ዕላል ምስ ዋርድያ ኣቡነ እንጠዮስ ዝነበረ፡ መንእሰይ ሚከኤል Interview with Michael

  Рет қаралды 135,121

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 997
@mt-pc6lf
@mt-pc6lf 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ነቦና ኣቡነ ኣንጠንዮስ🙏🙏❤
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 5 жыл бұрын
ኣሜን 1000000 times
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣሜን ዕድመ ማቱሶላ ይግበሮ ዕድሚኦም
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@Liya-lz9hp love u gual eri shikor and miss u hasiskna loms natki hasabat hanaxi eu ajoki
@wedimama6785
@wedimama6785 5 жыл бұрын
ሙሴ ሞሰስ amen
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 5 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 Miss and love u too🌷 sami hawey alku abe gonkum hezbey kabe hgfef mendef hra keYwaxe minQ yelen Ajolum...🌷❤
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 5 жыл бұрын
ዩኤል ንፉዕ ሰብ ጭብጢ ብጭብጢ ምምጻእካ ክትምስገን ይግብኣካ።
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 5 жыл бұрын
Amen amen amen amen amlak juel jberka amen.
@K1111-m2l
@K1111-m2l 5 жыл бұрын
Antum ortodoks kendy kethmku ikum zeytwtu selemawiy selfy zeytgbru kendy nebsukum ketftwu ikum zerba tray meskinay sebay neheymanetkum meswaity aytgbrun.
@yosiefgebreyesus9501
@yosiefgebreyesus9501 5 жыл бұрын
ብሓቂ ዝገርም እዩ ኦርቶዶክስ ኤርትራ ተቀቢራ
@mkmz7
@mkmz7 5 жыл бұрын
ዩኤል ስለ ኩሉ ጻዕርኻን፡ ኣፍ ናይ ዕቡሳት ኰንካ ብሱልን ብጭብጢ ዝተሰነየን ሓበሬታ ትምግበና ብምህላውካ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ። ሚኪኢለ ድማ ዝወሰድካዮ ሓቂ ናይ ምምስካር ተበግሶኻ ከድንቀካ ይደሊ። ናይ ኣቦና ድማ ርኡይ ዓመጽ'ዮም ዝዕመጹ ዘለዉሞ እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ብመንገዲ ደቆም ፍታሕ ዝልእከሎም መዓልቲ ቀረባ ይግበረልና። ብሓቂ ንብዓተይ ምዕጋት ስኢነ! መራሕቲ ሃይማኖት ተባሂሎምስ፡ ስለምንታይ ግን ክሳብ ክንዳኡ ክሕደትን ግፍዒን ይፍጽሙ ኣለዉ ኣብ ልዕሊ ኣቦና፧
@ቀንሞስ
@ቀንሞስ 5 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመ የሃብካ ንቅዱስ ኣቦና ከኣ ጥዕና የሃቦም
@genetmehari8120
@genetmehari8120 5 жыл бұрын
Bitaemi yemesigineka eti haki ziegerika amilaki ybarikika zehawey
@amani3937
@amani3937 5 жыл бұрын
ሰላሞ ነኤል and ማይክል ከሉ ትገብሮ ዘለኹም ንሰለ ሐቂ ሒዝኩሞ ትጋዓዙ ምዚ ሂወት ሰደት ግሞት ጌረካ ዓሰቡኹም ካብ አግዛኣብሄር ርኸብዎ ዓሰቢ አለዎ ።ኣቡነ አንጠንዮሰ ንኣና ክሕሸና አዮሞ ተኣሲሮም ሓቂ ሰለዝተዛረቡ ብሕጊ ሰለዝኸዱ አዮም ክሳብ ሕጂ ዝዋረዱ ዘለዉ ኣነ ኣብ 2015 /07 ካብ ከናዳ ናብ ኤርትራ ከይደ ኔረ ነቦና ክንሪኦም ከይደ ኔረ ምስ ሓወይ ኣብቲ ተኣሲረሙሉ ዝነበሩ ዳርጋ ሰለሰተ ማዓልቲ ሓቲትናዮም አቅቢጸሙና እቶም ዋርድያ ወለሓደሰብ ከይተእትዉ ኢለሞና ሰለዝኾኑ ካልእ ግዜ ፈትኑ ኢለሙና ድሕሪ ክልተ ማዓልቲ ተመሊሰናዮም አንደገና ናይ ንግሆ ግዜ እዩ ኔሩ ሕጂ ሕማቅ እዩ አቶም ሓለፈቲ ዝመጽሉ ሳዓት ሰለዝኸነ ምሸት ተመለሱ ኢለሙና እቶም ዝሓሹ ቡሩኻት ዋርድያ ሸዑ እዮም ዘለዉ ኢለምና ተመሊሰና ሓቲትናዮሞ ኣፎቂደምልና 15 ደቂቅ ጌርና የዕሊልና ተፋኒናዮሞ ክዛረቡኻ ከለዉ ክትሰምዕ እሞበር ከትዛረብ ኣየምሕረልካን ሓያልን ልብኻ ዝትንክፎ እዮም ተዛረበሞና እዞሞ ቡሩኽ ኣቦ ከሞዚ ከጋጥምሞ ናይ በሓቂ ዘሕዝን ግዜ ሰብ ክሳብ ክንደይ ጨካን ምኻኑ እዩ ዘረኤካ ግን እንታይ ይገበረ ወድሰብ ነዛ ሓጻር ዕድሚኡ ነበርቲ ዘይኮና አብዛ ዓለሞ ተግባራትና ከፊኡ ዳሓን ኩሉ ክቅየር እዩ ኣሞላኽ ንመን ኢልዎ። ወድሰብ ዓቅሚ እዩ ዝገብር እቲ ዝተረፈ ግን ኩሉ ናይ ፈታሪ እዩ ። እንታይ አዮሞ ሒዘሙላ ነዛ ነብሶሞ ሳባት ሞኻኖሞ ረሲዖሞ እዚ ናይ ትማሊ ኢንተርፊው ንባዕሉ ምስክር እዩ ዘይተሓተትዎ ይምልሱ ኔሮሞ ሓቂ ዝሓዘ ካብ አዘራርቡኡ እዩ ዝፎለጥ ናይ ባሓቂ የሕዙኑ ኩሉ ሰብ ፎእ ኢልዎሞ ማይክል ሰለቲ ተባዕ ምሰክርነትካ አቲ ዝወሰድካዮ ወሳነ ናይ ባሓቂ ደሰ ዘብል ክበሪ ይሃብካ ንሱ ድማ እዩ እቲ ሓቂ ኑኤል ድማ ኩሉ ግዜ እየ ዝክታተሎ መደበትካ ኣዝዩ እዩ መሳጢ ብልቢ የመሰግን ኣጀኹም በርቱዑ ንሰለ ሐቂ
@berhanegebre9813
@berhanegebre9813 5 жыл бұрын
Devil Esayas he don’t want to see holly person
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 жыл бұрын
🙏ዩኤልን ሚኪኤል የመስግነኩም🙏 ዩኤል ጽቡቅ ስራሕ👏 ሚኪኤል ከማካ ይብዝሑ! ብሽም አቦና የመስግነካ🙏 አብ ሒወትካ ጽቡቅ ይምነየልካ 👍 አቦና ከአ አምላክ መዎጽኦም ይፍጠረሎም⛪
@Teklino249
@Teklino249 5 жыл бұрын
ጅግና ዝኾንካ ወዲ ሓቂ ብምዝራብካስ ከመይ ቀሲንካ ኣለኻ ሕጂ
@selamnaybzih1373
@selamnaybzih1373 5 жыл бұрын
Ezi wedey nay behaki tezaribu,hangolna nisrek alena
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 жыл бұрын
ሐቀኛ ኤርትራዊ
@hareguwoldu1704
@hareguwoldu1704 5 жыл бұрын
ሚኪኤለ ሓቂ መስኪርካ ኢኻ'ሞ እግዚአብሔር መንገዲ ሕይወትካ የቅንዓልካ :: ክቡር አቦና አቡነ አንጦንዮስ እግዚአብሔር ባዕሉ መውጽኢ ይፍጠረልኩም ብጣዕሚ ዝሕዝን ነገር 😭😭😭😭😭😭😭
@Michael-dz5oi
@Michael-dz5oi 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
@ኦጎይታርአ
@ኦጎይታርአ 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሚኪ ሓወይ። ሕልና ኢዩ ምንባር!
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
*እዋይ ክበልሕ ሚኪ ጅግና ኣብ ኢትዮፕያ ስርቂ ኣሎ ይብሃል ኣሎ ውን ንሶም ግን ሞባይል ንብረት እዮም ዝሰርቁካ ኣብ ኤርትራ ግን ሓንጎልና እዮም ሰሪቆምና ሚኪኤል ኣዚና በሊሕን ተባዕ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም*
@teshomekahsay606
@teshomekahsay606 5 жыл бұрын
ክምለኣአላ ሳሚ አነ እውን እታ ዘረባ ብጣዕሚ ሰሐቢት እያ (ገንዘብ ሞባይል ንብረት ክትትክኦ ትክእል ኢኻ ሓንጎልካ ሂወትካን ግን መተካእታ የብሉን ) መሬት ዘይወድቕ ሉኡም ናይ ለባማት ዘረባ እዪ 💯💯💯🙏🙏🙏
@m.s1128
@m.s1128 5 жыл бұрын
Samson@ Ata shikor nayi bihaki zereba eya.
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@teshomekahsay606 ናይ ብሓቂ እዚ መንእሰይ ኣምላክ እዪ ዘዛርቦ ዘሎ ' ናይ ኣቦና ምስክር ክትከውን እኮ ጸጋ እዪ መካፍልቲ ሽግሮም ክትከውን ጸጋ ኣምላክ እዪ "
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@m.s1128 ሰሜ ሓወይ ናተይ የቀኔለይ
@mensurm9215
@mensurm9215 5 жыл бұрын
Ab eritrea be higdaf w ab sidet be Agazian hangal tasriqu. Behaqi
@masimusit2052
@masimusit2052 5 жыл бұрын
መን ይመስክር ዝነበረ መን ይዛረብ ዝቀበረ ሳላ ሚኬኤሌ ምስኦም ዝነበርካ እታ ሓቂ ተፈሊጡሎ ይቀኒየልና ነቦና ካእ መዋጽኢ ይፍጠረሎም። ዩኤል ሃዉና አንታ ጅግና ጌጋ ዘይብልካ ተምጽኦ ዜናታት ኩሊ ጭብጢ ዝለዎ እግዚአብሔር ይባርካ ዩኤላ
@yafetsirak9694
@yafetsirak9694 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣምላክ ይባርኽካ ጽፉፍ መልእኽቲ
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 5 жыл бұрын
ብሓቂ ምምስካር ናይብሓቂ እግዚኣብሄር ዝፈትዎ ስራሕ እዩ እሞ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ! መንእሰይ ሚኪኤል!!!
@satrebsahil5090
@satrebsahil5090 5 жыл бұрын
ከመይ ዓይነት በሊሕ ተባዕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሚኬለ ለባም ነቦና ድማ ካብ ዘለውዎ ማሕዩር መዋጽኦ ይሃቦም ፈጣሪ ምሉእ ጥዕና ይሃቦም ኣሜን።
@ephremkibrom3049
@ephremkibrom3049 5 жыл бұрын
ሚኪ ዓርከይ ጅግና l am proud of you ! ዩኤል ከኣ thanks ሓቀኛን ጭብጢ ዘለዎን መደብካ ኩሉ ግዜ ኢዩ ዝምስጠኒ ቀጽሎ ሓቢቢ !!
@themars5452
@themars5452 5 жыл бұрын
ሚኪኤለ ብጣዓሚ ክትምስግን ዝግበኣካ መንእሰይ 'ካ። ምክንያቱ እቲ ሓቂ ዝርኣካዮ ናብ ህዝቢ ምቅራብካ።እዚ'ውን ዓቢ መብርህ 'ዩ። ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ሓቂ ክንዛረብ ኣሎና፡ ሓቂ ምስ ንዛረብ ኩሉ እናተቀየረ ክመጽእ'ዩ። ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ።
@Hana-ud3cg
@Hana-ud3cg 5 жыл бұрын
እቲ ሓቂ ኩሉ ኪዕትኩም ትረኽብዎ ኣለኹም እቶም እናፈለጥና ካብ ሓቂ ንርሕቕ ዘለና ኤርትራውያን እብ ልብና ይምለሰና
@berhaneteckle6622
@berhaneteckle6622 5 жыл бұрын
የቐንየልና ሓቂ ብእግሪ እንተቐበርካያ ብርእሲ ትወጽእ
@Kisu706
@Kisu706 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣዝዩ ደስ ዘብል ዝረኣኻዮን ዝሰማዕካዮን ክትምስክር ብምኽኣልካ፡ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ እንታይ እሞ ይበሃል ኮይኑ እግዝኣቢሄር ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሎም፡ ብጣዕሚ ተሓቢነልካ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ ኣነ ከምዚ ከማኻ ክርኢ ከለኹ ብጣዕሚ እዩ ሓጎስ ዝስምዓኒ።
@blenb6171
@blenb6171 5 жыл бұрын
Our father Aba Antonyos God is with you we know the true law will never forget our hero
@almazweldu3914
@almazweldu3914 5 жыл бұрын
ማይክ ብጣዓሚ ቡሱል ዘረባ አምላኽ ይባርኽካ ሐሳብ ልብኻ የስምረልካ ሃገርናን ህዝብና ሰላም የዉርደሉ ዩኤል ካአ አምላኽ ይሐግዝካ
@divoraafrikashop7895
@divoraafrikashop7895 5 жыл бұрын
♥️ተዓወት♥️ 🇪🇷♥️ኣሕፈርካዮም♥️🇪🇷 ኣታ ጅግና ጸባ ስተ ♥️
@anditbraun7550
@anditbraun7550 5 жыл бұрын
O fetari kulu alem nabona antonyos mewaxo yfterelkum 🙏🙏🙏
@hadasamedai5800
@hadasamedai5800 5 жыл бұрын
🙏 for you coming forward to be a voice for the voiceless
@raheltewelde847
@raheltewelde847 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ዩኤል ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራሕ ትገብሮ ዘለኻ ንሐቂ ምውጻእ ነዚ ጨኻን ምልከመላኺን ኮራኩሩን ሚኪኤል ኸአ እናመስገንኩ አብ ሐቂ ደው ምባልካ ኸምኡ ጌርና ኹልና አብ ሐቂ እንድሕር ደው ኢልና ጸገምና ንኽውድእ ቀሪብና ኢና። አጆኹም አጆና👍🙏💪
@Bere-05
@Bere-05 5 жыл бұрын
ሚኪኤለ ሓውና እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሓልካ ንማዕተብካ ዝመስከርካ
@muluabeba4416
@muluabeba4416 5 жыл бұрын
ናይ በሃቂ ሃወይ ኣምላክ እድመን ጥእናን ይሃብካ
@just_idea3157
@just_idea3157 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ፡ 💯%። ኣነ ውን አመስግነኩም
@AndomSbhatu-y3q
@AndomSbhatu-y3q 5 жыл бұрын
Thank you የሕዋት ንሓቂ ዝመስከርኩም ንኣቦና ሙሉእ ጥዕና መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣምላክ ምስ ሓቂ እዩ እሞ ሓቂ ንክንዛረብ ኣምላክ ይሓግዘና
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
God bless Michael and Juel. በትሪ ሃቂ ትቀጥን አምበር አይትስበርን።
@Michael-dz5oi
@Michael-dz5oi 5 жыл бұрын
AMEN
@tselattsegay7699
@tselattsegay7699 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይባርኽካ ሚኪኤለ ነቲ ቁኑዕ ቁኑዕ ነቲ ጌጋ ጌጋ ምባል ኣምላኽ ዝፈትው ዘረባ ተዛሪብካ ነቦና መዋጽእቲ ይፍጠረሎም ኣምልኽ ንትኣምር የጽንሓዮም
@Michael-dz5oi
@Michael-dz5oi 5 жыл бұрын
Amen
@ሰለሞንኣሰፋ
@ሰለሞንኣሰፋ 5 жыл бұрын
ብሓቂ ዩኤል ሓውና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ይባርክካ ምኪኤለ ሓውና ካኣ ዓቢ ሩፍታ ረኪብካ ኣለካ ብታዕሚ ሓጎስን ሓዘንን ዝፈራርቅ ቃለመህተት።
@eritreawnetkuburmennet805
@eritreawnetkuburmennet805 5 жыл бұрын
Egziabher amlak n abona edmen tinan yhabelna.mewaxo ka yfterelom
@zereittesfay1522
@zereittesfay1522 5 жыл бұрын
ተባዕ መንእሰይ ሓቂ ዝመስከርካ ኣምላኽ ጥዕና ይሃብካ።
@God-db9vp
@God-db9vp 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ምስክርነት ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂ ኢዩ።
@dawitaregawi4017
@dawitaregawi4017 5 жыл бұрын
እግዚኣቢሀር ኣምላክ ነቦና መዋጽኦ ይፍጠረሎም፡ ንሓውና ምኪኤለ ድማ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ነቲ ኩሉ ትፈልጦ ሓቂ ስለ ዘፍለጥካና ድማ ነመስግነካ።
@dhri100ametkemeyalaeritrea5
@dhri100ametkemeyalaeritrea5 5 жыл бұрын
ማይኮ ሓወይ ኩሉ ሓቒ ገሊጽካዮ ኢኻ ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ነቦና
@mussiekidane1615
@mussiekidane1615 5 жыл бұрын
Betami Zehezen Tarike Eyu. Egezabehere Amelak Mesiome Ykune
@netserea4323
@netserea4323 5 жыл бұрын
ኣማን ብኣማን ዝዋዓለ ይንገርካ፡ መዋጾ ይፍተረሎም ኣምላክ፡ንፍዓት ከምዚ ገርኩም ዘረዳእኩምና።
@eriboy4580
@eriboy4580 5 жыл бұрын
ንብዓት ቋጺረ! ዩኤል ሓወይ ብጣዕሚ የመስግነካ፡ ከምኡ ዉን ሚካኤል ናይ ብሓቂ ንቁሕ መንእሰይ። ሎሚ ቤተ ክርስትያናትና ካብ ቤተ ክርስትያን ክትብለን ኤምባሲ ክትብለን ይቐልል። ብጣዕሚ ዘሕዝን። እግዚኣብሄር ነቦና ይባርኸልና።
@beckhamtsegaibeckham7434
@beckhamtsegaibeckham7434 5 жыл бұрын
Great massages bro and well done both of you 🙏
@ኣምላኽይመስገንኣባይካባብ
@ኣምላኽይመስገንኣባይካባብ 5 жыл бұрын
በስማኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩብራት ስድራ አግዛኣብሄር ኣቦና አንተሓሰዉ ኣይትፍረዱ ከይፍረደኩም ካበኡ ካኣ ንኣቦና አውነ entenyos ካኣ ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ምሕረቱ የብዘሓልና የሕዋተይ ኩሉኹም
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 5 жыл бұрын
ናይብሐቂ ድቃስ ዝክልእ ናዓካትኩም ካአ ሚኪኤልን ዬኤልን አምላክ ይባርክኩም ነቦና ካአ መዎጽኦ ይፍጠረልኩም እቶም ሐሲኩም ትምስክሩ ካአ አምላክ ይፍረድኩም
@selamtesfamariyam7871
@selamtesfamariyam7871 5 жыл бұрын
ዮኦል ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካን ነኽብረካን ስለቲ ተቀቢሩ ዝነበረ ሓቂ ምቅራብካ ናይ ብሓቁ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣብ ኩሉ ሂወትካ ምሳካ ይኩን ከሙኡ ውን ሚኪ ሓውን ቡኡነት ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም በዚ ሎሚ ንሓቂ ጠጥው ዝብል እንዲዩ ተሳኢኑ ዘሎ ንስካ ግን ንሓቂ ክትምስክር ኢልካ ጠጥው ዝበልካ እግዚኣቢሄር ኣምላክ የኽብርካ ዝሓወይ ክንጽበየኩም ኢና ኣብ ቀጻሊ ብካሊእ መደባት ክትመጹኡና ሰላምን ፍትሕን ቅሳነት የውርደልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናኣቦና ድማ መዋጽኦ ይፍጠረሎም Amen😢😢😭👏👏👏💒💒💒⛪⛪
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ 5 жыл бұрын
ተባዕ ኩቡር ሓው ንስለቲ ዝረኣካዮንሓቂ ምምስካርካ ብእግዛቢሄር ርከቦ ነቦና ከኣ ምሕረት የውርደሎም ጾሎቶምን ረዲኦቶምን ኣይፈለየና።
@banahagos1930
@banahagos1930 5 жыл бұрын
haki bimzrabka egziabher ity nay haky amlak ybarka admeka yenwahayo nay abona abune antenyos selotn berketkn msaka yikun. yioel. win yeknhlna .
@mymamking8293
@mymamking8293 5 жыл бұрын
ፈጣሪ ባዕሉ ምሕረት የውረደልና
@loveeritreapeaceeritrea9847
@loveeritreapeaceeritrea9847 5 жыл бұрын
Eritrea need like him to tell the truth . Thank you 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Michael-dz5oi
@Michael-dz5oi 5 жыл бұрын
You're welcome
@zafumenelik244
@zafumenelik244 5 жыл бұрын
ብጥዕሚ ዘሕዝን እዩ ንሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ሓቂ ብድፍረት ብምቅላዕካ ነቦና ድማ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ካብ ሉዕል ፈጣሪ
@ወዲ78ኣስመራ
@ወዲ78ኣስመራ 5 жыл бұрын
ጸልዩ ምእንቲ ቡጹእ ወ ቁዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ሓሚሞም ኣለው ከይ ሞቱ እሞ፡ሃገርና ኤርትራ መዓት ከይ ወርዳ፡ከም ሰዶምን ጋሞራን ብሓውን ዲንን ከይ ትቃጸል፡ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብ ዓይኒ ምሕረትካ ጠምትና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
@birhantesfe6695
@birhantesfe6695 5 жыл бұрын
ዩኤል ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሓበሬታ፡Thanks more.
@aronsemere6714
@aronsemere6714 5 жыл бұрын
ተባዕ መነኢሰይ ምስ ዩአኢል ጅግና ንሱዩ ትሃኪ ። ጎይታ ምሳካ ይኩን thanks
@Michael-dz5oi
@Michael-dz5oi 5 жыл бұрын
Thanks
@ewketflega5242
@ewketflega5242 5 жыл бұрын
ኣምላክ ሰላምካ የብዝሓዮ ሓውና ን ኣቡና መዋጹ ይፍጠረሉም ምህረት ካብ እግዛብሄር እዩ እሙ ሰላሙም የብዝሓዮ ።ኣዝየ እየ ዘምስግነካ ዩኤል ሓውና ብዙህ ነገር ክንፈልጥ እድል ብምፍጣርካ
@tuquabotesfamichael1430
@tuquabotesfamichael1430 5 жыл бұрын
የቐንየልና ሚኪኤለ ሓውና፡ ብትብዓትካ'ን ንፍትሒ ደው ምባልካን የድንቐካ። እቶም ካሎኦት ብጾትካ ዝነበሩ'ውን እዚ ዕድል ክረኽቡ ተስፋ ይገብር።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 5 жыл бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓውና ወድና ሚኪኤል።ብሓቂ ቅኑዕ ተባዕ ኢካ፡ሓቂ ብምምስካርካ ዓቢ ኣብነት ኔርትራውያን ኢዩ።ኣምላክ ይባርክካ፡ከማካ ሓቂ ዝምስክሩ የብዛሓልና።
@yonasinaeritreana5756
@yonasinaeritreana5756 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንኣቦና ጅግና ሓውና
@amantewolde5017
@amantewolde5017 5 жыл бұрын
Naka ember thank you shikor wedi,hasot negislu ab zelo gzie kemzi mitbaeka!!!!
@selamberhe2807
@selamberhe2807 5 жыл бұрын
God bless you brother Michael and thank you brother Yoel
@tomitomi6008
@tomitomi6008 5 жыл бұрын
Tebarek zehawey
@kebromtesfa3324
@kebromtesfa3324 5 жыл бұрын
ዩኢል ናይ ብሓቒ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስለቲ ጽቡቅ ተግባርካ ቀጽሎ
@BAHGIEntertainment
@BAHGIEntertainment 5 жыл бұрын
ሚኪ ስለቲ ዝሃብካና ምስክርነት ብጣዕሚ ነመስግነካ ብፍላይ እታ ኣብ መወዳእታ ዘሕለፍካያ መልእኽቲ።
@erenasweet7936
@erenasweet7936 5 жыл бұрын
Thanks for your voice for the less voice. God bless you both 👍👍
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቀሊል ነገር ኣይኮነን እዚ ትገብሮ ዘለኻ። እግዚኣብሔር ካብ ጸሎት ናይ ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ይኽፈልኩም። ጸጋ የብዝሓልኩም ስለ ስራሕኩም። ህዝበይ ንቃሕ።
@gauldnglmaryam.4780
@gauldnglmaryam.4780 5 жыл бұрын
*መዝሙር ዳዊት 34፥19* ናይ ጻድቅ መከራ ብዙሕ ዩ እግዚኣቢሄር ግና ካብ ኩሉ የናግፎ ኣቦና ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ካብ ልበይ ሓዚነልኩምን ደንግጸልኩምን 😭😭😣እግዚኣቢሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🙏🏼🙏🏼
@habtomberaki1753
@habtomberaki1753 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ነቦና መዋጽኦ ይፍጠረሎም
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
Amen (3) hawey natey
@weditesfay5985
@weditesfay5985 5 жыл бұрын
አሜን ዝሓፍተይ አምላክ ሰማይ ምስኦም ይኹን ። አሕሕ
@meratv618
@meratv618 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ሰላምሰላም-ለ1ኸ
@ሰላምሰላም-ለ1ኸ 5 жыл бұрын
ሓውና ሚኪኤለ ክትምስገን ይግበኣካ ናይ በሓቂ በሊሕ ፡ብዓይንካ ዝረኣካዮ ክትምስክር ብምምጻካ ፡ ከምዚ ከማካ ዝበሉ ከኣ ንዓኻ ርእዮም ምስክርነቶም ክህቡ ይትስፎ።እታ ኣብ መወዳእታ ዝበልካያ ዓባይ ዘረባ እያ ፡ህግደፍ ንዓና ሓንጎልና ፡ጀጋኑና እዮም ሰርቆምና
@natsnetfishatsion3093
@natsnetfishatsion3093 5 жыл бұрын
ብሓቂ ምኬለ ሓውና ክትምስገን ይግበኣካ አዩ። ኣምላኽ ይባርኽካ። ሽግሮም ዝነገርካሎም ዞም ኣቦና።
@berekethadgu828
@berekethadgu828 5 жыл бұрын
ዩኤል ሓወይ ወትሩ ኣብ ጭብጢ ምኪኤለ ሓወይ ካኣ ኣምላክ እቲ ሓቂ ክትምስክር ዝሓረየካ ኣምላክ ይመስገን
@habteokbe5744
@habteokbe5744 5 жыл бұрын
ዩኤል ዝምስገን ስራሕ ነዚ ሐውና ስለምስክርነትካ ነመስግነካ እዛ አብ መወዳእታ ዝበልካያ ቃል ልበይ ተንኪፈትኒ ምልክዕ አብ ካልእ ሀገራት ብግልጺ ሰባት ክዝመቱ ንርኤ ኢና አብ ኤሪትራ ግን ሰብ ሐንጎሉ ዕድሚኡ ሂወቱ ዕድሉ ሰብአዊ ክብሩ ብሰላሕታ ይዝመት እዚ ናይ ሀገርና ፍሉይ ዝገብሮ እሞ ነዞም ክቡር አቦና አብ ጾሎትና ንዘክሮም።
@genettedla2493
@genettedla2493 5 жыл бұрын
Thank you so much brother for you telling whats going on about our father 👍
@m.s1128
@m.s1128 5 жыл бұрын
Yes Mick.. Anbesa.......I am proud of you. 👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
@tkh4049
@tkh4049 5 жыл бұрын
Very sad!! Thank you Mike for providing a very clear information. God bless you !!!
@matiwostumzghi9770
@matiwostumzghi9770 5 жыл бұрын
ርሑቅ ዓዲ መሐሰዊ።ሓቂ ትድንጒ እምበር ኣይትቅበር ኢያ ።ናይ ኣቦና ከኣ ኣምላኽ መውጺኢ ምፍጠረሎም።ዩኤል ሓውና ከኣ ስለቲ ጽጹይ ሓበረታ ነመስግነካ።
@Meley07
@Meley07 5 жыл бұрын
Guys keep Micheal in your prayer for his bravery!!! He has done what must wasn’t able to do!! The least we can do is pray for him and keep him on our prayers.
@abebadebese7360
@abebadebese7360 5 жыл бұрын
ዩኤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ንምክኤል ከኣ ጾሎት ኣቦና ምሳኻ ይኹን በለለይ።ነብስኻ ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ተጥንቅቂ ቦሎ።ኣጆኹም ሓቂ ትመጻሉ ግዝየ ነውሕ ኣይኮነን።
@saymonahferom1111
@saymonahferom1111 5 жыл бұрын
Kubr hawey haqi mzrabka ugzabher amlak udmen tuhnan yhabka nebona mwaso yfterlom hagerna selam yewrdela Amen
@amelsiraj2872
@amelsiraj2872 5 жыл бұрын
Mejemrya ne yole yemsegeno be xebele dema ne mayke betam eye zemsegenkum ajokum ayteferhu tog abelewo hezbena beteley mengsti haymanote tewexeom eyom ajokum meskum alena👍👍👍
@aloniabo7466
@aloniabo7466 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ።አንተ ንዓኹም አሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@ዕንዱ28
@ዕንዱ28 5 жыл бұрын
Aloni abo you right
@efremogbamicael729
@efremogbamicael729 5 жыл бұрын
ይቕረታ ኣሎኒ ኣብ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ተውሃዶ ዘይኮነ ጸሊም ታሪኽ ናይ ህግደፍን ሰዓብቱን ብፍላይ እዞም ኣቡናት ኢና ዝብሉ ኢዩ።
@romatv6689
@romatv6689 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ነቦና ዕድመ ማቱሰላ ይሃቦም።
@keseteokubay6723
@keseteokubay6723 5 жыл бұрын
Entay zbelwo siol ena knatu wedey egziabiher ykre ybelelna bealu
@ሚካዊቸልሳዊ
@ሚካዊቸልሳዊ 5 жыл бұрын
Thanks more yuel hawna nebona ka amlak bayni mihretu ytemtom
@hayatiialbinatey9474
@hayatiialbinatey9474 5 жыл бұрын
Thx yoel hawsy ezi medeb bmkraba Kab lbi ena nemesgneka ezo hasewti Thx kubur menesey kemzi elka btbat bmzrabka tebae eritrean bmkanka yhbenelka ab haki metkelka kexlo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EriInvesting
@EriInvesting 5 жыл бұрын
ዘሕዝን ፍጻመ። ጂግና መንአሰይ ካብ ልቢ የመስግነካ ኣምላኸ አስራኤል ምሕረትካ ኣይተርሕቕ ካባና ኣምን።
@istandwithabuneantonioseri3005
@istandwithabuneantonioseri3005 5 жыл бұрын
God Bless You Brother Michael & Fanus for telling the truth. At this time All Eritreans especially important to the orthodox followers to stand with 3rd Patriarch Abune Antonios.
@maekele776mehari8
@maekele776mehari8 5 жыл бұрын
Face book nay Michael habena
@Michael-dz5oi
@Michael-dz5oi 5 жыл бұрын
Michael jon eya tebil nay abona sieli alewa
@istandwithabuneantonioseri3005
@istandwithabuneantonioseri3005 5 жыл бұрын
KIROSEY MES HEZBEY Thank you 🙏
@bsryeeritrean5654
@bsryeeritrean5654 5 жыл бұрын
ንፉዓ ሚክኤለ. ኩልና ንይግደፍ ጉዱ ክንውጽኦ ኣልና 👍
@Adha1991
@Adha1991 5 жыл бұрын
Brilliant mind God bless you guys.
@Michael-dz5oi
@Michael-dz5oi 5 жыл бұрын
Thanks so much
@danialves3825
@danialves3825 5 жыл бұрын
miki amlak ybarka nebona mewaxo yfterelom neana khshena egzabihar selamu yhabena amen
@elenasegmut2302
@elenasegmut2302 5 жыл бұрын
It's very heart breaking 💔 I'm so sorry for uor father ❣️🙏🏽 thank u Michael hawna bflay Yuae hawna!‼️ aza bbuzuhat jeganuna zrekebnaya Hager nay kulna halafnet au tetew knbl.....
@blackaboymen3265
@blackaboymen3265 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ
@ghirmaybrhane6026
@ghirmaybrhane6026 5 жыл бұрын
ብራቮ መንእሰይ ምክኤለ . ሃየ እቶም ብዓይንኩም ዝራእኩም ምስክርኩም ሃቡ . ኣቦና ኣምላክ ጥዕና ይሃብኩም.።
@loveumam5734
@loveumam5734 5 жыл бұрын
Ezgom meharena kuston entay zbeluwom gzye eyna bexihna Hawna Michael edmen tienan yhabka Ni Abona qudus Antenyos kea edmen tienan yhabom mewaxti yfterelom Amen Amen Amen
@abrahamberhane6151
@abrahamberhane6151 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ጀጋኑ ብሓቂ ጭብጢ'ዩ ዝበለጸ።
@meksebjemal9998
@meksebjemal9998 5 жыл бұрын
yekenyelna yuel hawna sleti tegediskan gzieka atfiekan nezi hawna mkrabka nmichael hawna rekibka mzrrabka wn thank you.
@kiflomerythrane9329
@kiflomerythrane9329 5 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ኣብ ምንታይ ምጾታት ዓለም እና በጽሕና ደቀይ ዘሕዝን እዩ ደቀይ ንኣቦና ካኣ ኣምላክ መዋኣጾኦ ይፍጠረሎም።
@natnaeltesfalem4099
@natnaeltesfalem4099 5 жыл бұрын
Thank you btaemi yoela and michael
@alemazeysu1156
@alemazeysu1156 5 жыл бұрын
Thank brother s for your wetnec abona.
@nevergiveupihopeoneday7127
@nevergiveupihopeoneday7127 5 жыл бұрын
God bless you and your family haki mzrabka adnkeka
@ድምጺልቢ
@ድምጺልቢ 5 жыл бұрын
ፖው ኣብ ኢትዮ ስርቂ ሞባይልን ገንዘብን ኢዩ ዘሎ ኣብ ኤርትራ ግን መተካእታ ዘይብሉ ሓንጎልን ሂወትን ኢና ንስረቅ ። ቭራቦ ሚኪ ሓወይ
@mfh8140
@mfh8140 5 жыл бұрын
Thank you Yoel hawna sleti agedasi medebka , & meniesey sleti miskirnetka.👍👍👍🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️💝
@samiabraham4432
@samiabraham4432 5 жыл бұрын
ዮኤል ሓወይ ክሳብ ሕጂ ይኻታተለካ ኩሉ ተቅርቦ ጭብቲ ከም ዘለዎ ሎሚ ኣሚነ ኮሞንቲ ዝኮነ ሪእቶ ጺሕፍ ኣይፈልጥን ኢየ ሕጂ ግን ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግን ኮምዚ ምቅራብካ tankssss
@lydiahagos5178
@lydiahagos5178 5 жыл бұрын
The story is truly heartbreaking, it is only those whom our Lord loves dearly and those who resemble Him that suffer much. I will keep Father in prayers. I just recently discovered your program, very informative and thank you and God bless.
@tesfitkubrom5790
@tesfitkubrom5790 5 жыл бұрын
Ezi wedi haku eyu Michael msay eyu tealimu ab sawa wedi mesriey eyu neyru. thanks”Michael to give us all this information👍
@Michael-dz5oi
@Michael-dz5oi 5 жыл бұрын
የቀንየለይ ክቡር ሓው
@lwammichael7855
@lwammichael7855 5 жыл бұрын
Mo 25 dea zur nay hmamey diom zur 24 do aykonen zur nay hmamey
@tesfitkubrom5790
@tesfitkubrom5790 5 жыл бұрын
Lwam Tesfaldet mo nay hmamey maletu eko ezi dahray woledo maletu eyu. haftey
@rehaboth203
@rehaboth203 5 жыл бұрын
Yonas Wedi Abeyti eziom nai himamey zeykonu kibahalu zelewom nai ጥዕናይ ንበሎም:: ጸላኢና ይሕመም::
@samiftwi2526
@samiftwi2526 5 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ንመን ኢና ክንኣምን ወደይ ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት የውርደልና
@mulubrhanmeharigebregergis7101
@mulubrhanmeharigebregergis7101 5 жыл бұрын
ዪኤል ጅግና ኣጃካ ኩሉ ክሓልፍ እዩ።
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 жыл бұрын
Egzabher msakum ykun, abzi nehlka busul zereba, Edmen TEnan yhabkum💖
@keshiafewerki
@keshiafewerki 5 жыл бұрын
ሰብ እቱ ዝፈልጦ ሓቂ ኪምሥክር ኣሎዎ‼️ ኃውና ሚካኤል ድማ ነቱ ትፈልጦ ስለ ዝመሥከርካ ኣምላኽ ይባርኽካ:እቶም ካልኦት ድማ ኣሰሩ ክትስዕቡ ኣምላክ ይኃግዝኩም:እዙይ ጊዜ ሓቂ ኮለል ትብለሉ:ሓሶት ድማ ትቃልዓሉ ኢዩ::ይዋእ እቶም ኣብዙ ረሳሕ ታሪኽ እትሓብሩ::ኃውና ዩኤል ድማ ኣምላክ ይባርኽካ:ቀፅሎ‼️
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 51 М.
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
REAL or FAKE? #beatbox #tiktok
01:03
BeatboxJCOP
Рет қаралды 18 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
ምስክር ቐረባ ቤተሰብ ኣቡነ እንጠንዮስ
55:16
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН