይ ቢተው በላይ ኩሉ ህዝቢ አብጎንካ አሎ❤❤❤❤
@ksatenikedimos
@ksatenikedimos 15 күн бұрын
ብሬ እና ብስራት መደባትኩም ኣበርቲዕኩም ቀፅልሉ ኣብጎንኩም ኣለና
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 15 күн бұрын
ኣብ መረህን መትከልን ምክንያታዊ ብዝኾነ ሓሳብ ምቅራብ ናይ ኣእምሮ ምጡቅ ምዃንካ የርኢ ብሬ።
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 15 күн бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ ብምኽንያት ዝሙጉት ወናኒ ፍሉይ መትከል
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 15 күн бұрын
5.8 ሬክታል ስኬል እዩ ነይሩ ናብ ኣጋ ወጋሕታ 9.50 ሰዓት ዝተኸሰተ ነይሩ። ኣብ አዲስ አበባ እውን አወዛዊዙና ነይሩ።
@ReyanMohammed-s5g
@ReyanMohammed-s5g 15 күн бұрын
ፓለቲካ ትንተና ፅቡቅ ነይሩ ግን ናይ ሃይማኖት እኩሉነት ዘይ ኣምን ፀቢብ ሰብ እዩ ንኸስታኻኽል ንገርዎ ብኸባቢ በቲኖምና እናበለ ንሱደሞ ብሃይማኖት ይብትነና ኣሎ ፅባሕ ኣኽሱም ክሓፅራ እየ ዝብል ዘለ ሰብ ንደቂ ኣኽሱም ኣዉፂኡ ንሱ ዘይፈልጣ ኣኽሱም ክነብር ዝደሊ ሰብ እዩ ናይ ሕወሓት ደጋፊ እየ ብመርህ እዙይ ክዛረብ ተሎ ግን እቲ ዉድብ ንኽንፀልኦ ይገብረና ኣሎ thank u tigray press true media::
@eyobgebre695
@eyobgebre695 15 күн бұрын
ሓወየ ናይ ሃይማኖት እስልምና ዝጎድእ ዘረባውን ኣይተዛረበን እኳደኣስ ንሱ ኣብዝተምሃረሉ ወለጋ ደ/ኣ ሙስሊም ተምሃሮ ሂጃብ ተኸዲነን ከምዝመሃራ ዝነበራውንኮ መስኪሩሎ እሞ ብዛዕባ ኣብኣኽሱም ዘለዋ ሙስሊምተምሃሮ ኣሕዋትና ሂጃብ ክኽደና ተኸልኪለን ዝብል ሓበሬታ ኣብለይን ግንድማ እዚ ሐዚኮነ ኢሎም ፀላእትና ብሃይማኖት ሽፋን ኣጀንዳ ንምፍጣር ዝግበር ዘሎ ሽርሒ እዩ ይብልሞ እታ ቤትምኽሪ እስልምና ካብ ንናይ ኢትዮጵያ ቤትምኽሪ ክኣምን ከምቱ ኣብ ፈለማ ምጅማር ኰናት ዝነበረ ትግረዋይነቶም ኣሚኖም ምስ ህዝቦም ይወግኑ እትብል ዘረባኡ ድማ ምናልባት ንናይ ሰዓብቲ እስልምና ኣሕዋትና ቅሬታ ዝፈጠረት ይመስለኒ እሞ እዚድማ ንሓሳብ ብሓሳብ ምርድዳእን ሓድነት ህዝብና ክነስጥም ይግባእ።
@BerihuBerihu-nk3do
@BerihuBerihu-nk3do 15 күн бұрын
ብርሃነ እቲ ቆሪፅኩም ዘቕረብኩሞ ናይ ራያን ወልቃይትን ታሪክ ኣቕሪቡ።በዚ ብርሃነ ዝበልካዮ ሓሳብ ኣየስምዕን።ምናልባት ሙሉእ ትሕዝቱ ኡ ሰሚዕካዮ እቲ ዝበልካዮ መደምደምታ ኣብፂሑካ ክኸውን ይኽእል እዩ።ስለዚ ሙሉእ ሓሳቡ ተዝቐርብ ፅቡቕ ይመስለኒ።
@TunaDehun
@TunaDehun 15 күн бұрын
እዙ ሰብኣይ ካልኣይ ረዳኢ ሐለፎም እዩ ሐድነት ትግራይ ካብ አዲሳበባ ዝፅበ ጠለም እዩ
@teklaytesfugebru
@teklaytesfugebru 15 күн бұрын
Bire, entekielka etu zewahlelkayo aqmin filtetin ab document kitsehafn kisined alewo. metshaf nab nbab abtsih...bzuh tarik nab weledo kemtehelf tesfa silengebir please throw for us one book as soon as possible
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 15 күн бұрын
ክጅመር ፃድቃን ዝበሎ ትግራይ ሕጊ አልባ ኾይና ስራሕ ክንሰርሕ አይከአልናን ቤት ምኽሪ ውን ክነፍርስ አይከአልናን ስለዚ ፀጥታ ከኽብር ሰራዊት ኢትዮጵያ ይእተ እዩ ዝበለ እምበር *ዶብ ክሕሉ አይኮነን ዝዓደሞ ፃድቃን ታዘረባ ትዊስት ይገብራሎ
@GebremeskelGerie
@GebremeskelGerie 15 күн бұрын
Hi, Tgray press and our brave fighter Brhane, how r u? Happy Christmas and Easter for you, for your family and generally for all christian Tegaru. As I mentioned last time, I am Tgraway and no one can tell me who I am as far as I stand against Tegaru. No one can be better Tgraway than me and any Rayatay unless he becomes Banda or stands against the interest of Tegaru. When Redaei said the unnecessary statement and a young girl from Raya said "" can they tell us whether we are Tegaru or not"". No one can tell her if she is Tgraweity or not. It's She who should decide whether She is Tgraweity or not. So pls, we should know who we are. Brhane hawey Fettary yhalkha berte narskha halu.
@HiyabDesta-j5l
@HiyabDesta-j5l 15 күн бұрын
ካብ 1976-1983 ህወሓት ካብ 1984 ክሳብ ሃዚ ህወሓኢ/ኤ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ጉጅለ
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 15 күн бұрын
ብርሃነ ጎበዝ እንዳሃለኻ ግን ብድዐን ሓሶትን ትውስኽ ኣለኻ ክንደይ ደቂ ኣንስትዮ ድየን ብመራሕቲ ትግራይ ተጀፊረን እዚ ኮ ግልፂ እዩ
@kassahunmelese6151
@kassahunmelese6151 13 күн бұрын
Selam Besrat we tegaru in kitchener canada would like to help tegadalay Berhane can you please help us how can ????
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 15 күн бұрын
ሓደ ሕቶ አለኒ ብስራት አማረ ? ትግራይ ፕሬስ ናብ ሳትላይት ክትወፅእ እንተኮይና ተጋሩ ጥራሕ ዘይኮነስ የሕዋትና ፈተውትና ኤርትራውያን ንፁህ ሓንጎል ዘለዎም አለው ናዓዓቶም እውን ንክሳተፉ ግበሩ
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 15 күн бұрын
ናይ በሓቂ ጀግና ኢኻ ። TDF ናይ ባዕሉ መራሒ አለዎ ፣ ጌታቸውን ቂመኛ ጀነራል ፃርቃንም ዓሰርተ ሰብ እኳ ተበደልዎ ልዕሊ 7ተ ሚልየን ህዝቢን ዓድን ይሽየጥ ዶ አንቱም ብቂምን ብስርቆትን ትአምኑ ረማሳት መነኣሰያትን ተላአክቲ ጀነራል ፃርቃን ሙሁራን ተጋሩን ጠጠው ኢልኩም ሕሰቡ ዳሕራይ ከይትጣዓሱ
@FitsumAngaw
@FitsumAngaw 13 күн бұрын
እቶም ኣብራከ ሸው ዝቀረቡ ካብ ግምትን ህወሓትን ቃለ መሕተት ዝገበረትሎም መድህን ኣሕፅር ኣቢልካ ኣቅርበልና። እቲ ብወገን ህወሓት ዝቀሰበ ተጋዳላይ ብሓቂ ጅግና እዩ እቲ ሓቂ ኣቅርብዎ እንድዩ ናይ ኣርዓዶም ዝነበሮ ተሳትፎ ተጋዳላይ ብርሃነ ኣፀብቁ ገሊፅዎ እንድዩ ከምዚኦም ዝበሉ ዓለቅቲ ግን ትክክለኛ መንነቶም ክግለፅን ክፍለጡን እዮም ዘለዎም።
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam 15 күн бұрын
እቶም ባዳታት መስሊም ምስ ናይ ደገ ሓይሊ ኮይኖም ዘይነበረ አኩስም እናበሉ ፈተና ስለዘሎ አብ ትግራይ ይርቢሹ አለው ዓገብ ዓገብ ዓገብ
@FitsumAngaw
@FitsumAngaw 15 күн бұрын
ካብማዓዝ ጀምርዎ ጥላሁን ኪሮስ እንታይ ወርድዎ?
@shishayhadush-pz5pn
@shishayhadush-pz5pn 15 күн бұрын
ብስራት ቀልጢፍካ ውጻእ ምእንታን ቃልጢፍካ ክትቅህም
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 15 күн бұрын
ክሳብ አዲስ አበባ ትሒሓይ እያ ዘላ እዛ በላዒት ትግራዋይ ዝኾነት ዓዲ። እዚ ግን ምስ ዝኾነ እምነት ዝተሓሓዝ አይኾነን እዚ ከይዲ ተፈጥሮ እዩ።
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 15 күн бұрын
ሓቅካ ብሬ ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን ሳዓብቶም ን TDF ዓብይ ንዕቀት አለዎም
@FitsumAngaw
@FitsumAngaw 15 күн бұрын
ናይ ኢዲ ክትድምሰስ እቅድ ዘውፀአ ሓየሎም ነይሩ።
@belayneshtareke2151
@belayneshtareke2151 15 күн бұрын
እንተኪኢልኩም ተሎ ናብ ሣተላይት ግበርዎ ምክኒያቱ እቲ feedback ትብዎ ዘለኩም ብጣእሚ አድላይ እዪ
@Woldu-s8u
@Woldu-s8u 15 күн бұрын
ኣይተ ጥላሁን ዝተዛረቦ ብጣዕሚ ዘሕዝን እሞ ድማ ኣብ'ቲ ላዕለዋ ባዓል ስልጣን ዝነበረ ከምዚ ኢሉ ክዛረብ ኣበይ ኢና ዘለና ምውራድ ጥራሕ ከይኮነ ኣብ ጎሓፍ ኢና ዘለና። ብሰንኪ ከምዚኦም ዝበሉ።
@danshoheron3475
@danshoheron3475 15 күн бұрын
እዙይ ርኣዮ። ናይ disinformation ሰለባ ኣይትኹን። ትግራይ ፕሬስ ቱልቱላ - ናይ ትግራይ ስዩም ተሾመ። እታ "ናይ ዓቢይ best friend እዩ" እትብል ትማሊ ዝፎናኻያ ድኣ ንምንታይ ገዲፍካያ? KKK ዓይኑ ዘፍጠጠ disinformation and misinformation! ተኸታተልቲ እዚ ቻነል እቲ ሓቂ ትፈልጡ እንተደሊኹም ጥላሁን መልሲ ዝህበሉ ዘሎ ንዝስዕብ ቪዶ እዩ። kzbin.info/www/bejne/iIfcoIF8es-YZtE ኣብዚ ቪዶ እዙይ እቲ ሰብኣይ "ህዝቢ ራያን ወልቃይትን" ትግራዋይነት ከምዘይደል ገይሩ እዩ ይዛረብ። ጥላሁን ነዙይ እዩ መልሲ ዝህብ ዘሎ። ኣብቲ ጥላሁን ዝተሳተፈሉ መድርኽ እዚ ዘብኣይ (ዶክተር ገብረእየሱስ ተኽሉ) ዝበሃል "ቅድሚ ሕዚ ኣብ ትግራይ ጀኖሳይድ ኣይተፈፀመን" ኢሉ ስለዝተዛረበ እዩ ናይ ቀዳማይ ወያነ ከም ኣብነት ኣልዒሉ ዝምልስ ዘሎ። ንሙሉእ ትሕዝቶ ንናይ ጥላሁን መደረ ዝቅፅል ቪዶ ራኣዩ። kzbin.info/www/bejne/foezkJKnZp2Cbpo እዚ ኣብ ኖርዘርን ስታር ዘይኮነስ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ፕላኔት ሆቴል ዝተገበረ መደረ እዩ። ኮይኑ ግን ናይ "ብዕራይ ወለደ" ሞያተኛታት ኣብ ሆቴል ኖርዘርን ስታር ይብልኹም ኣለዉ። ከምዘረጋገፅናዮ ጥላሁን ኣብ ሆቴል ኖርዘርን ስታር ኣኬባ ተሳቲፉ ከምዘይፈልጥ እዩ። ብዙሓት ተጋሩ ናይ "ብዕራይ ወለደ" ሰለባ ኮይኖም ከምዘለው እዚ ቪዶ እዙይ ዓቢይ መርኣያ እዩ። ጥላሁን ድዩ ንብልፅግና ኣምፂኡ ደብረፅዮን እንዳተርኣየ ክኸይድ እዩ። እንዳ ደብረፅዮን ክነኽእዎ ዘይነበሮም ሓደገኛ ናይ ፕሮፓጋንዳ ዓውዲ ነኺኦም ኣለዉ። ውፂኢቱ ሓቢርና ንርእዮ ኢና። እንተ ጥላሁን ግን እዚ ኩሉ ቃልስን መስዋእትን ፈፂምካ እዙይ እንትፍደ የውረደልካ ኢና ክንብለካ። ናይ ደብረፅዮን ጥሩምባታት "ብዕራይ ወለደ" ይውዝዓ ኣለዋ። ናይ ዓፅረ ሞተን ድምፂ እዩ።
@tesfagabirembaye2331
@tesfagabirembaye2331 15 күн бұрын
Tigrgna nitekem kulu nikrdeanan kisemanan
@SelamZigta
@SelamZigta 14 күн бұрын
ናይ ወዲ ወረደ ነቲኦም ወይለኩም ነቲኦም በጃኩም ነዓይ እቲ መግለጲ
@yirdawgebremariam4554
@yirdawgebremariam4554 15 күн бұрын
ጥላሁን ናይ ኢንሳ አባል ነይሩ እዩ።ነገር ግን ናይ አብይ ናይኒ ቢንያም ዓይነት ሰብ አይነበረን አይኮነን 'ውን። በታ ሕዚ ዘለቶን ዝሃባን ሪኢቶ ተበጊስካ ክቶህቦ ዝግበአካ ሪኢቶኻ ሃብ አብ ዘይትፈጦ ነገር ጠብሎቕሎቕ እንተዘይትብል ፅቡቕ ብርሃነ
@SelamZigta
@SelamZigta 14 күн бұрын
ሐሳዊ አዚ ናትካ አታሐሳስባ 😮😮😮😮
@SelamZigta
@SelamZigta 14 күн бұрын
ህዚቢ ራያ ወልቃይት ፒር ትግራዋይ እዩ ናይ ወሽጥካ ሽግር ናይ ባዕልካ ጊዛያዊ ምምህዳር ዞሎ ናትካ አታሐሳስባ እዩ ካብ ማይክሮፎን አርሕቅዎ ።
@YaredGebruyared
@YaredGebruyared 15 күн бұрын
ትግሬ ሆኖ የትግራይን ህዝብ ለማፈራረስ የሚነሳ ትግሬ ሊህቅ ከአማራ ሊህቅ የተሻለ አይደለም ።ማፈሪያ
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 15 күн бұрын
ብስራት አማረ ድምፂ ህዝብካ ስለ ዝኮንካ ካብ ልቢ ከመስግነካ ይደሊ ። አነ ብዓቅመይ ናትካ ፕሮግራም ናብ ሳትላይት ክትወፅእ ስለ ዝደሊ አነ 500 ቅርሺ ክህብ ነይረ
@tesfagabirembaye2331
@tesfagabirembaye2331 15 күн бұрын
ናብ አብይ እናኸደሙ ሙዃኖም አይተረዱእን ድዩ?
@NegasiAregay-x4l
@NegasiAregay-x4l 15 күн бұрын
አሳፋሪ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 15 күн бұрын
ብርሃነ እዚ ኹሉ ወታደራዊ ዝርዝርን እኒ መን ከምዘለዉ መራሕቲ ሰራዊት ምግላፅ ዘይምተረፈካ
@tamutafu528
@tamutafu528 15 күн бұрын
Why ????
@YemaneDesta-y5r
@YemaneDesta-y5r 15 күн бұрын
ድቓላ ኪድ ወለጋኻ
@user-tr3iw1qx5y
@user-tr3iw1qx5y 15 күн бұрын
የቅር ይበልካ
@tamutafu528
@tamutafu528 15 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@tamutafu528
@tamutafu528 15 күн бұрын
Here E>>>>>>>> Go. The. Real.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mikaelhadgu1830
@mikaelhadgu1830 15 күн бұрын
💯💯💯🖐🖐🖐
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abadikidane9078
@abadikidane9078 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 14 күн бұрын
❤❤❤
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН