ዕላል ምስ ተጋዳሊት ግደይ ነጸርኣብ (ጓል ስኞራ) - ሳይዳ - 1ይ ክፋል| Sayda - An incredible story of courage and survival

  Рет қаралды 20,700

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 51
@genethagos
@genethagos 7 ай бұрын
ኤርትራውት አደ መዘና ዘይርከባ ጅግና ሕብንቲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 7 ай бұрын
ጀጋኑ ተጋደልትና በዓል መስተንክር ቅያታት ።ክብርቲ ጀግና ማና ኩል ግዘ ተቅርብዮም ዘይተበበረ ታርኽ መሳጥን ንድሕሪት ተመሊስካ አዛ ሃገር ብከንቱ ከምዘይመጸት ምስክርን ታሪኽን አዩ ።
@habtomtsehaye4147
@habtomtsehaye4147 7 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይምነ ጀጋኑ ሰብ ታሪኸ
@helengualasmara6729
@helengualasmara6729 7 ай бұрын
peace too all, Eritrean Hero's.
@berhanefray1146
@berhanefray1146 7 ай бұрын
ኣሰይ ገጽ ብልቢ ዝፈትዋ ብጸይተይ ግደይ (ጓል ሽኞራ) ኣጆኺ ዳሕድሕዮ ጥራይ እቲ ሓቅታት ዝሓለፈ ታሪኽክን ታሪኽ ጀጓኑ ደቀ-ኣንስትዮ ኤሪትራ!!!❤❤❤
@IbraMo-p2y
@IbraMo-p2y 7 ай бұрын
ኣንታ ተጋዳላይ ዛንታ አንታይ ክዓብስ አዩ መንሰያት ብስደት ልብና tefiena ከሎስ ዳድሕዮ ትብል
@aruaki4454
@aruaki4454 7 ай бұрын
@@IbraMo-p2y ውካርያ እሞ ሃየ መፍትሒ ስደትና መፉትሒ ከይነናዲ ጭራ ዶጊልና ኢና ሃሪብና ዘለና እዘን ጀጋኑ ኣዴታት ኣብ ኣፉ ሓርገጽ ኮይነን ካብ ኣፉ ሓራግጽ ሃገር ክንውንን ዝገበራና ኢየን ኣብ ግዜ ደርጊ ( መግዛቲ ) እውን ስደት ቅትለት ጭፍጨፉ ማሕረድትን ማሕነቅትን ኔሩ ኢዩ ካብዞም ስግር መረብ ዝውለድን ዝወለደን ጥራ እዩ ዘይርድኦ
@K.A.K.M480
@K.A.K.M480 7 ай бұрын
ስላም ማና አዚ ታሪኽ ናይ ኣዴታት ትገብርዮ ዘለኺ ጹቡቕ ኦዩ በጃኺ ን እብረሀት ሃይለ ብጋል ሃይለ ትጽዋዕ ዝነበረት ጀማሂር ካብ ዓላ ክሳብ መረታ ብዝያደ ኣብ ግዝየ ግንባር ዝነበረሉ ቢትጽሕፈቶም አምቦይቶ መረታ ነሮም ምስ መሳርሕታ ቡዙሕ ታሪኽ ስለ ትፈልጥ ኣቕርቡልና ነጃላትኩም ብትሕትና ይላቦ በዓል ኤፍረም ገረክስቶስ አካ ታሪኽ ሒዞሞ ዓለም ኣርኪብዎም ን ጋል ሃይለ ከሙኡ ከይከውን ንሕብር ኣለና
@rufilamisghina8504
@rufilamisghina8504 7 ай бұрын
ናይኤርትራውያ ጅግንነት ካብ ዓለም ፍሉይ ዩ❤thank u❤️🇪🇷🙏
@Fishaletesfa-kw1ci
@Fishaletesfa-kw1ci 7 ай бұрын
ነና ግዜ ዘሐብነካ ታሪኽ❤❤❤❤❤
@yosiefhabtezionlea44
@yosiefhabtezionlea44 7 ай бұрын
Merheba Madame Sayda❤🙏⚘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 ай бұрын
Kemezigerene Eritrea 🇪🇷 hamiziyena 🇪🇷🙏🙏🇪🇷🌺❤️✅👍
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 7 ай бұрын
ዋውውውውው ጅግና ጀጋኑ ብሃንቀውታ ክንጽበየክን ኢና❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tmg.GualeMengis
@Tmg.GualeMengis 7 ай бұрын
Anbesa Jegna Gule Erey Kabe Tegadelty Nelaali Tegadilky Anbesa ❤❤🎖🦁🥉🇪🇷🇪🇷🇪🇷👨‍🍳👩‍🍳Tv Erey Neqefta Beberkina Mehxiabd Gega Eu Bejakume Saabenu Zebzhe Beacheto Wey Dema Lemine Zeblexie Yemsleni Ane No Berkina 👨‍🍳👩‍🍳No No Yeqeneley 😢
@kokitw3502
@kokitw3502 7 ай бұрын
Adey natey edmen teanan yehabeki ❤❤❤
@dl4055
@dl4055 7 ай бұрын
Aseyy,jgna gdey tegadalit kbrti adena,enqae getski reana 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤hji felithe sagaki
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 7 ай бұрын
አሰይ እዚኤን ጀጋኑ ፈዳይን ንሃገር ዚውፍያ ዚነበራ ብዚሐት እየን ታሪከን ከይነገራ ዚሐለፍ ብዙሐት እየን ጂግና ዋዕሮ ኢኪ እቲ ተፋቲሸ እንተ ዚፍተሺ ነይርኪ ግን አምላክ ንጽህናኪ ርእዮ ዳአ እንበር ፍርናሸ ይብቱኑ ግምጥልጥል ይዮም ዘብልዎ ነይሮም ግን ሕዝቢ ኤርትራ ግን ንጽህ እዮ አምላክ ካአ ይካላከለሎም ነይሩ ሰብ ታሪኽ ጀጋኑ እዚ መግለጽ የብለይን ተባዓት አሕዋትና ጀጋኒ 🇪🇷❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏🇪🇷🙏👍🙏👍🙏👍🙏👍🙏👍🙏👍🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 7 ай бұрын
ብሓቂ ፍርናሽ ኣይኮነን ካልእ ኣይገድፉን
@amannegus8465
@amannegus8465 7 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 7 ай бұрын
Viva gual Signora Gidey.Waero.
@zeresenaytecle9988
@zeresenaytecle9988 7 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍
@Eri291forever
@Eri291forever 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤Thank you
@S.revolution
@S.revolution 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 7 ай бұрын
Wow gal sunera jigna
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@abrhiwadebru2401
@abrhiwadebru2401 7 ай бұрын
❤🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
@michealtewelde2855
@michealtewelde2855 7 ай бұрын
Long life siss
@lemlemmehari3795
@lemlemmehari3795 7 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@LovelyAtv-kf6vc
@LovelyAtv-kf6vc 7 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪👌
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Kuburomhabtkial
@Kuburomhabtkial 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈🙏💯
@AEN1999
@AEN1999 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 7 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@brktirezene5144
@brktirezene5144 7 ай бұрын
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉
@senaitaraya2589
@senaitaraya2589 7 ай бұрын
ፍቃድ ኣምላኽ ኮይኑ ክሳብ ሕጂ ጸኒሓስ ተዘንትወሉ ኣላ ፡እንታዩ ክሳብ ሕጂ ተዓቂሩ ዝጽንሖ ኩሉ እንተዝዝቶ ነዚ ወለዶ ኣይመጣራጠሮምን ብብዙሓት ዝተፈላለየ ዛንታታት እዩ ዝቅበር ዘሎ ሞ ሕጂውን ሕደራክን በዓል ዐባየይ ከትዛረባሉ ከይደን ኣዲታትናን ንሕናውን በታ ንጣብ ንፈልጣ ኢና ንሳቀ ዘለና ሞ ዋላ ማዓልታዊ ውን ከቅርብኦ ይላቦ ፡ወደሕንኩም ፡
@LucchiGebreamantekelu
@LucchiGebreamantekelu 7 ай бұрын
🇪🇷❤️🍀🇪🇷🌾❤️🌿🇪🇷🌷🌷🌷
@optimisticman3412
@optimisticman3412 7 ай бұрын
ኣቦታትናን እኖታትናን ጀጋኑ ኣብዚ ናህኩም ወለዶ ተፈጢርና ኔርና እንተንኸውን, እዚ ናይ ሎሚ ኣብ ስደት ዘሎ ትሩፋ ስደተኛ ኽኣ ናቱ ታሪኽ ክሰርሕ ኣይኮነን ሲ ተሰርሓሉ ታሪኽ እካ ምዕቃብ ስኢኑ ኣሎ ሙሽሙሽ ወለዶ
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 7 ай бұрын
መዋኢል ኸርተት ኽንብል አይኾናን ኻብ ሕጂ ግን የብቅዕ ግዕዝይቲ ኢትዮጵያ ትባሃል ሃገር ፋሕ ፋሕ ኽትብል ጥራይ ኢዩ ዘለዋ
@redieghede1631
@redieghede1631 7 ай бұрын
Jgna
@Seeker_1970
@Seeker_1970 7 ай бұрын
👍👍 ግደይ ነጸረኣብ ሐንቲ ካብተን ዶንቆሮ ተጋዳሊት ነበር ኮይና ስጋዕ ሕጂ እውን ባርያ ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ስለዝኾነት ሐንቲ ካብቶም ዶንቆሮታት ተጋደልቲ ንስለምንታይ እያ ተቓሊሳ ዘይትፈልጥ ብጀካ ሀለውለው ምባል እንተዘይኮይኑ ብሐፈሻ ዝበዝሑ ተጋደልትን መራሕትን ነበር ናይቲ ንብላሽ ዝተኻየደ ሰውራ ዝብልዎ ንስለምንታይ ምኽንያት እዮም ዝቃለሱ ኔርም ዘይፈልጡ ዝነበሩ ስለዝኾኑ ብጀካ ክስውኡን ክስንኩሉን እንተዘይኮይኖም 👌ካልእ ብፍጹም ዝፈልጡ ስለዘይነበሩ አብቲ ሰውራ ዝብልዎ WITCH IS ናይ ገበነኛታት ውድብ ዶንቆሮታት ኮይኖም ተቓሊሶም ብድሕሪ 1991 ከአ ባርያታት ኮይኖም ይነብሩ አለዉ YES ንስለምንታይ ይቃለሱ ኔሮም ዝፈልጡ ዝነበሩ ግን ሻዕብያ ናይ ቀታሊ ሐራዲ ውድብ ከምዝነበረ ከሎ ገና ዝፈለጡ ተጋደልትን መራሕትን ግን ንገሊኦም አብ ቤትማእሰርቲ ሰውራ ቀቲሎሞም ንገሊኦም ብስሚ ሰሚሞም ንገሊኦም ብለይቲ ደቂሶም እንከለዉ ንገሊኦም አብ ውግእ እንከለዉ ብናይ ድሕሪት መጥቃዕቲ በቃ በቲ አሎ ዝብሃል ናይ ጭካነ አቀታትላ እዮም ቀቲሎሞ ስለዝኾነ እውን ብድሕሪ 1991 ብዙሐት ብዙሐት ተጋደልቲን መራሕትን ንስደት ሃዲሞም 😎 ገና አብ ሀገሮም ክነብሩ ክምሃሩ ክሰርሑ ከይፈተኑ ምኽንያቱ ንስለምንታይ እዮም ዝቓለሱ ኔሮም ዝፈልጡ ስለዘይነበሩ እቶም አብ ኤርትራ አብዛ ንብረት ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ዝኾነት ናይ FAKE ሀገር ብድሕሪ 1991 ዝተረፉ እውን ገሊኦም አብ ጉቦ አብ ስርቂ አብ ገበን አብ ሽርሙጥና አብ ኩሊት ምሻጥ አብ ሰብ ምሻጥ ተዋፊሮም ብባርነት አገልገልቲ ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ኮይኖም ይነብሩ አለዉ ብዙሐት እውን HIV ሕማም ዘለዎም አለዉ ምኽንያቱ ከምእንስሳ ብሐይሊ ንሰብ ሐዳር ንትሕቲ ዕድመ ጋል ምስዝኾነት ሰበይቲ ብሐይሊ ጾታዊ ርክብ ስለዝፍጽሙ ብዝተረፈ ተጋዳላይ አታ ዶንቆሮ ሻዕብያ ንኤርትራውያን ብፍላይ ነዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ከጥፍእ ከጽንት ኢሉ ዝተመስረተ ናይ ገበነኛታት ውድብ ስለዝኾነ እስኻ/ኺ እውን አካል ናይዚ ስለዝኾንኩም ገበነኛታት ኢኹም አቱም እንስሳታት ናይ ሳሕል
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 7 ай бұрын
በዚ ጂጊኒኒት ዘሐሊፊ ሒዚቢ ህገደፍ የዒኒው
@adhanetmehari-eq8hb
@adhanetmehari-eq8hb 7 ай бұрын
ab weshti xelae koynom , koynen zeserheoo jegnnt azu hayaln fetann eu naru. komu selzkone ka ab kalse hizbi Eritrea 🇪🇷 abi gede way ejam narwo. selze nbal ady gedy kma zamsela way zamselu kebri egbom. 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.zelalmawi zkiri nsewatna. Awet nhafash.
@IbraMo-p2y
@IbraMo-p2y 7 ай бұрын
ኣንቱም eri tv ኩሉ ጊዜ ዛንታ ክትነግሩና ክትነብሩ ኣብዚ ሕጂ ጊዜ ህዝቢ eletric ማይ transport ፍትሒ siena ኣለና ግደፉ አባ ለቡሙ
@amanuealkidane4491
@amanuealkidane4491 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
Dekemhare Eritrea
4:42
Follow me - ሰዓበኒ TV
Рет қаралды 724
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН